"ኣብ ውሽጢ 3 መዓልቲ ስጉምቲ ክንወስድ ኢና!" ፕረዚደንት ጌታቸው ረዳ መልሲ ንተሰለፍቲ

แชร์
ฝัง
  • เผยแพร่เมื่อ 4 ก.พ. 2025

ความคิดเห็น • 132

  • @toyotaw2500
    @toyotaw2500 8 วันที่ผ่านมา +10

    ጀግንነት ተጋሩ ሐቂ አብ ትግራይ ተፈጢራ ብኸመይ ሴሜን ትግርኛ ናብ ንቡር ንመልሳ 🙏🙏🙏🙏🙏

  • @KahaseMezgebe
    @KahaseMezgebe 8 วันที่ผ่านมา +6

    ዘደንቅ ሰልፊ እዩ ጠስሚ ልበይ ዝሰተኹ ሎሚ እዩ💪💪💪👍👍👍

    • @Ytbarek-d9y
      @Ytbarek-d9y 8 วันที่ผ่านมา

      @@KahaseMezgebe ናይ ብሓቂ

  • @tekleadhanomgebreslassie569
    @tekleadhanomgebreslassie569 8 วันที่ผ่านมา +2

    ብጣዕሚሚሚ፡ደስስስ ይብልልል

  • @WeyniTsehaye
    @WeyniTsehaye 9 วันที่ผ่านมา +20

    ብልፅግና ብኺናት አይካእለናን በዚአ ግን ፅብቅ ገይሩ ሰሪሑልና ዓያሹ ረኺቡ ፈጣሪ ነቲ ምስኪን ህዝቢ ኢሉ ምሕረት የውርደልኩም

    • @Hi-y8wምንባር
      @Hi-y8wምንባር 8 วันที่ผ่านมา +1

      ብጣዕሚ ሰሪሑልና ኣሕ ንሕና ሰነፋት

  • @tsegayweldeghebriel7461
    @tsegayweldeghebriel7461 8 วันที่ผ่านมา +2

    እዋይ እዚ ደኣ ልክዕ ከም ዚ ለናዮ ኢዮም ትመሓደሩ ማለት ከም ኢሮጳ .ኣታ ናትና ሓሲብካ ተባሉ ንሓዋሩ ኢዩ ዝስወር .ኣምላኽ ይሓግዝኩም ሱልጡናት ኣሕዋት ኣለኹምልና.ኣየ ስነ ልቦና ደቀይ ኩሎም ትግራዎት ከመርዕዎም ኢየ .

  • @danielyemane4381
    @danielyemane4381 7 วันที่ผ่านมา

    ናይ ብሓቂ ደስ ዝብል ዩ ኣምላክ ይሓግዝኩም ጀጋኑ ኢኩም።

  • @meharihagos5126
    @meharihagos5126 7 วันที่ผ่านมา

    Very excellent program, KEEP GOING ብራኸ ሾው

  • @Embaseyra
    @Embaseyra 8 วันที่ผ่านมา +1

    ኣምላክ መዋጽኦ ይሃቦ ንህዝቢ ትግራይ። ኣጆኩም በርትዑ መንእሰያት፡ በዞም ደቂ 80 ኮመንስታውያን ክእለዩ ጥራይ ኢዩ ዘለዎም። ዞባና በጽቢጾሞ

  • @daniel4799
    @daniel4799 8 วันที่ผ่านมา +2

    በርቱ ትግራዋይ እኛም ከመሀል አገር ከጎናቹ ቆመናል.

    • @haymongeher682
      @haymongeher682 8 วันที่ผ่านมา

      ምናባህ አገባክ በተጋሩና ትግራይ

    • @daniel4799
      @daniel4799 8 วันที่ผ่านมา +1

      @haymongeher682 ወደህ ነው ያገባኛል: የትግራይ ጦርነት ኑሮ እንዴት እንዳስወደደብን ኢትዮጲያውያን ጠንቅቀን እናውቃለን!! ለነደፂ ምህረት የለንም!!

  • @aronyonas7563
    @aronyonas7563 9 วันที่ผ่านมา +5

    The king of TIGGER TIGRIYANS TPLF❤ The king of TIGGER TIGRIYANS TDF❤ Absolutely regardless tough Genius faster fighter in the world our GENERALS CORENIALS long live state TIGGER TIGRIYANS TIGRAY❤❤❤ ብቅልፅምና ብስሬና

  • @ብርሃንንሂዝበይ
    @ብርሃንንሂዝበይ 9 วันที่ผ่านมา +7

    Brake show banda

  • @haymongeher682
    @haymongeher682 8 วันที่ผ่านมา +2

    ትግራይ ብወድራያ ጥራሕ ትመራሕ እምበይ ተፈናቀልቲ ተጋሩን ልኣላውነት ትግራይ ባዕሎም ይፈልጡ ዝኾነ ሰልፊ

    • @YohannesIV1889
      @YohannesIV1889 8 วันที่ผ่านมา

      @@haymongeher682 ከምኦም ኣይትውረድ ደቂ ራያ ኣሕዋትካ እዮም ግምት ናይ ክድዓትን ስርቅኖ እምበር ናይ ከባቢ ኣይኮነትን ኣብ እንዳ ግምት ኩሎም ደቂ ዓድና ኣለዉ ሕመቓትካ ንሓንቲ ከባቢ ምልጋብ ጫፍ ድሕረት እዩ። ደምስሳ ኢኻ።

    • @berihuteklu8356
      @berihuteklu8356 8 วันที่ผ่านมา

      ዓርስኻ ኣይተታልል ዝዓርከይ​@@YohannesIV1889

  • @EmmbberTegga
    @EmmbberTegga 8 วันที่ผ่านมา +1

    ዕዚ ሰራዊት ዝተደራጀወሉ መንገዲ ብጉጅላዊ ኣታሓሳስባ ዝተዋቀረ ብፀብቲ ሸፋቱ ዝምራሕ ብቻ ዘይኮነስ ንሕንደይ ጀጋኑ ወድ ሕዝቢ ጋንታ ንክመርሑ ዘይፈቐደ ወገንተኛ መራሕቲ ሰሪዊት ፀረ ሕዝቢ ምዃኑ ነፂሩ ዕዩ! ስለዚሕ ዕምቢ ንዓሌታውያን!

  • @ወድሐጭርዐውትልህዝቢትግራ
    @ወድሐጭርዐውትልህዝቢትግራ 8 วันที่ผ่านมา +1

    ይይ ብጣዓሚ እዩ ዘሐዝን ክደይ ብዕራይ እያ ፀራ ዘላ ዛ ትግራይ ንእሽተይ ዶ ልቢ ግቦሩ ፀላአይ እኮ ብክናት እይስዕረናይ ከምዚ ገሩ ግን ክስዕረና እዩ

  • @reisomtsadik2681
    @reisomtsadik2681 7 วันที่ผ่านมา

    ጀጋኑኑኑኑኑኑኑኑ

  • @TESFAEnt
    @TESFAEnt 8 วันที่ผ่านมา

    ትክክለኛ ነው 😢😢😢😢😢

  • @Medi-k3d
    @Medi-k3d 8 วันที่ผ่านมา +1

    ህዝበይ ፆሎት ግበር😢😢

  • @FyFfd-p8f
    @FyFfd-p8f 9 วันที่ผ่านมา +1

    ኣጆኩም ምሰኩም ኣለና❤❤❤❤

  • @mubengggg
    @mubengggg 9 วันที่ผ่านมา +5

    እዋይ ውርደት ህዝብና ሓሚስክሞ ልቢ እዶ ግበሩ

  • @tesfayhailu700
    @tesfayhailu700 9 วันที่ผ่านมา +7

    መሬት ሽይጥካ ኣድኻ ሸይጥካ ሃተፍተፍ ዋጋ የብሉን.ባንዳ ❤❤❤❤❤❤❤እዩ ዘብል.የኣይተ ጌታቸዉ ረደ fascist እዩ

  • @1224-m3e
    @1224-m3e 8 วันที่ผ่านมา +1

    ጀጋኑ ❤😅

  • @mulleryoutuber
    @mulleryoutuber 8 วันที่ผ่านมา +1

    ህዝቢ ትግራይ ንኣስታት 50 ዓመታት ኣብ ዕንክሊል ጥፍኣት ክነብር ዝፈረደ ውልቀ ምልካዊ ኣገዛዝኣ ዘብቅዐ ምዃኑ ዘበሰረ ናይ መንእሰይ ትግራይ ይኣክል ንምልክን ጥልመትን ቃልሲ ጅለ ኣመራርሓ ህወሓት ምልካዊ
    ኣገዛዝኣ ዘብቅዐ ምዃኑ ዘበሰረ ናይ መንእሰይ ትግራይ ይኣክል ንምልክን ጥልመትን

  • @almazeyassu6532
    @almazeyassu6532 8 วันที่ผ่านมา +1

    👍👍👍👍👍👍🌷🌷💐💐🌹🌹👌👌

  • @guishassefa2816
    @guishassefa2816 9 วันที่ผ่านมา +2

    ጉጅለ ጌታቸው እኮ ሰራዊት ትባሃሉ ፍጡራት ፖለቲከኛታት ዝገዛእናኩም ናይ ፋሲካ ኣባጊዕ ስለ ዝኮንኩም ሓሳብኩም ክትገልፁ መሰል የብልኩምን እዮም ዝብሉ ዘለዉ።

  • @asgedombezabeh9665
    @asgedombezabeh9665 8 วันที่ผ่านมา

    Truest is true

  • @AskalMehari
    @AskalMehari 8 วันที่ผ่านมา

    ❤❤❤❤😢😢

  • @haileduru3080
    @haileduru3080 9 วันที่ผ่านมา +6

    ብልጽግና እዩ ዋና ጆኖሳይደር ረሲዕካዮ ዶ

    • @All-w9s
      @All-w9s 9 วันที่ผ่านมา +3

      ናይ ተጋሩ ፅንተት ዋና መሃዲሱን ወላዲኡን ሻዕብያ እዩ

    • @MusluyAykonkun
      @MusluyAykonkun 9 วันที่ผ่านมา

      ኣረሜን ሻዕብያ - ዕድለኛ እዩ እዚ ኩሉ ጽንተት ፈጺሙ ተረሲዑ ሕጂ ተመሊስካ ስልጣን ጥራይ ዘገድሶም ሕውሓት ስልጣኖም ንምውሓስ እንተሓገዘና ተባሂሉ ሕግብግብ ክትብሎ - ሃየንታ እዩ

  • @Yeha2025
    @Yeha2025 8 วันที่ผ่านมา +1

    The Power of Money

  • @YohannesIV1889
    @YohannesIV1889 8 วันที่ผ่านมา +3

    እዋይ ከፈንፍኑ መሃይማን ካድረታት 🤢 🤮 ትግራይ ክትውረር ከላ ሓንቲ ጥይት ዘይተኮሱ “መናእሰይ”። መሕፈርቲ።

  • @ዩትቡር
    @ዩትቡር 8 วันที่ผ่านมา

    እንታ ኣምላኽይ ምእንቲ እቲ ለዋህ ህዝቢ ኢልካ ሰላም ኣውርደልና ኡፍ ኣነስ ይፈርሕ ኣለኹ😢

  • @Yeha2025
    @Yeha2025 8 วันที่ผ่านมา +1

    Aye 7 billion Aregawi berhe

  • @Fttbrook
    @Fttbrook 8 วันที่ผ่านมา

    Wawwwwww Abakhum yu tesfea Tiray ....

  • @ayegzye
    @ayegzye 8 วันที่ผ่านมา

    Lebimu kunat n eritrawyan aytekemen weil Pretoria kitgber gosgusu hawkum kab eritrea ❤

  • @GrtachewKiros
    @GrtachewKiros 7 วันที่ผ่านมา

  • @gideonasress7484
    @gideonasress7484 8 วันที่ผ่านมา +1

    WEYANE FAH ELAWA ...WHEN WILL THEY UNDERSTAND IT IS OVER.

  • @ብርሃንንሂዝበይ
    @ብርሃንንሂዝበይ 9 วันที่ผ่านมา +1

    1 %

  • @ብርሃንንሂዝበይ
    @ብርሃንንሂዝበይ 9 วันที่ผ่านมา +1

    Tetsahifu diu tewahibkum

  • @davidharcot220
    @davidharcot220 8 วันที่ผ่านมา

    ቀላል እኳ እያ ሎሚ አይዋጋእ ጽባሕ አይዋጋ፡ ምባል እያ።

  • @aregaiw
    @aregaiw 9 วันที่ผ่านมา +4

    Shame on you!!!!!!❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @YohannesIV1889
    @YohannesIV1889 8 วันที่ผ่านมา +2

    ከዳዓት ነዚ ባንዴራና ገዲፍኩም ነታ ትፈትውዋ ናይ ኢትዮጵያ ባንዴራ ሓዝዋ ኢኹም!!

  • @haben524
    @haben524 9 วันที่ผ่านมา +5

    Getachew Reda must resign immediately!!!!!!

  • @bsikiros7171
    @bsikiros7171 7 วันที่ผ่านมา

    ኣቤት ጌታየ ሆይይ ጦርነት ወሮ ጦርነት ኣጥፈአልና😢

  • @tesfaldetghirmatsion8663
    @tesfaldetghirmatsion8663 8 วันที่ผ่านมา

    መርሓቲ ህዝቢ ትግራይ ካብ ጸቢብ ኣተሓሳስባ ዓዳውነት ወጺኩም ነቲ ህዝቢ ሰላም ኣውርድሉ ህዝቢ ኣንደርታን ካልአን አናበልኩም ሽግርን ኣደራዕን ኣይተውርዱሉ መርሓትኩም ልኡካት ብልጽግና ምካኖም ግልጺ ጌርሞ ኣለው ህዝብኩም ውዕል ፕሪቶርያ አናበልኩም ኣይትቀሽሽዎ መርሓትኩም ቀዲዶም አንዳጉሓፍ ደርበሞ አዮም።

  • @yohannes8242
    @yohannes8242 9 วันที่ผ่านมา +3

    Banda

    • @Bofiemedia-ze3ne4qu1p
      @Bofiemedia-ze3ne4qu1p 8 วันที่ผ่านมา

      ውሕጥ ኣብሎ ጉጅለ ሪስሓት ነጋ

  • @YohannesIV1889
    @YohannesIV1889 8 วันที่ผ่านมา +6

    ድሑራት ከባብያውያን ንዕኦም ምዕራብ ትግራይ ኣይእንታዮምን ‘ያ ኣብ መቐለ ጥዒምዎም ኣሎ። “ምስ ወዲ ኣሸብር ደው ንብል ኢና" ንባዕሉ ማለት ክሕደት እዩ። ሰራዊትና ኣፍሪስኩም ብመከላከያ ጥራሕ ዘይኮነስ በቲ ንፖለቲካዊ ሃልኪ ተልዕልዎም ፋኖን ሻዕብያን ክተጨፍጭፉና ትሰርሑ መሃይማን ካድረ ግምት!!!

    • @Bofiemedia-ze3ne4qu1p
      @Bofiemedia-ze3ne4qu1p 8 วันที่ผ่านมา

      ዘይነቕሐ በኽቲ መን ድዩ ሓሽከር ሻዕብያ

  • @user-pd1ef8eu3z
    @user-pd1ef8eu3z 8 วันที่ผ่านมา

    Abealo shaebya teblu baelkum nibaelkum tebalou shaebya aytlgblu akilkum zeytmharu

  • @user-ei7zk3wv4f
    @user-ei7zk3wv4f 8 วันที่ผ่านมา +1

    ውርደት ክበልዕኩም እዩ::

  • @ፍትሒንተጋሩ
    @ፍትሒንተጋሩ 8 วันที่ผ่านมา

    ኣቱም ሰብ ደቂ ሰማንያ ንኽነብሩ ተቓሊስና ዝብል ጌጋ እዩ። ብዙሓት ጀጋኑ ወለዲውን ምስውኦም ኣይንዘንግዕ።

  • @mihreteabsheshay5956
    @mihreteabsheshay5956 8 วันที่ผ่านมา

    መናእሰይ ምዕራብ ትግራይ ምእንቲ መቐለ ክትህሉን ክትለምዕን ደምን ግብርን ይኸፍል መንእሰይ መቐለ ምእንቲ ኣብ ስልጣን ዘለዉ ኣዝማዱ ከድሕን ንምዕራብ ትግራይ ኣሕሊፉ ይሸይጥ። ሕጅስ ብትግራዋይነተይ ሓፊረ።

  • @berihuteklu8356
    @berihuteklu8356 8 วันที่ผ่านมา

    ግን መን እዩ ጦርነት ዝደለየ? እዚ መልእኽቲ ንመን እዩ ? ኣየ ትግረዋይ መሕዘንቲ ፍጡራት 🤔🤔🤔

  • @girmachow3826
    @girmachow3826 9 วันที่ผ่านมา

    ሕጂ ግርም

  • @elsatucu155
    @elsatucu155 8 วันที่ผ่านมา

    I wonder who many lies Gatacaw step down how much money guys the gave you. Eritrea 🇪🇷 Gavernment he the people in Good administration.

  • @hailom29
    @hailom29 8 วันที่ผ่านมา

    Is this against Pretoria agreement?

  • @IsseyasBrhane
    @IsseyasBrhane 8 วันที่ผ่านมา

    ዝተወሰኑ ወታደራዊ ኣመራርሓ 206 😎 ብ 11 ታይ ኪትቢል ደሊካ ኢኻ ።

  • @ፍትሒንተጋሩ
    @ፍትሒንተጋሩ 8 วันที่ผ่านมา

    ተጋሩ በጃኹም ካብ ፖፒልዝም ንርሓቕ፣ ሓሳብካ ምግላፅ ግርም እዩ፣ ድጋፍ ንምርካብ ኢልካ ሓደ ትግራዋይ ካብቲ ኻልእ ኣብሊፅካ ምግላፅን ዝተፈለየ ተቖርቓሪ መሲልካ ምርኣይ የፅቡቒ። ኹሉ ትግራዋይ ኣብ ጎንኹም እዩ።

  • @Vip-j8f
    @Vip-j8f 8 วันที่ผ่านมา

    መድህን ናይብልፅግና ገንዘብ ከይተርፈኪ ጥሜትን ስቃይን ህዝቢ ትግራይ ክናዋሕ ትገብሪ ኣለኺ ኣቲ ግዕዚቲ ሽንትቤት ብልፅግና

  • @eyobdemoz7832
    @eyobdemoz7832 9 วันที่ผ่านมา +1

    "spiders are proud of caching flies "

  • @temesghen9252
    @temesghen9252 8 วันที่ผ่านมา

    ንስኩም ንስርዓት ኣብይ ኣሕመድ እተሳስዩ እምበር ሓልዮት ትግራይ የብልኩምን።

  • @chuchechuche1335
    @chuchechuche1335 9 วันที่ผ่านมา +5

    ነዚ ዘይኣስርዎ ከዕርፍ

  • @Yeha2025
    @Yeha2025 8 วันที่ผ่านมา

    Ayeneu mengesti?

  • @Vip-j8f
    @Vip-j8f 8 วันที่ผ่านมา

    ሓሰውቲ ሰራዊት ይበተን ብDDR ሰራዊት ትግራይ ይበተን ኣይንኣምኖን ትደመኛፀላኢና ወታድር ሰራዊት ኢና ንኣምን ይእቶ ይሓልወናዶ ኣይበልኩም

  • @mihreteabsheshay5956
    @mihreteabsheshay5956 8 วันที่ผ่านมา +1

    በዞም ካሕዳማት እንዳ ግምት ሓፈርና ወተሰከፍና።

  • @Lemi__21yutb
    @Lemi__21yutb 8 วันที่ผ่านมา

    ከዚ ንጌታቸዉ ድዮም ዝድግፉ ዘለዉ ንደብረጽየን እዩ አረዱኡኒ አነ ፖሎቲካ አይፈልጥን
    መን እዩ ወያየ
    መን እዩ ሕዉሓት እቱ ሓቂ ከ መን እዩ ??መሉሱለይ

  • @woinshetkassaye7174
    @woinshetkassaye7174 8 วันที่ผ่านมา

    ከምዚ ዝአመሰለ ሰላማዊ ሰልፊ አብ ትግራይ ጥራይዩ ዝራአይ ዘሎ። ከምዚ ዛአመሰለ ጅግናን ስልጡን ሕዝቢ ኺዝካ ከመይ ብምምሕድዳር ስዕነት ይሳቀይ። ቀስ ኢልኩም ሸተት ኢልኩም ንመንዕሰይ ስልጣን ሓብዎ።

  • @ahmaduhfyui2521
    @ahmaduhfyui2521 8 วันที่ผ่านมา

    ኣብ ጎንኹም ኣለና

  • @fhchffuchf
    @fhchffuchf 8 วันที่ผ่านมา

    ሃዛዋት

  • @TsidatuKahisay
    @TsidatuKahisay 8 วันที่ผ่านมา

    Eziom nay bltsgna telaakti eyom wielom hadirom gin nay edom krekbu eyom elfi ayashu

  • @Hadera-od7jn
    @Hadera-od7jn 9 วันที่ผ่านมา +1

    Tegaru idkum habu ! Ishi ilkum bigetachew keytisiwu nigus abiy ahimed ziblekum ishi goytay belu! Kemta nay nigus haile silasie temerkekhu !🖤🖤🖤🖤🖤🖤🖤🖤🖤🖤🖤weyane dahan kuni bemharigna kinmahar ina!

    • @eyobdemoz7832
      @eyobdemoz7832 9 วันที่ผ่านมา

      What nonsense and stupid people are they .

  • @jhi3325
    @jhi3325 8 วันที่ผ่านมา

    Geganu

  • @abrnyiosasfha7698
    @abrnyiosasfha7698 8 วันที่ผ่านมา

    Aysho menaesay zetkelsklom nehzbi Tigray Getchew gen sheytewo eyuo netkmo

  • @selamawitkidane245
    @selamawitkidane245 8 วันที่ผ่านมา

    Hezi eziom wgen nay gtachow deyom dkonu dlewu

  • @totallynotalphagamer3922
    @totallynotalphagamer3922 8 วันที่ผ่านมา

    You know your problem is GETACHERW , you don’t walk the talk. Last year you did say this will be your last , we will send you back home. But still people sleeping in a tent.

  • @ብርሃንንሂዝበይ
    @ብርሃንንሂዝበይ 9 วันที่ผ่านมา

    With TPLF will win banda kitsireg eyu

  • @ብርሃንንሂዝበይ
    @ብርሃንንሂዝበይ 9 วันที่ผ่านมา

    Who is president ? Tsarkan wedi 20 diu? Hizbinan meteatna aymeles diu , banda kulu aytisien hizbi yisier

  • @ብርሃንንሂዝበይ
    @ብርሃንንሂዝበይ 9 วันที่ผ่านมา

    Abiy misaka resiekumo

  • @Yeha2025
    @Yeha2025 8 วันที่ผ่านมา

    Atum nekebdehum kemzi aynet tarikawi gega

  • @Mika-l4h6s
    @Mika-l4h6s 8 วันที่ผ่านมา

    Tay meatu kabey eyom metsiyomna😂tseyekti alet😂

  • @tesfasnqey6690
    @tesfasnqey6690 9 วันที่ผ่านมา +1

    Tplf and eplf should go forever .

  • @aronyonas7563
    @aronyonas7563 9 วันที่ผ่านมา +1

    dont capitalize our TIGRAY our flag anything everything We are not ethion We are TIGRIYANS We dont like genociader state ethio fackup ever ❤

  • @Yeha2025
    @Yeha2025 8 วันที่ผ่านมา

    Ye dureye sebeseb 🙈

  • @CalebAbera-b1o
    @CalebAbera-b1o 8 วันที่ผ่านมา

    ዋይ ህዝቢ ትግራይ ሐሚማ ።
    መሪትካ አረኪብካ ኩይናት አይንድግፈን ?????

    • @ayegzye
      @ayegzye 8 วันที่ผ่านมา

      Kunat mefthi aykewenyu u kab zhalefe aytmeharin diki

  • @SaSemairesearch
    @SaSemairesearch 8 วันที่ผ่านมา

    ትግራይ መጻወቲ ኣቢይ ኮይና ተሪፋ፤፤ ናይ ትግራይ ፖለቲከኛታት ንዛ ንእሽተይ ክልል ከመሓድሩ ኣይከኣሉን፤፤ ፋሕፋሕ ኣቢሎም ንዚ መስኪና ህዝቢ፤፤

  • @berihuteklu8356
    @berihuteklu8356 8 วันที่ผ่านมา

    DDR ይፈፀም ዝበለ መን እዩ ዝነበረ ሓሸውቲ ኣሳሰይቲ ናይ ብል*ግና 👌

  • @aronyonas7563
    @aronyonas7563 9 วันที่ผ่านมา +1

    TPLF TRANSFORMED TIGGER TIGRIYANS TIGRAY❤❤❤ TPLF born for peoples revolution front & powerful to the TIGGER TIGRIYANS TIGRAY
    TPLF for ever & ever & ever & ever & ever & ever Generation TIGRAY only for clean TIGGER TIGRIYANS only

  • @ብርሃንንሂዝበይ
    @ብርሃንንሂዝበይ 9 วันที่ผ่านมา

    How much did u paid kkkkkk

  • @kokebhabte
    @kokebhabte 8 วันที่ผ่านมา

    ፈካሪ 😛

  • @YohannesIV1889
    @YohannesIV1889 9 วันที่ผ่านมา +4

    ርአይዎም እዞም መዓንጣ ኣልቦ ካድረታት ግምት! TDF ኣብ ፈቐዶ ግድምን ሽንጥሮን ክኳሻሕ ከሎ እዚኦም ክንዲ ማንካ ረሃፅ ዘይኸፈሉ ኣብ ቀምሽ ኣዲኦም ተሓቢኦም ጫት ዝቁሕሙን ቁማር ዝፃወቱን ሕሉፍ ሓሊፎም ዝጥቁሙና ዝነበሩ እዚኦም እዮም። ህዝቢ ምዕራብን ደቡብን ሰሜንን እናተሳቐየ ኣብ መቐለ ዝሑል ማይ እናሰተኻ ምንባር ኣይከኣልን ቁሓምቲ ጫት ሰተይቲ ሓሽሽ

    • @HaftomKidane-y3m
      @HaftomKidane-y3m 8 วันที่ผ่านมา

      @@YohannesIV1889 ደደብ 🤑🤑🤑🤑

  • @temesgenkasahun2847
    @temesgenkasahun2847 8 วันที่ผ่านมา

    Game over Getachew Reda end of your Story.

  • @kidaneberhe7911
    @kidaneberhe7911 9 วันที่ผ่านมา +3

    Abyi strategy for civil war in TIGRAI is about to succeed if TDF does not stop this craziness. You can not pick guns against TDF. Getachew do not mind coz that is part of his plan if they force him to leave the office. Abyi is just sitting, watching and laughing. I hope the Tigray people will not buy this tragic action. God help Tigray not to end up in civil war .

  • @ራህዋአሎድህሪፀበባ
    @ራህዋአሎድህሪፀበባ 7 วันที่ผ่านมา

    አይ ሸቀጥቲ ብስም ሰራዊትን ብስም ህዝብን ገርካስ ሑሉኩሳት ንስኩምስ ናይ አብዪ ልእካት እንዳአልኩም ብሽም ሰላም ኢና ንደሊ ዝብል ገርካ መሬት ምዕራብ እቲ ወና ነይትግራይ ሃፍትን ኢካኖሚ አረኪብካስ ወሪድዎ ኢቲ ህዝቢ

  • @Zion-k8e
    @Zion-k8e 8 วันที่ผ่านมา +1

    This is what abiy ahmed wants! Divid and rule!! Ayiii Getachew Reda I thought you were smart but you are foolish!!! if you want government position leave Tigray and work with Prosperity party!!!

    • @zewisdom4822
      @zewisdom4822 7 วันที่ผ่านมา

      ንመን ኢሉ ጌች ንህዝቡ ይግደፉ? ንስብሀት ዳይነስቲ ንህሽተ ንኣድዋ ጉጅለ ኢሉ? 😂 ኣይኸውንን ኣይትህሰቦ!

    • @Zion-k8e
      @Zion-k8e 18 ชั่วโมงที่ผ่านมา

      @ getachew only need vodka + girls + fancy hotel and abiy ahmed gave him everything ! Abiy now gets good appotunity to control Tigray

    • @Zion-k8e
      @Zion-k8e 17 ชั่วโมงที่ผ่านมา

      Read page 28 abiys book…… how he describes to under control his enemies! He said first you have to know your enemies interest and give them everything what they want until they come to in your spring traps! Ayit lemeyaz enjera fetfeteh wotmed lay madreg ende malet new !

  • @Vip-j8f
    @Vip-j8f 8 วันที่ผ่านมา +2

    ኩንትራትካ የእኺልካ ኢኻ ግምት ጫታም

    • @HaftomKidane-y3m
      @HaftomKidane-y3m 8 วันที่ผ่านมา

      ለሓሲ 🤑🤑🤑🤑

    • @Vip-j8f
      @Vip-j8f 8 วันที่ผ่านมา

      @HaftomKidane-y3m ተቀላቢ ለማኒ

    • @HaftomKidane-y3m
      @HaftomKidane-y3m 8 วันที่ผ่านมา

      @@Vip-j8f ወዲ ሸዉዓተ ልቛም

  • @GhirmayKahsay-vm2os
    @GhirmayKahsay-vm2os 6 วันที่ผ่านมา

    You people have not understood what PEACE IS Tigray is not at peace ,YOU ARE JUST SUPPORTING ABIY TO Destroy Tigray

  • @brhanegeremeskel137
    @brhanegeremeskel137 4 วันที่ผ่านมา

    ሜዲ በጃኺ ን ፋላስፋ ዮሴፍ ገብረሂወት ኣቕርብልና
    m.th-cam.com/video/O3gtUc2NhbY/w-d-xo.html

  • @mikytekle8814
    @mikytekle8814 9 วันที่ผ่านมา +2

    Sekaram shenawi banda .all this happened because of you kemaka bandatatn, sekaratn akiba mdngar waga yeblun. You totally failed by providing the best to our genociders not to your people

  • @okbazghiablel4131
    @okbazghiablel4131 9 วันที่ผ่านมา +2

    Belwom nezom argtot hwahat edmom beliom be edmekum keyxwetu

    • @werkishire
      @werkishire 9 วันที่ผ่านมา

      you do know getachew's faction is also part of TPLF right?

    • @YohannesIV1889
      @YohannesIV1889 8 วันที่ผ่านมา

      @@werkishireNope. He is not, his nameless group is PP. The guy above is clearly Eritrean. His name is ዑቕባዝጊ and he uses “x” instead of “ts” for ፀ to write Tigrinya in Latin

    • @okbazghiablel4131
      @okbazghiablel4131 8 วันที่ผ่านมา

      @@werkishire nsus men do teuy gerwo u ane zdgf nhzbi tgray zteqm u

    • @werkishire
      @werkishire 8 วันที่ผ่านมา

      @ that's fair

  • @helentewolde9492
    @helentewolde9492 9 วันที่ผ่านมา +2

    Stop playing enough is enough you are liar you're liar stop it enough is enough you need to go away stop misleading liar stop lying

  • @keseteyemane3008
    @keseteyemane3008 9 วันที่ผ่านมา

    ኤህ ደኣ መራሕቲ ሕወትን
    ገለ፡መራሕቲ ሰራዊት ትግራይን ሲ በጃ ህለዋህ ህዝቢ ትግራይ ሕርድ በሉ
    ረሳሕ ታሪኽ ክትገድፉ እምበር ካብ ልቢ ህዝቢ ትግራይ ስለዝወጻእኩም ዋላሓንቲ ትገብሩዎ ነገር የለን ፍኾሱ ኢሉኩም እምበር ፈኮስቲ