Mestyat Betna aytitehawek! The development in Syria is not good for the minority people there. The West are afraid that Sheria can be introduced. ISIS may find a chance to resurface. Let us hope Syria will not be another Iraq, Libya, Afghanistan, Sudan etc. in such circumstances sometimes the consequence can be disastrous. I hope for the best for the Syrian people.
quwam tezey halyuwa hanti kemu eya tikewun nihna kea quwan kihlu ab hagerna ena ni deli ezi zelo mengsti mes mote wun libya kitkewun eritrea tekilo alo quwam sile zeyele
ናዐና እርትራውያን ከምዚ የርእየና ብሐይሊ አምላክ
🙏🙏🙏
🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🇪🇷
Amen amen amen 🙏
Amen ajona kkewn eyu
Amenn kereyena eyu ajoka
አቤት አገላለጻ ዛኪ ሐወይ እድመን ጥእናን ይሐብካ❤❤❤
ጽቡቕ ስማዕ እዩ ነዓና ከኣ ንዖም የማስለና 👏🏻👍🏻
አምላኽ ንመን ኢሊዎ አብ ዓለም ዘይከውን ነገር የለን ኤርትራዊ መንእሰይ ድማ ነዚ ነቒሕሉ ይርከብ
🤣🤣🤣🤣🤣
Tishk aleka hiji xbah gin kitbeki eka gize tekeyari eu amlak mis wuxat mukanu flet.@@FilmonmekonnenFilmon
Wawwww ሓደ መዓልቲ ንግሆ ነዚ ጥዑም ዜና ኣብ ኤርትራ ሰሚዕና ብሓጎስ ክንበኪ ተስፋ ንገብር 😭😭ክኣምኖ ኣይከኣልኩን ንሕና ኤርትራውያን ካብዚ ንመሃር ዘይከኣል ነገር የለን ዝኾነ ውልቀ መላኺ መዓልቲ ኣለዎ ህዝቢ ሶርያ ብዘይ ፍርሒ ናብ ዓዱ ክምለስ እዩ እንቋዕ ሓጎሰካ ንጅግና ህዝቢ ሶርያ የቐንየልና ዘካርያስ
Amen Amen
nimen iluwo 🎉
🙏 🙏 🙏
Amen amen fetari entai yseano
ተገሪመ የ ዘለኹ በዞም ጀጋኑ ወተሃደራት ኣብ ውሽጢ ሰሙን መንግስቲ ሙሉእ ብቅር ኣቢሎሞ ፖው😮
Awet zmexie amlak ahlifu mishabeka eyu .
ታይ ሰሙን ደኣ መዋእል'ምበርወሲድሎም።
@@Habrom1988 ቀደም እዳኣሉ ንሱ ደኣ እምበር እወ
ጽፉፍ ስራሕ ዛኪ ❤
Ab Eritrea ka khmzy yhdlen alu 👍✅️
ነጻነት ክብሉኻ ሲ ከምዚ ዩ❤
Eway kemzi nay Soraya yemaslka hezbi Eritrea 💙💙💙💙
Thank you Zaki professional
ዘይ ሕፈር አምላኽ አለና ንዝድያብሎስ ካብ ስሩ ክሞሖ ኢዩ❤🎉❤🎉❤🎉❤🎉❤🎉❤
Good New
Thanks zeki.
Herzlichen willkommen zake wedi 💙💙💙💙💙
ሓንቲ መዓልቲ ከምዚኣ የርእየና ይከውን እዚ ፈጣሪ
Foshukale
ደንኒንካ ትበኽየላ መዓልቲ ኣላ
Thank you Mr. Zekaryas as usuall.
ብጣዕሚ ጽቡቅ ዜና ንኢሰያስ ሸይጣን, አረመኔ, ርኹስ, ቀታሊ, አሳሪ, ቀጥቃጢ, dictator, ወንጀለና, Genocide ዝፈጸመ አብ ትግራይ ከምዙይ የርእየና ንዓመታ 🙏.
Gena krewakum u isseyas da fekerti🤣🤣🤣🤣🤣🤣
አምላክ ሕዝቢ አኢትዮጵያን አኤርትራን ከኸም ሶርያ ዕድል የጋጥሞ አሜን
ሕጅስ እዛ ንልዕሊ 20 ዓመታት ሰብኣዊ መሰል እትግህስ ሩስያ ንምስ ኣቡኡ ንልዕሊ 50 ዓመታት ሰብኣዊ መሰል ዝገሃሰ ሶርያዊ ጮቃኒ/ቀታሊ ኣሳድ ብድንጋጸ/ብርህረሀ ዑቕባ ምሃባ ናይ ወሓለ ተግባር ዲና ክንብሎ😂😂😂
ብዝኾነ ህዝቢ ሶርያ ዝውንኖ/ዝእዝዞ መንግስቲ ክፍጠር ናይ ወትሩ ምንዮተይ እዩ::ንዓና ድማ ዓቢ ትምህርቲ እዩ ኢሪትሪን ኣሕዋት/ኣሓት!!
ከም ወትሩ ጽቡቕ ጸብጻብ ዛኪ ሓውና💙✌🏽!!!
ራሻ ሰብኣውነት ሃልይዋ ኣይፈልጥን መራሒ ራሻውን ከምዛ ናይ መራሒ ሶርያ ክትገጥሞ ሙካኑ ክፈልጥ ኣለዎ።
አምንታይካ ውዒሉ
Merahi Russia n Hageru Jigna eyu
Keribna ena❤
ንአና ከአ ከምኡ የማስለና ብሐይሊ አምላክ ይሐግዘና እንታይ ይሳአኖ ንእኡ 🙏🙏🙏💙💙💙
Thanks zakiy
Xbuq Habereta Thanks mestyat betna
ጽቡቅ ዜና ኢዩ ከምኡ እውን ነዞም ኣጽነቲ ህዝቢ ዝኮኑ ጉጅለ ህግደፍ ከም'ዚ ክጽረጉ ኢዮም።
Cingratulations to the oppressed ppl of Syria... And I wish the same scenario for our oppressed Ertrean ppl
ኩልካ ኤርትራውያን ደጋፋይ ኩን ተቋዋማይ ናብ ደንበ ሃገርካ ክትምለስ ክተት ካብ ዚ ናይ ሶርያ ዲክታቶር ተምሃሩ ብፍላይ ደገፍቲ ዲክታቶር እስያስ ኢና ትብሉ ሪእኩሞ ናይ ሶርያ በዘይካ ሰበይቱን ደቁን አማካሪ ናቱ ከማን ገዲፍዎ እግረይ አውጽእኒ ኢሉ ሓድሙ ዲክታቶራት አብ መወድአታ ከምዝ እዮም ልብ ግበሩ 💙💙💙
Kinmles ena hade mealti nhna kia zaki❤🎉
@Kemalemey-e2mእዚ ዳኣ ኣብ ኤርትራ ክልኩ ዝስምዕ ዝንበርኩ 03 ዝውሪዩዎ ኢዩ እብ ኣብ መጽሓፍ ቁዱስ የለን ክሙኡ ዉን መንእሰያት ግዛ ክስርሑ ኢዮም ጭራሩ ክስፍሩኦ ኢየን ዝብል ግን እግደፍ ኣፍሪሱዎ እምንኒ ፖርፖጋንዳ ናይ እግደፍ ኢዩ እቲ እዝቢ ምታን ንቲ ጠንቂ ስደት ካብ ተሓታትነት ካስክም ዝምሃዙዎ ኢዪ 😅😅😅😅
Anqa hagosena Soryaway ☘️☘️☘️
መንግስቲ ኣይነብር ህዝቢ ዩ ዝነብር😭😭
እንቃዕ ሓጎሶም ነኣና ከኣ ሓንቲ መዓልቲ ከምዚኣ የርእየና ፈጣሪ 53 ዓመት ሕማም መድዓት እኮእዮም ኣልዮም
ዛኪ ❤❤❤🎉
Welcome back zaki asli nana kea Kemom Yemaslens ❤❤❤
Thanks zaki 💙💙💙💙
Ygberelna zeki hawey
❤❤
💙💙💙💙
Zaki zaki am always proud by u❤❤❤❤
Yebal aqarareba zena be wehlulun xufufun aqrebkayo thank you zaki
❤❤❤❤❤
❤❤❤❤
Wawww
Neana kemuuu yereiyena ❤❤❤
ان شاء الله يوم ما تتحرر بلادنا
Congratulations for Syria. Freedom is always from God.
selam zeki great ab Eritrea kea ab kereba yereyna amlak 💙💙💙💙💙🎉🎉🎉🎉
❤❤❤❤❤🎉 thank you zaki
Zaki the best
❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
እልልልልልልልልልልልል💙💙💙💙💙💙💙💙💙
ንፍርዲ ኣይትተሃወኹ ጽባሕ ኣብዛ ዓዲ እንታይ የጋጥም ኣይፍለጥን ኢዩ
Ajoki ERITREA kerebu eu gizeki!!!
Zaki zaki 🎉🎉
💙💙💙💪💪💪👍👌✌✌✌✌
Mestyat betena foshulakat abelkum abelkum nay eritrea tezarebu abi da shibiya komiu yelen aytehisebiwo humusat
Watch , it’s a matter of time. ነባሪ ህዝቢ እምበር ነባሪ መንግስቲ የለን:: ንስካውን ምስቶም ውሑዳት ዝበክዬ ኢካ እዚ ውልቐ መላኪ ምስ ከደ:: ኣብ ትሕቲ ጸሓይ ሓድሽ ነገር የለን:: ኩሉ ንምርኣይ ምቅናይ. Peace out!
ከምዙይ ኣብ ኤርትራ የስመዐና😢😢😭😭😭
Mestyat Betna aytitehawek! The development in Syria is not good for the minority people there. The West are afraid that Sheria can be introduced. ISIS may find a chance to resurface. Let us hope Syria will not be another Iraq, Libya, Afghanistan, Sudan etc. in such circumstances sometimes the consequence can be disastrous. I hope for the best for the Syrian people.
ዓማጺ ናብ ስደቱ ወዲ ሃገር ናብ ሃገሩ ጽባሕ ድማ ናይ በራድ 🎉
ህዝቢ ኤርትራ ከ መዓስ ኮን ከምዚ ናይ ሶርያ ሰውራ ይገብር ይኸውን
Kemzi ni hzbi Eritrea 🎉
❤❤❤❤❤❤❤❤❤
እዞም አጋንንቲ ሳሕል ከአ ቀሪቦም እዬም
Congratulations ንህዝቢ ሶርያ
Nana kemzy natom yeriyna Zaki 😊💙🌿🧢💪
Zaki hawey xfuf zena ke. Wetru nanawn kemzi Awet izi bzey enwetn bzuh mfsas demn xrg ybelelna izi Amaxi diktator👍❤️💐
መቸም ዕድመ መላኺ ክውዳእ ጽቡቕ እዩ ይኹን እምበር እቲ ዘሰክፍ ግን ብኣሻጥር ዝመጽእ ለውጢ ናይ መጨረሽታ ውጽኢቱ ኣብ ኢትዮጵያ ርኢናዮ።
ይኹን እምበር ተስፋ እገብር ህዝቢ ሶርያ ሩፍታ ክረክብ እምነ።
አላፍቻ አሜሪካ ኢዩ እቲ ጉዳይ።
💙🌿
Kemakum yemasilena Syriawyan. 🎉🎉🎉
One day kemzi ☝🏾 ab Eriteea
hgdef ዘይፈትውዎ ዜይና😂
ዜና ስሚኤዮ ኣብ ኢሪ ቲቭ ግብረሽባራ ኢሎም ኣቅሪበሞ ክሙኡ ናብ ኪናት ትኣቱ ኣላ ክሕስዉዎ ዊዒሎም ን እዝቢ ኤርትራ 😅😅😅😅
@@በርጌድንሓመዱመለይ😂😂😂😂😂😂 eziom seb zeykonu
😂😂😂😂😂😂
😂😂😂😂😂😂 eway eziom ko seb aykonun
👍👍💙🙏🏻🙏🏻
ሕጂ ካብ ከቢድ ኳናት ከይኣትዉ ይፍራሕ ኣሎ መኽኒያቱ ክሳዕ ሕጂ ሰላም ኣይረኸበትን
❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉
🦋🦋🦋🦋🦋🦋🦋
ኣምላኽ ይመስገን አርትራ ክሳብ ሕጂ ጹቡቅ እያ ዘላ ዓይኒ ሓሳድ ይድፈነልና ዕድመን ጥዕናን ድማ ንመንግስትና ኣሜንንንንን ❤❤❤
ኢሳያስ ተመን ወዲ ተምቤን ኣብ ቀረባ ክህረድ'ዩ ** ኩራዕ ጥሪት ህግደፍ **😅
Hamede ede tsubk endhr ala kid temeles
@@trhastewelde4738 ካብ ጊላታት ህግደፍ ዕንታይ ትጽበ - ብጀካ ድንቁርና 👍
Abza alem kulu mewedata alewo
ናይ ፑቲንን ኢሰያስን ውድቀት የርእየና ፈጣሪ🙏🏻 ዝነብር ህዝቢ እበር ዝነብር ስርዓት የለን
ኣብ ሃገና ዶ ኢልካ 😂😂😂 ንሶም ኣብ ሜዳ እዮም ወሪዶም እንተንስካትኩም ናይ ቢዝነስ ጥራይ
ሶርያውያን ተቃሊሶም አዮም አብ ዓወት በፅሆም ኤርትራውያን ግን ደቂስኩም ተመነዩ
Haki belka
ሓደ ዓቢ ውልቀ መላኺ ሃገሩ ገዲፋ ክሃድም ከሎ ንኣብ ውሽጢ ዘሎ ህዝብና ዓቢ ተስፋ እዩ ንብርጌድ ንሓመዱ ካኣ ክንዲ እንባ ዝኾውን ሞራል እዩ ❤❤❤❤❤🎉🎉 ውልቀ መላኺ እሰያስ ውን ኣብ ዝሓጸረ እዋን ጭሩኡ ደጊሉ ወይ ክሃድም ወይ ክትሓዝ እዩ።
Zaki our future president
Tesfa ngebr hzbi Eritrea wn khalfelu
እቲ ድነፈዕ ተቃዋማይ ዛኪ ኣብ ኣቸመቺ ዘይውዕል
ናትና ከይ መዓስ እዩ ከምኡ ዝገብርዋ
Sorya congura. Ber eritrawi mensey dea shinti endyu entay kigebir. 😢😢
ንስካ ኢካ ሽንቲ
congratulations Syria 🎉
ሎቆሙጽ ባዓል ዝካሪያስ ያኢ ለውጢ ትድልዩ፡ ወያላት ባዓል ሊብያ፡ ዒራቅ፡ የመን፡ ሶማል ኣብ ከመይ ኩነታት ኣለዋ ንሪአን ኣለና።
Skbel hasewti
quwam tezey halyuwa hanti kemu eya tikewun nihna kea quwan kihlu ab hagerna ena ni deli ezi zelo mengsti mes mote wun libya kitkewun eritrea tekilo alo quwam sile zeyele
N wedi mama medihn beradi kmza yreyena
ሰላም ሰላም ክብር ሓው ዛኪ
ብጣዕሚ ጽብቅ ኣቀራርባ
ናይዚ ን54 ዓመታት ምሰብኡ ኮይኑ ንሃገረ ሰርያ ከሳቅያ ዝጸንሐ ኣረሜን ወዲ ኣረሜን ምዓልቱ ኣብቂዑ ተጋሒፉ ክመውት ኔርዎ
** ነዚ ኣብ ኤርትራ ዘሎ ሸይጣን ኣዲሓሎ ድማ ካብ ዲክታቶር ባሽር አልኣሳድ ንላዕሊ ውርደት ክወርዶ'ዩ ** ኢሳያስ ዓጋመ ተመን ወዲ ተምቤን አብ ውሽጥ ኤርትራ ምስ ስድራቤቱ ክህረድን ክቃጸልን ከምዝኾነ ገሓድ'ዩ ።👍👍👍👍
** ብዘተን ብሰላምን ዝዕለ ዲክታቶር የሎን - ዲክታቶር ከም ተመን ክጭፍለቅ አሎዎ **
Waww congra kemom yemslna hegdf ka hant malt ala agkum
🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉
ከምዚ ንዓና ከኣ የረየና 🩵💙🩵💙💙
Neakum yemaslena
❤❤❤🎉🎉🎉
💙💙💙💙💙💙
KEM SEMIEN TEGHARU WETHADERAT EKO YELEWUN AB SORYA . FETYU AYKONEN SELTANU HADIGHU FERIHU HADIMU EMBER . . MESKINAY BESHAR AB MECHERSHTA WETAHADERATU TELIMOMO MES HEZBOM EYOM WEGHINOM.
Kkkkkkkk hasawuyy
Congra Syra Hizbi Ertra win yfterelka bhgi endaba abtatanan abahagotatnanmeretnanristinan
Merihinet kab 4 amet nlali inwet imber mibale yelen.
Emo eibud kelbisi racha keteeikbo eya
wedi medhin berad wedi xirgiya komu kingobro ina 💙🔜🇪🇷
Amen amen amen 🙏