🔥 መድህነይ ብታሕጓስ ኣንቢዐያ ተመስገን @Awuchetube

แชร์
ฝัง
  • เผยแพร่เมื่อ 16 ม.ค. 2025

ความคิดเห็น • 1.1K

  • @Awuchetube
    @Awuchetube  19 วันที่ผ่านมา +301

    ገና ንዓኩም ሒዘ ኩሉ ለድልያ ነገር ክገብረላ አየ❤🎉 ሳብስክራይብ ብምግባር ቤተሰብ ይኩኑ😍🥰😘

    • @AwetZeray-p9f
      @AwetZeray-p9f 19 วันที่ผ่านมา +2

      ❤❤❤❤❤❤

    • @smera-jw4cz
      @smera-jw4cz 19 วันที่ผ่านมา +2

      🎉🎉🎉

    • @ድንግለይዋሕሰይእያ
      @ድንግለይዋሕሰይእያ 19 วันที่ผ่านมา +3

      አብዚሑ ይሃብካ አደዋኒ ኩሉ ግዜ ተሓጎሲ❤❤❤
      ዓዉቸዋ አሕዋት አለዉኻ ድዮም

    • @AgreedYour
      @AgreedYour 19 วันที่ผ่านมา +1

      ዓወተይ ፅሩይ እግዚኣብሄር ኣምላክ ሓሳብ ልብካ የስምረልካ ለባመይ ኣደስ ትትሓጎስ ደኣ ኣብ ዝለዓለ ደረጃ የብፅሕካ ብምክንያ እየ ዝፈትወካ

    • @DhvCbdv
      @DhvCbdv 19 วันที่ผ่านมา +1

      አረ ትፍለ ኢካ ዓውቼ ብደቅካ ርከቦ ዝሓወይ ብሩክ❤❤❤

  • @ሊሊይቱብ
    @ሊሊይቱብ 19 วันที่ผ่านมา +373

    ዓወቼ ምስ ሳምሪ ይጣመሩ ትብሉ ኢድ ንላዕሊ❤❤❤❤❤

    • @HdhhesHsgvsje
      @HdhhesHsgvsje 19 วันที่ผ่านมา +1

      ❤❤❤❤❤❤❤❤❤

    • @bisratalem7617
      @bisratalem7617 19 วันที่ผ่านมา +1

      ❤❤❤❤❤❤

    • @marbayname
      @marbayname 18 วันที่ผ่านมา +8

      ብሓደ ይስርሑ ፅዕንቶ አይንግበራሎም እግዚአብሔር ተፈቂድዎ ሓሳብ ተልይዎም የስምረሎም🙏

    • @LmyaLm
      @LmyaLm 18 วันที่ผ่านมา

      ​@@marbaynameትክክል

    • @ኣዙጋልትግራይ
      @ኣዙጋልትግራይ 18 วันที่ผ่านมา +3

      ፅቡቕ እዩ ግን ስርሖም ይስርሑ መጀመርያ።

  • @MriyYoutube3114
    @MriyYoutube3114 19 วันที่ผ่านมา +174

    ናይ ሰብ ሓጎስ ዘሐጉሶ ከምዚ ከማይ ይህሊ ዶ ብጣዕሚ እዩ ደስ ኢሉኒ ዓወተይ ለባም🥰🙏

    • @ሜሪቾቻነል
      @ሜሪቾቻነል 16 วันที่ผ่านมา

      ኣነ ኣለኩ ደምርኒ ክብረተይ❤🥰

    • @Museslomon
      @Museslomon 14 วันที่ผ่านมา +1

      ​@@ሜሪቾቻነልደሚረኪ ዋ መልሲ

  • @mmn7636
    @mmn7636 19 วันที่ผ่านมา +117

    ኣነሰ እንድዒ ሓጎሰይ ወሰን የብሉን😢😢 ከማይ ሓጎሰ ናይ ሰብ ዘሕጉሶ👍ዓውቸዋይ መግለፂ ቃላት የብለይን ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ፈጣሪ🙏🥰🥰

    • @ara6934
      @ara6934 19 วันที่ผ่านมา

      ❤❤❤❤

  • @jejrjjrjfjf2376
    @jejrjjrjfjf2376 19 วันที่ผ่านมา +72

    ዓወቼ ምሰ ሳምሪ ይጣመሩ ትብሉ ኢድ ንላዕሊ❤❤❤

    • @aotali8812
      @aotali8812 17 วันที่ผ่านมา

      ኣነ❤❤❤❤

  • @KvfDtr-ic4cg
    @KvfDtr-ic4cg 19 วันที่ผ่านมา +43

    ኣታ እዝ ወዲ ክምችወካ ናዶ ዘለዋ ክብር ይፍለ እዩ እፍፍፍ❤❤ትባረክ ምዓረይ❤❤

  • @DaveEntertainment.
    @DaveEntertainment. 19 วันที่ผ่านมา +167

    ኣዲኡ ን ዓዱን ዝናፍቅ like ከይ ገበረ ከይ ሓልፍ 🇪🇹❤️🇪🇹❤️🇪🇹

    • @Titichanel_ሽ2ነ
      @Titichanel_ሽ2ነ 18 วันที่ผ่านมา +1

      ደምርኒ❤

    • @KidisanHaftu-v3
      @KidisanHaftu-v3 17 วันที่ผ่านมา

      ደምርኒ ክድመኪ ፍክ አለኒ እብ ናይ ፃሓፍለይ​@@Titichanel_ሽ2ነ

    • @Sabawit-i9j
      @Sabawit-i9j 8 วันที่ผ่านมา

      Nhna tegaru Ethiopia 🇪🇹 aykonan 😢

    • @gullala4624
      @gullala4624 8 วันที่ผ่านมา

      እህህህ ዛ ባድራ እዚአን ሓርእን ሓደ ፡፡

  • @ሰላምንኩሉወድሰብ-ለ
    @ሰላምንኩሉወድሰብ-ለ 17 วันที่ผ่านมา +25

    ኣነሰ ኣዲኡ ዝፈቱ ወለዱ ዝፈቱ ሰብ ብጣዕሚ እዩ ደሰ ዝብለኒ መድሂነይ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኪ ፍሸኽ በሊ ንዘልኣለም ዓዉቾ በርትዕ መርኣያ መናእሰይ🎉

  • @ማናይመድሕን
    @ማናይመድሕን 19 วันที่ผ่านมา +39

    አሰይ አሰይ ባሓቂ ብሉፅ መንአሰይ ዓወተይ አሰቲ ላይክ ሃቡኒ ተጋርዋይ ከለ ደሙርኒ❤❤

  • @ጋልትግራይ-ዐ2ገ
    @ጋልትግራይ-ዐ2ገ 19 วันที่ผ่านมา +25

    ውለድኻ ምሕጋስ ኽንደይ ደስ ይብል🥹❤️❤️ዓውቸዋይ ዕድመ ጥዕናን ይሃብካ ለባመይ❤️❤️❤️❤️❤️❤️

  • @زيتونهه-ك4و
    @زيتونهه-ك4و 19 วันที่ผ่านมา +14

    ኣነ ብሂወተይ ዝሕጉስን ወላዲት /ኣዶ ትትሓጎሶ ክረእ ከሎኹ ሓጎሰይ ወሰን የብሉን ብሓቂ ዓወቼ ንሰኻ ለባምን ጀግና እግዚአብሔር ኣምላኽ ነዊሕ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም ምስ ቆንጆ ማማካ ❤❤❤❤

  • @yemanegidey3372
    @yemanegidey3372 5 วันที่ผ่านมา +1

    ኣታ ብራዘር ታይ ገበርኻና ኣበኪኻነና ተዓዲልኻ ነኣዴኻ ኩሉ ግዜ ብሂወት እናሃለወት ማዓልታዊ ተሕግሳ ተባራኽ ኣነ ኣደይ ሃልያ ተዝገብረላ ብጣዕሚ እየ ዝፈትወካ ኣዶ ኻልእ ይግባኣ እዚ ቪድያ ብብኽያት እየ ሪአዮ ከግንየካ ይደሊ ስሚዒተይ ክገልፅ ይደሊ ምስ መድህነይ ክረኽባ የደሊ
    የማነ ግደይ

  • @JerbyAnneAbragan
    @JerbyAnneAbragan 19 วันที่ผ่านมา +11

    ኣሰይይይ ኣነሰ ናይ ሓጎሰ ነቢዐ🥺ተመሰገን እግዚኣብሄር ኣምላክ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም ንኩለኩም ፈጣሪይ🙏👏🤲❤❤❤👌👌👌❤❤❤❤❤❤

  • @tadkan-6576
    @tadkan-6576 19 วันที่ผ่านมา +9

    ኣሰይይ ኣነሰ ናይ ሓጎሰ ነቢዐ🥺 ተመሰገን ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም ንኩለኩም💛❤️🙏🙏🙏🙏🙏🙏

  • @akberettsegay7712
    @akberettsegay7712 19 วันที่ผ่านมา +18

    ዓወት ሓዎይ ኣነስ ኣደዋይ ግዲ ክንዲ ኩሉ ነገር ኮይና ግዲ ኣባፂሓትንስ ዝኮነት ኣዶ ሕጉስ ክትብል ክሪኢ ተለኩ ማ ሕጉስ ይብል ኣነ ለ ሓንቲ ማዓልቲ ኣላ ንወላዲተይ ዘሐጉሰላ እና ዕድመን ጥዕናን ይሃበልና ንኩለን ኣዴታትና❤ እና እንቋዕ ደስ በለኪ ኣዶ ዙጅግና ዓወት ሓውና ሓወትለ ኣብ ዝለዓለ ደረጃ የብፅሕካ ዝሓዎይ❤❤❤❤

  • @EyerusalemAgame
    @EyerusalemAgame 7 วันที่ผ่านมา +2

    ኣታ ዓውቻ ብሩኽ ሰብ ማራ ኣሐጊስካኒ ኣደኻ ከምዙይ ገይርኻ ዘሐጎስካያ ብሓቂ ሓጎስ ኩልና ሓጎስ ኣደ ትግራይና❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @SelamGuesh-w2b
    @SelamGuesh-w2b 17 วันที่ผ่านมา +8

    ኣነሰ እንድዒ ሓጎሰይ ወሰን የብሉን ከማይ ሓጎሰ ናይ ሰብ ዘሕጉሶ ዓዉቸ መግለፂ ቃላት የብለይን ዕድመን ጥዕናን ይሃበኩም ፍጣር ❤❤❤❤❤🎉

  • @Ddaert
    @Ddaert 19 วันที่ผ่านมา +28

    ኣነስ ብታሓጓስ ነቢዐ መዲሂነይ ፅሪቲ እና ንዜኑ ኣፍቂረዮ l loveyu

  • @Bakariraheltadesse
    @Bakariraheltadesse 19 วันที่ผ่านมา +10

    ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም።ዓውቼ ኣብነት መምህር ናይዚ ወለዶ ኢኻ መጻኢኻ ይባርኽ ወዲኖ።ኣዶ ልዕሊ ዙይ ዩ ዝግብኣ ኣብነት ስለዝኾንካና የቐንየልና ❤❤❤

  • @WediKahsu-p2q
    @WediKahsu-p2q 9 วันที่ผ่านมา +2

    Wow❤❤❤❤❤❤

  • @معمير-ف6ث
    @معمير-ف6ث 19 วันที่ผ่านมา +8

    ኣታ ጅግና ትፍለ ኢኻ ብስሩ🙏💖🥰🥰

  • @SurprisedJellyFish-bp5cf
    @SurprisedJellyFish-bp5cf 18 วันที่ผ่านมา +9

    ዓውቻ ብውልድኻ ታሓጎስ ሞራቃ ወላዲ ወዛ ከይመስለኪ❤❤❤❤

  • @DhvCbdv
    @DhvCbdv 19 วันที่ผ่านมา +9

    ኩሉ ሓሳባትካ የስምረልካ ዝሓወይ ተባረክ❤❤❤

  • @SsdSds-f3q
    @SsdSds-f3q 19 วันที่ผ่านมา +6

    ኣስይይይይ 😢❤❤❤ብኡነት ጣዕሚ ታሓጒስ ታዓዲልካ ዓወተይ ተባረክ ብሩክይ 😢❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉

  • @mebrahtikiros2304
    @mebrahtikiros2304 19 วันที่ผ่านมา +8

    ዓወተይ ጀግናምስ አዕርክትኻ.ሓጎስታዓደሉ
    እንኳዕ ደስ በለኪአዶዋይ ❤❤❤❤❤❤❤

  • @ጓልወየንቲ-ሸ3ኸ
    @ጓልወየንቲ-ሸ3ኸ 15 วันที่ผ่านมา +5

    ዓውቸይ ከማካስ ሽሕ ይወለድ❤❤ኣደዋኒ ዓለመይ ኩሉ ግዜ ታሓጎሲ❤❤❤ ተጋሩዋይ መዓረይ ኣበይ ኣለና ሰብስክራይብ ላይክ ሼር ኣይንስነፍ ናይ ባዕልና ሚድያ ናዕቢ ዋጋ እኮ ኣይክፈሎን❤❤

  • @flfu5333
    @flfu5333 19 วันที่ผ่านมา +5

    ኣሰይ ደሰ ኸበለኻ ዓወተይ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኹም ኣደዋይ ፀሪያትይ❤❤❤❤

  • @Seluselam-h1h
    @Seluselam-h1h 19 วันที่ผ่านมา +4

    ማሚትይ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኪ ፈጣሪ 🙏ዓውቾ ብወልደከ ተሐጎስ🙏💜🌿

  • @RRRR-dq3qg
    @RRRR-dq3qg 19 วันที่ผ่านมา +7

    ሕጉስስስ ኢለ ብሓቂ በስምኣብ ሰማእት ቅድስት ኣርሴማ ሓላዊትኩም ትኩን ዓውቼ ጅግና ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ላሃብካ የንብርካ ዘክብሩካ ውለድ ብናትካ ስናይ ተግባር ትብዓት ተሰሚዑኒ ኣነለ ተስፋ ይገብር ከማማካ ክትሕጎሰለይ ናተይ ማማ ጸሎተይ እዩ🥺💓💓💓💓💓💐💐💐🎉🎉🎉🎉

  • @ሜሊነኝየመቀሌልጅ
    @ሜሊነኝየመቀሌልጅ 18 วันที่ผ่านมา +2

    እግዛብሄር ይባርካ ዓውቾ በእውነት አዴኻ ምሑጋስ አምላካ ምሑጓስ ማለት እዮ በጣዕሚ ደስ ይብል ናይ አዴኻ ፆሎት አይፍሌካ 🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉

  • @SelamYamene-2716
    @SelamYamene-2716 18 วันที่ผ่านมา +5

    ናይ ሰብ ሓጎሰ ዘሐጉሶ ከምዚ ከማይ ይህሊ ዶ ብጣዕሚ እዩ ደሰ ኢሉኑ ዓወተይ ለባምይ ብሓቂ ዝሓወይ ናተይ 🙏👌😍

  • @fycvhh8056
    @fycvhh8056 19 วันที่ผ่านมา +6

    ዓወተይ ብዉሊዲኻ ትሓጎሰ 👏❤❤

  • @AskalAlemat
    @AskalAlemat 18 วันที่ผ่านมา +3

    ቐጻሊ ገዛ ቐለም ይቐየር ተበላሽየ❤ ብሩክ ኩን ዝሓወይ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ

  • @SlamaAlhhgf
    @SlamaAlhhgf 12 วันที่ผ่านมา +2

    ናይ ሰብ ሓጎስ ዘሐጉሶ ከማይ ይህልዶ ብጣዕሚ ደስ ኢልኒ ዓወተይ ለባም ❤❤

  • @SaddTsxf
    @SaddTsxf 19 วันที่ผ่านมา +4

    ክብርቲ ወላዲትና🥰ዓወተይ በሊሕ መንእሰይ ዕድመንን ጥዕናንን ይሃብኩም።❤እግዚኣብሔር

  • @Vjhgy-m2d
    @Vjhgy-m2d 19 วันที่ผ่านมา +7

    ማርያምን ንብዓት ቃዲሙኒ ኣዶ ከምዚ ኢላ ብታሕጋስ ትነብዕ ተላ❤❤❤❤❤❤

  • @ደሰታጓልሃገረትግራይ
    @ደሰታጓልሃገረትግራይ 19 วันที่ผ่านมา +20

    መዲሂነይ ክብል ከሎ ክንደይ ድዩ ደስ ዝብለኒ ወላዲተይ መዲሂን እዩ ስማ ኣነ ካዓ መድህንየ ኢለ እየ ዝፅዋዓ❤❤🎉🎉🎉

    • @tsgieTsegay
      @tsgieTsegay 17 วันที่ผ่านมา

      natey ewn❤

  • @miliytubmiliytub
    @miliytubmiliytub 19 วันที่ผ่านมา +2

    ዓውየ ሓወይ መግለፂ ቃላት ሲእነልካ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ፈጣሪ🙏

  • @mostafaa663
    @mostafaa663 19 วันที่ผ่านมา +4

    ዓውቼዋ ልባመይ ዕድመይ ጥዕናይ ያሃብካ እግዚአብሔር አምላክ❤❤❤❤

  • @AgreedYour
    @AgreedYour 19 วันที่ผ่านมา +2

    ኣስይይ ማማዋይ ፀሓይ ገፃ ብንእሽተን ትሕጎስ ኣዶ ኣላትካ ትዓዲልካ ዓወተይ ፅሩይ ካብኡ ንዓቀብ የበርትዕካ ዝሓወይ ማዓረይ ብውላድካ ትሓጎስ

  • @ShewitShewit-d4n
    @ShewitShewit-d4n 18 วันที่ผ่านมา +3

    ኣሰይ ብሓጎስ ንብዓት ምቁፅፃር ኣብኒ ኣምላክ ይባርክካ. ዓውቻየይይይ ብሩክ👏👏💖👏

  • @liyatTigraweyti
    @liyatTigraweyti 18 วันที่ผ่านมา +2

    ብውላድኻ ተሓጎሰ ዓወተይ መዲሂነይ ለ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኺ ❤👏

  • @Merizetewahde
    @Merizetewahde 19 วันที่ผ่านมา +7

    ተባረኽን ከምዚ ልበለ ውላድስ ትዕድልቲ እዩ አምላኽ መረቁ ሂብዋ ዛዴኻ ታዓዲላ👏💙

  • @vhdghhd9687
    @vhdghhd9687 19 วันที่ผ่านมา +1

    ተመስገን ወለድካ ምሕጋሰ ክንደይ ደሰሰሰ ይብል በስመአብ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ዓውቸዋይ ለባም

  • @ጋልማርያምኪሓ-ሠ3ሠ
    @ጋልማርያምኪሓ-ሠ3ሠ 18 วันที่ผ่านมา +3

    ዓውቻ መክበሪ ኣዲኡ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ተባረክ ብደቅካ ተሓጎስ መድሂነይ እውን ላተሓጎስኪ ንበሪ❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉

  • @zemedateka1891
    @zemedateka1891 19 วันที่ผ่านมา +2

    ተባረክ አዶ ብርሃን ገፃ ደስ እናበለኪ ንበሪ ብሓቂ ቡርክ ውላድ

  • @KidanWoldu-n5e
    @KidanWoldu-n5e 19 วันที่ผ่านมา +9

    ደሙሩኒ ተጋርዋይ❤❤❤❤❤❤
    ዕዲመን ጥዕናን ይሃብኩም🙏

  • @Milil-n6j
    @Milil-n6j 4 วันที่ผ่านมา +1

    🥰🥰🥰🥰❤

  • @SalamaSalama-nh9gq
    @SalamaSalama-nh9gq 19 วันที่ผ่านมา +4

    ኣሰይ ዝሓወይ ተባረኽ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኹም ፈጣሪ❤❤❤❤

  • @عبدعلي-م3خ
    @عبدعلي-م3خ 19 วันที่ผ่านมา +4

    ዓዉቾ ለባመ ኣዶስ ክትሕጎስ ኣለዋ ❤❤❤ኣስይይ ኣዶዋይ ዕድመን ጥዕና ይሃብኩም ዓዉቾለባመኣዶስክትሕጎስኣለዋኣስይይኣዶዋይዕድመንጥዕናይሃብኩምፍጣሪ ❤

  • @destakonjo2505
    @destakonjo2505 19 วันที่ผ่านมา +3

    ኣዶስ ትታሓጎስ ዳኣ ብዉልድኻ ታሓጎስ ብታሓጓስ ነቢዐ❤❤❤

  • @SHSHAYHAGOS
    @SHSHAYHAGOS 18 วันที่ผ่านมา +4

    ዓውቼዋይ ብሩክ ከምቱ ነደዋኳ ተሕጉሳ ዘለካ ብውላድካ ሓጎስን ደስታን ርከብ ለባመይ💜🥰

  • @ሜሪ-መ6መ
    @ሜሪ-መ6መ 19 วันที่ผ่านมา +5

    ዓውቸዋይ ተባረኽ ምንም ቃላት የብለይ❤❤❤❤

  • @bbb-w8d1j
    @bbb-w8d1j 19 วันที่ผ่านมา +4

    ዓወቹየ ለባመይ &ማማ መድሂን ዕድመን ጥዕናን ይሃቡኩም

  • @TseguZeraey
    @TseguZeraey 19 วันที่ผ่านมา +4

    ዓወተይ ተባረኽ ዝሓወይ ዕደመን ጥዕናን ይሃብኹም🙏❤️

  • @HadidaRiee
    @HadidaRiee 19 วันที่ผ่านมา +4

    ❤❤❤❤ዋውውው አዶ ይግባኣ አዩ ብወላድካ ተሓጎሰ ዓወተይይይይ

  • @Vjhgy-m2d
    @Vjhgy-m2d 19 วันที่ผ่านมา +5

    ኣዶ ልዕሊ እዚ እዩ ዝግበኣ❤❤❤❤

  • @hanayemaryam12
    @hanayemaryam12 19 วันที่ผ่านมา +2

    እሰይ ዓወተይ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ተባረኽ ምርቃ ወላዲ አይግነይ ዝተዓደለ ዝተባረኸ ጥራሕ እዩ ዝረኽቦ ❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉🎉

  • @ااااا-ط3ه1ز
    @ااااا-ط3ه1ز 18 วันที่ผ่านมา +4

    ኣሰይይይ ዝሓወይ ተባረክ ❤❤❤
    መን ከም ኣዶ ብርሃን ገዛ❤❤❤❤❤

  • @Tewhbo
    @Tewhbo 18 วันที่ผ่านมา +2

    ብውላድካ ተሓጎስ እግዚአብሔር አምላክ አብ ዝከድካዮ ፅላሉ የንብረልካ ዓወተይ ምስ ማዘርካ ተሓጊሰ ❤ 🎉❤

  • @TitiGualAbrha-hv3je
    @TitiGualAbrha-hv3je 19 วันที่ผ่านมา +4

    ኣሰይይይ ተባረኽ ዝሓወይ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኹም ፈጣሪ❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉

  • @Feryweldelchel8502
    @Feryweldelchel8502 13 วันที่ผ่านมา +1

    God blesses young people & all people Tigray 🙏 Amen Amen 🙏 🙌 Amen Amen 🙏

  • @LetshLetsh-v5o
    @LetshLetsh-v5o 19 วันที่ผ่านมา +5

    ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም ቡኡናታ ብጣዓሚ ደሰ በሃሊ ሓሳብ ልቢካ ይሲመረልካ ብዉላድካ ተሓጎሰ

  • @rughbsnsngusbsj6668
    @rughbsnsngusbsj6668 15 วันที่ผ่านมา +1

    አሰይይይይይተመሰገን እንኳዐ ደሰ በለኪ አደዋይ ማዓረ አፍ ዓወተይ ተባረክ❤

  • @SmerahMhamd
    @SmerahMhamd 18 วันที่ผ่านมา +3

    ዓዉቸይ ተባረክ ለባም ሰብ ኣዶ ብርሃን ገዛ ናተሓጎሰት ትንበር 🙏🥰🥰

  • @AAAa-fm8xi
    @AAAa-fm8xi 18 วันที่ผ่านมา +2

    ዓውችይ ለባመይ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም ፈጣር🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉❤❤❤❤❤

  • @MGT04
    @MGT04 19 วันที่ผ่านมา +6

    ብውሉድካ ተሓጎስ መዓረይ❤🎉❤

  • @hgfgghgvjggf9916
    @hgfgghgvjggf9916 14 วันที่ผ่านมา +1

    ብትሓጋስ ንብዓተይ ምቁፅፃር ስኢነ ኣነስ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኹም ፈጣሪ ኣሕዋተይ ኣዶስ ትትሓጎስ ድኣ😢❤❤❤

  • @ሚሊሃፍታይ
    @ሚሊሃፍታይ 19 วันที่ผ่านมา +12

    ናይ ዓውቻ ቤቲስብ ደመምርኒ ❤❤❤

  • @amanudawit5068
    @amanudawit5068 19 วันที่ผ่านมา +5

    እሰይ ዓወተይ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ🥰🥰

  • @TisgeTisge-k4b
    @TisgeTisge-k4b 19 วันที่ผ่านมา +5

    ተባረክ ዓወተይ❤❤❤ ኣምላክ ዕድመን ጢዒናን ይሃብኩም

  • @yaredsau849
    @yaredsau849 15 วันที่ผ่านมา +1

    ዓዉቸዋይ😊💋❤💜

  • @MymyRr-g8w
    @MymyRr-g8w 19 วันที่ผ่านมา +5

    ኣሰይ ዓወት ዙሓወይ❤❤❤❤❤

  • @ممنن-ص6خ
    @ممنن-ص6خ 18 วันที่ผ่านมา +2

    ❤❤❤❤ዓወተይ ፅርያ ዕድመን ጥዕናን የሃብካ ፈጣሪ🎉🎉❤❤💝💝💝💝😘😘😘😘😘😘😘🎉🎉🎉🎉🎉🌿🌿🌿🌿🌿🌿

  • @Mele-j8g
    @Mele-j8g 19 วันที่ผ่านมา +4

    ኣሰይይ ዝሓወይ ተባረኽ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካም ፈጣሪ ማዓርይ ❤🎉❤🎉❤🎉❤🎉❤🎉❤🎉❤🎉❤🎉❤🎉

  • @UmArsulove
    @UmArsulove 18 วันที่ผ่านมา +2

    ኣሰይይይ ጎይታዋይ እግዚአብሔር ኣምላክ ይባርካ ኣደዋይ ይግብእኪ እዩ ደሞ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም ኣሕዋተይ ማዓረይ ♥️🥰😘

  • @Akezaabrha
    @Akezaabrha 19 วันที่ผ่านมา +6

    ዓወት ለባም ሰብ ንወላዲትኻ ምክባር ዓብይ ምራቓ እዩ ዕድመን ጥዕናን❤❤❤❤ይሃብኩም❤❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @ጋልትግራይሓላል-ጰ5መ
    @ጋልትግራይሓላል-ጰ5መ 18 วันที่ผ่านมา +2

    ኣሰይይይይ ኣደዋይ እንካዕ ሕጎስ በልኪ ዝወለደስ ኩሉ ይታሓጎስ ዓወተይ ለባም😘😘😘😘😍😍😍😍

  • @ሩፍታሰልጣን
    @ሩፍታሰልጣን 19 วันที่ผ่านมา +4

    ደሙሩኒ ጋርዋይ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም❤❤

  • @سارهساره-ش7ظ
    @سارهساره-ش7ظ 19 วันที่ผ่านมา +2

    ማርያምን ዘንማዘሩ ክምቸዋኒ ንኡሽተይ ብልገበረልካ ንኣዶ ይውሕዳኮ ተኮነ ጊን ብንሽተይ ዝዓግብ ተስፋ ከበካ ተሎ ደስክብል

  • @ሜሪYouTub
    @ሜሪYouTub 19 วันที่ผ่านมา +5

    ብውላደካ ተሓጎስ ዓውትየይ ኣዶ ኩለ ግዜ ተተሓጎስ ደስ ዝብለ ስደራ❤🎉ደምረና ኣሕዋተይ❤👏

    • @ቅሱ-ፐ3ደ
      @ቅሱ-ፐ3ደ 19 วันที่ผ่านมา

      ገይረ መልሲ

    • @ሜሪYouTub
      @ሜሪYouTub 19 วันที่ผ่านมา

      @ቅሱ-ፐ3ደ እሺ

  • @MdMd-b1w
    @MdMd-b1w 15 วันที่ผ่านมา +2

    መዲነይ ኣነስ ኩሉ ግዘ ሒዝካያ ተትመጽእ ናናፈቅናያ ❤❤❤❤❤❤❤

  • @መሰረትፀሃየ
    @መሰረትፀሃየ 19 วันที่ผ่านมา +4

    እግዚአብሔር ኣምላክ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም በሓቂ ❤❤❤

  • @moremore-p1w
    @moremore-p1w 18 วันที่ผ่านมา +2

    ዓውቸዋይ ለባም ሰብ መኽበሪኻ ውለድ ተሓጋሰይ መግለፂ የብሉን😢 ❤❤❤❤

  • @AsqualBrhane
    @AsqualBrhane 19 วันที่ผ่านมา +6

    ዓውቸዋ ፈታዊ ኣዲኡ ተባረኽ🙏😘 አነስ ኣዲኡ ዘኽብር ሰብ ክፍተወኒ🥺😘🥀❤️

  • @ማርያመይኣዶፍቅሪ
    @ማርያመይኣዶፍቅሪ 17 วันที่ผ่านมา +1

    ዓውቹ ብሉጽ መክበሪ ወለዱ ብጣዕሚ ኢካ ተሐጉሰኒ ኣብዚ ሐዚ ግዜ ከማካ ዝበሉ ብሱላት መናኣሰይ ውሑዳት እዮም ኩሉ ብውላድካ ርከቦ❤❤❤
    ኣዶስስስስ ትታሓጎስ ዳኣም ዕድመን ጥዔናን ይሃብኩም ብሩካት ዘርኢ🙏❤❤❤😍😍😍😍

  • @Muler_Tigraweti
    @Muler_Tigraweti 18 วันที่ผ่านมา +7

    *_ኣዶ ትትሓስ ተመስገን ኣነስ ሰብ ትሕጎስሎ ምስኡ ይሕጎስ❤💛🙏_*

  • @AaSs-bj7pg
    @AaSs-bj7pg 17 วันที่ผ่านมา +1

    ጅግና ዝሓወይ ማዓረይ ንወለድካ ፅቡቅ ምግባር ትዝለዓለ ቅሳነት እዩ ተመስገን❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤ቀፅለሉ ዓዊተይ ማዓረይ❤❤❤❤❤ሓውካ ውን ኣስሒቁና😂❤❤❤ሙቁራተይ❤❤

  • @yousfYousf-bq1ns
    @yousfYousf-bq1ns 19 วันที่ผ่านมา +10

    ማርያሚን እነይ ወድይ ዘለዎም ፍቕሪ ❤❤❤❤❤❤❤ይሞችኻ ዓዉቸ ማዘርኻዊን ፈጣሪ ዕድመን ጥዕናን ያሃበለይ

  • @amlesetgebretsadik9368
    @amlesetgebretsadik9368 17 วันที่ผ่านมา +1

    ደስስስ በሃልቲ እኖን ወድን ካብዚ ንላዕሊ እ/ሄር ሕጉሳት ይግበርኩም።❤❤❤

  • @CjiggvcgGghg
    @CjiggvcgGghg 19 วันที่ผ่านมา +5

    ኣ ሰይ ዓ ወ ት ሓ ወ ይ ❤❤❤❤❤

  • @WxIb-g7k
    @WxIb-g7k 18 วันที่ผ่านมา +2

    ምቁፅፃር ኣበዩኒ ማርያምን ሑውስውስ ምቁፅፃርኣበዩኒማርያምንሑውስውስኢሉኒ ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤😢

  • @GebrhiotLual
    @GebrhiotLual 19 วันที่ผ่านมา +8

    አናኳዕ ደስበለኪ ማምይ ማዕረይ❤❤❤❤

  • @ااا-ي7ع4و
    @ااا-ي7ع4و 14 วันที่ผ่านมา +1

    ዓወተይ መዓረይ የኔ ቆንጆ ይመቸካ ዝሓወይ ብሉፀይ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ፈጣሪ ኣምላክ ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @EmuGalWukro
    @EmuGalWukro 19 วันที่ผ่านมา +3

    ተዓዲልካ ዓውቾ እንኳዕ ሓጎሰኪ መዲሂነይ ❤❤❤❤ ግን ስ ሓደ ሰብ ምግበርካላ በይና ኣፀቢካያ

  • @ااا-ي7ع4و
    @ااا-ي7ع4و 14 วันที่ผ่านมา +2

    ዓወተይ መዓረይ ብሕሱም ታሕጓስ ልጽሕፎ ክጠፍአኒ ኢሉ ብውልድካ ተሓጎስ ❤❤❤❤❤❤❤ምስ ሳምሪ ግን ፍቁራት ድዮም ❤❤❤❤ሳምሪተይ መዓረይ 🥰❤❤❤❤❤❤መበል ራብዓይ ኮመንት ጽሒፈእና ዓወተይ ኣጀካ ዝሓወይ በርትዕ ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤ብሕሱም ታሕጉስቲ ነቢዐ ኣነስ😢 ❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉

  • @Dsaerty-hi9cc
    @Dsaerty-hi9cc 19 วันที่ผ่านมา +7

    ለባመይ ዓዉቻ❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉😊

  • @Fryattgray
    @Fryattgray 18 วันที่ผ่านมา +1

    ዓወተይ ዕድመን ጥዕናን ይሃበካ ዝሓወይ❤
    ኣደዋይ ይግበኣኺ እዩ ዛምበይተይ❤

  • @teaimit1221
    @teaimit1221 19 วันที่ผ่านมา +9

    ተጋሩዋ ንደማምር ማ እርስ በእርስና ❤❤
    ኣድነቅቲ ኣዉቹ🎉❤

    • @Aakiዩቲብ
      @Aakiዩቲብ 19 วันที่ผ่านมา

      መልሲ❤❤

    • @ራኪፍቅር
      @ራኪፍቅር 19 วันที่ผ่านมา

      መልሲ🎉

    • @SeluYouTube-o3i
      @SeluYouTube-o3i 19 วันที่ผ่านมา

      ደሚረኪ መልስለይ

    • @MagiTube-s2p
      @MagiTube-s2p 18 วันที่ผ่านมา +1

      ​@@Aakiዩቲብ ደምርኒ

    • @MagiTube-s2p
      @MagiTube-s2p 18 วันที่ผ่านมา

      ​@@ራኪፍቅርደምርኒ

  • @ፋኒተይ
    @ፋኒተይ 19 วันที่ผ่านมา +1

    ዓወተይ ዘውጻኻዮ ዕጽፊ ጌሩ ይሃብካ ኣምላኽ መዲሂነይ ደሞ እንቋዕ ሓጎሰኪ ❤❤🎉🎉