ከይንሰማማዕ ንሰማማዕ -ብመም. ዘርኡ ገብረየሱስ By Memhr Zeru Gebreyesus

แชร์
ฝัง
  • เผยแพร่เมื่อ 19 ก.ย. 2024
  • News&Politics ኢሰያስ ኩናት እዩ ዘፈትው by Eritrean entertainment comedies, Dramas, movie, film and music video clips for you. Enjoy! eri embaba Sebhat Efrem #Asmara​#AsmaraERITRAN​#
    GizeMedia# ተኪልኩም ሸር ብምግባር ሊንክ ብምዳድ ክትግዙና ከምእዉን Subscribe ብምግባር ክትድግፋና ብሰናይ ይቅሬታ ክንሕብር ንፍትዉ Sport - Digital Media distribution and promotion. Latest habesha Movie, Music, Comedy Drama. || ሓደሽቲ ቪድዮ ንምርኣይ ሰብስክራይብ ግበሩ::
    For More Video Please SUBSCRIBE Here www.youtube.co... theasmeraeritrea@gmail.com
    © 2021 Copyright_Gize ግዜ Media

ความคิดเห็น • 7

  • @yemanegebremedhin1841
    @yemanegebremedhin1841 3 ปีที่แล้ว +2

    ኣነ ኢየ ዝመርሕ ስለንብል አውኡ ኢዩ እቲሽግር

  • @habtukidane3178
    @habtukidane3178 3 ปีที่แล้ว +1

    አበራቱ ንምእራም ዋዕላታት ሰሚናራት ክልተ ሃገራዊ ጉባኤታት ኣሰላሲሉ ፥ ሃገራዊ ዲሞክራስያዊ መስመር ደዐወተ ጀብሃ ፥ እሞ ድማ ንሰራዊት ሓርነት ዝኣክል ዓርሞሞሻዊ ተበጃዉ ጻድቕ ሰራዊት ሒዙ ብኸምኡ ሽሎው ክብል ኣመና የደንጹ ፡
    ዋላ ሓደ ደይተወደበ ሽፍታውን ጥውይውይ እናበለ እናሽከዐ የትክል እሞ ተለሚኑን ብመንግስቲ ገለ ሓለፋ ተገይርሉን ካብ በረኻ ናብ ንቡርነት ናብ ከተማ ከም ዝኣቱ ይዕለልዩ ፥ ክትራነ ዓመጽ ይተርፍ ኣብቲ ከባቢ ሰላም ወፍስሃወ ሰላም ይነግስ ፡
    እምብኣር ሻራነት ሻዕብያ ወያነ ክንዲ ድሰወደ ይሰውድ ጀብሃና ኣብ ሜዳ ከትክል ነይርዎ ፡ ዕረቆ ዕረቆ ይስዕብ ምስ መተሃላልኽትኻ ወይ ኣንጻርካ ኣብ እዚ ክሰር እዚ ክሰብ ምስ ተበጽሐ ፡
    ተ ሓ ኤ መንግስቲ ክኸውን ዝተረፎ ኣይነበሮን ድፍኢት ናይ ክልተ መሻረውቲ ውድባት ይንበር እምበር ድገበለ ውሽጣዊ ኩርንዒታትሲ ነይርዎዩ ፡
    ኣብ ኮረኮነ ታህዳይ ራሳይ ዝተራእዩ ኣሉታዊ ምዕባሌታት ውጽኢት ናይቶም ተኾሚሮም ድጸንሑ ውሽጣዊ ግድላትዮም ፡
    ኣብ ስደት ድቐጸለ ደይምስማርን ምትፍናንን እውን ብኽረት ዲምክራስያዊ ጥርናፈ ተወሲኽዎ እቲ ኻልእ ገጽ ጸኒሓዊ ህልኽ ኣብ ደምና ኣትዩ ኣብ ቆይቁን ዕንክሊልነትን ንኽነብር ፈሪድናሎ ፡
    ማርክስነት ለኒንነት ቀታሊ ስነ ሓሳብውን ኢዱ ኣይስኣን ኣብ ምትህንዃትናን ምንቛትናን ደይሓድነትናን ዓቢ እጃም ነይርዎዩ ፡
    ካድረታትና ባህሊ ክብሪ ጅግንነት ታሪኽ ዓደብኦም ራሕሪሖም ፥ ናይ ጸጋም ናይ የማን ሕሉፍ ጸጋምነት ሕሉፍ የማንነት ፥ ኣድሓርሓሪ ገስጋሲ መስፍናዊ ፥ ናይ ሩስያ ናይ ቻይና ናይ ኣልባንያ እናዘመሩ ኣብ ዘልቕለቕን ደይስጥመትን ናይቲ ውድብ ደይተባሃጊ ዓንቃፊ ኣስተምሁሮታት ከም ውጽኢቱ ፋሉልነትን ቀይዲ በተኽነትን ወሊዱ ድሕሪኡ ውድብ ኣይጠዓየን ኣይጠዓሞን ፡
    መጸጸጽ ወርጸጸጽ ዓሚሩ እምበር ተጋዳላይ ኮይኑ ኩሉ ሃጃማይ በጃ ህዝቡ ስጥሕ ፍግም ድብል ምኻኑየ ደስምረሉ ፡
    ከም ዝርድኣኒ ኣነ ተበዲለ ዝብል ደይተፈወሰ ደይጸገነ ቁስልታት ኣሎ ንቕድሚት ከይንስጉም ሓሊኹ ሒዝና ፥ ግን ድማ እቲ ተጋዳላይ እቲ ውድባት ኩሉዩ ተበዲሉ ተበዳዲሉ ድርብ ክሳራ ፡
    ስለዝኾነዩ ምልኣት ቅስንቲ ሰለማዊት ፡ ብልጽግቲ ሓድነታዊት ፡ ቅዋማዊት ዲምክራስያዊት ኤርትራ ከምቲ ዝድለን ሓሳብ ልብናን ደይሰመረ ተተባህለ ምግናን ኣይከውንን እሞ ኣብቲ ጎቦ ዝተኾደጨ ንፋስ ይውሰዶ ኣብቲ ሩባ ዘራጠጠ ውሕጅ ይውሰዶ ብምባል ኢሂን ምሂን ንበል ንከባበር ንትሓላለ ።

  • @yemanegebremedhin1841
    @yemanegebremedhin1841 3 ปีที่แล้ว

    መሽክናይ ኤርትራዊ ገርሂ ስለዝኾነ ጥራይ ተዘሚትና ሕጂ ግርህነትና ንኣርም

  • @temesgenasfaha5836
    @temesgenasfaha5836 3 ปีที่แล้ว

    Atum yehwat hager txenit ala hiji initay ygeber bejakum nehxito

  • @brannaberhane2391
    @brannaberhane2391 3 ปีที่แล้ว

    There is in English too we agree to disagree.

  • @mokonenbrhane8992
    @mokonenbrhane8992 3 ปีที่แล้ว

    እቶም ዕዱማትካ ኣየላለኻናን