HDMONA - Part 6 - ልቢ ሳሌም ብ ቢንያም ፍስሃጽዮን Lbi Salem by Biniam Fishatsion - New Eritrean story 2019

แชร์
ฝัง
  • เผยแพร่เมื่อ 2 ธ.ค. 2024

ความคิดเห็น • 24

  • @beletse3
    @beletse3 5 ปีที่แล้ว +7

    ኣታ ኣይትደንግዩና እንዶ ዋይ

  • @ggtheimmortal6394
    @ggtheimmortal6394 5 ปีที่แล้ว +11

    ገለ ዓይነት ልቢ ወለድ!
    ከምዚ ከማይ ዝተመቸወቶ like ይግጨወኒ!!

  • @selamkifle4356
    @selamkifle4356 5 ปีที่แล้ว +2

    Wawwww gelaynti leibka zetkfi egzabhri amlak edmen tenan yhbka fetari zeyaday i love you 💋🙏😍💞💓💋😍🥰😍😍💞💯💯💋🙏⛪🇪🇷🌹💋🙏🙏⛪🇪🇷🇪🇷🇪🇷

  • @DaniAfro-c3n
    @DaniAfro-c3n 5 ปีที่แล้ว +15

    ህድሞና ልዕሊ ቲ ኣብ ጋዜጣ ሓዳስ ኤርትራ ብህንጡይነት ንጽበዮ ዝነበርና ኮ እስኩም ገዲድኩምና መኣስ መኣስ ከም ትዝርግሑዋ ዘይትነግሩና ,,, ከም ሓቂ ኣብዚ ግዜ ንሓደ ግዜ ዘየክብርን ቆጸራ ዚጠልምን ጀሚሩ ዘይውድእን ሰብ ሳጉኡ ህድሞና ነባሪት ኢና ንብሎ ዘለና ። መልክተይ መቸም ተረዲእኩም ይከውን ,,,,, ንኣዘንታዊ ሚካኤል ብርሃነ ግን ኣድናቆተይ ኣብ ቦቱኡ ኢዩ።

  • @lovepassion5913
    @lovepassion5913 5 ปีที่แล้ว

    Mara haxiratna

  • @TesfitHabtab-bx1sh
    @TesfitHabtab-bx1sh 5 หลายเดือนก่อน

    ❤❤❤

  • @Seare200
    @Seare200 2 ปีที่แล้ว

    ፍቅሪ ሓያል አዩ

  • @ፍልስፍናንበሮምበርኣይትዛ
    @ፍልስፍናንበሮምበርኣይትዛ 5 ปีที่แล้ว +8

    ህድሞና ነባሪት! ኣብ ቻነልካ ዘለኒ ኣድናቆት ኣብ ቦትኡ ኰይኑ፣ በጃካ እዛ መጽሓፍ ትትረክ ዘላ(ልቢ ሳሌም) ኣብ ሰሙን ክልተ ወይ ሰለስተ ግዜ ትትረከሉ መድረክ ፍጠር! 15 ደቂቕ ከኣ ኣዝዩ ሓጹሩ እንተክኢልካ ክተንውሓን ትትረከሉ ተወሳኪ መዓልቲ ክትፈጥርን እምሕጸነካ። ካብ ተከታተሊትካ!

  • @ermiermi9901
    @ermiermi9901 5 ปีที่แล้ว

    ልቢ ሳሌም ቅድሚ 4 ዓመት ዘንበብክዋ ልቢ ወለድ ኢያ ካብ ዘንበብክወን ብዓቅመይ ካኣ ዝበለጸትን ዘይ ርስዓን ኢያ ጊን ፉሉጥ ምዓልቲ ግበሩልና ትወርደሉ ካላኣይ ካኣ ኣንውሕ ኣብልዋ እንበር ካልእ ስራሓትኩም ደስ ዝብል ኢዩ

  • @ፍሬታስደተኛተባሂልኪ
    @ፍሬታስደተኛተባሂልኪ 5 ปีที่แล้ว +2

    ሚኪ ኣስለይ ጡዑም ድምጺ
    ህድሞና ትድንጉዩና ኣለኹም ግን

  • @solsol7625
    @solsol7625 5 ปีที่แล้ว +1

    Ab semun wela klte 2kfal sdedulna bejakum

  • @michaelegebremichael6761
    @michaelegebremichael6761 5 ปีที่แล้ว +1

    😍😍😍😍❤

  • @yoridatsegay6848
    @yoridatsegay6848 5 ปีที่แล้ว

    Nmntay ikum tdnguyu btaemi? Gn dma Thank you.

  • @Eri.Boy07
    @Eri.Boy07 5 ปีที่แล้ว

    ናይ ብሓቂ ጽቡቅ ዛንታ ደራሲ ቢናም ግን ህድመና ተጋገዩ ኣለኩም ኣብ ሰምዒት ዪእትኩም ተድንጉዮ ኣለኩም። ቀልጥፍኩም ሰደድልና በጃኩም

  • @iseyasghirmay3867
    @iseyasghirmay3867 5 ปีที่แล้ว

    Eza fiction bhankewta ena nxbeya ab semun 2 gzie zeytgebrulna hdmona nebarit

  • @thomasmikiel276
    @thomasmikiel276 5 ปีที่แล้ว

    Btami hatsiru ab semun klte gize sededwa bejakum

  • @yonibana6832
    @yonibana6832 5 ปีที่แล้ว +4

    ቀዳማይ ንመጀመርታ ግዝየ በሉ እዳ ኣጻብዕትኩም ወስ በሉ ብሩክ ማዓልቲ ንኩልኩም ኣንበብቲ እዛ ጽሕፍቲ

  • @haninatu1310
    @haninatu1310 5 ปีที่แล้ว

    🇪🇷❤💋

  • @andomgebremedhin5683
    @andomgebremedhin5683 5 ปีที่แล้ว +1

    ya atum terewaeti zanta ms resaenayo dikum tzrghwa kae keman anbebnaya ta mexhaf wey bteketatali zerghwa wey kidu ab meakorkum wetufwa

  • @semirsri1237
    @semirsri1237 5 ปีที่แล้ว +1

    miki tium dmxi aleka
    hidmona kea ayitidenguna

  • @menkem4201
    @menkem4201 5 ปีที่แล้ว +1

    ዓሕ ከብደይ ተገላቢጡ ናይ ዉሽጠይ ቁስሊ

  • @jesuisfierdenoir9430
    @jesuisfierdenoir9430 5 ปีที่แล้ว

    Miki moksi gelé aynet trake