EMN - ተጋዳላይ ህዝባዊ ግንባር ክሳብ ቤተ-መንግስቲ ኣዲስ-ኣበባ ከይዱ ዝሓ’ረረ እንታይ ረኸቦ ታሪኽ ዘይነገረ - Eritrean Media Network
ฝัง
- เผยแพร่เมื่อ 28 ก.ย. 2024
- ሰላም ተኸታተልቲ EMN | ህያብ ኣደን ካሊእ ተወሳኺ ፍርያት EMN STORE ንምዕዳግ - ብቐረባ ኣብዚ Link ክትረኽብዎ ትኽእሉ › emn.store/
EMN - ተጋዳላይ ህዝባዊ ግንባር ክሳብ ቤተ-መንግስቲ ኣዲስ-ኣበባ ከይዱ ዝሓ’ረረ እንታይ ረኸቦ ታሪኽ ዘይነገረ - Eritrean Media Network
/ officialeritreanmedian...
****************************************************************
© Copyright Disclaimer Under Section 107 of the Copyright Act 1976
allowance is made for "fair use" for purposes such as criticism, comment, news reporting, teaching, scholarship, and research. Fair use is a use permitted by copyright statute that might otherwise be infringing. Non-profit, educational or personal use tips the balance in favor of fair use.
Eritreawinet kbur mennet 🇪🇷 awet n hafash 💪 💪 💪 💪 💪
🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷
🌼 🌸 🌻 🌹 🏵 🌻 🌹
Thank you, ታሪኽ ሓዲሽ ወለዶ ክፈልጦ ኣለዎ። ዘለኣለማዊ ዝኽሩ ንሰማአታትና።
❤❤ jeganu deki Ery 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷👏🏾👏🏾👏🏾👏🏾👏🏾🥰💪🏾💪🏾💪🏾💪🏾💪🏾💪🏾💪🏾💪🏾💪🏾💪🏾💪🏾
The word hero is no enough because there is no more words to describe you. What kind people are I’m happy and glad to be part of you. You are our heroes now and for always. You are unique thanks so much all of and thanks EMN for sharing this amazing and magical story our story Eritrean story ❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤️❤️❤️ I wish you guys show the video when Meles was talking about what you did. For the world. Proud to be Eritrean 🇪🇷🇪🇷🇪🇷
Merhaba dekiy Eritrea 🇪🇷 jeganu eyom::
Cheers Yoni thank you to our heroes we🇪🇷 always are winners
Glory to our martyrs Awet Nhafash ✊️✊️✊️🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷💖💖💖🙏🙏🙏
Asey deki erieyy 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🙏🙏🙏🙏
Wowww my legend yeni father and skilled storyteller of our adventurer and feat of our fathers
"Eritra adey adi jeganu " 💪🇪🇷👈 thank you for yr service jeganuna we respect you we love you❤️❤️❤️🙏🙏🙏
ኣቤት ጅግነት 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷💪💪💪💪💪🥰🥰🥰🥰🥰🥰
Nay Eritreawe tarik tezaribk aywdan Eyou deki Eri jeganu keep it up 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🌹❤️👍
ክብርን መጎስን ንሓይልታ ሰራዊት ኤርትራ ዓወት ንሓፋሽ
Enkae bselam mexakum deki erey xaeda kexlwo 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤️👍🙏🙏🙏
Merhaba deqi erey jeganu selam selam enqa bdehan mexakum ❤️🇪🇷😘❤️🇪🇷😘🌹🌹🌹
1000000000 ግዚ ተዛርብና ጽሕፍና ዝሰምዓና ሰእና፣ ሕጅ ውን ግዚ ኣለኩም ብዙሓት እዮም ብህይወት ዘሎው ኣባላት #ከብድ_ብረት #ታንከኛታትን #መዳፍዕን ዝነበሩ ፣ #ንወያነ ኣደሰ ኣበባ ዘእተውዋ ፣ ኣባላት #ኮማንዶ ውን ኣሎው ብህይወት በጃኩም ኣቅርብወም #ትም_ኣይትበሉ፣ ብፍላይ ብተራ #ኣዘዝት ከም ቀንድ ኣዛዝ ከብድ ብረት ዝነበረ መ/ጀነራል #ሮሞዳን_ኣውልያይ፣ ሕጅ ብይወት ከለው ሰንድወ ነዝ ታርክ በጃኩም፣ ብህይወት ከሎ፣ ጽባሕ ምሰ ሓለፍ እንታይ ትርጉም ኣለወ ዓሕሕሕ ምባል
Xibuq neru gn kdmi hiji hagez hattom neyrom eti hagez gn Xibuq zikede aymeslenin hiji win tarkina kbrber nhagzom
ጽቡቕ ኣለኻ ታሪኽ ኣቦታትና እንኮለኻን እንኮለካን ሰለዝኾነ ብሂወቶም ከለዉ እቲ ወርቃዊ ዘይድገም ታሪኾም ይተንተን ይዘንቶ ነዚ ወለዶ መሰረት ጅግንነት እዩ ሞ ዘይምዝሓል
ከም ጉሒላ ጠላም ወያነ፡ ንብዓል ሰኒ ውዕለቱ ተመሊሱ ዝምርዝ፡ ስግንጢራዊ ሕሱር ተበላጻይ ፍጥረት ደኮን ይህሉ ይከውን ደቂኤረ👎🏽
Ewe Tezarebu bejakum tarik tezarebu
👍🇪🇷 True!
Ajokum ajona ahwatey mearey.
ክብሪ ንዓኹም የሕዋተይ ዘልኣለማዊ ዝኽርን ክብርን ንሰማእታትና ዓወት ንዓፋሽ
ጀጋኑ ጅግንነትኩም መዳርግቲ የብሉን ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም
ታርኽ ኣብምንጋር ጀጋኑና ብደዎም ክለው ብዙሕ
ኣጋፍ ኣጋኒፍናሎ ኢዚ ጅግና ብቐጻሊ ኣብ ሚድያ ክቐርብ ኣለዎ ያናስ ቐጽል ብጣዕሚኻ በርባሪ ታርኽ ኢኻ
ጄግና ወዲ ኤርትራዊ
Welcome deqi Eri 🇪🇷🇪🇷🇪🇷👍🌸❤️❤️
አዲስ አበባ ኔርና ሪእናኩም ጀጋኑና ሕዝቢ ኢትዮጵያ ከማን ናታትኩሜን ናይ ወያነን ፍልልይ አለሊዎ ነይሩ በአከዳድናኩም
jeganu seb ilama arikumna kibrin mogisn neakum 💪💪💪🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
Anes enka 🇪🇷 konku deki ezom jeganu 🇪🇷💪💪❤️❤️
ኩራዕ ኤረትራዊ ብኤርትራዉነትካ 💪 |🇪🇷 |🇪🇷 |🇪🇷
History never die proud of you our fathers
ክብርን ሞግስን ኣድንቖትን ነዚ ጅግና ሰራዊት ምክልኻል ሃገር
EMN this is a great history shouldn't take time to be documented Eritrean history is in every inch of Ethiopian landscape, our enemies are benefited from our silence work 24/7 is the only option.
Thank you one of the best and my favourite TH-cam keep up the good job very educational.
ዝከበርካ ዮናስ ታሪክ ጀጋኑ ምስኦም ይቅበር ኣሎ። ውልዕ ጥፍእ ኣይትበል ሓደራካ♥️🇪🇷
ጽቡቕ ትንተና፡ብዋዓልቱ ክዝንቶ ከሎ ዝያዳ ትርጉሙ ይዓዝዝ፡የቐንየልና። ሰብ ታሪኽ ከይሓለፉ ተጓየዩ፡ (ሰንዱ)። ብዙሓት ብፍላይ ብናኣሽትኦም ናብ ስደት ዘምርሑ ነዚ ታሪኽ በቲ ዕቡሎኻ ናይ'ዛ ጃንዳ ዝተደናገሩ ስለዘለዎ ኣዝዩ ሓጋዚ እዩ።
ምስጋና ነቲ ሰራሒ ቅያ ዉሉድ ህዝቢ ኤርትራ።
ዓወት ንሓፋሽ!!
yess🇪🇷❣️👈
እዞም ካሐድቲ አበይ ከርድኦም ህዝባዊ ግናር ፈጢሪዎም ህዝባዊ ግንባር ፈንጢሕዎም እንተደአሌና ነዕጥቅ እንተደለና ዕጥቂ ነፈትህ ኤርትራዊ ሙኻነየይ ሕቡን እየ ዐወት ኒሐፋሽ
ብዓል ሺደን ኣርሓ ኤረና ወትሩ ሰላማ የብዛሓላ
Eritrawi jigna beal gezif tarick
Kbrn mogesn nserawit Eritrea 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🐪🐪🐪💪🏽💪🏽💪🏽👍🏽👍🏽👍🏽💐💐💐🌹🌹🌹🤩🥰😍
2ይ ክፋል ኣይትደንጉዩና ደቂ ኢረይ ክብሪ ንኤርትራዊ ጅግና
Yoni hawey I love you so much ❤️ thank you for your time .
ብጣዕሚ ደስ ዝብል መደብ እዩ።ኣብ ሕላፍ ሰዓት ኮይኑ እምበር ቡዙሕ ንማሃር ኣለና። ብዛዕባ ኣብ ዝሓለፈ ቀዳማይ ክፋል ዝፈለመ ገድም ተጋዳላይ ዘርእዝጊ ዳዊት ናብ ካልኣይ ክፋል ክመጻና እንዳተጸበናዮ ብምስዋእቲ ተፈልዮ ብጣዓሚ ዝሕዝን እዩ ከም ናይ ዘርእዝጊ ዘኣመሰሉ ቡዙሓት ከመዘለው ፍርልጥኩም ግዜ ከይበላዕኩም ንዓና ንኑኡስ ወለዶ ምርታን ታሪኽ ኣቦታትና ክንዕቅቦን ክንሕብነሉን ተቃላጥፍኩም ኣቅሪቡልና ቡዙሓት ጀጋኑ እዮም ምስ ታሪኾም ዝቅበሩ ዘለዎ።
❤️🇪🇷❤️🌿our hero thank you ❤️🇪🇷❤️🌿
ኣንበሳየ ዕድመ ይሃብካ
ሃገረይ ዝበለ ተዘኪሩ ይነብር
ክብርን ሞጎስን ንሐይልታት ምክልካል ኤረትራ🇪🇷✊✌️
It is a great to present such an eyewitness to raise Eritrean moral ! The only advice I would like to share is let be hero of economy and politics to transfer Eritrea into heaven of horn !
እወ ኤርትራዊ ጅግና ሸጥ መዓንጣ ታሪካዊ በዓል ቅያ ንቅያ ብተግባር ብመስዋእቲ
ሃገር አውሕስካና እቢ አይግዛአን ሰለዝበልካ እኖሆ ብርሃን ኮኮብ ኮሊዕካ
ኽብርን መጎስን ነሰማዕታትና
አብ ገነት ይቀበሎም ።#🌷🇪🇷🌷9️⃣💞9️⃣🌷🐪💞9️⃣🌷🐫🇪🇷🌷🇪🇷🇪🇷9️⃣💞
ኤርትራ ኩልሳዕ ዕዉቲ እያ ጀግና መራሒ ጀጋኑ ሰራዊትን ህዝብን ዘሎዎ ግነፎንዶ ዓወት ንዓወት እበር ክብሪ ንሰማታትና ዓወት ንሐፋሽ።
ዉድቀት ንከደምትን ከድዓትን ከምእዉን ነዚአ ዓስታክ ወያነ ቪቫ ደቅኤረይ።
Hezbiwi genbar jigna nay jignau 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🐪🐪🐪✊💪🇪🇷🇪🇷
And I convinced myself to accept it
conditionally for a 1 year period or
contract and thereafter to make the
final decision for my life goals and
Objectives.
Nay bahaki enka eritrawit konku tefeterku jeganu abotatna nborulna🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤🙏
Nice job history is our root source 👍
ትኽክል ከምዚ ኢና ኣንቢብና ኣብ መጽሓፍ ወፍሪ ስግረ ዶብ
ሰላም ጀጋኑ በሓቂ ዘትተንተነ ሰነድ ክምቲ ዝበልኩሞ ወርቃዊ ቀለም ሓወና ዘረዝጊ ብጣዕሚ ነመስገን ጀጋኑ ዓወት ንሓፋሽ ከብሪ ንሰዋትና
Wellcome back my hero
🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤❤❤❤👍👍👍
EMN ብጣዕሚ ኢና ነመስግንካ ንታሪኽና ኣብ መዝገብ ስለ ተስፍሮ ዘሎኻ።
Hiwehat nay eida eiya rekiba bhaki 100% :: Anta Jigna Tegaday H.G.H.E. tarikum giena ay tetsahfen kem hawaryat bdldul tarik zmzgebelu gzie kmetse gn tesfa ngebr 🥰🇪🇷idmen tsinan awetn selamn ksanetn yhabkum 🇪🇷🥰💪ntarikum bnay tselemen tekenen zbllu kea ms Hiwehat zguhafun ztefaun ygberom::
ዮናስ ሓወይ ጽቡቕ መደብ እዩ. ታሪኽ ጀጋኑና ብፍላይ ወፍሪ ስግረዶብ ምቁጽጻር አዲስ አበባ ኣብ ዝነበረ ውሎ ኩሉ ክንገር ኣለዎ. ነዞም ናይ ሕጂ ወለዶ ብፍላይ ከኣ ንተጋሩ ዓቢ ኣፍልጦን ትምህርትን ይኸውን.
በዓል ዑቕባይ መንግስቱ ከኣ ካብቶም ብቆልዑቶም ንሜዳ ዝኸዱ ታንከኛ ኮይኑ ንኣዲስ አበባ ዝኣትዉ ሓርበኛ ጀብጀብ እዩ.
ክብርን ሞጎስን ንሰራዊት ኤርትራ
ዓወት ንሓፋሽ!🇪🇷🇪🇷🇪🇷
እንባሕ በል ወዲ ኤረ ጅግና
የናስ ሀገራዊ ጋዜጠኛ ቀጽል አብ ጎንኻ አለና
አዛ ጠምሻሽ ጁንታ ተግባራታ መን ከርስዖ።
💪💪💪🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
እንካዕ ዘርዕኩም ኮንኩ ጀጋኑ ኤርትራውያን ዘይትድገሙ ፍጥረት ዘርዕኩም ይባረክ በአኩም ኩሩአት ኢና ታሪክና ትእቅቡ ዘለኩም ክአ ምስጋና ነቅርብ
ታሪክ ደኣ እንዳ ዜና ኣብ ታሪክ ም ሰነድ ብጣዕሚ ሕማቃት ኢኩም
ወትሩ ዓወት ንሓፋሽ🇪🇷✌️✊
Thak you Yoni
yala yala teguayeyou Yoni bhiwetom kelewu aabzelewuwo kedkum sendu!!!
Edmen Tnan njeganuna!!!
I like his smile
Arekanat gedele belusat 🇪🇷💞🙏👍👌💪
Aye Jeganoo Dekii JEGANOUU, meen Iyouu imoo kemakouum. I kaa Abottatnaa Ahwaatnaan KOYINKOUUM. Koriikouum Akrioukouminaa. Yekeniyelnaa.
🇪🇷🇪🇷🇪🇷👍❤️🌹
❤️🇪🇷❤️👍👍👍
We have hope form Eritrea net media to record and publish the unfolded history of our heroes to assist researchers.
ተስፋኣለም ኣስገዶም ዕድመን ጥዕናን ይሀብካ ተስፊት ሐወይ ኣዚየ ትሐጊሰ ገጽካ ምስ ርአኩ
የኒ በጃኻ ኣይትደንግ ከልኣይ ኪፊል
እዚ ዛንታት መንእሰይ ይመሀረሎ አሎ ደዮ እዚ ዝሓለፍ 30 ዓመት ዝሐለፍ ከም ዛንታ ይመሃሩው ደዮም?
Geganuna edmin tenan yehabkum amlak amen 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
Akoy jigna edmen tenan yhabka fetari
Merhaba deki halal meret
ከማዓልካ ወዲ ኤረይ ሓየት ዘስተኻኒ ጽሩይ ካብ ማይ ሓርየት
ዮኒ ጽቡቅ እቲ ታሪኽ ልክዕ ዝገርምን ሓቀኛ ምዃኑን ብቲ ዝተዛረቦ ዘይኮነስ በዛራርብኡ እዩ ዝፍለጥ ይበል ተባዕ ዘረባ ከይጋገ ሓቂ ክመርሖ ትርኢ። ኣብዝመጽእ እታ ንፈደራል ትሕግዙ ኣለኩም ትብል ኣላ እሞ እንታይ ይስማዓካ ዝበልካዮ ረሲዕዋ ኣሎ ። ከብርሃልና ንደሊ ስለምንታይ ንወያነ ሓጊዝናያ ስለምንታይ ኣጥፊእናያ ኢልካ እስከ ሕተቶ ካብ ኣፉ ክሰምዖ ደስ ይብለኒ።
ኢዚ ሕቶ ተአፋፊ እዮ ሕጂ አይኮነን ዝወጽእ ቀስ ኢልካ ክትሰምዖ ኢኻ ዝዓርከይ
ገረድና ስለዝኮነ ዕቩድ ከልቭና ስለዝኮነ
🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷 ከመዪ ኣለካ ኩኩናይ
Condliance
ክብርን መጎስን ንይከኣሎ ዋርሳይ፣ ሓቂ መመሊሳ ኢያ ትዕምብብ፣ ጃንዳ በሊ ስምዒ ታሪኽኪ ገና ብዙሕ ጉድ ኣለኪ፣ ቅንእን ሕስድናን ዝፈጠሮ ሕማምኪ እነሆ ነበረት ተባሂልኪ ጠፊእኪ።
That is why many Eritreans are ASKING for the desimination and information of the
ERITREAN HEROES!!!.
WAy weyne hesewti tehebieom keynotu
🐪🐪🐪👍🐪❤️❤️❤️
♥️♥️♥️🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷👍👍👍
❤❤❤
አነስ ሐጎሰይ ምቁጽጻር ሲኢነ እንቃዕ ናትና ኮንኩም አርካናት ጀጋኑ መግለጺ ሲኢነልኩም ሐንቲ ኽብላ ዝኽእል ግን እግዚኣብሔር ዕድመን ጥዕናን ክህበኩም ናይ ወትሩ ጸሎተይ እዩ ❤
መርሓባ
❤🇪🇷❤️❤️🇪🇷❤️🇪🇷🇪🇷
ኩቡራት የሕዋት ብተቅርቡልና ኩሉ ታሪኽና ብልቢ ነመስግን ኩሎም እቶም አብ ኢቲዮፒኣ ዝነበሩ አምጹኡልና እንተ ኪኢልኩም ብልቢ ነምስግን ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም🌻🌼🌺🥀🌹🌷🌼🌼🌼🌺🌺🌺🥀🌹💜💛💚💙🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
ሃብታኣብ ኣሊፍ ብ76/ቦ1 ሓ12 ፈቲሽኩም ርኸብዎ ብሂወት ክህሉ ተስፋ ይገብር
ኣየወ ትማሊ ኮይኑ ይስምዓካ እወ! ተስፋኣለም ሓወይ ብፍላይ እታ ናይ ታረቀ ተስፋሂወት ከዘናግዖም ኣምስዩ ነቶም ሰራሕቲ ቅያ ብፍላይ ምሩኻት ናይ ኣለም በቃኝ ኣብቲ ምዝንጋዕ ኔሮም ኩሉ ኢርትራዊ ብታሕጓስ ትዝንግዕ ኣምሲና ጽቡቕ ጊዜ የሕሊፍና።
🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🙏
Our hero from sahil to Addis jeganu jigninet u can’t find on the hole world weyane leba hiji rekibkaya kehadti kiberin mogosen nisematatna wetru ab libna awet nihafash 🇪🇷🙏❤️🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤️❤️❤️❤️❤️❤️
ዮናስ፡ በጃኻ ኣይትሕመቕ ተጓየ። ሓቂ ሒዞም ከይቅበሩ እዞም ጀጋኑ።
ምስጋናና ኣብ ቦትኡ።
🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🌹🌹🌹🌹🌹🌹💙💜💜👍💙👍💜💙👍👍👍👍
Aye jignnet deqi erey anes.enqae gal ezom jeganu konku Awettttttt nhafash
👍👍👍👍👍👍👍
hazbawi genber tbale nay kalabe dirfi aman des teblani tiraqki hazbawi genber tiriaq hazbi eritera eyu 🙏🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷✊✊✊💪💪💪💪🙏🙏🙏🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷✊✊
ንወያነ ሕይወትካ አሕልፍካ አብ ስልጣን ኮፍ ምባል ዓቢ ጌጋ እዩ ኔሩ። 25 ዓመት ብሕይወትና ተጻዊቶም ሰይርሳዕ አብ ሕዝቢ ኤርትራዊ ግፍዒ ሰሪሖም። ከዳዓት ጠላማት😢
እውይ እታይ ተረክበ መግስተ ሰማይ የዋርሶ