Wawww btaemi des zibl nfuat ketslwo kabzi nlaeli medebkum kulu gzie eye zketatelo kitabi zelewa media eya ezi bota degimkum mis nutsur camera tetgebrulna kemey des mibelena
I am.assured that Eritrea soon not only it will feed itself, it will be ready to export surpluses. Major Kibreab's knowledge and humility is indeed amzing...shabiaya does what it does...slowly but surely!!
It really a great video. We didn’t see about Eritrean farming. We need to see farming, construction, fishing, education and other activities in Eritrea. Thanks
ኣምላኽ ይመስገን
ዕድመን ጥዕናን ንኹሎም ሓረስቶት ሃገርን፡ ሰራሕተኛታት ሚኒስትሪ ሕርሻ።❤❤❤❤
ሃገረይ ለምልምለይ ብእገዳ ተዓጺዩ ዝነበረ እነሆ አብ ስራሕ ተዋፊሩ ኤረይ ቅሰኒ ብሳላ ምዑታት ደቅኺ ዝተረኽበ ኢዩሞ መመሊስኪ ተኾልዒ ኤረይ ።
ክብሪ ንሰማእታትና ምሰጋና ንዋርሳይ ።
🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
መርሃባ ወዲ ኤሪይ
ክብረአብ ሐወይ ሩሑስ ሐዲሽ ኣመት ንአካን ንኩሎም መሳርሕትካን ካብ አባይ ብሪጣንያ🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
እግዚአብሔር ይመስገን ብጣዕሚ እዩ ደስ ዘብል የቅንየልና ክብረት ይሀበልና ዕድመን ጥዕናን ይሀብኩም ብርህን እዩ ቅድሜና 🙏🇪🇷👍❤️💪🇪🇷🇪🇷🇪🇷
ብጣአሚ ደሰ ዝብል ብዘይ ድራር ብሐጎሰ ጸጊቤ ደቂሴ አዲ ጀጋኑ ❤❤❤🙏🙏🙏💐🌿💐
ካነረል ክብራአብ ብጠዕሚ ጱቡቅ ደረሰ ይብለካ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
ዘሕጉስ ምዕባለ ንኺድ ጥራይ 🌹🌹🌹🌹🌹🌹🌹🌹🌹🌹
ብጣዕሚ ፅብቅ ዘሑግስ ሕርሻ ዘመናዊ ሻዕብያ ዐቢ ስራሕ ሰሪሖም አምላክ ይሓግዝ ንዝሰርሕ አምላክ ይሕግዞ አዩ ህዝቢ ንኤርትራ ተሓጎስ በርትዕ
ጽቡቅ ትሕዞን ስራሕን ኤረትራ ከምትብልጽግ ዘግህድዩ
መጻኢኣ ብሩህ ሃገር ኤርትራ ብርሃንኪ ቀሪቡ ሓላል መሬት ርሑስ ሓድሽ ዓመት 2024 ይግበረልና 🇪🇷🐪9️⃣☪️✝️💪🏾👈🏻
ኮሪዔ ብዓደይ
Grazie mille 🇪🇷🇪🇷💯✌️🙏👍🌹
ዘሕጉስን ተስፋ ዝህብን ስራሕ
Kebri nseb Gebri wotru awet nhafash thanks metkelawyan deki Eri🌹🌹🌹🌹🌹🌹🌺🌺🌺🌺🌺🌺🌺♥️♥️♥️♥️♥️💜💜💜💜💕💕💕💕🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
ብጣዕሚ ጽቡቕ ስራሕ፤ ነባሪ ስራሕ 👍👍👍👍👍👍👍✅✅✅✅✅✅✅✅
Wawawa Wawawa Wawawa btaemi yamral
🇪🇷💪🇪🇷👍🇪🇷💖🇪🇷🌷🇪🇷🤝
❤️🇪🇷❤️🇪🇷🇪🇷🇪🇷🙏🏽
ERITREA 🇪🇷 💪 🇪🇷 💪 🇪🇷 🙏
🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
አቶ ክብርአብ እግዝአብሄር ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ
Thanks so much I hope this agriculture program is distributed to everyone 🙏🙏🙏 please share it with everyone! Seeing is believing 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
Wwwww bithacmi xubuq sirah daqi erey🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
Admen tanan yhabkum deki eri jeganu, eritrea ade xaram lebam hzbi b deka kebira kitnebr ya kithnex ya 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷
Btaemi des zebl hrsha luol fetari xamakum yhabkum 🙏🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
I think agriculture is one of the most progress that have achieved in our country! I hope other ministries follow the path 🇪🇷🇪🇷🇪🇷
Kamzi gerkom neti hezi aryawo good job 👏
God Bless Eritrea Bright
Future
🐪🐪👍👍
ብጣዕሚ ጹቡቁ ፕሮጀክት
Wawww btaemi des zibl nfuat ketslwo kabzi nlaeli medebkum kulu gzie eye zketatelo kitabi zelewa media eya ezi bota degimkum mis nutsur camera tetgebrulna kemey des mibelena
Wawww God bless you deki erey 🇪🇷👏😍
🤟🇪🇷🇪🇷👍
መንግሰቲ ኤርትራ ካብ ልመናን ምጽወታን አገላጊሉ ሐራ ሃገር አውሒሱ አሎሞ ክብሪን ሞሳን ንመንግሰቲ ኤርትራ ዋላ ነዛ ትራክተር ሐሪሰና ከይንበልዕ ብእገዳ ከዳኩምና ዘይፈንቀልዋ እምኒ የለን እዞም ገናዞ❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
Good job 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤️❤️❤️🌹🌹🌹
ALEM Zemo thank you for your eyewitness reporting ❤❤❤❤🌹🌹🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
I am.assured that Eritrea soon not only it will feed itself, it will be ready to export surpluses. Major Kibreab's knowledge and humility is indeed amzing...shabiaya does what it does...slowly but surely!!
ጽቡቕ ሪኢና የቐንየልና
God bless eritrea🙏🇪🇷🇪🇷
Very Very good working ❤
Brillant work🤝🇪🇷🤝👁️⏰📚✍🏾🐪❤️
ኣብካዶ ዋላ ኣብ ሙቆት ይሰማምኦ ኢዩ ኣብ
QLD ኣውስትራልያ ኣብ ሙቀት ከማን ይቦቅል ኢዩ
Long Live ShaEbia.
Selam 🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤❤
👍👍👍🌹🌹🇪🇷🇪🇷🇪🇷♥️♥️🇪🇷
🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷💓💓💓
❤💯👍🤚
It really a great video. We didn’t see about Eritrean farming. We need to see farming, construction, fishing, education and other activities in Eritrea.
Thanks
🇪🇷🇪🇷🇪🇷💪💪💪💪💪
🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤️👍👍
Amazing!!
ኣነ ዝሑጉሰኒ ኣብ ህዝባዊ ግንባር ታራ ሰብ ኮይንካ መንግስቲ ወይ ግንባር ዝፈልጠካ ኮይኑ ኣይስመዓካን፡ ኣብዚ ክብሎ ዝደለኹ ንኣካያዲ ስራሕ ሕርሻን ዘራእትን ተጋዳላይ ክብርኣብ ወዲ ኣሃዶይ ኢዩ ነይሩ ፡ክብርኣብ እንትርፎ ስራሕ ዘረባ ዘይፈቱን፡ንዝሓዞ ስራሕ ከይወደአ ዘይቀስን ሰብ ሓያል ናይ ፍቅሪ ስራሕ ዝዉንን ሰብ ኢዩ። መንግስቲ ኤርትራ ካብ ጋራጅ መንግስቲ ሓፍ ኣቢሉ ኣብ ጥሪትን ዘራእትን ኮፍ ብምባሉ ኣድናቆተይ ወሰን የብሉን። ክብራኣብ ሓያል ሃገራዉነትን ሓያል ናይ ፍቅሪ ስራሕ ዝዉንን ብጻይ ኢዩ። ስለ ዝኾነ ከኣ ንዝተዋህቦ ሓላፍነት ምስ መሳርሕቱ ኮይኑ ዉጽኢታዊ ስራሕ ክሰርሕ ምርኣየይ ይኾርዕ ይሕበን።
ወዲሰብ ክብረቱ ስርሑ ኢዩ። ስሩሑ ኢዩ ዝዛረብ ፡ብስራሕካ ከኣ ዝግባኣካ ቦታ ትረክብ ተድምዕ ከኣ ።
🙏🏽🇪🇷❤️🇪🇷❤️🏆🏆🏆
Btaomi xbuq nzom kekafo zwolu hrr kblu tehegusna mo kulu gize kemzi enamxakum yehegusuna mes bzuh msgana.
❤❤❤❤❤
Btami xbuq eka ente kone ab kindi b tell zkewun b sinesrat b abi camera teqedhu advertis ente zgber zbelexe views mhalewo .
🇪🇷1❤2⛪️🕌6🇪🇷9🇪🇷🦁💪
Wwwww nay bhaki adnikekum dki ereyyyyy anbesatat nkide tray buruh eyu metsaena
ኣን ውድ ድባርዋ ሓልሓል እየ
ብፍጹም ንምጅሃር ንሃልክይ ዜና እዩ 2 ውይ 3 ዝኽኑ ሂቦም ክምዝግርን ኢሎም ይጅሃር :: እት ዝግርም ብጉቦ ንሓድ ክልት ሃፍታማት እዮም ዝህብዎም ንህዝብ ዝግብርው ይልን
ኣብዝ ቦታ ትውልድ ዓብይ ጽቡቅ ጌር ዝፍልጦ ሓቅ እንት ኣልኩም ንት ህዝብ ኢንትርቭው ግብርሉ እትይ ሓቅ ክትርጋግጽ
እዚ ምዕባለዚ ኣዝዩ ዘሐጉስ ዝምጎስንዩ ::
እንተኾነ ኣብ ኤርትራ ዝርአ ዘሎ ንይ ምዕባለ ስራሕ ኣብ ሓደ ወገን ወይ ዞባ ዝመዘነ እዩ ዝመስል ::
ኣብ ሰመናውምራብ ንኡስ ዞባ ዘሎ ቦታት ዳርጋ ዝተረስዓ እቲ ህዝቢ ባዕሉ ወዲቑ ድዩ ተሲኡ ብፋሕተርተር ዝገብርኦ እንተዘይኮይኑ ካልእ ምዕባለታት ኣይትርእን ኢኻ :: እዚ ንኡስ ዞባዚ ኣብ ሓርነታዊ ቃልሲ ህዝቢ ኤርትራ ዝለዓለ ኣበርክቶ ዝገበረ እዩ : ግን ብኣንጻሩ ነቲ ህይወቱ ንምምራሕ ዝሓርሶ ዝነበረ ክፋል ሰሜናዊ ባሕሪ ተሓዚኡ ኣምሰይኡ ሓንቲ ጭራም መሬት ከይተዋህቦ ተሓሪሙ ይነብር ኣሎ :: እዚ ምሕራንዚ ዋላ ኣብ ግዜ መግዛእትውን ኣይተገብረን :: ከይኑ ከአ ኣብዚ ዞባዚ ብዙሕ ቦታታት ዓበይቲ ዲጋታት ክዕገትሉ ዝኽእሉ ንምዕባል ሕርሻታት ክለምዕሉ ዝክሉ ኣሎ :: መንግስቲ ግን ነዚ ቦታት ኣቓልቦ ኣይገብረሉን ዘሎ :: ምዕባለ ብሓደ ወገን ጥራይ ዘይኮነ ብማዕርነት ::
Merhabab. eriyyy 🙏🇪🇷📚📜⛪9🕌📜📚🇪🇷
❤❤❤❤
❤❤❤❤❤❤❤❤
❤❤❤❤❤❤