ขนาดวิดีโอ: 1280 X 720853 X 480640 X 360
แสดงแผงควบคุมโปรแกรมเล่น
เล่นอัตโนมัติ
เล่นใหม่
ሰላም ካ ይብዛሕ በረከት ሓወይ እንካዕ ዳሓን መፃካ ካብ ናብ ሚሞሪ ቮድዮን ሙዝቃን ከመይ ገይርና ክም ነሕልፍ ንገረና ዝሓወይ ማዓረይ
ሃይ ሃወይ ከመይ ኣለካ ሰላም ክትሕሉ ይምነ ፡ ብምቅጻል ኣብ ገራሊ ስእልታት ሰባት የሪኡልና ከመይ ጌርና ብኾድ ንዓጽዎ
ሰላምካ ይብዛሕ በረከት ሓወይ እና ዝተደለተ መምለሲ እውን እባ ስርሐልና
ኣሰይ ዝያዳ ሓወይ እስኪ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ፈጣሪ 🤲🤲🤲🥰🥰
የቀንየልና በረከት ሓውና❤❤❤❤ቀፅለሉ
ኣጠቓቕማ ትዊተር ስርሐልና ሓወይ ማዓረይ 😥❤️❤️💛
ዋውውው ገለ ዓይነት እንብር. ብርየይ ተባዓ ተባርክ ሕዚ ጽቡቁ ኣምፅእካ
ዝተደለተ መምለሲ ለባ ስርሐልና 🙏
በረከተይ ለባም
የቐንየልና በረኸት
ናይ ቴሌግራም ኣርእየና በረከት ሓውና 🥰
እንኳዕ ብሰላም መፅእካ ፅቡቅ ስራሕ ቀፅለሉ ❤❤❤🎉🎉
በረከት ሓወይ ፅቡቅ ስራሕ ዋ ዝተደለተ ብምንታይ ይርከብ
በኪየ ጎቦዝ ባዓል ኑፁህ ሕልና🙏 ከሙኡ ገይርካ ዝፈለጥካዬ ንዘይ ፈልጦ ምሕጋዝካ ዳስ ይብል ቀፅለሉ
ሰላም ካ ይብዛሕ በረከተይ እንኳዓ ዳሓን መፃካ ለባመይ እና የቀንየልና እናሲ ዋላ ቀደም ዝተፃሓሕፍናዮ ዲዩ ዘይርአ ♥👏
ሰላምኻ ይብዛሕ ብሬ ሓወይ🥰🥰
በረከተይ ለባአማአ በረትዕ ብጣም ጎበዝ❤❤❤❤
በርትዕ
ሰላምካ ይብዛሕ በረከት ሓዉና የቀንየልና ፀቡቁ ስራሕ እዩ ቀፁለሉ 🌺❤️❤️ አና ኣብ ፌስቡክ ሰብ ናብ ናትካ ሸር ከይብለልካ ከመይ ገርካ ትዓፀይ አባ ኣርእየና በረከተይ💛❤️💛❤️💛❤️🌺🌺🌺🌺🌺🌺🌺
kulgzie bulux🥰👍
Selamke ybzha berektyyyy meary
በረከተይ ምስ ይቅርታ ብመሰንጀር ዝተፃሓፈካ ብካሊእ ኣብሊከሸን ትሪኦ ነይርካ ንገረኒባ
ናተይግን ኣይመፀለይ
ሰላምት በረከተይ እንኳዓ ብሰላም መፃኺ ተጋሩዋይ ሳብክራይብ ግበሩለይ ናይ በረከት ቤተሰብ ሰላም ናሃገሪና🙏🙏💓💓💓
ሰላም በረከት ሓወይ በጃካ እባ ናይ መሰንጀር ዝተደለት መምለሲ ሰራሓለይ 😥
🥰🥰🥰🥰🥰
Wawwwww thanku
በጃኻባ በረከተይ ዝተደለተ ፎቶን ቪድዮን ብኸመይ ከም ዝምለስ ንገረና ፎቶ ሪከቨር አብዩና👏
በረከት ሓወይ Bluetooth & Wi-Fi ብውሽጥ ተዓፅዩ ኣብዩን በጃካ ትፈልጦ ተኾንካ ሓብረን
❤❤❤
ሰላምካ ይብዛሕ ክቡር ሓውና በጃኻ በረከት ሓወይ ብመሰንጀር ቀደም ዝተፀሓሕፍናዮ ዝጠፈአና ከመይ ገይርና ከምንረኽቦ ንገረና በረከት Pliss👏💞
❤❤❤❤❤❤❤❤
ሰላም በረከት ሓወይ ስልክካ ብምንታይ ክረክቦ ይክእል
Please please ብሬ ናይ ተልግራም ዝትደመሰሰ ከመይ ገረና ንመልሶ
ሰላምካ ይብዛሕ ክቡር ሓውና ተወሳኺ ኣነውን ክሓተካ ኣብ መሰንጀርስ ከምት ናይ ዋትስኣቭ ብሓደ ግዜ እቲ ዝተፀሓሐፍናዮ መደምሰስ ኣርእየና ዝያዳይ
በረከት ሓወይ ብማርያም ትገድሰካ መልሰለይ መሰጀር ልትፃሓሓፍናዮ ከመይ ገይርና ኽናጥፍኦ በጃኻ መልሰለይ
ሰላም ኩቡር ሓውብጣዕሚ ጽቡቅ ስራሕ።ሓንቲ ሕቶ ኣላትኒ፡Facebook ሃክ ኮይኑን ኣይ ኮነን ብከመይ ንፈልጦ?ሃክ እንተኮይኑ'ከ እንታይ ክንገብር ኣሎና?
Bereway bWhatsapp messge seb leklna bkemey nrey beyzaka tegediska melseley
ሰላምካ ይባዛሕ ክቡር ሓውና የቀንየልና እና ዝኾነ vido ከመይ ከይርካ ይቁረፅ ኣብ ሕድሕድ ኣፖሊኬሽና ኮድ ክመይ ገይርካ ይግበር💝
በረከት ሓወይ ሰላም ኣብ ዘለካዮ ብምቅፃል ፌስብክ ከመይ ገርካ ክትድልቶ ትክእል ኣርእየኒ
ሰላም ካ ይብዛሕ በረከት ሓወይ ቫስወርዲ ረሲዖዮ እና ብከመይ ከም ዝርከብ ይፍልጦ እየ ግን ሎክ ሲክሪን እናበለ ኣብይኒ ኮዱ ኣይፈልጦይ እና ተሓባበረኒ በረክት ሓወይ በጃካ😟❤❤❤🙏
ብመሰጀር ዝተደለተ ኽንምለሶ ንክእል ዶ በረኸት ሓወይ
ካብ መሰንጀር ዝጠፍአ ፅሑፍ ይኩን ቪድዩ ከመይ ይምለስ
ብረከት ሓወይ ክብረተይ ወድ ዓደይ ሓንቲ ሕቶ ክሓተካ ተክኢልካ መልሰለይ ናብ ናተይ ፎሰቡክ ሰብ ሼር ዝበለለይ ክረክቦ ኣይክእልን ናባይ ኣይመፅን እንታይ ኮይኑ ይኾን
ማንም ሰብ ታግ ከምዘይ ገይረልኪ ዓፅኽዮ እዩ መልስዮ
ኣብ ፌስበክ ላይክ እና ኮሞንት ሰብ ክህበና ተዘይደለና ከመይ ገይርና ናይ ኮሞንት እና ናይ ላይክ ይዕፆ ተገዲስካ መልሰለይ ምስ ይቅርታ
አረ በይዛኻ ድአነዋ አርእየን ቃደም ትፃሐሐፍኽዎ መደምሰስ አርእየን
ሰላም ካ ይብዛሕ በረከት ሓወይ እንካዕ ዳሓን መፃካ ካብ ናብ ሚሞሪ ቮድዮን ሙዝቃን ከመይ ገይርና ክም ነሕልፍ ንገረና ዝሓወይ ማዓረይ
ሃይ ሃወይ ከመይ ኣለካ ሰላም ክትሕሉ ይምነ ፡ ብምቅጻል ኣብ ገራሊ ስእልታት ሰባት የሪኡልና ከመይ ጌርና ብኾድ ንዓጽዎ
ሰላምካ ይብዛሕ በረከት ሓወይ እና ዝተደለተ መምለሲ እውን እባ ስርሐልና
ኣሰይ ዝያዳ ሓወይ እስኪ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ፈጣሪ 🤲🤲🤲🥰🥰
የቀንየልና በረከት ሓውና❤❤❤❤ቀፅለሉ
ኣጠቓቕማ ትዊተር ስርሐልና ሓወይ ማዓረይ 😥❤️❤️💛
ዋውውው ገለ ዓይነት እንብር. ብርየይ ተባዓ ተባርክ ሕዚ ጽቡቁ ኣምፅእካ
ዝተደለተ መምለሲ ለባ ስርሐልና 🙏
በረከተይ ለባም
የቐንየልና በረኸት
ናይ ቴሌግራም ኣርእየና በረከት ሓውና 🥰
እንኳዕ ብሰላም መፅእካ ፅቡቅ ስራሕ ቀፅለሉ ❤❤❤🎉🎉
በረከት ሓወይ ፅቡቅ ስራሕ ዋ ዝተደለተ ብምንታይ ይርከብ
በኪየ ጎቦዝ ባዓል ኑፁህ ሕልና🙏 ከሙኡ ገይርካ ዝፈለጥካዬ ንዘይ ፈልጦ ምሕጋዝካ ዳስ ይብል ቀፅለሉ
ሰላም ካ ይብዛሕ በረከተይ እንኳዓ ዳሓን መፃካ ለባመይ እና የቀንየልና እናሲ ዋላ ቀደም ዝተፃሓሕፍናዮ ዲዩ ዘይርአ ♥👏
ሰላምኻ ይብዛሕ ብሬ ሓወይ🥰🥰
በረከተይ ለባአማአ በረትዕ ብጣም ጎበዝ❤❤❤❤
በርትዕ
ሰላምካ ይብዛሕ በረከት ሓዉና የቀንየልና ፀቡቁ ስራሕ እዩ ቀፁለሉ
🌺❤️❤️ አና ኣብ ፌስቡክ ሰብ ናብ ናትካ ሸር ከይብለልካ ከመይ ገርካ ትዓፀይ አባ ኣርእየና በረከተይ💛❤️💛❤️💛❤️🌺🌺🌺🌺🌺🌺🌺
kulgzie bulux
🥰👍
Selamke ybzha berektyyyy meary
በረከተይ ምስ ይቅርታ ብመሰንጀር ዝተፃሓፈካ ብካሊእ ኣብሊከሸን ትሪኦ ነይርካ ንገረኒባ
ናተይግን ኣይመፀለይ
ሰላምት በረከተይ እንኳዓ ብሰላም መፃኺ ተጋሩዋይ ሳብክራይብ ግበሩለይ ናይ በረከት ቤተሰብ ሰላም ናሃገሪና🙏🙏💓💓💓
ሰላም በረከት ሓወይ በጃካ እባ ናይ መሰንጀር ዝተደለት መምለሲ ሰራሓለይ 😥
🥰🥰🥰🥰🥰
Wawwwww thanku
በጃኻባ በረከተይ ዝተደለተ ፎቶን ቪድዮን ብኸመይ ከም ዝምለስ ንገረና ፎቶ ሪከቨር አብዩና👏
በረከት ሓወይ Bluetooth & Wi-Fi ብውሽጥ ተዓፅዩ ኣብዩን በጃካ ትፈልጦ ተኾንካ ሓብረን
❤❤❤
ሰላምካ ይብዛሕ ክቡር ሓውና በጃኻ በረከት ሓወይ ብመሰንጀር ቀደም ዝተፀሓሕፍናዮ ዝጠፈአና ከመይ ገይርና ከምንረኽቦ ንገረና በረከት Pliss👏💞
❤❤❤❤❤❤❤❤
ሰላም በረከት ሓወይ ስልክካ ብምንታይ ክረክቦ ይክእል
Please please ብሬ ናይ ተልግራም ዝትደመሰሰ ከመይ ገረና ንመልሶ
ሰላምካ ይብዛሕ ክቡር ሓውና
ተወሳኺ ኣነውን ክሓተካ ኣብ መሰንጀርስ ከምት ናይ ዋትስኣቭ ብሓደ ግዜ እቲ ዝተፀሓሐፍናዮ መደምሰስ ኣርእየና ዝያዳይ
በረከት ሓወይ ብማርያም ትገድሰካ መልሰለይ መሰጀር ልትፃሓሓፍናዮ ከመይ ገይርና ኽናጥፍኦ በጃኻ መልሰለይ
ሰላም ኩቡር ሓው
ብጣዕሚ ጽቡቅ ስራሕ።
ሓንቲ ሕቶ ኣላትኒ፡
Facebook ሃክ ኮይኑን ኣይ ኮነን ብከመይ ንፈልጦ?
ሃክ እንተኮይኑ'ከ እንታይ ክንገብር ኣሎና?