ንምንታይ ጠፍእኪ ቪድዮ ዘይትስርሒ ከም ቀደምኪ?

แชร์
ฝัง
  • เผยแพร่เมื่อ 13 ต.ค. 2024

ความคิดเห็น • 699

  • @Gal__madam
    @Gal__madam 7 หลายเดือนก่อน +310

    ምስ ስብኣይኪ ምፅእና ትብሉ ላይክ ኣግርጭው❤

    • @GenetChannel-uo3rv
      @GenetChannel-uo3rv 7 หลายเดือนก่อน +1

      ሳብስክራይብ ግበርለይ ዝያዳይ❤

    • @mariyamey555
      @mariyamey555 7 หลายเดือนก่อน

      እመብርሃን ታሓልኪ ወለላይ ሳብስክራይብ ግበርለይ❤️❤️

    • @meritubemeri
      @meritubemeri 7 หลายเดือนก่อน

      ሰብስክራይብ ግበርለይ ትጂዋይ❤

  • @fhgf6561
    @fhgf6561 7 หลายเดือนก่อน +83

    ምስ ስባኣይኪ ምፅኢ ዮቱቡኪ ክዓቢ እዩ ሓደ ኮይንካ ትሰሮሖን ክልተን ነንበይኑ እዩ❤❤❤❤

    • @shegetigray
      @shegetigray 7 หลายเดือนก่อน

      th-cam.com/video/0lCneJi_zcM/w-d-xo.htmlsi=yKFZmqojoJCb8N4j

    • @kal_kidan21
      @kal_kidan21 7 หลายเดือนก่อน +2

      ሳብስክራይብ ግበርለይ ሓበነይ

    • @fhgf6561
      @fhgf6561 7 หลายเดือนก่อน

      @@kal_kidan21 ገይረ ማዓረይ

    • @MiliMili27
      @MiliMili27 7 หลายเดือนก่อน

      ​@@kal_kidan21ገረልኪ ግበርለይ 💕

    • @abebachanal1036
      @abebachanal1036  7 หลายเดือนก่อน +1

      እሺ ስለ ዘይመቸወ እየ

  • @FgFg-vp4rv
    @FgFg-vp4rv 7 หลายเดือนก่อน +44

    እሰይ እንካዕ ደስ በለኪ ኣነዉን ናይ 2 ወርሕን 3 ሰሙንን ጥንስቲ እየ ብጣዕሚ እዮ ዘሕምም ብፍላይ ምስ ስራሕ ዓዲ ዓረብ😢❤

    • @KDSanተመስገንመድሓኒዓለም
      @KDSanተመስገንመድሓኒዓለም 7 หลายเดือนก่อน +1

      እመ ብርሃን ምሳኺ ትኩን ❤

    • @gamilahgamilah3329
      @gamilahgamilah3329 7 หลายเดือนก่อน +1

      ማርያም ምሳክይ ትክን ማዓረይ❤

    • @GenetChannel-uo3rv
      @GenetChannel-uo3rv 7 หลายเดือนก่อน +1

      ሳብስክራይብ ግበርለይ ዝያዳይ❤

    • @GenetChannel-uo3rv
      @GenetChannel-uo3rv 7 หลายเดือนก่อน

      ​@@KDSanተመስገንመድሓኒዓለምሳብስክራይብ ግበርለይ ወለላይ❤

    • @GenetChannel-uo3rv
      @GenetChannel-uo3rv 7 หลายเดือนก่อน

      ​@@gamilahgamilah3329ሳብስክራይብ ግበርለይ ዝያዳይ❤

  • @AKI-o5t1e
    @AKI-o5t1e 7 หลายเดือนก่อน +32

    ብጣዕሚ ደስ ባሃሊ ኣቤዋይ ሓፍትና
    እመብርሃን ባዕላ ሕቁፍ ድግፍ ታብልኪ ብሰላም ትገላገሊ
    ናይ ብሓቂ ክንደይ ደስ ይብል
    እቲ ዝዓበየ ህያብ ናይ ፈጣሪ ድማ ውሉድ እዩ
    ተመስገን ክብርን ምስገናን ንድንግል ምስ ወዳ ይኹን 🤲🤲

    • @kal_kidan21
      @kal_kidan21 7 หลายเดือนก่อน +1

      ሳብስክራይብ ግበርለይ ጀማሪት እየዋ ህያበይ❤❤

    • @AKI-o5t1e
      @AKI-o5t1e 7 หลายเดือนก่อน

      @@kal_kidan21 እሺ ማዓረይ 🥰

    • @meritubemeri
      @meritubemeri 7 หลายเดือนก่อน +1

      ሰብስክራይብ ግበርለይ ክብረተይ

    • @kal_kidan21
      @kal_kidan21 7 หลายเดือนก่อน

      @@meritubemeri ገይረልኪ ምቅርተይ

    • @meritubemeri
      @meritubemeri 7 หลายเดือนก่อน

      @@kal_kidan21 የቀንየለይ ዛምበይተዋይ😘

  • @SeluKiros-lu9cv
    @SeluKiros-lu9cv 7 หลายเดือนก่อน +12

    እስይ እንካዕ ዳሓን መፃእኪ ኣደና ቅድስት ማርያም ብሰላም ተጋላግልኪ ኣቢየይ ፅቡቅ ነገር እዩ❤🎉🎉🎉🎉

    • @kal_kidan21
      @kal_kidan21 7 หลายเดือนก่อน +1

      ሳብስክራይብ ግበርለይ❤🎉

  • @ተመስገንኣምላክ-ኘ4ዸ
    @ተመስገንኣምላክ-ኘ4ዸ 7 หลายเดือนก่อน +25

    እንካዕ ናቡዙይ አብቀዐኪ እግዚአብሔር ኣምላክ ንዓና እውን ከም ናትኪ ይግበረልና ዝሓፍተይ❤❤❤

    • @kal_kidan21
      @kal_kidan21 7 หลายเดือนก่อน

      ሳብስክራይብ ግበርለይ ምቅርተይ❤🎉

  • @werkneshmelaw3746
    @werkneshmelaw3746 7 หลายเดือนก่อน +3

    ምቅርተይ ቅድስቲ ድግል ማርያም ዝሕቆፎ ቆላዓ ትሃብኪ ሶ አጀኪ ብርተዕ ምቃለይ❤❤

  • @felegbelay888
    @felegbelay888 7 หลายเดือนก่อน +13

    እንኳዕ ደስ በለኪ፣ ኣጆኺ ድሕሪ 3 ወርሒ ምንም ሕማም ኣይህልውን መሐጎሲኹም ቖልዓ ይግበረልኩም።

    • @GenetChannel-uo3rv
      @GenetChannel-uo3rv 7 หลายเดือนก่อน +2

      ሳብስክራይብ ግበርለይ ወለላይ❤

  • @እግዚአብሔርኩሉግዜምሳይእ
    @እግዚአብሔርኩሉግዜምሳይእ 7 หลายเดือนก่อน +36

    ምስ ስባኣየኺ ባ ንዒ ሓደ ማዓልቲ ኣቢየይ❤😊

    • @kal_kidan21
      @kal_kidan21 7 หลายเดือนก่อน

      ሳብስክራይብ ግበርለይ ጀማሪት እየዋ ህያበይ

    • @እግዚአብሔርኩሉግዜምሳይእ
      @እግዚአብሔርኩሉግዜምሳይእ 7 หลายเดือนก่อน +2

      ገይረልኪ ኣለኹ ማዓረይ ኣጀኺ ጠንክሪ

    • @ggcf1371
      @ggcf1371 7 หลายเดือนก่อน

      ​@@kal_kidan21ገይርና በርትዒ🎉🎉

  • @ትግራይኣምላክየሓልኪ
    @ትግራይኣምላክየሓልኪ 7 หลายเดือนก่อน +9

    እንኮዓ ናብዚ ኣብቀዐኪ ድንግል ማርያም ምሳኪ ትኩን ኣቤዋይ

    • @meritubemeri
      @meritubemeri 7 หลายเดือนก่อน +1

      ሰብስክራይብ ግበርለይ ክብረተይ😘

  • @VioBip-q2d
    @VioBip-q2d 2 หลายเดือนก่อน

    ንዓኪ የመስለና ኣደይ ማርያም ብሰላም ትምፃእኪ ዋ ኣብየ ሓፍተይ ሓደር ከቢድ ድዩ ልለይሞከርና ንገርና❤❤❤❤ከይትሓልፍና❤❤❤❤❤❤❤

  • @MuchotMuchot-s9i
    @MuchotMuchot-s9i 7 หลายเดือนก่อน

    ሙሉእ ሓጎስ ይግበርልኪ ወለላይ ወር ሓጎስኪ የስመዕና ፈጣሪ አምላክ አቡሸይ🤲🤲🤲🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏

  • @elentesafy6867
    @elentesafy6867 7 หลายเดือนก่อน +1

    እንኳዕ ኣብዚ አብፀሓኩም ኣቤዋይ

  • @kal_kidan21
    @kal_kidan21 7 หลายเดือนก่อน +9

    አቢተይ አደይ ማርያም ብሰላም ትምፃእኪ
    ንኩላትክን ናይ አበባ ተከታተልቲ ንዘይ ወለድክን ፈጣሪ ውላድ የሃብክን
    እና ጀማሪት እየዋ ሳብስክራይብ ግበርለይ ተጋሩዋይ ❤🎉🙏

    • @AsqAsq-yw5he
      @AsqAsq-yw5he 7 หลายเดือนก่อน

      Gyrlki Mkrty Gn Bkemey Ykfet Yutop

    • @rrzz8969
      @rrzz8969 7 หลายเดือนก่อน

      Amennnn

  • @qedgcf9637
    @qedgcf9637 7 หลายเดือนก่อน +12

    እሰይይይ እንካዕ ደሰ በለኪ አቢየይ እመ ብርሃን ብሰላም ትምፅእኪ❤❤❤❤❤❤

    • @kal_kidan21
      @kal_kidan21 7 หลายเดือนก่อน +1

      ሳብስክራይብ ግበርለይ ጀማሪት እየዋ ህያበይ

  • @abrhetknfe186
    @abrhetknfe186 7 หลายเดือนก่อน +1

    እመብርሃን ብሰላም ይምፃኣኪ ዛሓፍተይ

  • @mabrhetmoh1967
    @mabrhetmoh1967 7 หลายเดือนก่อน +1

    ኣሰይይይይ ምዓረይ ነዓኺ የማስለና ❤ብሰላም ተገላግልኪ ኣደይ ማርያም ምሳኺ ትኹን

  • @alefumekele3184
    @alefumekele3184 7 หลายเดือนก่อน

    አቢተይ እንካዕ ናይ ፅቡቅ ኮነ❤❤❤

  • @natanimnatanim5497
    @natanimnatanim5497 7 หลายเดือนก่อน +9

    እግዚአብሔር ብሰላም የሕቋፍኪ አብየ አነ ጥንስቲ እናሃለኹ ብጣዕሚ እዩ ከቢዱኒ ዝነበረ ወዲ ክትወልድ እንተኮይንካ ጡኑሱ ከቢድ እዩ

    • @kal_kidan21
      @kal_kidan21 7 หลายเดือนก่อน

      አሜን ሳብስክራይብ ግበርለይ🎉❤ህያበይ

    • @natanimnatanim5497
      @natanimnatanim5497 7 หลายเดือนก่อน +1

      @@kal_kidan21 ሰላም ገይረልኪ

  • @TbletsTblets
    @TbletsTblets 7 หลายเดือนก่อน

    እንዃዕ ደሰ በለኪ ክብርቲ ሓፍትና

  • @ZnabAbrha-j1s
    @ZnabAbrha-j1s 7 หลายเดือนก่อน +5

    ኣሰይ ምቅርተይ እንካዕ ናብዚ ኣብቀዐኪ ድንግል ማርያመይ ናብ ሕቅፌኪ ተብለልኪ ክብርቲ ሓፍተይ❤❤❤

  • @HelfiFatawitAboa
    @HelfiFatawitAboa 7 หลายเดือนก่อน

    ❤እመብርሃነይ ብሰላም ትምፃእኺ ወለላዋ

  • @samer-wh6rk
    @samer-wh6rk 7 หลายเดือนก่อน +2

    ኣብየዋይ ኣደይ ማርያም ብሰላም ትምፃእኪ ዝሓፍተይ❤

  • @JfyDrr
    @JfyDrr 6 หลายเดือนก่อน

    ልረአ ይግበረልኪ መዓረይ

  • @ማሂጓልትግራይ-መ5ፐ
    @ማሂጓልትግራይ-መ5ፐ 7 หลายเดือนก่อน

    ብሰላም ትምፃእኪ ኣደይ ማርያም ምኣረይ🎉🎉

  • @galaxyg3898
    @galaxyg3898 7 หลายเดือนก่อน +1

    ማዓረይ እንቃዕ ደስ በለኪ ኣደይ ማርያም ብሳላም ትምፃእኪ❤❤

  • @ጋልሃገርትግራይፃዕዳ
    @ጋልሃገርትግራይፃዕዳ 7 หลายเดือนก่อน +1

    ኣቢየ ማኣረይ እንኳዕ ደስስ በለኪ ንምስዓም የብቅዕኪ ኩላትና ኣብሰደት ዘለና ከም ኣቢ ሓፍትና ይግበረልና የሕዋተይ❤❤

    • @meritubemeri
      @meritubemeri 7 หลายเดือนก่อน

      ሰብስክራይብ ግበርለይ ክብረተይ🙏😘

  • @almazalema
    @almazalema 7 หลายเดือนก่อน +1

    እንኳዕ ናብዚ ኣብቀዐኪ እግዚአብሔር ኣምላክ እመብርሃን ብሰላም ትምፃኣኪ ምቅርተይ❤❤

  • @RakiHailu89
    @RakiHailu89 7 หลายเดือนก่อน +6

    አቤ ሰላምክ ይብዛሓ እንቋዓ ብሰላም መፃኣክ እቋዓ ደሰ በለክ ደሰታክ ደሰታና እዮ ኣነ ብጣዕም እየ ሓምመ ሰለሰተ ወርሕ ሰብ ምርኣይን ምዝራብን እዮ ዘፅልአካ እና ድሕር ሰለሰተ ወርሕ እናሓሸክ ክከደ እዮ ኣጆክ ባዓለክ ተከባከብ እተከእልክ ከምዙይ ሓፅር ቪድዮ ስርሕልና ብዝተረፈ ቅድስት ማርያም ምሳክ ትኩኑ ❤❤❤❤🕊🕊

    • @kal_kidan21
      @kal_kidan21 7 หลายเดือนก่อน

      ሳብስክራይብ ግበርለይ❤🎉ዛበይተይ

  • @kidan.gebregzabher4962
    @kidan.gebregzabher4962 7 หลายเดือนก่อน

    አብባይ እግዚአብሔር ይባርኪ ብጣዓሚ ታሓጉስ ማዓረይ እም አመላክ ዝተባረክ ውላድ ታሃብኪ

  • @DegiYouTube
    @DegiYouTube 7 หลายเดือนก่อน

    ኣደይ ማርያም ብሰላም ትምፃእኺ ኣቢተይ እዝውቲ🙏❤️❤️❤️ንዓና ኣብ ስደት ዘለና ከኣ እግዝኣብሄር ኣምላክ ንዓኺ የማስለና🤲🥺

  • @ወይኩንፈቃድከወይኩንፈቃድ
    @ወይኩንፈቃድከወይኩንፈቃድ 7 หลายเดือนก่อน +1

    እንካዕ ደስ በለኪ ለባም ቅንዕቲ ሓፍተይ ፈጣሪ ወሊድኪ ንፍሕቃፍ ንምስዓም የብቅዕኪ መዓረይ❤❤

  • @frekidane2898
    @frekidane2898 7 หลายเดือนก่อน +1

    እንኳዕ ደስ በለኪ ምዓረይ ሓቂፍኪ ንምስዓም የብቅዕኪ ኣቢ ሓፍተይ ❤

  • @ksanet913
    @ksanet913 7 หลายเดือนก่อน +11

    ኣቤ ሓፍተይ ኣደይ ማርያም ዝሕቆፍ ቆልዓ ትሃብኪ :: ብጣዕሚ እዩ ዘሐምም ኣነ 9 ወርሒ ሙሉእ ሓሚመ እየ እና ከቢድ እዩ ኣጆኪ :: ሳፕስክራይፕ ግበሩለይ ደቂ ዓደይ❤

    • @GenetChannel-uo3rv
      @GenetChannel-uo3rv 7 หลายเดือนก่อน

      ሳብስክራይብ ግበርለይ ቅሱዋይ❤

    • @ksanet913
      @ksanet913 7 หลายเดือนก่อน

      @@GenetChannel-uo3rv እሺ ዛምበይተይ

    • @seliseli3381
      @seliseli3381 7 หลายเดือนก่อน

      የሐምም ድዩ እሞ ይቅረየና ኣፍራርሕክና😢😊

    • @meritubemeri
      @meritubemeri 7 หลายเดือนก่อน

      ሰብስክራይብ ግበርለይ ክብረተይ

    • @Tigitubeቲጂጓልትግራይ-g7n
      @Tigitubeቲጂጓልትግራይ-g7n 7 หลายเดือนก่อน

      ሳብስክራይብ ግበረለይ አሕዋተይ🎉🎉🎉🎉

  • @shewetdarling6800
    @shewetdarling6800 7 หลายเดือนก่อน

    አሰይ እንካዕ ደስ በለኪ ማዓረይ❤

  • @ተመስገንኣምላኬ-የ8ወ
    @ተመስገንኣምላኬ-የ8ወ 7 หลายเดือนก่อน

    እንኳዕ ናብዝ ኣብቀዐክ ኣቢ ሓፍተይ ❤❤❤❤❤❤

  • @RgetiRgeti
    @RgetiRgeti 7 หลายเดือนก่อน +1

    ኳዕ ናብዚ ኣብቐዐኺ እነይ ማርያም ክልተ ርእስኺ ትግበርኺ❤

  • @AsdfgZxc-j2m
    @AsdfgZxc-j2m 7 หลายเดือนก่อน

    ❤❤❤❤❤❤❤እንኳዕ ደስ በለኪ ዝያዳይ እና ኣይትጥፊኢ ኣብየ እና ብሰላም ይምፃኣኪ ኣደይ ማርያም❤❤❤❤❤❤

  • @HaregTesefu
    @HaregTesefu 7 หลายเดือนก่อน +1

    ኣሰይይይይ እመብርሃን ትሓልወኪ 🎉🎉🎉🎉❤❤❤ ኣነ ግን ብጣዕሚ እየ ዝግደሰልኪ እና ገጢመኪ ነይረ እየ እና መጨረሽኡ የርእየና❤❤❤❤

    • @sabemaryoutube2367
      @sabemaryoutube2367 7 หลายเดือนก่อน

      ሰብሰክራይብባ አሕዎት

  • @ድንግለይመራሒትመንገደይ
    @ድንግለይመራሒትመንገደይ 7 หลายเดือนก่อน +1

    እንኳዕ ደስ በለኪ❤ ማዓረይ ንዓኪ የምስለና ፈጣሪ ኣብ ስደት ደዘለና ኣሕዋትኪ

  • @gualzalembesa3984
    @gualzalembesa3984 7 หลายเดือนก่อน +1

    እንቋዕ ደስ በለኪ ኣቡሸይ❤❤❤🙏🙏🙏

  • @aotali8812
    @aotali8812 7 หลายเดือนก่อน

    ❤ወሊድኪ ሓቒፍኪ የሪአና ዛሓፍተይ ተመስገን ድሕሪ ስደት መሊሲ ንዓኺ የምስለና

  • @MnNm-m9l
    @MnNm-m9l 7 หลายเดือนก่อน

    እነይ ማርያም ብሰላም ትምፃእኺ ወሊድኪ ልምስዓም የብፅሕኺ ዝያዳይ❤🎉

  • @merygidey4488
    @merygidey4488 7 หลายเดือนก่อน +8

    እንካዕ ደስ በለክይ ኣቢተይ ንኣኪ የምስለና ካብ ስደት ምስኣተና❤❤❤❤❤❤

    • @GenetChannel-uo3rv
      @GenetChannel-uo3rv 7 หลายเดือนก่อน +1

      ሳብስክራይብ ግበርለይ ወለላይ❤

    • @kal_kidan21
      @kal_kidan21 7 หลายเดือนก่อน +1

      ​@@GenetChannel-uo3rvገይረልኪ ናዓለ ግበርለይ ጀማሪት እየዋ

    • @mariyamey555
      @mariyamey555 7 หลายเดือนก่อน +1

      እመብርሃን ታሓልኪ ወለላይ ሳብስክራይብ ግበርለይ❤️❤️

  • @brllabay3842
    @brllabay3842 7 หลายเดือนก่อน

    ተመስገን አምላክ እንካዕ ናብዚ አብቀዐኪ ዝሓፍተይ እመ ብርሃን ብሰላም ተጋላግልኪ አበባዋይ❤❤❤

  • @ፍቅሪኣምላክኣለዎሓለ-ቈ5ቀ
    @ፍቅሪኣምላክኣለዎሓለ-ቈ5ቀ 7 หลายเดือนก่อน +2

    አሰኒ አንኳዕ ደስ በለኺ ወሊድኪ ንምስዓም የብቅዕኪ ማዓረይ ብሓቂ ብጣዕሚ ደስ ባሃሊ አዩ ኣብ ስደት ነሪኪ ናብዚ ዘብቀዕኪ ክብሪ ንኣምላክ ይኩን🙏♥️ ከምኡ ደማ ኣብ ስደት ዘለና አውን ስደትና አሕጺሩ ንዓኪ የምስለና ፈጣሪ🥰

  • @ምሕረት-አ7ፀ
    @ምሕረት-አ7ፀ 7 หลายเดือนก่อน

    ዋዉ እንካዓ ደስስስ በለኪ ማዓረይ ናዓኪ ይማስለኒ ድሕሪ ስደት❤❤❤❤❤🙏🙏🙏

  • @militlahun871
    @militlahun871 7 หลายเดือนก่อน +2

    እሰይይይ ዝሓፍተይ እንኳዕ ደስ በለኪ ❤

  • @Rgbi-f2q
    @Rgbi-f2q 7 หลายเดือนก่อน +3

    እመብርሃን ምሳኺ ትኹን ኣቤዋይ ለባም ❤

    • @mariyamey555
      @mariyamey555 7 หลายเดือนก่อน +1

      እመብርሃን ታሓልኪ ወለላይ ሳብስክራይብ ግበርለይ❤️❤️

  • @genethagos9547
    @genethagos9547 7 หลายเดือนก่อน

    እግዚአብሔር ይመስገን ፍፄሜኡ የፀብቀልኪ ሓፍተይ❤❤❤❤❤

  • @MebrahtomWelay-ph9kg
    @MebrahtomWelay-ph9kg 7 หลายเดือนก่อน

    ማርያም ብሰላም ተጋላግልኪ ወልድኪ ጥምቀት ውላድኪ የርኢኺ

  • @ሰብሰበብ
    @ሰብሰበብ 7 หลายเดือนก่อน

    በሓቂ ጥንሲ ብጣዓሚ እዩ ዝሕምም

  • @MeazaAregawi
    @MeazaAregawi 7 หลายเดือนก่อน

    እንኳዕ ናብዚ ኣብቀዐኪ እመብርሃን ምሳኺ ትትኹን❤

  • @ahmrfahmed7365
    @ahmrfahmed7365 7 หลายเดือนก่อน

    እንካዕ ደስ በለኪ እወ ብጣዕሚ እዩ ዘሕምም እና ኣዘኪ

  • @ክብሪልመድኅኒኣለምይኩን
    @ክብሪልመድኅኒኣለምይኩን 7 หลายเดือนก่อน

    እመብርሃነይ ብሰላም ትገላግልኪ ኣቢየይ❤

  • @ሓፍቲጅግናኢልኩምፀውዑኒB
    @ሓፍቲጅግናኢልኩምፀውዑኒB 7 หลายเดือนก่อน +1

    እንኳዕ በሰላም መፃእኪ ኣብየይ ህያበይ እመብርሃን በሰላም ኣጋላጊላ ናብ ምሑቃፍ ተብልኪ❤

  • @Hwaa-k2c
    @Hwaa-k2c 7 หลายเดือนก่อน

    ተመስገን ዕልልልልልልልልል እመብርሃን ብሰላም ተጋላገልኪ❤❤❤

  • @Gal_emebrhan
    @Gal_emebrhan 7 หลายเดือนก่อน +1

    ብሰላም ተጋላግልኪ እመ ብርሃነይ ዝሓፍተይ ብሓቂ ደስ ኢልኒ 🥰😘

  • @ብሪየድንግልማርያምልጅ
    @ብሪየድንግልማርያምልጅ 7 หลายเดือนก่อน

    እመብርሃን ብሰላም ትምፃእኪ

  • @user-hiwen
    @user-hiwen 7 หลายเดือนก่อน

    እንኻዕ ላብዚ ኣብቅዓኪ ነመሕቃፍ የብለኪ ማዓረይ🎉🎉🎉🎉❤❤❤❤❤

  • @swswits3249
    @swswits3249 7 หลายเดือนก่อน +1

    ደሰ ዝብል ዝብል እዩ እመብርሃን ምሰኪ ትኩን

  • @eeee4739
    @eeee4739 7 หลายเดือนก่อน +4

    ውእንኳዕ ደስ በለኪ መዓረይ አነ ብጣዕሚ የሕመኒ ኔሩ ናይ መጀመርያ እንንተኮይኑ ከምኡ እዮ ድግል ማርያም ብሰላም ትምፃእኪ ሓፍተይ❤❤❤

    • @GenetChannel-uo3rv
      @GenetChannel-uo3rv 7 หลายเดือนก่อน

      ሳብስክራይብ ግበርለይ ዝያዳይ❤

  • @csefdefgf3229
    @csefdefgf3229 7 หลายเดือนก่อน +5

    ዋውው እንካዕ ናብዚ ኣብቃዓኪ ኣቢየ እመብርሃን ምሳኪ ትኩን❤❤❤❤

    • @shegetigray
      @shegetigray 7 หลายเดือนก่อน

      th-cam.com/video/0lCneJi_zcM/w-d-xo.htmlsi=yKFZmqojoJCb8N4j

    • @AbiAbiHadgu
      @AbiAbiHadgu 7 หลายเดือนก่อน

      ሳብስክራይብ ግበርለይ ምቅርተይ

  • @sonaabachaa1670
    @sonaabachaa1670 7 หลายเดือนก่อน

    እሰይ ኢቢየ እመብርሃን ውላድኺ ተሕቁፍኺ🙏😘😇😇

  • @selam-sm2rm
    @selam-sm2rm 7 หลายเดือนก่อน

    እንካዕ ደሰ በለኪ ኣቢየ🥰

  • @eyerumezgebo7764
    @eyerumezgebo7764 7 หลายเดือนก่อน

    ድንግን ማርያም ክልተ ርእስኪ ትግበረኪ ዛሓፍተይ

  • @Welete.Maryam.21
    @Welete.Maryam.21 7 หลายเดือนก่อน

    ተመስገን እነይ ማርያም ብሰላም ትምፃእኪ ኣቢዋይ ❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @fhhgggv6367
    @fhhgggv6367 7 หลายเดือนก่อน +1

    ኣሰይይይይ ጋልነይ እንካዕ ደስስስ በለኪ ኣቢተይ ምጭውቲ ፍጥረት ናዓና ውን ከምኡ ይግበረለና እግዚአብሔር አምላክ እመ ብርሃን ትሓልኺ ናይ ቅዱስ ሩፋኤል ድርሳን ፀሎት ግበሪእኺ ፆሎት ቅዱሳን ኣይፈለኺ እማየይ❤

    • @AseTeklberhan
      @AseTeklberhan 7 หลายเดือนก่อน +1

      ሰበሰክራይብ በልለይ ህያበይ ❤❤

  • @جميلهجميله-ص9م
    @جميلهجميله-ص9م 7 หลายเดือนก่อน

    እንኮዕ ናብዚይ አብቀዐኪ እግዚአብሔር አምላክ ምሳኺ ይኹን ማዓረይ

  • @negestinina-dg6pi
    @negestinina-dg6pi 7 หลายเดือนก่อน

    እስይይይይይይይይይ እንኮዓ ደስስስስ በለኪ ማዓረይ መጨረሻኪ የስምረልኪ ❤❤❤❤ ምስ ሰብኣይኪ ምፅና ምቅርተይ

  • @YdtHr
    @YdtHr 7 หลายเดือนก่อน

    ዋውው እንኳዕ ደስ በለኪ ናብዚ ኣብቃዓኪ ኣብየ ኣምላክ ምሳኪ ይኩን

  • @ZeydeGmedhenn
    @ZeydeGmedhenn 7 หลายเดือนก่อน

    እንኳዕ ደሰ በለኪ ምዓረይ❤❤❤❤

  • @merikidane-v6w
    @merikidane-v6w 7 หลายเดือนก่อน +1

    እንኳዕ ደስ በለኪ ኣበባ ሓፍተይ ❤❤❤❤

  • @Racher-f2w
    @Racher-f2w 7 หลายเดือนก่อน

    እንኳዕ ደስ በለስ መዓረይ🎉🎉❤

  • @زهراءحبشي-خ8ح
    @زهراءحبشي-خ8ح 7 หลายเดือนก่อน

    ኣሰይ ደሰ ባሃሊ ወለላይ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @hthf454
    @hthf454 7 หลายเดือนก่อน

    እንኮዕ ደሰ በለኪ ኣቤዋይ 🥰♥️

  • @ማርያምኣዶጎይታ-ኈ5ለ
    @ማርያምኣዶጎይታ-ኈ5ለ 7 หลายเดือนก่อน

    ተመስገን ኣቢየይ❤❤

  • @SsSs-ml8bv
    @SsSs-ml8bv 7 หลายเดือนก่อน

    እሰይ ተመሰገን አጆኸ መአረይ አቢጎንክ አለና

  • @Samsunga535G-we2pr
    @Samsunga535G-we2pr 7 หลายเดือนก่อน

    እንካዕ ላብዚ ኣብቐዐኪ ዝረአ ይግበረልኪ ዝሓፍተይ

  • @sarayan525
    @sarayan525 7 หลายเดือนก่อน

    እንኳዕ ናብዚ አብቀዐኪ አቢተይ እመብርሃን ምሳኺ ትኹን ❤❤❤❤❤❤

  • @JusticeforTigraypeople
    @JusticeforTigraypeople 7 หลายเดือนก่อน

    እንኳዕ ደስ በለኪ

  • @ddbehs9421
    @ddbehs9421 7 หลายเดือนก่อน

    ኣሰይ ተመስገን አምላክ እንቃዕ ደስ በለኪ እመቤተ ማርያም ብሰላም ትገላግለኪ

  • @Tem560
    @Tem560 7 หลายเดือนก่อน

    ኣሰይ እንካዕ ናቡዙይ ኣብቀዓኪ መዓረይ በስ ኢሉና

  • @samiraahmed1322
    @samiraahmed1322 7 หลายเดือนก่อน

    እንኳዕ ብሰላም መፃኪ ኣቢየ መዓረይ ብጣዓሚ ጠፍእኪ

  • @mekisebmekiseb1626
    @mekisebmekiseb1626 7 หลายเดือนก่อน

    ዋዉዉዉ እምብርሃን ምሳኪ ትኩን ማዓርተይ 🥰🥰🙏

  • @rgatrgat7570
    @rgatrgat7570 7 หลายเดือนก่อน

    እንኻዕ ናብዚ ኣብቅዐኪ ክብርቲ ሓፍትና❤

  • @tesgategrewyti6347
    @tesgategrewyti6347 7 หลายเดือนก่อน

    እንካዕ ደስ በለኪ ዝያዳይ❤

  • @sarehkeshi7815
    @sarehkeshi7815 7 หลายเดือนก่อน

    እንኳዕ ደስስ በለኪ ምዓረይ ድንግል ማርያም ምሳኪ ትኩን

  • @AfariAfari-ql7it
    @AfariAfari-ql7it 7 หลายเดือนก่อน

    ድንግል ማርያም ትቅረብኪ ኣብየዋይ 😘😘😘❤❤❤❤❤

  • @HyyHyy-uc3dt
    @HyyHyy-uc3dt 7 หลายเดือนก่อน

    እንኳዕ ናብዚ ኣብቀዐኪ ኣቢተይ❤

    • @sabemaryoutube2367
      @sabemaryoutube2367 7 หลายเดือนก่อน

      ሰብሰክራብ አሕዎት😍

  • @maydamayda1240
    @maydamayda1240 7 หลายเดือนก่อน

    Adey maryam be selam weladki tehkufki . Kedus Rufael yehalki❤❤❤❤

  • @aizabfesutm5242
    @aizabfesutm5242 7 หลายเดือนก่อน

    ❤❤❤❤❤😊😊😊 እንቋዕ ደስ በልኪ ኣቢየዋ😊😊❤❤ እመብርሃን ብሰላም ትመጽእኪ ለባመይ❤❤❤😊😊♥♥♥😍😘❤❤

  • @samiraahmed1322
    @samiraahmed1322 7 หลายเดือนก่อน

    አሰይ እንኳዕ ደስ በለኪ ብሰላም ኣደይ መዓረይ ብሰላም ይምፃኣኪ

  • @userselam726
    @userselam726 7 หลายเดือนก่อน

    እንካዕ ደስ በለኪ ዝያዳይ

  • @titial9069
    @titial9069 7 หลายเดือนก่อน

    እንካዕ ደስ በለኪ ኣቢየይ ማርያም ብሰላም ትገላግልኪ🤲❤❤፨

  • @MdSalam-n4p
    @MdSalam-n4p 7 หลายเดือนก่อน +1

    ደስ ባሃሊ ዝተባረከ ውላድ ይሃብኩም ፈጣሪ ዝተመስገነ ይኩን

    • @AbiAbiHadgu
      @AbiAbiHadgu 7 หลายเดือนก่อน

      ሳብስክራይብ ግበርለይ ምቅርተይ❤

  • @hshsusuei6713
    @hshsusuei6713 7 หลายเดือนก่อน

    እንኳዕ ናብዝ አብቀዐኩ የኔ ዋ ብሰላም ክትወልዱ ይምነየልኽ ፅብቅ እዩ❤❤

  • @تامرتقراي
    @تامرتقراي 7 หลายเดือนก่อน

    እንካዕ ደስ በለኪ ምቅርተይ

  • @azakmashoiiir3413
    @azakmashoiiir3413 7 หลายเดือนก่อน

    እንኳዕ ደስ በለኺ ኣብየኒ🎉🎉🎉❤

  • @حياه-ع5ك
    @حياه-ع5ك 7 หลายเดือนก่อน

    እንኳዕ ደስስስስስስ በለኪ ካልኢተይ❤❤❤❤❤