ขนาดวิดีโอ: 1280 X 720853 X 480640 X 360
แสดงแผงควบคุมโปรแกรมเล่น
เล่นอัตโนมัติ
เล่นใหม่
ኣታ ዞም ኣቦታት ቀደም ክንደይ ይበርህ ትልበነኦም።መምህር መኮነን ካኣ ክብረት ይሃብርልና ብጣዕሚ ጽቡቅ ስራሕ እዩ ቅርጽሎ ።በርብሮ እቲ ቆፎ።
ብሓቂ ብሓቂ ደጊምካ ደጋጊምካ ሰሚዕካ፡ዘይምኖ ባህልና ኣብዚ ሂጂ ኮንካ ክትሰምዖ ነቲ ብልሕን ተበላሓትነትን ወለድና እዩ ዘርእየካ ። ማራ ደስ ዝብል ኣቀራርባን ኣናብባን ከኣ መምህረይ ክብረት ይሃበልና
ብጣዕሚ ደስ ዝብል ኣቀራርባ ሞኮነን ሓውና ምስ ባህሊ ኣቦታት ነዚ ወሎዲ እዚ ከተላልዮን ከትፍልጦን እትገብሮ ከይተሓለልካ ጻዕሪ ክብርን ምስጋናን ንዓክን ንስድራቤትካን ይኩን።ካብዚ ንላዕሊ ክትቅጽሎ ተስፋ ይገብር ።
ከመይ ኣለካ መ,ም መኮን ተስፋይቃላትካ መግባ ንሓንጎለይነመስግነካ ዘላለካኒ ባህለይባህለይ ክብረይ መንነተይወትሩ ኣብ መትነይ ኣብ ደመይየድልየና ኣሎ ከምዚ ከማካ ባህልና ዘላሊክብረት የለን ብዘይ ባህሊባህሊ መሰረት ቡቅሊመሃረና ደኣ ምህረይ ከይ ጸንቅካ ዓቅሊቃል ሊቃዉንቲ ይሰነድ ይነበብንኡስ ወለዶ መታን ክወርስህላወና መታን ክነዉሕስሕማቅን ጽቡቅን ዝፈሊ
Thank you for all your efforts to bring us educational, informational and historical events. Your media as well as other Eritrean medias has taught me about my home Eritrea.
Wow wow nice thank you 🇪🇷🇪🇷🇪🇷👍🇪🇷🇪🇷🇪🇷
እዋይ ዝባህልና ጥዑም ካብ ወደቦይ ባሻይ ሃይለ የ ኣነ ውን ኣቃራርባኩም ግን ዝያዶም እንተ ዘይኮንኩም ማዕረ ናቶም ኢኩም ኣቀራርባኹም ኣጆኹም
መምህር መኮነን እትገብሮ ዘለካ ኣብ ምልላይ ባህልና ምዕቃቡን ዝንኣድ ስራሕ ዩ ከማካ ዝበሉ ይብዝሑ ኣብዚ ባህልና እድሃሰሰ ዝመጻሉ ዘሎ ግዜ ከተሓለልካ ቀጽለልና
Wow Memhr Moke bejaka keytekarxo bahlna knfelto enda delena seri sdetn kalen kenrkebelu aykealnan emo kexlo eka btami meharn azenagaen eyu....
ንምንታይ ግን አዝ ህዝቢ ኣብዝኣ መጽኡ ሽሻይ ዘይቃደስ ምስ በልኩ 'የ ንበይነይ ዝካታተላ ኮይኑ 'ዩ ዝመስለኒ
Ane aleku
Kab yata rihuqu eyu hzbna.Ezi keayu men'netna.
ጽቡቅ ዘየፍትወልና ኩቡር ሃው
Good 👍😊 job 👌
Kbret yhabelna, nay bhaqi azyu dess behali medeb.ezi eu eti Grma Bahlna
ብሳላ'ዚኣ መደብ እዚኣ ካብ ዘመነ ግዝኣት ቱርኪ ክሳብ ብረታዊ ቃልስና ዝነበረ ታሪኽ ህዝብና ሃገርናን ተማሂረ:: ክቡራት ወለድና ብኹሉ መዳያቶም ክሳብ ክንደይ በለሕቲ ነይሮም: በላሕቲ ብሉሓት ዝለ ዝፈረዩ ክኣ እንሆ ንሓያላን ጎኒጾም መስሕብ ዞባና ክኾኑ በቒዖም:: የቐንየልና መ መኮንን::
Wawwww wawww, ezi eyu Bahlenan mennetnan yekenyelna keslo kubur hawna.
Nay bhaki des zbeal
ወዲ ባህልና እንኳዕ ኤርትራዊ ሓወይ ኮንካ
እንታይ እሞ ሞክየ እንተበልናካ ከኣ ወዲስኩምን ትብለና እንበር ነዝኩሉ እትገብሮ ዘለካ ግብሪ ኣመስጊና ነመስጋናይ ሂብናካ ኤና ምክንያቱ ንቶም ኣብ ንባብ ድኩማት ዝኮና ደቅካን ይሕዋትክንስ ነቲ ኩቡር ዝኮነ ባህልና ንክንፈልጥ እቲ ዝይብሃል ሓገዝ ኢካ ትገብረና ዘለከ እሞ ዓይኒ ኣባይከ ይደፈን ዝሓወይ
ክብረት ይሃበለይ ኣብርሃለይ ምስጋናይ ይብጻሕካ።
Ezom seb kedems entay aynet riesi ywnnu nerom So Xbuk srah kexlwo amlak edmen tianan yhabkum
Thank u memhr
ስለቲ ኩሉ እተቅርቦ መደባትካ ብጣዕሜ ነመስግን፣እዞም ማሰኛ ገብረየሱስ ካሕሳይ ዝበልካዮም ምስኦም ዝዓበየት አላ ጋል ወዶም ዘድልየካ እንቶሎ ከራኽበካ ዳርጋ ዝወረሰቶ እያ ትመስል
Bdhan mxae tuaum dehay
Btekrbom medebat kulu gzie eye zketateleka nay bahaki abzi woledo tewrso zeleka bahli kelil aykonen kexlo, ezom mexahfti kem nay beal selemun tsehaye masen melkesn kedamotn kalotn abey knrekbom nkl gele habereta teleka gele mokonen hawna
Selam awet ab www.semayat.com atika order kitgebr tkeel eka
Thank you so much mokonen hawey
ብጣዕሚ ድሕሪ ደልኩም ክንሰደልኩም
04:20 min
Yekenyelna
Kbret yhabeley zom yhwatey ,,,,
Mestnkir eyu ko Nayebotat Tami Kibrat yhablna Mokonen Tesfay Idmen tinan yhabka
Buanet naytim abotat zeykones neaka blibi jgna eka kemzi gerka mqrebka
❤️❤️❤️❤️❤️🇪🇷
🙏❤❤❤❤❤❤❤❤🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏
ሞኬ ባሻይ ሃይለ ኣስገደ ካብቶም ዘይርስዖም ወራዙት ዓረት እዮም ኔሮም ካብተን ዝዝክረን ባሻይ ሃይለ ህጡር ሰብኣይ ይብሉኻ እምበር ብግዓት ተመርዕዩ ኣይብሉኻን ስለዚ መርዓ መርዓዩ ስለዚ ናይ መርዓ ሕማቅን ጽቡቅን ተመርዓዉ ይብሉና ኔሮም
የቀንየልና ዓቡይ ክብሪ ይሃብካ እዚ ዪ ባህልና ክብሪን ፍቅርን ንጹህ ሕልናዩ ዝንበብ ዘመን ይመልሰልና
Seb kedem brilliant 😊
Medebmozaykweskuuluu
ኣታ ዞም ኣቦታት ቀደም ክንደይ ይበርህ ትልበነኦም።መምህር መኮነን ካኣ ክብረት ይሃብርልና ብጣዕሚ ጽቡቅ ስራሕ እዩ ቅርጽሎ ።
በርብሮ እቲ ቆፎ።
ብሓቂ ብሓቂ ደጊምካ ደጋጊምካ ሰሚዕካ፡ዘይምኖ ባህልና ኣብዚ ሂጂ ኮንካ ክትሰምዖ ነቲ ብልሕን ተበላሓትነትን ወለድና እዩ ዘርእየካ ። ማራ ደስ ዝብል ኣቀራርባን ኣናብባን ከኣ መምህረይ ክብረት ይሃበልና
ብጣዕሚ ደስ ዝብል ኣቀራርባ ሞኮነን ሓውና ምስ ባህሊ ኣቦታት ነዚ ወሎዲ እዚ ከተላልዮን ከትፍልጦን እትገብሮ ከይተሓለልካ ጻዕሪ ክብርን ምስጋናን ንዓክን ንስድራቤትካን ይኩን።ካብዚ ንላዕሊ ክትቅጽሎ ተስፋ ይገብር ።
ከመይ ኣለካ መ,ም መኮን ተስፋይ
ቃላትካ መግባ ንሓንጎለይ
ነመስግነካ ዘላለካኒ ባህለይ
ባህለይ ክብረይ መንነተይ
ወትሩ ኣብ መትነይ ኣብ ደመይ
የድልየና ኣሎ ከምዚ ከማካ ባህልና ዘላሊ
ክብረት የለን ብዘይ ባህሊ
ባህሊ መሰረት ቡቅሊ
መሃረና ደኣ ምህረይ ከይ ጸንቅካ ዓቅሊ
ቃል ሊቃዉንቲ ይሰነድ ይነበብ
ንኡስ ወለዶ መታን ክወርስ
ህላወና መታን ክነዉሕስ
ሕማቅን ጽቡቅን ዝፈሊ
Thank you for all your efforts to bring us educational, informational and historical events. Your media as well as other Eritrean medias has taught me about my home Eritrea.
Wow wow nice thank you 🇪🇷🇪🇷🇪🇷👍🇪🇷🇪🇷🇪🇷
እዋይ ዝባህልና ጥዑም ካብ ወደቦይ ባሻይ ሃይለ የ ኣነ ውን ኣቃራርባኩም ግን ዝያዶም እንተ ዘይኮንኩም ማዕረ ናቶም ኢኩም ኣቀራርባኹም ኣጆኹም
መምህር መኮነን እትገብሮ ዘለካ ኣብ ምልላይ ባህልና ምዕቃቡን ዝንኣድ ስራሕ ዩ ከማካ ዝበሉ ይብዝሑ ኣብዚ ባህልና እድሃሰሰ ዝመጻሉ ዘሎ ግዜ ከተሓለልካ ቀጽለልና
Wow Memhr Moke bejaka keytekarxo bahlna knfelto enda delena seri sdetn kalen kenrkebelu aykealnan emo kexlo eka btami meharn azenagaen eyu....
ንምንታይ ግን አዝ ህዝቢ ኣብዝኣ መጽኡ ሽሻይ ዘይቃደስ ምስ በልኩ 'የ ንበይነይ ዝካታተላ ኮይኑ 'ዩ ዝመስለኒ
Ane aleku
Kab yata rihuqu eyu hzbna.
Ezi keayu men'netna.
ጽቡቅ ዘየፍትወልና ኩቡር ሃው
Good 👍😊 job 👌
Kbret yhabelna, nay bhaqi azyu dess behali medeb.ezi eu eti Grma Bahlna
ብሳላ'ዚኣ መደብ እዚኣ ካብ ዘመነ ግዝኣት ቱርኪ ክሳብ ብረታዊ ቃልስና ዝነበረ ታሪኽ ህዝብና ሃገርናን ተማሂረ:: ክቡራት ወለድና ብኹሉ መዳያቶም ክሳብ ክንደይ በለሕቲ ነይሮም: በላሕቲ ብሉሓት ዝለ ዝፈረዩ ክኣ እንሆ ንሓያላን ጎኒጾም መስሕብ ዞባና ክኾኑ በቒዖም:: የቐንየልና መ መኮንን::
Wawwww wawww, ezi eyu Bahlenan mennetnan yekenyelna keslo kubur hawna.
Nay bhaki des zbeal
ወዲ ባህልና እንኳዕ ኤርትራዊ ሓወይ ኮንካ
እንታይ እሞ ሞክየ እንተበልናካ ከኣ ወዲስኩምን ትብለና እንበር ነዝኩሉ እትገብሮ ዘለካ ግብሪ ኣመስጊና ነመስጋናይ ሂብናካ ኤና ምክንያቱ ንቶም ኣብ ንባብ ድኩማት ዝኮና ደቅካን ይሕዋትክንስ ነቲ ኩቡር ዝኮነ ባህልና ንክንፈልጥ እቲ ዝይብሃል ሓገዝ ኢካ ትገብረና ዘለከ እሞ ዓይኒ ኣባይከ ይደፈን ዝሓወይ
ክብረት ይሃበለይ ኣብርሃለይ ምስጋናይ ይብጻሕካ።
Ezom seb kedems entay aynet riesi ywnnu nerom
So Xbuk srah kexlwo amlak edmen tianan yhabkum
Thank u memhr
ስለቲ ኩሉ እተቅርቦ መደባትካ ብጣዕሜ ነመስግን፣
እዞም ማሰኛ ገብረየሱስ ካሕሳይ ዝበልካዮም ምስኦም ዝዓበየት አላ ጋል ወዶም ዘድልየካ እንቶሎ ከራኽበካ ዳርጋ ዝወረሰቶ እያ ትመስል
Bdhan mxae tuaum dehay
Btekrbom medebat kulu gzie eye zketateleka nay bahaki abzi woledo tewrso zeleka bahli kelil aykonen kexlo, ezom mexahfti kem nay beal selemun tsehaye masen melkesn kedamotn kalotn abey knrekbom nkl gele habereta teleka gele mokonen hawna
Selam awet ab www.semayat.com atika order kitgebr tkeel eka
Thank you so much mokonen hawey
ብጣዕሚ ድሕሪ ደልኩም ክንሰደልኩም
04:20 min
Yekenyelna
Kbret yhabeley zom yhwatey ,,,,
Mestnkir eyu ko Nayebotat Tami
Kibrat yhablna Mokonen Tesfay
Idmen tinan yhabka