New Eritrean Movie 2023 - Belae Menxefu - በላዕ መንጸፉ - ምሉእ ፊልም - Bella Media

แชร์
ฝัง
  • เผยแพร่เมื่อ 26 พ.ค. 2023
  • New Eritrean Movie 2023 - Belae Menxefu - በላዕ መንጸፉ - ምሉእ ፊልም
    ሃናጺ ርእይቶኹም ኣብ ዕብየት መደባትና ወሳኒ ተራ ስለዘለዎ ርእይቶታትኩም ኣብ ቦታ ኮመንት ብምጽሓፍ፣ ቪድዮታትና ላይክ [ኣቺ ውጂ] ብምጽቃጥን፣ እዋናዊ ንእንጽዕኖ ትሕዝቶታት ንምክትታል ከኣ ሳብስክራይብ ብምግባርን ኣብ ጎና ዘላ ናይ ደወል ምልክት ብምጽቃጥን ኣባላት ስድራቤት ናይ Bella Media ክትኮኑ ብትሕትና ንሓትት።
    ℗ © እዚ ቪድዮ ሕጋዊ ዋንነት ናይ ቤላ ሜድያ እዩ። ምቕዳሕ ደጊምካ ኣብ ማሕበራዊ መራኸቢ ከም You Tube, Facebook, ምጽዓን ብሕጊ የሕትት እዩ።
    ℗ © Copyright: Bella Media, Any unauthorized use, copying or distribution is strictly prohibited.
    #Eritreancomedy #BellaMedia #Tigriyna drama #EritreanDrama
  • บันเทิง

ความคิดเห็น • 39

  • @algamichael8910
    @algamichael8910 ปีที่แล้ว +6

    Azaria you are the best always the best❤🙏🙏💯💯💥💥💖💖🇪🇷🇪🇷

  • @haderakelati1160
    @haderakelati1160 ปีที่แล้ว +4

    ዋዉዉዉ ይበል ደቂ ሓራስ ነብሪ ኣናብስ ሳሕል ከምዚ ነሮም ባዓል ባይናክ ክንዲምበሳ ከምዚ ሎሚ
    ከይኮነ መቃብሩ ማይ ትፈልፍ!!
    ❤❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤❤🎉🇪🇷🇪🇷❤❤🎉🎉።

  • @HEGDEFAWIT
    @HEGDEFAWIT 11 หลายเดือนก่อน +1

    Aey deqi ERYYYYYY 🇪🇷🦁🦁🦁entay emo nahji esubat nay tgray. endo gedidomna

  • @rahelalula551
    @rahelalula551 ปีที่แล้ว +1

    ❤❤❤❤ deki 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 eri kemey diyu halifu deki halale meret

  • @lulahaile1392
    @lulahaile1392 ปีที่แล้ว +1

    Never forget ab leli hzbi eritrea ztegebre gfei bdergn bezom kedat deki hagern never btaemi xbuk srah kulu gze kemzi sthu tarik sle zkone 🙏🙏

  • @lulamehari6237
    @lulamehari6237 ปีที่แล้ว +1

    💔💔💔 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 gomez Bainak afrikum E. W.MENDELAY EGZABIHIER MES ERITREANA EYU AWET NHAFASH.

  • @tesfayweldeabzghi5292
    @tesfayweldeabzghi5292 ปีที่แล้ว +1

    My mom so much scratched ❤ vary mazing movie thanks 🇪🇷🙏👍✅💯🍀🏠☘️🌳💕🌱🌴👍

  • @Eritrea_love12345
    @Eritrea_love12345 10 หลายเดือนก่อน +1

    very good movie 👌🇪🇷

  • @senaitamanuel227
    @senaitamanuel227 ปีที่แล้ว +3

    ❤❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷

  • @habenmengsteab4695
    @habenmengsteab4695 ปีที่แล้ว +1

    ❤❤❤❤❤❤❤ deki ereyyy

  • @kikilove6751
    @kikilove6751 ปีที่แล้ว

    Well come

  • @erihalal3290
    @erihalal3290 11 หลายเดือนก่อน +1

    ደቂ ኤረይ ዘይዳነዩ❤❤

  • @OmerAhmed-mh6ql
    @OmerAhmed-mh6ql 7 หลายเดือนก่อน

    ❤❤❤❤

  • @user-eg3fj1gb4e
    @user-eg3fj1gb4e 11 หลายเดือนก่อน

    Desezebel jegnenet ❤

  • @Maharithaile-hf3dc
    @Maharithaile-hf3dc 7 หลายเดือนก่อน

    ከዳዕ መዓልቱ ሓጺርዩ

  • @elsa.tsgaya3720
    @elsa.tsgaya3720 ปีที่แล้ว

    ❤️❤️❤️❤️🎉🎉🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷

  • @beriyewedierey8797
    @beriyewedierey8797 ปีที่แล้ว

    ❤❤❤❤ ናይ ብሓቂ ጽብቕቲ ፊሊም ኣጀኹም በርትዑ ደቂ ኤረይ

  • @abrhamfisehatsion9651
    @abrhamfisehatsion9651 11 หลายเดือนก่อน +1

    Muzika zbzho film, ዋላ ሓንቲ ሰንስ ዘይብሉ ናይ ህኩይ ደራሳሳይ

  • @amanuelgebrerufael9540
    @amanuelgebrerufael9540 11 หลายเดือนก่อน +2

    ክላሲካል ድዩ ፊልም

  • @kidanefisaha2615
    @kidanefisaha2615 ปีที่แล้ว

    Eritrean

  • @user-fq2sz4ur8s
    @user-fq2sz4ur8s 6 หลายเดือนก่อน

    መተዓሻሸዊት ያ ዛ ፊልም 😅😅😅kkkkk ነዓይ ዶ ኣብ ሎቆታ በለት anchu

  • @andrewallace2251
    @andrewallace2251 11 หลายเดือนก่อน +1

    መጀመርታ ሕቶ ስለምንታይ ወዶ ገባ ኮይኑ? እዛ እከይ ሻዕብያ በላዒት ብጾታ ኣብ ልዕሊኡ እንታይ ገበን እያ ፈጺማ ነዚ ሰብ ስጋብ ክንድኡ ጨንካን ዝገበሮ?ኣንጻ ሕልንኡን ህዝቡን ዘዕጠቖ ምክንያት ክንገር ኣልዎ ምክንያቱ እዛ ሽፍታ ልዕሊ 3000 መስረትን ምሁራትን እያ በሊዓ ደም ድኣ ትብላዕ እንበር::

  • @user-eg3fj1gb4e
    @user-eg3fj1gb4e 11 หลายเดือนก่อน

    Bella film Ajokum

  • @kidaneweldeslasieberhe6366
    @kidaneweldeslasieberhe6366 ปีที่แล้ว +2

    ኣየ ኤርይራዊት ኣደ ንስለ ሃገር ነቲ ዘይከኣል ክኢላ ናጽነታ ጽቢጣ

  • @user-dy5kf3dr4h
    @user-dy5kf3dr4h ปีที่แล้ว +5

    ታሪኽ ታሪኽ ኤርትራ: ብ ትግርኛ ዝተሰርሐ ንታሪኽ ገድሊ ኤርትራ ዝገልጽ ፊልም: ኹሉ ጽቡቕ እንከሎ ግን ነዚ ኤርትራዊ ፊልም ብ ባዕዳዊ ቓንቓ THE END ኢልኩም ምዝዛምኩም ዘሕዝን እዩ:: ግን ክሓተኩም እንዶ ካብዘን 9 ብሄራት ኤርትራ ዝጥቀማሉ ቓንቓ ነዛ ፊልም ከምዝተወደኣት ዝገልጽ ቃላት ተሳኢኑ ድዩ ብ እንግሊሽ THE END ተባሂሉ ዘሎ?

    • @power7497
      @power7497 ปีที่แล้ว +1

      ኩቡር ሓው ጽቡቅ ኣለካ ኣብ መጻኢ ይእረሙላ ይኮኑ 🫡🫡🫡

    • @HEGDEFAWIT
      @HEGDEFAWIT 11 หลายเดือนก่อน

      Naey. Behqi yhmimka deyu walas kabtom korakur 🦮🦮🦮 ika 😂😂😂😂😂😂😂😂

  • @mebratgayem739
    @mebratgayem739 ปีที่แล้ว

    🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍
    BHZBA,AB KETEMAN GETERN SLEZTEKALUSU BMESWAETI NAXNETA ATIRA.
    ZLALEM SWATNA YKBERU,AŴET N'HAFCH.

  • @efremtecle4234
    @efremtecle4234 ปีที่แล้ว +4

    ጉጅለ ሸፋቱስ ክምህሩና ደልዮም:: ድሕሪ ምድማር: መሪሕነት ምርካብ: ባጽዕ የለ ገለ የለ: ኣይከሰርናን ያኢ ደርጊ ትዝ ኢልወን ህግደፍ

  • @danieltewolde546
    @danieltewolde546 ปีที่แล้ว

    Bet megeben mesten tray elkayo entay dea bet shusha ke zeybelkayo

  • @user-lh1cg3wg2e
    @user-lh1cg3wg2e 7 หลายเดือนก่อน

    እንታይ ሓሲብኩም ደኣ ሕጂ ዶ ተረዲእኩም 🤔 ቕድሚ ኣዋርሕ ናትና እዮም ክትብሉ ከምዘይነበርኩም

  • @user-eg3fj1gb4e
    @user-eg3fj1gb4e 11 หลายเดือนก่อน

    Ezom abe Europa zelewu hatelatat beom tewaridena.

  • @user-eg3fj1gb4e
    @user-eg3fj1gb4e 11 หลายเดือนก่อน

    😂😂😂😂😂😂kemez gerka mewedeom

  • @amanuelgebrerufael9540
    @amanuelgebrerufael9540 11 หลายเดือนก่อน

    ኣየ እንዳ ህግደፍ ካብ ዝመውት ሰላሳ ዓመት ንዝገበረ ስርዓት ድቃስ ከሊአሞ ካብዚ ፊልም ኣይትብሎ ክላሲካል ሕጂ ታይ ትምህርቲ እዩ ድውሰድ

    • @HEGDEFAWIT
      @HEGDEFAWIT 11 หลายเดือนก่อน +1

      Denqoro kab fltet nexa slezkonka enber. Eten ktwardwen twelu 🦁🦁🦁🦁AEDETAT ERYYYYY 🦁Klanen iyu zgelxelka zelo😂

  • @michaelmilash3286
    @michaelmilash3286 7 หลายเดือนก่อน

    ኣንቱም ጸማማት እንታይ ኢኹም ካብዚ ትማሃሩ እዚ እኮ ሃገር ኣምጽኡስ ታርኩ ሱኑድን ዩ
    ሕጂ ግን ነዚ ረሲዑ ተደምርና ይብለኩም ኣሎ ህግድፍ ብዛዕባ እዚ ግዳ ዘይትደርሱ ዙምቡዓት

  • @Quayside2127
    @Quayside2127 ปีที่แล้ว

    There was nothing ups and down in the movie except at the end. The whole part was a bit boring.

  • @eritreashikoradijeganu2039
    @eritreashikoradijeganu2039 ปีที่แล้ว

    ❤❤❤❤