🚨ህዝቢ ኣቆጢዑ! ኣብ ልዕለይ ጋል ደሪብለይ ኢና ተፈላሊና ብሃይማኖት ኣይተፈላለናን! ኣፍቃሪቱ እቲ ሓቂ ዶርጊሓቶ! Wantiya & Abrelo!

แชร์
ฝัง
  • เผยแพร่เมื่อ 28 พ.ย. 2024

ความคิดเห็น • 93

  • @TemesgenFetari-ld4sv
    @TemesgenFetari-ld4sv 3 วันที่ผ่านมา +14

    ናይ ብሓቂ ግን ባዕለገ እዩ

  • @Helenberhe1
    @Helenberhe1 3 วันที่ผ่านมา +12

    ካብ ሑሉፋ ክትማሃር ኔርዋ ምስኪን ተጻዊትላ😢😢

  • @NiyatBereket
    @NiyatBereket 3 วันที่ผ่านมา +7

    ዋይጉድ ሃይማኖታ ፈሊጡ ምስኣ ክቆማጣዕ ቀኑስ ሕጂ ክገድፋ ምስደለየ ሃይማኖት ጉልባብ ጌሩ ገዲፍዋ

  • @WintaAraya
    @WintaAraya 3 วันที่ผ่านมา +10

    ኣነስ ኣደንጊጻትኒ ምስኪን ምስ ተፈለጠ ብሃይማኒት ኣመኽኑ ገዲፍዋ💔

  • @Lemlem_Beyene
    @Lemlem_Beyene 3 วันที่ผ่านมา +9

    Way haftey ajoki dahan anber asus ms hzbi au kexala hasibu 💔💔💔

  • @EdenZeray-ei8po
    @EdenZeray-ei8po 3 วันที่ผ่านมา +9

    ዋይ ሓፍተይ ጋል 14 እያ ወሊዳ ማለትዩ ምስኪን 😭😭

  • @FevenTekle-dd7ml
    @FevenTekle-dd7ml 3 วันที่ผ่านมา +5

    ጽቡቅ ኣለኻ ፋኒ እዚ ወዲ ብሃይማኖት ኣምሲሉ ብኦርቶደክስ ከጽርፋ እዩ ሓሲቡ።

  • @Bil-q7c
    @Bil-q7c 3 วันที่ผ่านมา +8

    😢🙏🏾🙏🏾🙏🏾

  • @MeronRisom
    @MeronRisom 3 วันที่ผ่านมา +5

    ኣጆኺ ሕጂ ዉን ካብዚ ተማሃሪ

  • @TemesgenFetari-ld4sv
    @TemesgenFetari-ld4sv 3 วันที่ผ่านมา +9

    ስጀመር ኣየፍቅራን እዩ ኔሩ ፌሞስ ክኸዉን ደሉ እዩ ቀሪብዋ 😥😢

  • @ليلى-ص9و
    @ليلى-ص9و 3 วันที่ผ่านมา +3

    ኣነስ ፍናነይ መርዓይ ቃሪቡ ግን በቃ ኣንሕናውን ክንፊላለ ዶ ንከውን
    ልብል ሓሳብ ኣብ ሕልናይ ተወቂጡ ኣለ።😢

  • @brhanezemo4204
    @brhanezemo4204 3 วันที่ผ่านมา +3

    Wayyy gudd mskineyti bedilwa😢😢

  • @MeronRisom
    @MeronRisom 3 วันที่ผ่านมา +4

    ካብ ሕሉፍኪ ተማሃሪ ኢልናያ ነገር ቆልዓ ግን ክትሰምዓና ኣይክኣለትን🙈

    • @ليلى-ص9و
      @ليلى-ص9و 3 วันที่ผ่านมา

      እማን ኣብያትና😁

  • @ليلى-ص9و
    @ليلى-ص9و 3 วันที่ผ่านมา +3

    እፍ ከመይ ታሃስያ ትከውን ሓፍተይ😢

  • @FevenTekle-dd7ml
    @FevenTekle-dd7ml 3 วันที่ผ่านมา +1

    Good 👍 man 🧍‍♂️you because god’s great 👍 love ❤️

  • @AsmeromOkagabriel
    @AsmeromOkagabriel 3 วันที่ผ่านมา +1

    ናይ ብሓቂ እቲ ጌና ናይቲ ወዲ እዩ ኸዛብ እዩ

  • @bahavtime5073
    @bahavtime5073 3 วันที่ผ่านมา

    እፍፍ ኣጆኪ ማዓረይ 😢

  • @merigaltigray1814
    @merigaltigray1814 3 วันที่ผ่านมา +1

    Kidi xbuk ala❤️👍

  • @ZaidKidanu
    @ZaidKidanu 3 วันที่ผ่านมา +3

    ብሕጊ ይጠይቅ

  • @selamselam-s8i
    @selamselam-s8i 3 วันที่ผ่านมา

    እዋይ ዝወዲ ክሑሱ ካብ መጀመርያ ሃይማኖትና ዘይበለስ ከሓዲ😢

  • @ZaidKidanu
    @ZaidKidanu 3 วันที่ผ่านมา +3

    ሲጀመር ናይዚ ዘመን ፍቅረ ዝብልዎ ነገር ደንቆሮ

  • @nfreefqr9657
    @nfreefqr9657 3 วันที่ผ่านมา

    ብሃይማኖት ድመጽእ ወላ ሓዳር ኣይኹን ሃ ይማኖት ቀዳመይቲ እያ ክንጻመድ ንሓዳር እተብቅዕ የሕዋት ኩላትና ንፋቐር ንታሓላለ ብሃይማኖት ግአን ብተዋህዶ ድርድር የለን የሕዋት መናፍቃን ግአን ፍጹም ክህደት ኢዩ ብሓይማኖተይ ወላ ሓዳር ደይተርፍ ክሕድካ ከአ ኣበይ ክሰልጥ ኩሉ ኣነ ብሓይማነተይ ንሳ ብሃይማኖታ ከምኡ ድብሃል የለን ወይ አምና ተዋህዶ እንተ መጺኣ በለጸ ሓዳራ ትግበር እግዛብሄር ውን ንኸይትጠፍእ ይረዳካ ኢዩ ብኸምዚ የሕዋትና መናፍቃን ናብ ሃይማኖቶም ክመጹ ኣብ ጸሎት ንዘክር ✝️✝️✝️

  • @ZaidKidanu
    @ZaidKidanu 3 วันที่ผ่านมา

    ስርዓት አልቦ ክርስትያን ኢና እትብሉ እቲ ግብሩን ስርዓቱን ዘይትፈልጡን ዘይትሰርሑን መሕፈርቲ

  • @JujuonaJuju
    @JujuonaJuju 3 วันที่ผ่านมา +1

    😢😢😢😢😢

  • @sabinasabina3619
    @sabinasabina3619 3 วันที่ผ่านมา

    እዚ ወዲ play boy ኢዩ ካብ መጀመሪያ ይፈልጥ እዩ ሃይማኖታ አደይ ደስ አይበላን ከአ ይብል ሓሳዊ አዲኡ ካብ ዓረብ ዶ አይኮነትን ወሊዳቶ እንታይ ድዩ ናይ አብኡ ሃይማኖት

  • @mendelayerey9224
    @mendelayerey9224 3 วันที่ผ่านมา +1

    Bhaki sdi au😢

  • @Lemlem_Beyene
    @Lemlem_Beyene 3 วันที่ผ่านมา +4

    Azom gal zbdlu awedat gn kehrkuni 😭

  • @ማሾጓል70እንደርታ
    @ማሾጓል70እንደርታ 3 วันที่ผ่านมา

    ናይ ብሓቂ ለባም እዩ😢😢😢😢😢😢

  • @MeronRisom
    @MeronRisom 3 วันที่ผ่านมา

    ተጠቂሙ ደርቢዋ😢😢

  • @AzebSereqe
    @AzebSereqe 3 วันที่ผ่านมา

    ካብ መጀመርያ እምነቱ እንተ ዘክብር እንታይ ክገብር ቀሪብዋ ሕጂ ከእንታይ የዛርቦ ኣሎ

  • @ArayaDM-s8h
    @ArayaDM-s8h 3 วันที่ผ่านมา

    እኮ ሃይማኖት ዘይብላ እንተኮናማ ተመኪራ ዘይትሰምዕ ምን ያድርግ

  • @bsikiros7171
    @bsikiros7171 3 วันที่ผ่านมา

    ድሮም ክከውን ኣይነበረን ጴንጤ ክቅይሩ እንበር ኣይቅየሩን ኣጋንንቲ ዝሓደሮም ካሓድቲ እዮም። ምስ ዘይሃይማኖትካ ምጥማር ኣየድልን ሓቁ እዩ ሐዝም ንሳሃ ይእቶ፣ቅባ ሜሮን ይጠመቅ፣ፀበል ይጠመቅ ናይ ጴንጤ መንፈስ ሓፊሱ እዩ መፅኡ ዝኮን

    • @Lydiaeritrea
      @Lydiaeritrea 2 วันที่ผ่านมา

      Ne kerstos gedifkas ne aregawi samra eyesus goyta zeble texerfu tewhdo xere kerstos way kab seabi kerstos nab seabti boda deptera no no eyesus goyta goytot eyou

  • @Helenberhe1
    @Helenberhe1 3 วันที่ผ่านมา +1

    ምስኪን እዚ ኣይግብኣን እዩ😢😢

    • @BlesssedDay
      @BlesssedDay 3 วันที่ผ่านมา

      ካብ ሕሉፋ ክትምሃር ኔርዎ ንሳ ዉን ቁልዕነት ኣለዋ😢

  • @محمدمحمد-ز4ر6خ
    @محمدمحمد-ز4ر6خ 3 วันที่ผ่านมา

    ፋናን ሓደ ክትሕዞ ዘለካ ኩሉ ናብ ብዓልካ ክትስሕቦ ኢኻ ዝትፅዕር ስለዚ ብሃይማነትካ ክትዋዳደር የብልካን ስለዚ ኣስላማይ ኦርቶደኩስ ቤንጠ ይኹን ናብ ናትካ ሃይማኖት ንኽመፀካ ኢኻ ዝትፅዕር እምበር ንኽትሰዶ የብልካን ኣነ ዝብለካ ብቻ ንስኻ ንግዜኡ ፍቅሪ ኣሸኒፍካ ነይሩ ስለዚ ግን እንካዕ ናብ እምነትካ መፃእኻ

  • @ማሾጓል70እንደርታ
    @ማሾጓል70እንደርታ 3 วันที่ผ่านมา

    ብሃይማነትካ ትስዋእ ንአካ የከነይ ምፍልላይስ😢😢😢😢😢😢😢😢

  • @ማሾጓል70እንደርታ
    @ማሾጓል70እንደርታ 3 วันที่ผ่านมา

    አረ ዝኣ ትፍለ እያ😢😢😢😢😢😢😢

  • @merigaltigray1814
    @merigaltigray1814 3 วันที่ผ่านมา +1

    Faniway lebamey hakika anafelete keribwas bsenki haymanot ybla sdi au

  • @FevenTekle-dd7ml
    @FevenTekle-dd7ml 3 วันที่ผ่านมา +1

    ብራቮ ፋኒ ለባም❤❤

  • @daniwedihager7708
    @daniwedihager7708 3 วันที่ผ่านมา +1

    OMG

  • @merigaltigray1814
    @merigaltigray1814 3 วันที่ผ่านมา +1

    Bedilwa mskneyti 🥹🥹

  • @TemesgenNeamn
    @TemesgenNeamn 3 วันที่ผ่านมา

    Sgafey tegegiye atiye sooriy

  • @brhanezemo4204
    @brhanezemo4204 3 วันที่ผ่านมา +1

    Texawitu guhifwa

  • @Lemlem_Beyene
    @Lemlem_Beyene 3 วันที่ผ่านมา +1

    Kab mejemerta ayefkran au neru ntikmi au keribwa

  • @brhanezemo4204
    @brhanezemo4204 3 วันที่ผ่านมา +1

    Bi haymanot bi hzbi kexrifa au alama natu neru

  • @Lily-zo6jd
    @Lily-zo6jd 2 วันที่ผ่านมา

    ኣይትፍረዱ ከይትፍረዱ መን ሓቀኛ ምኳኑ ከይፈለጥኩም ንሱም ተዛሪቡ ንሳም ተዛሪባ በብናቶም

  • @FevenTekle-dd7ml
    @FevenTekle-dd7ml 3 วันที่ผ่านมา +1

    Seb nkixerfa au hasibu balege

  • @MkMh-c7qጋልፃባት
    @MkMh-c7qጋልፃባት 3 วันที่ผ่านมา

    🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏

  • @Helen-fx1fh
    @Helen-fx1fh 3 วันที่ผ่านมา

    ❤❤❤🎉🎉🎉❤❤❤🎉🎉🎉

  • @AbrehetAbrehet-t3c
    @AbrehetAbrehet-t3c 3 วันที่ผ่านมา

    Hasewti ybenkrkum

  • @testtester7867
    @testtester7867 3 วันที่ผ่านมา

    Emo ferqe gonu kaman moslem ekanu haswe resah yehlfu yeftrlka

  • @adeytube6750
    @adeytube6750 3 วันที่ผ่านมา

    ምስኪናይ ኣብዚኣተን ወዲቕካ 😂😂😂😂 እንታይ ገባሪትያኸ 😂😂😂😂

  • @mendelayerey9224
    @mendelayerey9224 3 วันที่ผ่านมา

    Bhaki bedilwa mskneyti ntkmi au keribwa

  • @dallasfortworthtx5373
    @dallasfortworthtx5373 3 วันที่ผ่านมา

    እዚ ወዲ ሓደ ከማካ ሰበይታይ ኢዩ ግን ኩሉ ነገራቱ ተዋስኦ ኢዩ 😂

  • @BhvGgeh
    @BhvGgeh 3 วันที่ผ่านมา

    Flut sjemer ayefkran neyru😢❤

  • @brhanezemo4204
    @brhanezemo4204 3 วันที่ผ่านมา +2

    Pente mukana felitu andu msa neru 😮😮😮

  • @Helenberhe1
    @Helenberhe1 3 วันที่ผ่านมา +1

    ሕጂ ዉን ተማሃሪ በጃኺ 😢

  • @amelsiraj2872
    @amelsiraj2872 3 วันที่ผ่านมา

    Ezi wedi hasawi eyu

  • @almazgessesew13
    @almazgessesew13 3 วันที่ผ่านมา

    No shame any more

  • @FevenTekle-dd7ml
    @FevenTekle-dd7ml 3 วันที่ผ่านมา

    Bhiweta au texawitu 😢

  • @mendelayerey9224
    @mendelayerey9224 3 วันที่ผ่านมา

    Lebam lebam texawitu bi Ortodox kehrma au hasibu

  • @semharyemane582
    @semharyemane582 3 วันที่ผ่านมา

    Ayfikiran eyu

  • @testtester7867
    @testtester7867 3 วันที่ผ่านมา

    Nesa kea aqdema xebuk gera ketlwet alwa gala ab zebxah kalbxe alwa temhar heji danworo

  • @asmerettesfay1783
    @asmerettesfay1783 3 วันที่ผ่านมา

    Protestant kehonch
    Behgawi satgabu messam yfkedal Ende.

  • @alemendrias4349
    @alemendrias4349 3 วันที่ผ่านมา

    haqka fnan hawey gin ekae qeltfu rehaqela Egzabher niaa zeyteqm yfelt eu

  • @haftialemey1971
    @haftialemey1971 3 วันที่ผ่านมา

    Emo nab orthodox kmelsa hasab nierwo kkewn ykiel eyu ms abeyeto gn gedifwa kkewn ykiel eyu

  • @n-cj3db
    @n-cj3db 3 วันที่ผ่านมา

    Ata fani natka nay orgal endo hber bjaka ngerena fshelatka dya hji ke fani orgnal 😂😂😂

    • @mhretberih7827
      @mhretberih7827 3 วันที่ผ่านมา

      ጉዳይ ቀደም ወንጪራ እያ ክክክክክ
      ኦርጅናል የላ ወላ ፌክ የላ ጋሕማጥ ዝኮነ እዋን ዓሕ 😭

  • @desalekahsaydesalekahsay
    @desalekahsaydesalekahsay 3 วันที่ผ่านมา

    Niska nbealka nmintay ab masimedean kizarebela ayneberen enteda tbl aleka nmintay eska zergihkaya werena eka nbalka

  • @semharyemane582
    @semharyemane582 3 วันที่ผ่านมา

    Himak seb eyu

  • @NahomAsgodom-x4h
    @NahomAsgodom-x4h 3 วันที่ผ่านมา

    Seelnewude mtamelkew selkoanamelkm egzabiher New mnamelkew

  • @ተዛርዮምላዓደይ-ዸ4ደ
    @ተዛርዮምላዓደይ-ዸ4ደ 3 วันที่ผ่านมา

    ኮሞንታተር ተረጋግዑ ኣብዘይትፈልጥዎ ነገር ኣይትፃረፉ
    ፍናን ደሞ ዝኾነ ነገር ተቅርብ ተለኻ መጀመርያ ኣፃሪኻ ኣቅርብ ሃለውለው ኣይትበል ዓገብ😏

    • @Helenberhe1
      @Helenberhe1 3 วันที่ผ่านมา +2

      ሱቅበሊ ስዲ ተዛሪበ ኢልኪ ዲኺ ብሃይማኖት ኣሳቢቡ ተጻዊቱ ደርቢዋስ ድሓር ባዕሉ እዩ ዝብሎ ዘሎ ወላስ ቤተሰብኪ ስለ ዝኾነ ኢኺ ትከላከልሉ ዘለኺ ቃንዛ ጋል ኣየሐመክን?😢😢

    • @ተዛርዮምላዓደይ-ዸ4ደ
      @ተዛርዮምላዓደይ-ዸ4ደ 3 วันที่ผ่านมา

      @Helenberhe1 ትግራዋይ ብምኻኑ ብቻ እኹል እዩ ንዓይ ዳሓር ክዓ ከምዝተጫወታ ታይ መራጋገፂ ኣለኪ😅

    • @Helenberhe1
      @Helenberhe1 3 วันที่ผ่านมา +3

      ​@@ተዛርዮምላዓደይ-ዸ4ደስዲ ኣብኣ ዝወረደ ኣባኺ ይዉረድ 😏

    • @ተዛርዮምላዓደይ-ዸ4ደ
      @ተዛርዮምላዓደይ-ዸ4ደ 3 วันที่ผ่านมา

      @@Helenberhe1 ኣሜን🙏😅

    • @reggaeworld2834
      @reggaeworld2834 3 วันที่ผ่านมา

      😢😢😢😢

  • @TitiKidane-k5z
    @TitiKidane-k5z 3 วันที่ผ่านมา

    Fanu haweye dese zeble medebe u

  • @Abeba-f8z
    @Abeba-f8z 3 วันที่ผ่านมา

    He is bad

  • @FevenTekle-dd7ml
    @FevenTekle-dd7ml 3 วันที่ผ่านมา +1

    Good 👍 man 🧍‍♂️you because god’s great 👍 love ❤️

  • @Kdmikuluabkulu
    @Kdmikuluabkulu 2 วันที่ผ่านมา

    😢🙏🏾🙏🏾🙏🏾