መበል 12 ዓመት ዝኽሪ ዕረፍቲ ብፁዕ ወቅዱስ አቡነ ጳውሎስ - ክፍሊ 1

แชร์
ฝัง
  • เผยแพร่เมื่อ 26 ต.ค. 2024

ความคิดเห็น • 11

  • @negasitesfaye9978
    @negasitesfaye9978 2 หลายเดือนก่อน +1

    ብፅእ አቦና ነብስሄር አቡነ ጳውሎስ ነብሲ ይምሀረልና መንግስተ ሰማዠያት የውርሰልና!!!!

  • @asoalasoal7642
    @asoalasoal7642 2 หลายเดือนก่อน +1

    በረክቶም ይሕደረና ብጹእ አቦና አባ ጳውሎሰ

  • @lharege6338
    @lharege6338 2 หลายเดือนก่อน

    በረከተ ብጹዕ ወቅዱስ አቡነ ጳውሎስ ይህድር ላዕሌነ

  • @anatigrawiteya2821
    @anatigrawiteya2821 2 หลายเดือนก่อน

    በረክተ ብጹእ ወቅዱስ ኣቡነ ጳውሎስ ይሕደረና

  • @meazahailemariam6813
    @meazahailemariam6813 16 วันที่ผ่านมา

    ነቡሳችዉን ይማር🙏🏽 በረከታችዉ ይደርቡን⛪️🙏🏽

  • @mizaanberhane4002
    @mizaanberhane4002 2 หลายเดือนก่อน

    በረከ ናይ አቦና ብጹእ ወቅዱስ አቡነ ጳውሎስ በረከ ይሕደረና, 🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏

  • @qqqaaa3887
    @qqqaaa3887 2 หลายเดือนก่อน

    በረከቶም ይሕደረና

  • @lharege6338
    @lharege6338 2 หลายเดือนก่อน

    😢

  • @hanahagos7732
    @hanahagos7732 2 หลายเดือนก่อน

    ሐቅያ ሐዝ እሞ አመንገዲ ደቅስ ይባሐል እሞ ዝኹሉ ዘህለፍዎ ሸግርን መከራን ሸምን አህሊፎም ሐሊፎም ግን እቲ ሐቅኖቶምን ብሐይማኖቶምን ጠንካራ ምንባሮም ህያው ኮይኑስ እንዳተዘከሩን እንዳተወደሱን ይርከብ.ንዚዩ ዘብቀዓ ኣምላክ ክብርን ምስጋናን ይብጻሐዮ.

  • @mulugetamichael532
    @mulugetamichael532 2 หลายเดือนก่อน

    “ሓቂ ፡ ብርእሳ ፡ ተቐበርካያስ ፡ ብእግራ ፡ ትወፅእ” ፡ እዩሞ ፡ ታሪኽ ፡ ከሜዘለዎ ፡ ፃዕዳን ፡ ፀሊሙን ፡ ተቕርቦ ፡ እምበር ፡ ከም ፡ እት ፡ ልሙድ ፡ ኢትዮጵያ ዊ ፡ ባህሊ ፡ ከርኪምካ፣ቀፂኻ፣ጎልቢብካ፣ኣዛቢዕኻ ፡ ናይ ፡ ሰዓራይ ፡ ታሪኽ ፡ ኣጉሊሕኻን ፡ ኣግዚፍካን ፡ ስነልቦና ዊ ፡ ወፍሪ ፡ ብምግባር፡ ገቢትካ ፡ እስኻዕ ፡ ምፅኣተ ፡ ኣለም ፡ ንምንጋስ ፡ ዝግበር ፡ ዝነበረ ፡ ሸውሃት ፡ ውልቀ ፡ መለኽቲ ፡ ንምርዋይ ፡ ዝመፃናሉ ፡ ነበረያ ፡ ነበረ ፡ እዛ ፡ ዓዲ ፡ ካብ ፡ እት ፡ ሕዚ ፡ ኣትያቶ ፡ ዘላ ፡ ደልሃመት ፡ ናብ ፡ ዝኸፍዐ ፡ ከይት ፡ ኣቱ ፡ ተተደሊዩ ፡ ሓቂ ፡ ሒዝና ፡ ሰባት ፡ አ እጃሞም ፡ ንኽረኽቡ ፡ ዘይተሓለለ ፡ ፃዕሪ ፡ ፃዕሪ ፡ ጥራሕ ፡ እዩ ፡ ንሰማይ ፡ ይኹን ፡ ንምድሪ ፡ ዝጠቅም ፡ እሞ ፡ እዝ ፡ ሓውና ፡ ዘቕረቦ ፡ ሓቂ ፡ ኣገንዕ ፡ ቃለ ፡ ህይወት ፡ የስመዐልና ፡ ኽንብሎ ፡ ይግባእ። ካልኦትና ፡ እውን ፡ ኣብ ፡ ፍልጠት ፡ ዝተሰረተ ፡ ድፍረት ፡ ክህልወና ፡ ይላቦ! ፡ ለቱ ፡ ስብሃት።

  • @noahpaulos5931
    @noahpaulos5931 2 หลายเดือนก่อน

    Abta Tigray adom hawelti zeyblom ezom Kidus Abona. Breketom yehdrena amen