🔥💥ዓዲ ተቃፂላ 😱 ደብረፅዮን ታይ በለ

แชร์
ฝัง
  • เผยแพร่เมื่อ 30 พ.ย. 2024

ความคิดเห็น • 265

  • @endababuentertainment
    @endababuentertainment  หลายเดือนก่อน +25

    ዝተከበርኩም ኣሕዋተይ ሓዱሽ ዩቱበይ እዩ ሞ ኣብዛ ሊንክ እናኣተኹም ሳብስክራይ ግበሩለይ
    th-cam.com/video/bHXvdqbM6xc/w-d-xo.htmlsi=UEH6IznoG3w2iWOe

    • @Tesfachannel-f1w
      @Tesfachannel-f1w หลายเดือนก่อน

      ናዓይ እውን ተማላኣኒ❤

    • @salamsalam1464
      @salamsalam1464 หลายเดือนก่อน

      እሽኒ❤

    • @FireweyniGezae
      @FireweyniGezae หลายเดือนก่อน

      ​@@salamsalam1464ደምርኒ ጥዕማምቲ ይ ሳብስክርይብ ግበርለይ ተገድስኪሙ እሕዋተይ ❤️❤️❤️🙏🙏🙏

    • @Abrht
      @Abrht หลายเดือนก่อน

      ባብዋይ ብጣዕሚ እየ ዘድንቀካ ወዲ ሪመይ ለባመይ ኣምላኽ ኣብ ዝዓበየ ደረጃ የብፅሕኻ ተምኒተይ እዩ ግን ኣነስ ልክዕ ንዓኻ ዝመስል ሓወይ ነይሩኒ መልክዑ ፀባዩ 💔ኩሉ ነገሩ ንዓኻ እዩ ዝመስል ነይሩ ንዓኻ ክርኢ ከለኹ ብሂወት ዘሎ እዩ ዝመስለኒ ዕንድዒ ኣየ ዓለም ግን ንዓኻ እናረአኩ ብሂወት ዘሎ እዩ ዝመስለኒ 💔 ምንም ዘፍሊ ዘይብልኩም ኣምላክ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ክብረተይ 🙏❤️🙏

  • @ማሾጓል70እንደርታ
    @ማሾጓል70እንደርታ หลายเดือนก่อน +16

    ባባ ሓወይ መምህር ናሂወተይ ገና ምሳካ ከራከብ ምስንፈትወካ ሓወይ ኣምላክ ጥዕና ይሃበና ❤❤❤❤

    • @Awet355
      @Awet355 หลายเดือนก่อน

      ደምርኒ ❤🙏

  • @ሓፍቲተጋዳላይ
    @ሓፍቲተጋዳላይ หลายเดือนก่อน +11

    እግዚኦ ተስሃለነ
    እግዚኦ ተስሃለነ
    እግዚኦ ተስሃለነ
    ኣቤቱ ጌታ ሆይ ማረን ይቅር በለን
    ኣቤቱ ጌታ ሆይ ማረን ይቅር በለን
    ኣቤቱ ጌታ ሆይ ማረን ይቅር በለን
    ኣሜን ኣሜን ኣሜን 🤲🙏🙏✝️💒

    • @Awet355
      @Awet355 หลายเดือนก่อน

      ደምርኒ ❤🙏

  • @DydgdKgxg
    @DydgdKgxg หลายเดือนก่อน +3

    ምሕረትካ ላከልና ጎይታ ሕድጎት ሓዲክካ ታዓረቀና ከም ግብርና ኣይትኪደና

  • @Mlil-e3e
    @Mlil-e3e หลายเดือนก่อน +10

    ፈጣረ ኣበይ ምሕርትካ እንዳ ኣውርዳልና🙏🙏🙏🙏👏👏👏😢😢

    • @Awet355
      @Awet355 หลายเดือนก่อน

      ደምርኒ ❤🙏

  • @ቲቲይቱብ-ፐ3ቘ
    @ቲቲይቱብ-ፐ3ቘ หลายเดือนก่อน +35

    ለማዓንቲ ቅድስ ሚኪኤል እዩ ኣብ ዘለኩሞ ቅድስ ማኪኤል ይሓልውኩም ብሩካተይ # ሳብስክራይብ ግበሩለይ🙏❤

  • @ኣፎቆላሚድያ
    @ኣፎቆላሚድያ หลายเดือนก่อน +9

    ቀፅለሉ ባቡ ሓወይ
    ብዕሉ ፈጣር ምሕርት ይልኣኸልና ድኣም👏😢😢😢💔

    • @Neshenesh-sow1619
      @Neshenesh-sow1619 หลายเดือนก่อน

      ደምረን ክብረተይ❤

  • @salamsalam1464
    @salamsalam1464 หลายเดือนก่อน +5

    እግዚአብሔር ይትዓረቀና ዓስቢ ሓጥያትና በዝሑ አምላክ ረስዕና ይቅር በለና 😢ባብዋይ እንኳዕ ብስላም መፃእኪ❤❤❤❤

  • @meremere5079
    @meremere5079 หลายเดือนก่อน +2

    ሰላም ባቡየ መፅሓፍ ቅዱስ አሎ ንዚ ዘመን ተፃሕፉ እና ኩላትና ናብ እግዝአብሄር ንመለስ ንሱ ለዋህ እዩ ከማና አይኮነን ስብሓት ንአምላክና ይኩን

  • @GjKj-cq8kx
    @GjKj-cq8kx หลายเดือนก่อน +3

    ባቡ ብዛዕባ ፖለቲካ ዝተዛረብካያ ቆንጆ መልእክቲ ኣሕሊፍካ👌👌👌👌👌

    • @Neshenesh-sow1619
      @Neshenesh-sow1619 หลายเดือนก่อน

      ደምረን ወለላይ❤❤

  • @ንግሰቲጋልራያ
    @ንግሰቲጋልራያ หลายเดือนก่อน +8

    🇪🇹አይምልኸተናይ ተጋሩ ነይ ባዓልና ንገብር።

    • @Samsunga04s-vw2xd
      @Samsunga04s-vw2xd หลายเดือนก่อน +3

      ኣይበሃል ኣበመርካቶ ብዝሓት ተጋሩ ኣለው ስለዚ ኣይምልከተናይ ኣይበሃሊይ ካብ ዚይ መሓረና እዩ ልብሃል

    • @temesgenamlaki9833
      @temesgenamlaki9833 หลายเดือนก่อน

      ዋይ አይብሃልይ ኣምላክ ምሕረት የዉርደልና ንኩሉ ወዲሰብ ❤

  • @smumd
    @smumd หลายเดือนก่อน +2

    ተሰፋ ዘቆረፅ ግዚየ በፅሕና
    ፈጣሪ በቸረነቱ ይሜሓረና❤❤❤❤❤💔💔💔💔💔💔

  • @BerhanaBayraoma
    @BerhanaBayraoma หลายเดือนก่อน +3

    መድሃንየ ዓለም ኣቦይ መዓረይ ስለ ኣደይ ማርያም እልካ ምሕረት ኣዉርደልና ኣትም ክቡራት ኣሕዋተይ ናብ ፈጣሪ ንማህል ንነሳህ ኩሉ ኣብእድ ኣምላክ እይዋ ኣደዋይ ማርያም ሓደራኪ ስለ መሳክን ምሕረት ኣዉርድልና ካብ ፍቅር ወድኪ

  • @akilove3701
    @akilove3701 หลายเดือนก่อน +5

    ባቡየ 14 አብነ አረጋዊ ዳሞ ኪድ እካ ትሰዕመልና ለ 🙏🙏🙏🙏🙏❤️❤️❤️❤️

    • @Neshenesh-sow1619
      @Neshenesh-sow1619 หลายเดือนก่อน

      ደምረን ወለላይ❤❤

    • @akilove3701
      @akilove3701 หลายเดือนก่อน

      ​@@Neshenesh-sow1619መልሲ ሓላለይ❤️❤️

  • @የድንግልማርያምልጅነ-ሰ4ጸ
    @የድንግልማርያምልጅነ-ሰ4ጸ หลายเดือนก่อน +2

    እግዚኣብሔር አምላክ ሰላም ኢትዮጵያ ይመልሰልና የፍርሕ እዩ ዓክር ዘመን በፂሕና😢😢😢😢 ደብረ ዕክሊል ፀረ ሰላምን መናእሰይን ዓዲ አፍርሰማ ዘለው እንዳ ስብሓት እዮም😢😢😢

  • @user-vd8uz6up6x
    @user-vd8uz6up6x หลายเดือนก่อน +26

    ተጋሩዋይ አብ ስደት ዘለኩም ምስታ ሃንቀው ኢልኩም ፅባሕ ክትርኢዋ ትደልዮ ❤ኣዴኩም❤ ብሰላም የራክብኩም እስኪ ብሽም ኣዴኩም ሳብስክራይብ ግበሩኒ 1000 ብቻ ተጋሩዋኒ ጀማሪት እየ😢😢😢😢 ካብ ክፉእ ዘበለ ትሓልውኩም እመ ብርሃን❤❤❤

    • @ZnabGerie
      @ZnabGerie หลายเดือนก่อน +2

      Geyrelki

    • @user-vd8uz6up6x
      @user-vd8uz6up6x หลายเดือนก่อน +1

      ​@@ZnabGerieእሺኒ ለጋሰይ❤❤

    • @medifkr8731
      @medifkr8731 หลายเดือนก่อน +1

      ገይረልኺ መዓረይ

    • @user-vd8uz6up6x
      @user-vd8uz6up6x หลายเดือนก่อน

      @@medifkr8731 የቐንየለይ ምስ ወላዲትኪ ብፅብቅ የራክብኪ

    • @user-vd8uz6up6x
      @user-vd8uz6up6x หลายเดือนก่อน

      የቐንየለይ ዛናተይ

  • @ትጂtigsti
    @ትጂtigsti หลายเดือนก่อน +2

    እዝግዮ መሓረና ክርስቶስ ታይ ዝበለ ጊዜ እና በፂሕና😢😢😢😢

  • @ZszsZszs-h6i
    @ZszsZszs-h6i หลายเดือนก่อน +2

    ኦ አምላከይ ምሕረትካ ልአከልነ😢😢😢

  • @helenhadgu1989
    @helenhadgu1989 หลายเดือนก่อน +1

    ምሕረትካ ለኣኸልና ጎይታይ እዝግዮ ንበል🙏🙏🙏

  • @SurprisedJellyFish-bp5cf
    @SurprisedJellyFish-bp5cf หลายเดือนก่อน +4

    እዝጉዮ ሓጥያትና ዶ ቦዙሑይ ሞሕረትኻ ላኣኸልና ጎታ😢😢😢❤❤❤❤

  • @Netsitubeነፂዩቲብ
    @Netsitubeነፂዩቲብ หลายเดือนก่อน +2

    እህህህህህህ😭😭😭😭😭 እግዚኣቢሄር ኣምላክ ምሕረቱ ይልኣከልና 🙏

  • @ZxddErff
    @ZxddErff หลายเดือนก่อน +1

    ምሕረትከ ኣወረደና ፍጣሪ

  • @sameralibis6724
    @sameralibis6724 หลายเดือนก่อน +2

    ኦ ኣመላከይ ብምሕረትካ ጠምተና❤🎉❤

  • @SelamKahase-x2g
    @SelamKahase-x2g หลายเดือนก่อน +1

    ኦ ኣምላክ ኣቦይ ይቅረ በለልና ሀገርና ሰላም ግበረልና

  • @merichogalwukro
    @merichogalwukro หลายเดือนก่อน +8

    ብሱም ባቡ ሳብስክራይ በሉኒ ተጋሩዋይ ሓዳሽ ጀማሪት እየዋ🎉❤❤😊

  • @SurprisedFishingRod-om9um
    @SurprisedFishingRod-om9um หลายเดือนก่อน +1

    ኦ ፈጣሪ ምሕረትካ አውርድ አምላክ ብሰሪ ሓጥያትና እየ እዋ 😢😢😢

  • @rrrshgshsh5882
    @rrrshgshsh5882 หลายเดือนก่อน +2

    ❤❤❤❤❤😢

  • @ጋልትግራይሓላል-በ4ከ
    @ጋልትግራይሓላል-በ4ከ หลายเดือนก่อน +1

    ምሕረትኻ ኣውርደልና ፈጣሪ🙏🙏😢

  • @galweyenti8890
    @galweyenti8890 หลายเดือนก่อน +3

    ባቡ ሓወይ ንዓካ ዝወሰደት ተዓዲላ መብዛሕኡ ግዜ ንጋል ተነስተይቲ ክተክብር እየ ዝሰምዐካ

    • @berihatesfay1964
      @berihatesfay1964 หลายเดือนก่อน

      ምንባርን ምዝራብን በበይኑ እዩ ሓፍተይ ኣብ ዛረባ ኣይንእመን ከምዚ ክብል ከለኹ ግን ንባቡ ዝውክል ዋላ ሓደ የብሉን ምስ ይቅረታ ግን ግዝኡ መፍርሒ እዩ ዘሎ😢

  • @YdtHr
    @YdtHr หลายเดือนก่อน +2

    እግዚዮ ማሓረና ፈጣሪ 😢

  • @موودعس
    @موودعس หลายเดือนก่อน +1

    ምሕረትካ አወረደና ፈጣሪ 😢🙏

  • @selamgualtigrayhagertigray2296
    @selamgualtigrayhagertigray2296 หลายเดือนก่อน +2

    ፈጣሪ ምሕረት የውርደልና😢

  • @Awet355
    @Awet355 หลายเดือนก่อน +1

    ምሕረት ኣዉርደልና ፈጣሪ 😢

  • @LovelyDirtBike-xp7ml
    @LovelyDirtBike-xp7ml หลายเดือนก่อน +1

    ኣምላኬ ምሕረት ኣዉርደና 😢😢😢🙏🙏🙏

  • @MomonaBerhe-w2n
    @MomonaBerhe-w2n หลายเดือนก่อน +1

    እግዚኦ ሓጥያትና በዚሑ እግዛብሄር ምሕረትኻ ኣውርደልና😢🙏

  • @dhfhfgdgrr798
    @dhfhfgdgrr798 หลายเดือนก่อน +3

    ኣነስ ካብ ስደት ንዓደይ ክመፅእ ይደሊ እሞ ይፈርሕ ናፍቀይ ሒዘ ኣብዝይ ይሐሸኒ ዝብለሉ ስዓት መፅዩ

  • @DestaDesta-qz4sd
    @DestaDesta-qz4sd หลายเดือนก่อน +1

    ኦ ኣምላክ ይቅረ በለልና ፈጣሪ😢😢😢😢😢😢

  • @ንኩሉጊዜኣለዎ-ሸ3ሐ
    @ንኩሉጊዜኣለዎ-ሸ3ሐ หลายเดือนก่อน +2

    ኣበይ ዓዲ እዩ😢😢

  • @Fkthut
    @Fkthut หลายเดือนก่อน +1

    ኣምላኬ ሆይ ብምሕረትካ ጠምተና ከም በደልና ዘይኮነስ ከም ምሕረትካ🙏😥

  • @ቲቲነኝጋልዓጋመ
    @ቲቲነኝጋልዓጋመ หลายเดือนก่อน +1

    ፈጣሪ ምሕረት የውርደልና🥹

  • @AbebaAbeba-j6q
    @AbebaAbeba-j6q หลายเดือนก่อน +1

    ምሕርት ይላኣኽልና ፈጣሪ 😥😥

  • @sbegge7121
    @sbegge7121 หลายเดือนก่อน +2

    እግዝኦ እግዝኦ እግዝኦ ምሕረና ጎታና😢😢😢😢😢😢😢😢

  • @Fs3C3
    @Fs3C3 หลายเดือนก่อน +1

    ኣምላኽ ምሳና ይኹን 🙏🙏🙏

  • @ካሕሳገብረ
    @ካሕሳገብረ หลายเดือนก่อน +1

    ካብዝይ መሓረና አታ ፈጣሪ

  • @ይኩነኒበከመትብለኒ
    @ይኩነኒበከመትብለኒ หลายเดือนก่อน +1

    ባቡየ ለባመይ❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉🎉

  • @SusisisiSyeysus
    @SusisisiSyeysus หลายเดือนก่อน +1

    እግዚዮ ማሓረና ክርስቶስ🤲🥺😭

  • @MkMh-c7qጋልፃባት
    @MkMh-c7qጋልፃባት หลายเดือนก่อน +2

    ምሕረናጎታና😢😢😢😢😭😭😭😭😭😭

  • @GyfggdfvhgDtgdyhfdrf
    @GyfggdfvhgDtgdyhfdrf หลายเดือนก่อน +1

    ሰላሰ ኣቦይ ምሕርትካ ለኣክልና

  • @سبحانالله-ز1ه2س
    @سبحانالله-ز1ه2س หลายเดือนก่อน +1

    እግዝኦ ማሀረነ ክርስቶስ😢😢😢😢

  • @FkreMaryam-n5n
    @FkreMaryam-n5n หลายเดือนก่อน +3

    ከትግራይ ውጭ ኢትዮጵያ የምትባል አገር በሙሉ ምናለ እንዲህ ውድም ብትል ይች ከሀዲት አገር

  • @gedu8644
    @gedu8644 หลายเดือนก่อน +3

    ክንደይ ገይር ናይ ደፂ ድምፂ ካብዘየሰምዕ😐
    ምሕረት ኣውርደልና ፈጣሪ😢

  • @assass8589
    @assass8589 หลายเดือนก่อน +1

    እግዚኦ ማሓረና ክርስቶስ😢

  • @TgLave-si4wl
    @TgLave-si4wl หลายเดือนก่อน +1

    ደምሩኒ ሓዳሸ ጀማሪት እየ ዋ❤❤❤
    ባቡየ እንኳዕ ብሰላም መፃእካ🎉🎉🎉❤❤

  • @GfKj-p6m
    @GfKj-p6m หลายเดือนก่อน

    እግዞኦ ማሓረና ክርሰቶሰ 😢መሰተወዕል ልቦና ያሃበና እግዚአብሔር ኣምላኽ ኣታ ኣምላኽ ኣቦይ 😢

  • @ብርሃንጋልትግራይፍቅሪ
    @ብርሃንጋልትግራይፍቅሪ หลายเดือนก่อน +1

    ሰላም ባቡ ዓይነይ ውቅሮ ሱሩሕ ገዛ ክንደይ ኣሎ ሕጂ መልሰለይ ማዓረይ🎉🎉🎉🎉❤🎉❤🎉❤🎉❤🎉❤🎉❤🎉❤🎉❤🎉❤🎉❤🎉🎉❤🎉❤🎉❤🎉❤🎉❤🎉❤🎉❤🎉❤🎉❤🎉❤🎉

    • @endababuentertainment
      @endababuentertainment  หลายเดือนก่อน

      ኣይፈለጥኩን ኣነ መቀለ እየ ዘለኩ

  • @Ali-i9q
    @Ali-i9q หลายเดือนก่อน +1

    የሕዝን😭😭😭😭

  • @Hayat-qr2mo
    @Hayat-qr2mo หลายเดือนก่อน +1

    ባቡ❤

  • @MAr-k9p
    @MAr-k9p หลายเดือนก่อน +1

    ምሕረት አወረድልና ፍጣሪ

  • @BitiRedaei-g4t
    @BitiRedaei-g4t หลายเดือนก่อน +1

    እፍ ማኣዝ ኢና ዓድና ንከድ ናበልና ስደት መሪርናስ ዓድና ግን ተስፊ ዘይብሉ😢 ኣቱም ህዝቢ ነስተዉዕል።ኦ ኣምላክ ኣቦይ ናብ ልብና ይምለስና🙏🎉❤️

  • @VioBip-q2d
    @VioBip-q2d หลายเดือนก่อน +1

    ባቡ❤❤❤❤

  • @TesfayFkr-b4w
    @TesfayFkr-b4w หลายเดือนก่อน +2

    እዛ ኮሞቲ ትንብቡ ዘለኩም ቅዱስ ሚካኤል ካብ ድንገተኛ ሓደጋ ይስወሩኩም ፕሮፍይል ብምንካእ ንገዛይ እተው

  • @ERTC122
    @ERTC122 หลายเดือนก่อน +1

    ኣቤቱ ማረኝ

  • @tarhastube9099
    @tarhastube9099 หลายเดือนก่อน +1

    ፍጣሪ ማሓረና😢

  • @WIZBiniboy
    @WIZBiniboy หลายเดือนก่อน +1

    እንሻለህ ከላ ኣዲሰ ትቃፅል ትክዉን🙏

    • @ትጂtigsti
      @ትጂtigsti หลายเดือนก่อน

      ዋይ በስምኣብ እንታይ ክትረክብ😢

  • @ffff8192
    @ffff8192 หลายเดือนก่อน

    😢😢🎉❤😢ዓድና ሰላም ይግበረልና ኣታ ኣምላክ ኣበይ

  • @MymyRr-g8w
    @MymyRr-g8w หลายเดือนก่อน +1

    እግዚኦ ጥራሕ😢😢😢😢

  • @SelamBeyene-k1i
    @SelamBeyene-k1i หลายเดือนก่อน +1

    ❤❤❤❤የሕዝን😢😢

  • @ሶሊና
    @ሶሊና หลายเดือนก่อน

    ኦ ጎይታይ ምሕረትካ አውርደልና

  • @Kebkeb-wu9ij
    @Kebkeb-wu9ij หลายเดือนก่อน +1

    እዝዮመሃረና ክርስቶስ

  • @ሶሊና
    @ሶሊና หลายเดือนก่อน

    በርትዕ ወድኖ❤❤❤

  • @subi3319
    @subi3319 หลายเดือนก่อน +1

    💕🙏💕

  • @salams7331
    @salams7331 หลายเดือนก่อน +1

    በስመኣብ ግብርና ዶ ከፊኡ😭😭😭😭

  • @Almi_Alm
    @Almi_Alm หลายเดือนก่อน +1

    ሰላምኩም ይብዛሕ ኣሕዋተይ ቅዱስ ሚኪኤል ካብ ክፍኡ ይሓልወና🙏
    ብሽም ቅዱስ ቅዱስ ሚኪኤል ሳብስክራይብ ግበሩለይ🙏

  • @ማርያመይመዝሙረይ
    @ማርያመይመዝሙረይ หลายเดือนก่อน

    እግዚኦ ማሓረና ክርሰቶሰ

  • @htgvdd8260
    @htgvdd8260 หลายเดือนก่อน +1

    ባቡ ከማካ ለባም የብዛሓዮ ማሃሪ

  • @ahmadk4740
    @ahmadk4740 หลายเดือนก่อน

    እግዚኦ ጥራሕ😢

  • @Samera11
    @Samera11 หลายเดือนก่อน +1

    ❤️❤️❤️❤️💐💐💐💐

  • @IejfjJfnndncn
    @IejfjJfnndncn หลายเดือนก่อน +1

    😭😭😭😭😭💔💔💔

  • @AbebaAbeba-j6q
    @AbebaAbeba-j6q หลายเดือนก่อน +1

    ❤❤❤❤😍😍😍

  • @DaDa-lh8st
    @DaDa-lh8st หลายเดือนก่อน +3

    🎉🎉🎉🎉🎉❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉

  • @fishalegebreyosus862
    @fishalegebreyosus862 หลายเดือนก่อน +1

    ንጸላእቶ ከም ሻዕብያን-ኢሳያስን፡ "ብጾትና ብጻይ"እንዳበሉ" ከም ኣቢ ዝኣመሰሉ ጻልእቲ ህዝቢ"ዘዕበዩ እንታይ ትጽበ-ህዝቢ?😂😂

  • @zafuberha4367
    @zafuberha4367 หลายเดือนก่อน +1

    I love it❤❤😅

  • @Mench-w3t
    @Mench-w3t หลายเดือนก่อน +1

    ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @ZnabGerie
    @ZnabGerie หลายเดือนก่อน +1

    Welcome

  • @GjKj-cq8kx
    @GjKj-cq8kx หลายเดือนก่อน +1

    ናይ ትግራይ ፖለቲካ ረሳሕ ኮይኑ።

  • @solomonbeyan-zv5mp
    @solomonbeyan-zv5mp หลายเดือนก่อน

    ባቡ ዓይቢ ሰብ ለባም እዩ እም ነተባባዓዮ ቀጽሎ ብሮይ

  • @tekleweyni-w1r
    @tekleweyni-w1r หลายเดือนก่อน +1

    ህወሓት ግን ክድዓት ትርጉሙ ይፈልጥዎ ዶ?

  • @AaAa-z9s
    @AaAa-z9s หลายเดือนก่อน +1

    ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉🎉

  • @weini8015
    @weini8015 หลายเดือนก่อน +1

    ህዝቢ አቲ ሕቂ ክፈልጦ ስለዘለዎ.

  • @eyasukflemariam8184
    @eyasukflemariam8184 หลายเดือนก่อน +1

    😭😭😭😭😭😭😭🙏👌

  • @AzmeraHailay-gc9qf
    @AzmeraHailay-gc9qf หลายเดือนก่อน +1

    ❤❤❤❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉

  • @Maza-z4p
    @Maza-z4p หลายเดือนก่อน +1

    💔💔💔💔💔💔💔💔💔💔😭😭😭😭😭

  • @FebuTube-k7k
    @FebuTube-k7k หลายเดือนก่อน +5

    እንኳዓ ኣብፀሐኩም ንወርሓዊ ባዓል ቅዱስ ሚካኤል ሓላዊና ይኩን🙏 ሳክስራይብ በልኒ ደቂ ዓደይ💛❤

  • @dammamksa1302
    @dammamksa1302 หลายเดือนก่อน +1

    🙏🙏😢😢😢😢

  • @FhfHht
    @FhfHht หลายเดือนก่อน

    ኣበይ እዩ ለለ እዚ 😥ኡፍፍፍ

  • @HshdEuyr
    @HshdEuyr หลายเดือนก่อน +1

    😢😢😢😢😢😢😢😢😢

  • @gdsf3612
    @gdsf3612 หลายเดือนก่อน +1

    ❤❤❤🎉❤❤❤🎉❤🎉❤🎉❤🎉❤🎉❤🎉

  • @masholovmasho3634
    @masholovmasho3634 หลายเดือนก่อน +1

    😢😢😢😢😢

  • @djdjhdufidiyy1387
    @djdjhdufidiyy1387 หลายเดือนก่อน +1

    ❤❤❤❤❤😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢

  • @manamengesha6938
    @manamengesha6938 หลายเดือนก่อน

    🙏🙏🙏