ขนาดวิดีโอ: 1280 X 720853 X 480640 X 360
แสดงแผงควบคุมโปรแกรมเล่น
เล่นอัตโนมัติ
เล่นใหม่
ብጣዕሚ ብልጽቲ ተዋስኦ ዓቢ ትምህርቲ ዘለዋ፡ እዚ ምስ ግዜ ተጓዓዝ ዝብል ኣተሓሳስባ ማዕረ ክንደይ ንናይ ምዕራባውያን ኣተሓሳስባ ባራዩን ገላዩን ኮይና ከምዘለና ኢዩ ዘረድእ፡ ዘሕዝን ኢዩ፡ ያኢ ምዕባለ ተሓሲብለይ ከኣ ምስ ግዜ ተጓዓዝ ይበሃለለይ።ሕጂሲ እዛ ምዕብልቲ ኢየ ትብል ዘላ ግአጸ ባህሪ ጓል ባህርያታ ናይ ኣመንዝራ እንበር ናይ ምዕቡል ኣይኮነን፡ ስለዚ ንሕና ንነብስና ንምሰል፡ ንጸዓዱ ክንመስል ባራዩ ጸዓዱ ኣይንኩን።
ሽኾርናታት እግዛብብሄር እድመን የሃበልና ሰላምን ፈቅርን የበልና
ተማሂረ ሎሚ።ከምዚ ዓይነት መሃሪ ስራሕ ኣዘውትሩ ደቂ ኤረይ ጥበብኩም የብዝሓዮ።
ጸቡቅ ስራሕ ኣሬ ሓወይ ኣምላኽ ጥበቡ የብዝሓልካ፡ ኣዝያ ምሃሪት ፊልም እያ፡ ኣብ ዝቅጽል ካብዚ ብዝበልጽ ስራሕ ክንጽበየካ ኢና!!!
ቐጠልያ ዘመን መታዓዛዘቢ ይብል ኣቦይ ዘራብሩኽ ፍቕሪ ከመይ ኢዩ ሰብ ብካዳድንኡ ዶ ይመዘን ኢዩ ኣብ ጌጋ ዓለም ዳኣ ከይንህሉ ፍቕሪ ውሽጣዊ ጽባቐ ኢዩ ብዝኮነ ብልጽ ስራሕ እንዳ በልና ኢና
wawww nay behaqi kef zelewa flim
Ms hiwetey mtessar alewa yealileka nere dye kkkkkkj nice job are arkey
ልብኻ ትመልእ ፊሊም:ደራሲ ሓደ ካብ ውሕዳት ኣብ ገዛእ ርእሱ ነጊሱ ዝነብር ምዃኑ ሩዱእ’ዩ። I hope ብዙሕ ምቅሉል ስራሓት ሒዝካልና ኽትምለስ ህዝብና(ንዓና) ዘድሊየና ዘሎ እዚ እዩ።
Nice job ari hawey & maharit folm thanks
Nay bhaki mehrit film eya koxlwo ❤️❤️❤️
ዋው ደስ ትብል ስራሕ መሃሪት ውን
Waww nice job guys keep it up.....God bless you....
Wawwwwww ጽቡቅ ስራሕ❤❤❤❤❤
Nice job aron hawey
ስረ ዘይብለ ዶ በልካ ኣሽኳን ዶ ማሓዝኣ ንሕና ከማን ርእናካ😂😂
kkkkkkkkk
Wawwwww btaemi bilxtn mihartn filim bhji kabzi bizblx sirhi hzkum nktmexuna tesfa nigebr qexlwo deqi rimey ❤
Nice job ahwat👌👌👌
Nay behaki timti film
Nice job deqi Eritrea shikor🇪🇷
Waw nai behaki subuk film nai behaki nefuate deki erei shekorinatate.
Arie jgna kabzi nlaeli kemtserh yiamn ye fetari xegu yebzhalka habibi
Harif srah
Wawaww B taemi xbuk sirah
ሰላም ሰላም ይሕዋት ኩልኩም ብሓበራ ብመጀመርያ ኣብ ዘለኩሞ ሙሉኡ ጥዕና ምስ ሙሉኡ ዓወት ናተመነኩ ምርቃ ወለድኩም ኣይፈለየኩም ናበልኩ ኣብዛ ፑሮፋይለይ ኣቲኩም 1000 ሳብስክራብ ሓጉዙኒ የሪበ እየ የቀኔለይ.,
❤❤❤❤❤❤🎉❤🎉❤🎉❤🎉❤🎉❤🎉❤🎉
Wowww
I can't say anything.just wawww 100%
❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
Wawwwww
😍😍💯💯🇪🇷🇪🇷
❤❤❤❤
Nay behaki
ምሥ ጊላ ኣካልክን፣ጎኑ ጎኑ ንጒስ ልብኽን፣ክንኸውን ኣለና ማለት ድዩ ፧ 😂
🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷💋💋💋💋💋💋💋💋
Resa terkiba film lomi
Wawe dese tebele film
💯👍
Btami blxti filmi so tax
ሳሪ ምቅሪቲ
ዝገረምኒ ነገር ግን ንስብ ንምንታይ ብኣከዳድኑኡ ይምዝን ሕልና አኮ አዩ ምንባር ክዳን ጨርቂ ትርጉም የቡሉን
Emo nemenetaye dea weledena kebedeka hameli meleayo , zebaneka wedi hawebo ayereayo tebahilu? Behetsere zebele akadadenaka , tsegurek betseretene betsebaqene ketehazu zelewome eyome ::
What about part two ?
Eti bahlna xifuf eyu akedadnana
እዚ ፊልም ኢዩ ፊልም ድማ ተልእኾ ኢዩ ካብ ከምዚ ንምሃር ኢዮም ዝብሉ ዘለው ስለዚ ኣበይ ርእይቶ ንህብ ነስተውዕል ከምኡ ኢልካ ስለዝፅሓፍካ ፅፋፍ ማለት ኢኻ ኣይኮነን ማንም ሰብ ቅድሚ ነብሲ ሰብ ምጥማቱ ንነብሱ ክጥምት ኢዩ ዘለዎ ናይ ኣተሓሳስባኻ ለባም ሙኻን ፅዓር
ኣበይ ሞ ረኣየን እንዶ ንኣከዳድና ኣዴታተን ከም ድሑር ሓሲበን ኣዴታት ኤውሮጳ ብምምሳል ግዙኣት ኣተሓሳስባ ምዕራባውያን ኮይነን ነብሰን ንዒቀን ሕብረተሰበን የንዕቃን ኣለዋ ።
❤❤❤❤❤❤
Wawwwwww
❤❤❤❤❤❤❤
ብጣዕሚ ብልጽቲ ተዋስኦ ዓቢ ትምህርቲ ዘለዋ፡ እዚ ምስ ግዜ ተጓዓዝ ዝብል ኣተሓሳስባ ማዕረ ክንደይ ንናይ ምዕራባውያን ኣተሓሳስባ ባራዩን ገላዩን ኮይና ከምዘለና ኢዩ ዘረድእ፡ ዘሕዝን ኢዩ፡ ያኢ ምዕባለ ተሓሲብለይ ከኣ ምስ ግዜ ተጓዓዝ ይበሃለለይ።
ሕጂሲ እዛ ምዕብልቲ ኢየ ትብል ዘላ ግአጸ ባህሪ ጓል ባህርያታ ናይ ኣመንዝራ እንበር ናይ ምዕቡል ኣይኮነን፡ ስለዚ ንሕና ንነብስና ንምሰል፡ ንጸዓዱ ክንመስል ባራዩ ጸዓዱ ኣይንኩን።
ሽኾርናታት እግዛብብሄር እድመን የሃበልና ሰላምን ፈቅርን የበልና
ተማሂረ ሎሚ።
ከምዚ ዓይነት መሃሪ ስራሕ ኣዘውትሩ ደቂ ኤረይ ጥበብኩም የብዝሓዮ።
ጸቡቅ ስራሕ ኣሬ ሓወይ ኣምላኽ ጥበቡ የብዝሓልካ፡ ኣዝያ ምሃሪት ፊልም እያ፡ ኣብ ዝቅጽል ካብዚ ብዝበልጽ ስራሕ ክንጽበየካ ኢና!!!
ቐጠልያ ዘመን መታዓዛዘቢ ይብል ኣቦይ ዘራብሩኽ
ፍቕሪ ከመይ ኢዩ
ሰብ ብካዳድንኡ ዶ ይመዘን ኢዩ ኣብ ጌጋ ዓለም ዳኣ ከይንህሉ
ፍቕሪ ውሽጣዊ ጽባቐ ኢዩ
ብዝኮነ ብልጽ ስራሕ እንዳ በልና ኢና
wawww nay behaqi kef zelewa flim
Ms hiwetey mtessar alewa yealileka nere dye kkkkkkj nice job are arkey
ልብኻ ትመልእ ፊሊም:ደራሲ ሓደ ካብ ውሕዳት ኣብ ገዛእ ርእሱ ነጊሱ ዝነብር ምዃኑ ሩዱእ’ዩ። I hope ብዙሕ ምቅሉል ስራሓት ሒዝካልና ኽትምለስ ህዝብና(ንዓና) ዘድሊየና ዘሎ እዚ እዩ።
Nice job ari hawey & maharit folm thanks
Nay bhaki mehrit film eya koxlwo ❤️❤️❤️
ዋው ደስ ትብል ስራሕ መሃሪት ውን
Waww nice job guys keep it up.....God bless you....
Wawwwwww ጽቡቅ ስራሕ❤❤❤❤❤
Nice job aron hawey
ስረ ዘይብለ ዶ በልካ ኣሽኳን ዶ ማሓዝኣ ንሕና ከማን ርእናካ😂😂
kkkkkkkkk
Wawwwww btaemi bilxtn mihartn filim bhji kabzi bizblx sirhi hzkum nktmexuna tesfa nigebr qexlwo deqi rimey ❤
Nice job ahwat👌👌👌
Nay behaki timti film
Nice job deqi Eritrea shikor🇪🇷
Waw nai behaki subuk film nai behaki nefuate deki erei shekorinatate.
Arie jgna kabzi nlaeli kemtserh yiamn ye fetari xegu yebzhalka habibi
Harif srah
Wawaww B taemi xbuk sirah
ሰላም ሰላም ይሕዋት ኩልኩም ብሓበራ ብመጀመርያ ኣብ ዘለኩሞ ሙሉኡ ጥዕና ምስ ሙሉኡ ዓወት ናተመነኩ ምርቃ ወለድኩም ኣይፈለየኩም ናበልኩ ኣብዛ ፑሮፋይለይ ኣቲኩም 1000 ሳብስክራብ ሓጉዙኒ የሪበ እየ የቀኔለይ.,
❤❤❤❤❤❤🎉❤🎉❤🎉❤🎉❤🎉❤🎉❤🎉
Wowww
I can't say anything.just wawww 100%
❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
Wawwwww
😍😍💯💯🇪🇷🇪🇷
❤❤❤❤
Nay behaki
ምሥ ጊላ ኣካልክን፣
ጎኑ ጎኑ ንጒስ ልብኽን፣
ክንኸውን ኣለና ማለት ድዩ ፧ 😂