ERISAT: ንኽብሪ ስዉእ ኣምባሳደር ኣድሓኖም ገብረማርያም እተጻሕፈ መፋነዊ ደብዳቤ ብጻዩ ሓርበኛ መስፍን ሓጎስ

แชร์
ฝัง
  • เผยแพร่เมื่อ 30 ก.ย. 2024

ความคิดเห็น • 48

  • @ደላዪፍቅሪ
    @ደላዪፍቅሪ 3 ปีที่แล้ว +7

    ኣላ ኤርትራውያን ሲ፡ ቢሂወት ከሎ እስከ ዘይ ተላሉዩና ዝነበርኩም ምስ ሞተ ደኣ እንታይ ክንብሎ፡ ሰብ መምስ ሞተን ሓለፈን ጅግና፡ ተባዕ ነሩ ምባል ንግደፎ፡ ቢሂወት ከለዉ ክብርን ምስጋንስን ጅግኒነቶምን መስክርሎም

  • @hawitedi9810
    @hawitedi9810 3 ปีที่แล้ว +6

    "ክብርን ሞጎስን ንስዉእ ጅግና ሃገራዊ ኣድሓኖም ገብረማርያም፡ከምኡዉን ነመስጋኒ ህሉዉ ጅግና ሃገራዊ መስፍን ሓጎስ፡ፍረን ጻማን ሃገራዊ ቃልሶም ንህዝቢ ኤርትራ!"
    መርሃዊ/ጀርመን

  • @freedomlife780
    @freedomlife780 3 ปีที่แล้ว +4

    ሓርበኛ ኣይ ነብርን ታሪኩ ግን ንዘልኣለም እዩ ኣምላኽ ኣብ ገነቱ የስፍርካ ኣቦና ኣድሓኖም ትኽልማርያም ንስድራ ድማ ጽንዓት ይሃብ 🙏

  • @merhawihailemichael3957
    @merhawihailemichael3957 3 ปีที่แล้ว +7

    Ygerim yu hade seytan eseyas atfiena tiamrat yu weridna zelo, nebona adhanom amlak ab genetu yqebelo ne hzbi Eritrea kea egziabhier Selam ysdedelna nezom seytawunti hgdef kab adna ysewurelna

  • @nevergiveup5690
    @nevergiveup5690 3 ปีที่แล้ว +3

    Rest in peace hero Amb Adhanom ክብሪ ይሃብካ ኩቡር ተ/ጋ መስፍን ሓጎስ ብሂወትካ ከለኻ፣ ድሌትካን ሃንቀውታኻን ክትሪኢ ዓቢ ተስፋ ዩ ዘለና። ን ልዕሊ 50 ዓመታት (ፍርቂ ዘመን) ከርተት ዝበልካላ ሃገር ፍትሕን ዲሞክራስን ለቢስዋ ክትሪኣን፡ ኣብ ሃገርካ ብኽብሪ ህዝብኻ ክቕበለካን ብኽሪ ክትሓልፍ ኣዚና ንምነ❤🙏

  • @filmon5121
    @filmon5121 3 ปีที่แล้ว +5

    Mengste semay yewars nmuluae beteseb kea xnat yhabkum

  • @titihaile4375
    @titihaile4375 3 ปีที่แล้ว

    ሓርበኛ ተጋዳላይ መስፍን ሓጎስ ዝሃቦ ቃል ብደብዳቤ ኣብ ግዜ ሞት ምፍናው ሓርበኛ ተጋዳላይ ኣምባሳደር ኣድሓኖም ገ/ማርያም
    ቅንጣብ ደብዳቤ ብካሎት ዝተነበት ዘይኮነ ዘድልዮ እቲ ክብሪ ንመዋእል ስብ ኢዮም ብሓንሳብ ተዋዲቆም ሕማቅን ጽቡቅን ዝረኣዮ ተጋደልቲ ኢዮም? ኣብ እቲ ናይ መጨረሻ ህሞት ዕረፍቲ ዘልኣለም ዝተፋነወሉ!"እዋን ጽቡቅ መግለጺ ብቭድዮ መፋነዊ 5 ደቂቅ ንክብሪ ምግላጽ ኣብ መይሓሽን ዶ? ኣብ ክንዲ ብ ካልኦት ብንባብ ኣብ ክንዲ ምፍናው?
    ዓገብ ይብል መስፍን ናይ ብሓቂ ዝግርም ኢዮ ተከሲፈካ "!"""

  • @tewisaak9248
    @tewisaak9248 3 ปีที่แล้ว

    ሃገር ስለ ዝበደሉ ኣብ ደገ ተቀቢሮም ገዲፍዎ ዝኸዱ መርዚ ግዳያት ኮይና ኣሎና ጃንዳ ወያነ ወን ሓሊፋ ኢያ ።መስፍን ሓግስ ከዳዕ ዓስቡ ሪኻዮ ኣሎኻ ጽመተ ኣይክሰስዝበለ መን ሰባት ብጹቡቅ ስር ክዝከሩ ይነብሩ ።ኣዕንወቲ ሃገር ክም ሂትለር ብዙሓት ብጾትኩም ኣብ ጸሊም መጽሓፍ ህጽብን ልብን ሰፊሩ ኣሎ መንግስተ ሰማያት ቀላል መስሉካ ስለ ጽሞትካ ግሃነም እሳት ወን ኣላ ።ብዓል መሕፈር ጽቡቅ ጃሚርካ ተባላሹ።

  • @teweldealazar7593
    @teweldealazar7593 3 ปีที่แล้ว

    Kebren mogosen nizelalem ni jeganuna

  • @bereketweldu2870
    @bereketweldu2870 3 ปีที่แล้ว +12

    Aya mesfn.
    Adhanom keydu G 15 haqiqom
    Nska terifka
    Merihnet isayas kab mejemerya ksab hji gemgimka
    Nxur sieli habena hagez kkewn ykiel eyu
    N tarik n mewekesn
    Slezi ............

    • @visibleway8722
      @visibleway8722 3 ปีที่แล้ว +1

      Btaami xbuq hasab

    • @eritrealovely3638
      @eritrealovely3638 3 ปีที่แล้ว +2

      ብሩኽ ሓውይ ኣቦታትናን ከም ሰብ ተገጊኡም ኢዮም ምሕረት ንግበረሎም 👏👏 ሕጂ ናትና ታሪኽ ንስርሕ ። እው ኣቦታትናን ዓቢይ ጌጋ ሰሪሑም ኢዩ ። ኣብ ምሕረት ንነበር 👏

    • @kemalmahamednasseribrahim4612
      @kemalmahamednasseribrahim4612 3 ปีที่แล้ว +1

      ልክዕ ኣለኻ ቀንዲ የማናይ እድ ናይ እስያስ ዝነበረ መስፉን ጥራይ እይ ስለዚ ኩሉ እቲ ሓቂታት ክሳብ ዘይተዛረበ ኣነ ካብ ህግደፍ ፈልየ ኣይሪኦን እየ። ኣብ ቡዙሕ ዘረበታቱ ታዓዝበዮ ቡዙሕ ክዝረብ ዝግብኦ ገድፉ ካእሊ ይዛረብ እዚ ክኣ እንታይ እዩ ዘርእየካ ወይ እስያስ ልእክዎ ኣሎ ወይ ድማ እቶም ኣብ ፎቆዶታት በረኻ ዝሓርዶም ዝነበረ ኑጹሃት ሰባት ታሪኹ ከይወጽእ ፈሪሕ ኣሎ።ኣብ ሞእዳታ ዝብሎ እንተልዪ ን'ተጋዳላይ ምስግን ሓጎስ ህዝቢ ኤርትራ ሓዳግ እዩ ኩሉ እቲ ምስጥር እንተተዛረብካ ገለ ፍታሕ ከምጽእ እዩ እቲ ኣብ ልዕሊ ኑጹሃት ኣቦታት ኤርትራ ዘገብርካዮ ድማ ይቅረ ክብለካ እዩ እዚ ለባም ህዝቢ።

    • @selamfesshatsion3555
      @selamfesshatsion3555 3 ปีที่แล้ว +1

      Ne dehrit temliska ab tarik menbar keykone kemom jegnnet mesrah :: kulugze bezaebom kenzrb yeblnan,mesfn temlisu nexi menesynemntay hadimkum ? Hagerkum zeytwhsu entzblka entay memlska?

    • @bereketweldu2870
      @bereketweldu2870 3 ปีที่แล้ว

      @@selamfesshatsion3555 ገና ኣብቲ ታሪኽ ኢዮም ዝነብሩ ዘለዉ።
      እቶም መራሕቲ እዞም ተቓወምቲ,mKnyatu ልዕሊ ክብርታት ህዝቢ ክብርታት ሰውራ ኢዩ ኣተኩሮ ዘለዎ ኣብ ኤርትራ።
      ኣብቲ ቃልሶም ዕንክሊል የብሉና ስለ ዘለዉ ኢና።
      ከምዚ ዝበልክኒ እንተዝብለኒ
      ንስኻን ከማኻን ካብዚ ቃልሲ ተኣለዩልና ምበልክዎ።
      ገምጋም ከይገበርካ ዝግበር ከይዲ ብቑዕ ኣይከውንን ኢዩ።
      "ዓሻ ሕቶ ሓቲትክኒ"

  • @yemanebariya7256
    @yemanebariya7256 3 ปีที่แล้ว +1

    አባሳደር አድሓናም አብ ገነቱ የነብርካ ፈጣሪ
    መስፍን ሓጎስ ግን ንምንታይ እዩ እቲ ሓቂ ዘየዉጾ ኤሪሳት ከ ንምንታይ ኢዩ ኽጠቕመኩም መጀበርታ ብዛዕባ አታአሳስራ ቢተወደድ አቃታትላ ተወልደ ከም'ው ኣብ'ዚ ውግእ 2020 2021 ዘሎ ኢድ ህ ግ ደ ፍ ኸይሃለዎ አይተርፍን ኢዩ።አቦና ብርጋዴን ጀረናል ተከስተ ሃይለ ውን አብ ናይ ሱውእ አባሳደር ኣድሓኖም እንዳ ገለጸ ይዛረብ ነይሩ ይናስሑ ኢሉ ነይሩ እዚ ኽአ ንመስፍን ንዝኸምኡን ኢዩ

  • @estifanosghebrezghi3526
    @estifanosghebrezghi3526 3 ปีที่แล้ว +2

    Ayayi mesifun hagos?eti wigi ninihid wistietu eniho yihishena alo .wigi nenihid enitay amistio dehigis wigi nenihidihidisu .ayayi mesifun anetigerimen w 2 1991 .1 menigisiti elika ni serawit tezarebom kitibil yigibiana.. Hiji zeyehalafinetawi eu .dihiri selefa enita terefa koyunu negeru..

  • @muluehagos8344
    @muluehagos8344 3 ปีที่แล้ว +2

    እንታይሞ እንታይሞ እንታይሞ
    ናይ ኤርትራ ኩሉ ግዝየ ጛሂ ጥራይ እዩ

  • @teweldeberhantzeggai7854
    @teweldeberhantzeggai7854 3 ปีที่แล้ว +6

    BRAVO, Mesfen Hagos!!! RIP to Adhanom and condolencies to his beloved family.

  • @rahwatesfasion1777
    @rahwatesfasion1777 3 ปีที่แล้ว +1

    ጀጋኑና

  • @robrahk1432
    @robrahk1432 3 ปีที่แล้ว +1

    Njgna Jigna yzkro!!!

  • @ብሕልናንንበር
    @ብሕልናንንበር 3 ปีที่แล้ว

    Nay bahaki des zebel kebri bezlewo agallxa ተጋደልቲ ህዝባዊ ግንባር ብዝገበርዎ ታሪኽ ከነኽብሮም ይግባኣ ክምዚ ናይ ተጋዳላይ ኣድሓኖም ታሪኹ ብዝተፋላለዩ ተማሓላልፉልና ዘለኹም መስፉን ሓጎስ ውን ታሪኽ ናይ ኣድሓኖም ክመሓላልፍ እንተ ዝኽእል ጽቡቅ ኔሩ

  • @yohanesdesta8719
    @yohanesdesta8719 3 ปีที่แล้ว +1

    ሐርበኛ /ኣድሐኖም ✊✊✊✊🇪🇷💕🔆

  • @jossytm6814
    @jossytm6814 3 ปีที่แล้ว

    Can yu pls do video explaining the progress Canada group of 5. Alot of our people are getting played so would be great if yu can share information

  • @hopemedia9920
    @hopemedia9920 3 ปีที่แล้ว

    Reading 0 for nsemaeti

  • @temesgentemesgen2439
    @temesgentemesgen2439 3 ปีที่แล้ว +1

    መስፍን ሓሳዊ እቲ ሓቢእካዮ ዘልካ ሓቂ ኣውጽኣዮ

    • @mamamia3051
      @mamamia3051 3 ปีที่แล้ว

      Kid kondaf entay tfeltelu mestir aleka

    • @temesgentemesgen2439
      @temesgentemesgen2439 3 ปีที่แล้ว

      Mama Mia
      Enda shefatu serekiti tarik

    • @mamamia3051
      @mamamia3051 3 ปีที่แล้ว

      @@temesgentemesgen2439 kid bekayi bekeyu terah hizbawi ginbar 80%natna eyu abotatka bekeyti nseka bekayi

    • @temesgentemesgen2439
      @temesgentemesgen2439 3 ปีที่แล้ว

      Mama Mia
      መን ኢኩም ንስኩም?

    • @mamamia3051
      @mamamia3051 3 ปีที่แล้ว

      @@temesgentemesgen2439 sekit fara mulu eritrea

  • @kewanisium2643
    @kewanisium2643 3 ปีที่แล้ว

    ኣያና መስፉን ብዙሕ ዝዓቀቦ ምስጥራት ኣሎ ነዚ መንእሰይ ክደግሞም ዘይብሉ ጌጋታት ክምህርን ከውርስን ኣለዎ ዪመስለኒ። ደጊምኩም ብዘይስክፍታ ኩሉ ክገልጾ ዓድሙዎ።

  • @zerehannesezuz4359
    @zerehannesezuz4359 3 ปีที่แล้ว

    Asha

  • @kemalmahamednasseribrahim4612
    @kemalmahamednasseribrahim4612 3 ปีที่แล้ว

    ልክዕ ኣለኻ ቀንዲ የማናይ እድ ናይ እስያስ ዝነበረ መስፉን ጥራይ እይ ስለዚ ኩሉ እቲ ሓቂታት ክሳብ ዘይተዛረበ ኣነ ካብ ህግደፍ ፈልየ ኣይሪኦን እየ። ኣብ ቡዙሕ ዘረበታቱ ታዓዝበዮ ቡዙሕ ክዝረብ ዝግብኦ ገድፉ ካእሊ ይዛረብ እዚ ክኣ እንታይ እዩ ዘርእየካ ወይ እስያስ ልእክዎ ኣሎ ወይ ድማ እቶም ኣብ ፎቆዶታት በረኻ ዝሓርዶም ዝነበረ ኑጹሃት ሰባት ታሪኹ ከይወጽእ ፈሪሕ ኣሎ።ኣብ ሞእዳታ ዝብሎ እንተልዪ ን'ተጋዳላይ ምስግን ሓጎስ ህዝቢ ኤርትራ ሓዳግ እዩ ኩሉ እቲ ምስጥር እንተተዛረብካ ገለ ፍታሕ ከምጽእ እዩ እቲ ኣብ ልዕሊ ኑጹሃት ኣቦታት ኤርትራ ዘገብርካዮ ድማ ይቅረ ክብለካ እዩ እዚ ለባም ህዝቢ።

    • @berhane815
      @berhane815 3 ปีที่แล้ว +3

      ሓወይ ንሱ ውን ቅድም ህዝቢ ነድሕን ድሕሪኡ ከም ሰበይ ናብ ሕጊ ይቀርብ ኢሉ ተዛሪቡ ኢዩ ፡እንተ እቲ ምስጢር ዝበልካዮ ግን ኣነ ውን ብዙሕ ክዝረብ ዝክእል ኣለዎ ይብል ኢየ ።

    • @zibanhgi8472
      @zibanhgi8472 3 ปีที่แล้ว

      mesfin do gele do kenbil hizbina tewediu alo

    • @nevergiveup5690
      @nevergiveup5690 3 ปีที่แล้ว +5

      ኣነ ዝገርመኒ እዞም ትርጉም ኣልቦ ዝኾነ ጽሑፍ ክትጽሕፉን፡ ክትብሉን ግዜኹም ትዕርቡ ዩ። ቀዳማይ ነገር ክትፈልጦ ዘለካ ልዕሊ ማንም ሰብ ካብ ዜሮ 03 ጀንቢሩ ብህግደፍ ዝትርዋረደ ተ/ጋ መስፍን ሓጎስ ዩ። ከመይ ኢልካ ኢኻ ልኡኽ ዩ ዶ ገለ ዶ ትብል፧ ኣብ ግዜ ቃልሲ ከሎ ኣትሒዙ ምስ ኢሰያስ ዝጎራፈጥ ዝነበረ ውን መስፍን ሓጎስ ዩ። ብፍላይ ካብ 1979 ዝነበሮም ፍልልይ ኣዝዩ ሒማቕ ዩ ።
      ኣብ ዝሓለ ዓመት ኣብ ዝገብሮ ቃለ-ምሕተት ብዛዕ ዛ ሓቲቶሞ ኔሮም ዮም፡ ሽዑ ዝኾነ ክትገብር ምኸኣልካ ዶ ተባሂ፣ ንሱ ግን ይብል እቲ ራኢና ሃንቀውታ ህዝብና ከይጉረሽ ኢለ ሸለል ኢለ ከሓልፎ የ ተገዲደ፡ ብቲ ዝነበርክዎ ገለ ክገብር ምኸኣልኩ ሕጂ ግን ኣብ 80ታት ክምለስ ኣይክእልን የ ብምባል ዩ ዝገልጾ። እቲ መኽንያት ከኣ ነዓና ውን በሪህልና ዩ ስለ ዚ ብዙሕ ንዛረቦ የለን። መስፍ ሓጎስ ግን ሰውራ ኤርትራ ክሕይልን፡ክብርትዕን ዝገበረ ሰብ ዩ ዓቢ ዝናን ታሪኽን ዘትረፈ ካብ ሓለፍቲ ህግ ከኣዪ በዚ ንሕበነሉን ኣዚና ነኽብሮን ረዚን ዋጋ ዝኸፈለ ሓርበኛና ዩ።

    • @zibanhgi8472
      @zibanhgi8472 3 ปีที่แล้ว +2

      @@nevergiveup5690 በዓል መስፍን ግብኦም ጌሮም እዮም ተራፉ ዘሎ ናትና እዩ ቀምሽ ኣደይ ዓንቂፉኒ ገዲፍና ግቡእና ንግበር

    • @merebr1404
      @merebr1404 3 ปีที่แล้ว

      @@zibanhgi8472 100 % true. Nay lomi menisey Burger indakolese aboy mesfin wedi 75 tekalisu ni Isaias kewdikelu yixibe alo