ምንጻር ፖለቲካዊ ጉዕዞ ብርጌድ ንሓመዱን ምምራኽ ውፉይ (በየነ) ብምንቅስቓስ ይኣክልን!

แชร์
ฝัง
  • เผยแพร่เมื่อ 16 ม.ค. 2025

ความคิดเห็น • 285

  • @watislove2650
    @watislove2650 6 หลายเดือนก่อน +14

    ዮዲት ሰብ ምብላዕ ይሓይሽ ኢልክዮ

  • @siumzeray3226
    @siumzeray3226 6 หลายเดือนก่อน +17

    Ezom ahwat meas eyom kqalesu ? Bsebat kab mzrab natkum agebab qalsi meritskum teqalesu , srah yedlyena alo.

    • @tsegaygebru9534
      @tsegaygebru9534 6 หลายเดือนก่อน +1

      ዉፉይ ተማሪኹ ኢሎም ሓቂ ስለዝተዛረቡ ድዩ ቀንጥዩካ፧ መስኪናይ ሕማምካ ጽበትን ወገንን ሻራንዩን ሓንጎልካ ኣስፍሓዮ ይኣክል ንባዕሎም ብሕማም ኣውራጃ ዝቕንዘው እዮም እዚም ዝትንትኑ ዘሎው ግና ካብዚ ሕማም ወገንነት ነጻ እዮም፡ ለብሙ ለብሙ ካብ ሕማም ኣውርስጃን ወገንን ዉጹ ተሓጸቡ።

    • @sofoniasdaniel5547
      @sofoniasdaniel5547 6 หลายเดือนก่อน

      ካብ ኣራእስኩም ምንቃሕ ንላዕሊ ቃልሲ ኣሎ ድዩ? ርእሲ ከይነቅሐ፡ ብረት ሒዝካ ፈቆዶ ጎቦ ኮለል ምባል፡ ትርጉም የብሉን።

    • @mesghinnatedla6766
      @mesghinnatedla6766 6 หลายเดือนก่อน

      ​@@sofoniasdaniel5547kab men eyom neekhomkkkkkk who knows the 2guys hgdef

    • @mesghinnatedla6766
      @mesghinnatedla6766 6 หลายเดือนก่อน

      We are eritreans why We say tegaru kkkkkk guys, tigray is Ethiopia don.t make big mistake

    • @tsegaygebru9534
      @tsegaygebru9534 6 หลายเดือนก่อน

      @@mesghinnatedla6766
      ብኸመይ ኢሳያስ ተጠሊዑ ሓደ ኢና ኣይከሰርናን እስኻ ኢኻ ተምሃድረና ወዘተ ---- እናበለስ ምስ ትአጋሩ ኣሓዋት ኣይኮንናን ምስ ኣምሓሩ ግን ኣሕዋት ኢና ማለትካ ድዩ፧ ትጋሩ ነዞም ኩሎም ስደተኛታት ኣጆኹም ኢላ ነዞም ኣሽሓት ኣሕዋት ዘዕቆበትከ ብኸመይ ዝያዳ ኢትዮጵያ ፈቲኻያ ንትግራይ ኢሳያስ ዝጸልኣ ንዕኡ ንምሕጓስ ደዩ ብፍሉይ ዥበደሉኻ ኣሎ እዩ፧ መልሰለይ ሓደራ እንተ እቲ ዉግእ ቅድሙን ድሑሩ ባዕሉ እዩ ጀማሪኡ ናቱስ ወረ ልዕሊ 10 ምልዮናት ዶላር ክንቅጻዕ ብዓለም ኣፍሪዱስ ኣሜን ኢሉ ተቐቢሉዎሎ፡ ናይዚ ዳሕራይ ድማ ገና ልዕሊ 79 ሽሕ መንእሰይ ድሕሪ ምህላቕ ተኾሊፈ ኢሉ ኣብ ዝጥዓሞ ክጅምር መሰረት ኣቐሚጡልካ ኣሎ ነዚኸ ትኣምንዶ፧ ትግራይ እንተዘይትዕር ድማ ምድማርካ ዝተረጋገጸ ምዃኑ ተኣማመን ሳልኣ ኢና ክሳዕ ሕጂ ንበይንና ዘሎና ዘይትደመርና ነስተውዕሎ ግዳ ብዝክኣለና ኢሳያስ ቀንዲ ጸላኢናን ንዓና ኣጢፊኡ ሃገርናን ወደባትናን ነምሓሩ ንምርካብ ቀሰ ብቐስ ይሰርሕ ከም ዘሎ፧ ርጉም ገዛኢ ካብ ጓና ዝገድድ።

  • @asfaha.m.g.d8021
    @asfaha.m.g.d8021 6 หลายเดือนก่อน +17

    ኣኺልኩም ነቲ ሓደ ናይ ሓባር ጸላኢ ኣብ ዓዲ ሃሎ ዘሎ ረሲዕኩሞ ነንዝተሰአ ርእሱ ከተድንኑ ጸገም የብሉን ጽቡቕ ጌርና ጸላእትና ነለልየሉ ግዜ ኮይኑ ኣሎ።

  • @YONASGEBREMESKEL-cp8zn
    @YONASGEBREMESKEL-cp8zn 6 หลายเดือนก่อน +4

    ሓግዙና ሰልጠነ ዝባሃል ሰብ ክፍኣተ ግብሪ እዩ ንዉፍይ ለኪሙልና ኣሎ

  • @teclitembaye5038
    @teclitembaye5038 6 หลายเดือนก่อน +5

    ሰልጠነ ካብ ናይከባቢ ቲፎዞ ዝሐልፍ ፖሎቲካ የብሉን አፍልጦ ዝጎዶሎ ስራሕ እዩ ዝሰርሕ ክማሃር አለው አብሚድያ ምውጻእ ኑቁሕ ማለት አይኮነን ክማሃር አለው

  • @milliondave4142
    @milliondave4142 6 หลายเดือนก่อน +9

    Mesakin halowlew jemrkin.
    Ati yodit tibahli entay eyu shigrki seb kebi tehrmi zelki .
    Agebab kedliyeki eyu . Ay konen gn eski wun antsar kalisna hizibna ete jemrki
    Mensey entay yigeber ay tifelitiyon eki ay biln .

  • @bahabelombahre
    @bahabelombahre 6 หลายเดือนก่อน +8

    ኣብዛ ናይ ዉፉይ ዛዕባ ቅብልቲ እያ ብወገነይ ብጣዕሚ ንተደልዮ እካ ትመክሮን ትነቅፎን ንክወድቅ ዝደለካዮ ምሊስካ እካ ተጽድፎ ብጣዕሚ ጽቡቅ ተስፊየ 💙💙💙💙✅✅✅

  • @Men1109
    @Men1109 6 หลายเดือนก่อน +12

    ብ ቅንዕና ትቃለሱ ምህላዉኩም የድንቀኩም ግን እዚ ሕብረተሰብና ሓቂ ከም ኬኒና ብዓቀን እዩ ዝወስዳ ዘሎ በብቁሩብ ኣረድእዎም።

    • @selam2953
      @selam2953 6 หลายเดือนก่อน

      U realy understand this two guies. This guies has understand the problem of Eritrea but there is no many they understand thier idias.

  • @nigistinegassi1758
    @nigistinegassi1758 6 หลายเดือนก่อน +10

    ኣነ ዝብልሲ ካብ ወፍሪ ሰላም መኽስብ ኣሎኩም ድዮ?

  • @tsegaygebru9534
    @tsegaygebru9534 6 หลายเดือนก่อน +3

    ጀጋኑ ከማኹምሲ ኣሽሓት ኣእላፋት ይኹኑ ዓበይቲ መማህራን ኢኹም፡ እዛ ናይ ኣውራጃ ሕማም ኣብ ምዓሙቕ ክትኣቱ ስርሑ ሓይሊ ይሃብኩም ናትኩም መደብ ናይ ብሓቂ እዩ ዝስሕበኒ። እቲ ሕማም ኣውራጃ ኣብ ኩሉ ክህሉ ይኽእል እንድዩ ግን ኩሎም እኳ ክኾኑ ኣይክእሉን እንድዮም ግን ኣይከም ኣብ ኣከሎጉዛይን ኣብኣስ ተራርያ ኣሕፊሮምናኮ፡ በሉዎም ብዘይቀልዓለም ሓግዙና ድኣ።
    ይኣክል ብዓል ኢለንየን ዋናታቱ ዒንክሊል ዘብልኦ ዘሎዋ መፍቶ ህግደፍ፥ ምሕረት የውርደልና።

  • @dawitgg9400
    @dawitgg9400 6 หลายเดือนก่อน +2

    ዋዋውውውው ኣብ ሓሳብ ዝተመርኮሰ ብሎጽ ዝኸነ ርእይቶ፣ነቐፊታ ቀጽልዋ ሕውይት ክንረክብ ምስጋና ይኹንኩም። 👌

  • @Mundufey
    @Mundufey 6 หลายเดือนก่อน +7

    Yodit entay tikewun ala nab hedef do hkaley txeryi aleki 😮😮😮😮

    • @zeritebaye8292
      @zeritebaye8292 6 หลายเดือนก่อน

      Mesela eu naska ninebska zey trie

  • @ftwimesmer7611
    @ftwimesmer7611 6 หลายเดือนก่อน +8

    ዋው ዘረባ ሓቂ ኣብዚ ኣሎ አዝኒ ዘለዋ ይስማዕ

  • @Merkebgaim
    @Merkebgaim 6 หลายเดือนก่อน +8

    ዉፉይ ኣብ ስራሕ ዩ ዘሎ ኣብ ናትኩም ጭብረቕረቕ ክኣቱ የብሉን ንስኹን ንኹልም ተቓለስቲ negative ጥራሕ ዩ ዘረባኹም

  • @rahelmerkeb4564
    @rahelmerkeb4564 6 หลายเดือนก่อน +4

    ኣነ ዝገርመኒ ካብ ተቃልስቲ ዝተዛርብዎ ብትግርኛ ትትርግሙ ነቶም ግዳይት ዝኮነ ተጋደልትን ደቆም ተቃናጽቡ ።ነቲ ዓማጺ ዝኮነ ኣያኩም ኢሰይያስ ዘይትቃለሱ ግን ንሱ ንዓኩም ኣፍርዩ ዮዲት ድህልቲ ከም ጋዜጠኛ ትብዕ ኢላ ቀኒዓ ክትሓትት ዘይትክእል ጠንበርበር እንዳበልት ሓሰሰ ኢላ ነቲ ሕቶ ክትደልዮ ትውዕል ሓሳብ ዘይብሎም ምዝራቦም ተሓላልዮም ክምሉሱ ዝውዕሉ ፍልጠት ዘይብሎም እዮም እዞም ሰባት።

  • @eritreanamazon9877
    @eritreanamazon9877 6 หลายเดือนก่อน +12

    ሉኡኻት ሻዕብያ ከይኮንክም ኣይትተርፉን ኢኩም እንተ ዮዲት ግን ብጣዕሚ ትሕዝኒ

  • @afewerkemha2894
    @afewerkemha2894 6 หลายเดือนก่อน +1

    ኣነስ ዝሐለፈ ኣሉታዊ ተመኩሮ ንደግም ከይንህሉ ኢዩ ስክፍታይ ከመይ: ተጋደልቲ ህዝባዊ ግንባር ኰነ ተጋድሎ ሓርነት ኤርትራ ነበር፣ ውድባቶም ክቖጻጸሩ ዘይምኽኣሎም ኢዩ። ብርጌድ ንሓመዱ ውድቡ ክሃንጽን ክውድብን ኣይኽኣለን። እተን ክሳብ ሕጂ ዘለዋ ውድባት ጸኒሓዊ ውድባት ኢዬን ኣባላተን ዝቖጻጸርወን ውድባት የለዋን። ብርጌድ ንሓመዱ ነብሱ ክውድብ ኣለዎ።

  • @yohannesgebrhiwet87
    @yohannesgebrhiwet87 6 หลายเดือนก่อน +1

    ያ ኣጆኹም ተስፋይ and ሰምሃር and ዮዱ ካብ ጸርፊ ጠራይ ተውጉዱ

  • @wahs1235
    @wahs1235 6 หลายเดือนก่อน +1

    እዞም ሰባት ሲ ብንጹር እቲ ድሌቶም እዉን ክርድኣና ኣይከኣለን።ምስ ኣየናይ ምንቅስቓስ ኢዮም ከ?

  • @benyamintesfai7631
    @benyamintesfai7631 6 หลายเดือนก่อน +14

    Tesfai and Semhar wonderful explanation, I appreciate
    Thank so much 💙💙🙏🏾🙏🏾

  • @habtomhagos3861
    @habtomhagos3861 6 หลายเดือนก่อน +1

    ሓው ተስፋይ ሚስ ውፉይ ምውዻር ይትረፍካ ኣይዓቅሙካንዩ ዓዚፍካ ሩፍ ክትቢል እካ

  • @Hereawnet
    @Hereawnet 6 หลายเดือนก่อน +3

    ጹቡቅ ነቄፌታ ግን ዉፉይ ንዮናስ ክካላከለሉ ኣይክእልን እዩ:: ዉፉይ ንነብሱ ከማን መልሲ ሂቡ ኣይፈልጥን እዩ::
    ዳሕራይ ድማ ናይ ወረዳ እዩ ገለ እናበለ ንዉፉይ ዝሃርሞን ዘህርሞን ምስ ሰዓብቱ ዮናስ እዩ:: ስለዚ ዉፉይ ነዚ ከማን ኣይተዛረበን መልሲ ኣይሃበን
    ስለዚ ናይ ወረዳ ናይ ዓዲ እናበለ መርዚ ዝነዝሕ ዮናስ እዩ
    ንዑኡ ኣካይዱኡ ተዓዚብኩም ንቀፍዎ ዝዛረቦ መርዛም እዩ::ሰልጠነ ረስዕዎ ናብዚ ጠወካዮ እዩ ዝጥወ

  • @BanaHabtezghi-xh1wy
    @BanaHabtezghi-xh1wy 6 หลายเดือนก่อน +1

    ዮዲታ ምስ ኩቡራት ኣጋይሽኪ፡ጽቡቅ መደብ፡ቀጽልሉ።እዚ መንእሰይ ቀስ ኢሉ እዩ ክመሃር ዘለዎ።ሕጂ ቅኑዕ እንተዘይመሰሎ፡ሴፍ ኮይኑ ስለዝጸንሕ ኣይትተሓለሉ።

  • @yo-61
    @yo-61 6 หลายเดือนก่อน +2

    ሰልጠነ ሰራቂ ሞባእ ፡ደንቆሮ ብጀካካ ንተዋጸእ ገንዘብ ምስራቅን ፡ እቲ ካብ ዩቱብ ዝረኽቦ ገንዘብ እንተዘይኮይኑ፡ናይ ብሪገድ ንሓመዱ ግዲ የብሉን፡ሰልጠነ ዘይለኸፎ ደላይ ፍትሒ መን ኣሎ? ሰልጠነ ንብሪጌድ ንሓመዱ ይበታትና ኣሎ፡ሰልጠን ሓሳድ ሰራቂ ቡዳ እዩ፡እቲ ዘሕዝን ግን ንዉፉይ ሒዝዎ ይወድቅ ኣሎ

  • @MFish7980
    @MFish7980 6 หลายเดือนก่อน +2

    ብጣዕሚ ዘስደምም እዩ!!
    ካብ ሃገርና ዘባረረና ስርዓት ገዲፍኩምስ : አብ ሃለውለው አቲዂም !

  • @aronberhane6179
    @aronberhane6179 6 หลายเดือนก่อน +11

    Wefy is working hard do it youre

    • @tsegaygebru9534
      @tsegaygebru9534 6 หลายเดือนก่อน

      እወ እዛ ጸበትን ርእስን ወገንን ሻራንያ ምስ ብዓል ዮዲት ዘባእሰኩም ዘሎ። ውጹዓት።

  • @mumeryoutube5903
    @mumeryoutube5903 6 หลายเดือนก่อน +2

    Yes, u are absolutely right, when it is right OK, when wrong is yes it is wrong.

  • @efremzeray7991
    @efremzeray7991 6 หลายเดือนก่อน +1

    ተሕልፍዎ ትምርቲ ኩሉ ግዜ ተኸታተሊ አየ ኣድናቒ ኢየ ኣብ ዚ ግዜ ብጣዕሚ ተገርምና ህዝቢ ቃልስኻ ገበር . ካልእ ውን ከተስምዕና ኢኹም እቲ ሓቂ ዝጠፍኦ የለን ዕቅፍት ትኸኑ አለኹም ። ዘይትደዋውሉ በውሽጢ , ክንደይ ለባማት ሙሁራትን የሰምዕኹም ኣለው እቲ ክኸውን ዘለዎ face to face ኢዩ

  • @abrahamberhe8949
    @abrahamberhe8949 6 หลายเดือนก่อน +1

    ሰብኣውያን መስላውያንሓሳብኩም ይስዓር ሃገር ኣደ ደቃ ሕዛ እትነብረላ ጥራሕ እያ

  • @2020-c8b
    @2020-c8b 6 หลายเดือนก่อน +11

    ክስማዕ ዘለዎ ዘረባ እዩ ንኹሉ።

  • @DanielSiyoum
    @DanielSiyoum 6 หลายเดือนก่อน +3

    ክንዲ ይኣክል ምስራሕ ምሐሸ ይመስለኒ::

  • @muluealem6317
    @muluealem6317 6 หลายเดือนก่อน

    Thanks

  • @thedawnlight3902
    @thedawnlight3902 6 หลายเดือนก่อน +3

    ተስፋይ ገብረሊባኖስ ንስካ ትሰብኮም ሰባትስ እኩባት ኣእማን ጥራይ ክኮኑ ኣለዎ።

  • @bent.7396
    @bent.7396 6 หลายเดือนก่อน +1

    Tesfay & Semar, I thank you for your hard work and dedication on feeding us what we lack. I truly enjoy your program and definitely disagree with Seltene.

  • @mestewalie6479
    @mestewalie6479 6 หลายเดือนก่อน

    ተስፋይ ሰምሀር ዮዲት ቡሱላት አብ ሓደ ካንቸሎ ተገደደ ጥቃኹም የንብረኒ ፈጣሪ ምስ ለባማት ምንባር ጥዕና እዩ ጌታ ይባርኩም

  • @Miracle03-em5im
    @Miracle03-em5im 6 หลายเดือนก่อน +6

    ዮዲት ርግጸኛ ኢየ እዛ ዩቲዩብኪ ኣብቀረባ ሰማዒ ክትስእን እዩ።ንስኺ ፋልጠትኪ ኣበርኺ ማርሞ ኮንኪ ኣለኺ።

    • @soyra778
      @soyra778 6 หลายเดือนก่อน

      ፈራሕ ናይ ሓሳብ! ንህግደፍ ንቃለሶ ንሱ ዘይደልዮ ሓሳብ ክስማዕ ስለዘይፈቅድ'ዩ። ርእሲ ህግደፍ!

  • @ኣነእየ-ቐ5ኰ
    @ኣነእየ-ቐ5ኰ 6 หลายเดือนก่อน +1

    ዝወደቑ ሰባት። ብጀካ ሕሜት ካልእ ዘይፈልጡ

  • @harinawilliam3649
    @harinawilliam3649 6 หลายเดือนก่อน +4

    So right & brilliant I really admire you keep it up 👍 ❤❤❤

  • @AbrahamAhforom-v3h
    @AbrahamAhforom-v3h 6 หลายเดือนก่อน +5

    Ezom sebat kfetwo meat eye kexlwo

  • @habtomfitwi
    @habtomfitwi 6 หลายเดือนก่อน +1

    ነውራማት ኢኩም ንስኩም ኢዚ ዝግበር ዘሎ ተስፋይ ሰማን ብዛዕባ ጆኖሳይድ ባዕሎም ትግራይ ኣለውዎ

  • @habtomfitwi
    @habtomfitwi 6 หลายเดือนก่อน +1

    ንኣካ ከ መን ወኪሉካ ተስፋይ ንስካ ዝደለካዮ ኩን ንስካ ትደልዮ ካሊአ ኪኮነልካ ትደሊ

  • @rahwaweldetensae3972
    @rahwaweldetensae3972 6 หลายเดือนก่อน +2

    Wow I'm so proud guys thank you

  • @meazatesfagaber5672
    @meazatesfagaber5672 6 หลายเดือนก่อน +7

    አነ ብጣዕሚ ገሪሙኒ ንሕብረተሰብ ዝአክል ዕስለ አህባይ ኢልኩም ጸሪፍኩም እንታይ ሰላምን ፍቅርን ከተምጹኡ ኢኩም ደሊኩም እንተ ንሲኪ ፎካስ

  • @samsonm2011
    @samsonm2011 6 หลายเดือนก่อน +1

    ዮዲታ ብርሃን ናይ ወጋሕታ ኣቲ ጅግና
    ተስፊኖ ን ሰማርን
    ንስኻትኩም ኣብ ሳሕል ስለ ዝጸናሕኩም ሓደ ሓደ ሓቅታት ክነግረኩም
    እቶም መራሕቲ ሻዕብያ ትግራዎት እዮም ካብ መራሒኦም ጀመርካ
    እቶም ኣብ ምክልኻል ሓይሊ ዘለው 70%ትግራዎት እዮም
    እቶም ናይ ኤርትራ ሃብታማት ደጃዝማች ክንፉ ከዳነ ሓረጎት ኣባይ ቀኛዝማች ከዳነ መለስ ደጃዝማች ኣብርሃ ግደይ ደጃዝማች ዓብደላ ጎንፍር ትግራዎት እዮም
    እቶም ኪነ ጥበባውያን ትበርህ ተስፋሁነይ ዑስማን ዓብደልርሒም ዮኑስ ኢብራሂም የማነ ባርያ ኣምለሰት ኣባይ ጸሃይቱ በራኺ
    ስፖርታውያን ናይ ሕጂ ወለዶ እኳ እንተኾነ ቢንያም ግርማይ ተኸስተ ወልዱ ጀጋንተ ናይ ኣፍሪቃ ሻሚዮን እዚ ኩሉ ሓማሴን ዓዲ ገብሩ ዓዲ ተኽላይ ሃዘጋ ጸዓዘጋ እቶም ኩሎም ራእስታት ተጋሩ እዮም
    እዚ ኩሉ ናይ ራእሲ ኣሉላ ወታሃደር ኣብ ምሉእ ምድሪ ሓማሴን ዘሎ ንሱ እዩ፤ እዞም ካርነሽም ድምበዛን ሕተትዎም ካብ ትግራይ ከም ዝመጽኡ ክነግርኹም እዮም ብጀካ እቶም ናይ ጥልያን ፊኖን ሽኮርን ዝላሓሱ ሰገነይቲ ውን እንተሓቲትክሞም ትግራዎት ኢና ክብልኹም እዩም
    ብዙሓት መንእሰያት ከም ፋሽን መሲልዎም ስለ ዝፈርሑ እምበር እንተሓቲትኩሞም ትግራዎት እዮም። እዞም ጊዜና ዝበልዑ ዘለው በዓል ኣማኑኤል ኣሰና ሰብ ዓድ ዃላ በዓል ሰልጠነ ደቂ ዓጋመ እቲ ንዓና ዝተመነወና ኤርትራውነት ሓዲሽ ኮይንዎም እታ ትግራዋይ እየ ምባል ናይ ጎሮሮ ዓጽሚ ኮይናቶም ኣላ ክሳብ ዝውሕጥዋ
    እቲ ዓዲ ፈቲኹም ጸሊእኩም ዓዲ ሃጸይ ዮውሃንስ ዓዲ ስባጋድስ ዓዲ ኣሉላ እዩ

    • @samsonm2011
      @samsonm2011 6 หลายเดือนก่อน +1

      Agame is majority in Eritrea 90% the rest 10% is እርይራይ

  • @habtomhagos3861
    @habtomhagos3861 6 หลายเดือนก่อน +2

    ይጠልመና ዘይኮነስ ይስዕረናሎ በል ኩቡር ሓው ሃለውለው ግደፍ

  • @zaidbein4946
    @zaidbein4946 6 หลายเดือนก่อน +1

    ኣቱም ሰባት ቀዳምነትና ዘይነቐድም ኢና፡ ንጸንት ኣሎንስ በዞም ሸፋቱ፡ መጀመርያ ክንነብር ክንክእል ኣሎና፡ ህይወትክስ ከየድሓንካስ ከመይ ኣቢልኩም ኢኹም እቲ ናይ መንነት ሕቶ እንዳተመናጨትኩም..... ዓገብ።

  • @EritreanScholarsMedia
    @EritreanScholarsMedia 6 หลายเดือนก่อน +1

    እቲ ንገብሮ፡ ኣገባብ ቃልሲ ን ዓኻ ክነግረካ ደሊኻ። ለኽባጥ መን ምስ ኣመነካ

  • @habtomfitwi
    @habtomfitwi 6 หลายเดือนก่อน +2

    ንሰልጠነ ድልየትካ በሎ ጸገም ኣይኮነን አዛ ጉጅለ ወዲ ጉጅለ ትብልዋ ዘረባ ግን

  • @danikamboni4131
    @danikamboni4131 6 หลายเดือนก่อน

    ጽቡቅ ሓናጺ ነቅፌታዊ ሓሳብ ኢዩ ነዚ ተረዲኡ ከኣ ውፉይ ኣወንታዊ ዝኾነ ሓሳብት ክወስድ ተስፋ ይገብር

  • @yonasg1672
    @yonasg1672 6 หลายเดือนก่อน +5

    ፁሉላት

  • @Solgeb
    @Solgeb 6 หลายเดือนก่อน

    ተስፋ ዘለኩም መናእሰይ ዋላ ምስ ገለ እትብልዎ ዘይሰማማዕ እንተኮንኩ ብሐቂ ክትምዕብሉ ን አብ ርእስኩም ብዙሕ ናይ ምስፊሕን ምእራምን ቦታ ክም ዘሎ ይራአየኒ ! ዕድመን ጥዕናን ይምነየልኩም

  • @binitebrowen6912
    @binitebrowen6912 6 หลายเดือนก่อน

    እየ ደቂ ሳሕል ውፍይ ብዛዕባ ትግራይ ኣይትዛረበን ብዛዕባ ዮናስ ኣዓገብ ኣይበለን ኢሎም ይዛረቡ መሊሶም ንመሰል ኢና ንቃለስ ካኣ ይብሉ ውፍይ እንተደሊዮ ይዛረብ እንተዘይ ደሊዮ መን ይግድዶ መሰሉ እንድዮ ኣብዚ ናትና ደረጃ ወሪድካ ዘይትዛረብካ ኢልካ ክንድዚ ዓጀውጀው ::

  • @milliondave4142
    @milliondave4142 6 หลายเดือนก่อน +3

    Tibat ente haliyukum neti zigeberkimo yikreta aytwhatilun . Aziyu eyu zigerim haf key bela kak abela eyu natikum. Entay eyu eti elamieom wela zey ridka. Halewa eyu narikum. Ni gegakum yikreta key tiblu bikat seikums hiji werazut kitmesla ameslulatat. Yodit kea entay eyu ba teliekoki beka ezi berged nihamedu wey eti akeleguzey kihrim kela sik tibli . Entay kaliskum . Abzi YouTubat kitrayu tirah dikum timetsu.
    Entay nibl alena nikalsi entay yigodie zibl hilana yeblkum kidmi afkum mikfatu

  • @kidaneweldemariam1130
    @kidaneweldemariam1130 6 หลายเดือนก่อน +1

    ኤርትራ ከማኻትኩም ዓይነት ሰብ ክመሓ ኣለዎ

  • @philiphilib9581
    @philiphilib9581 6 หลายเดือนก่อน +1

    I feel like this two guys are very dangerous !!!

  • @j4pnet418
    @j4pnet418 6 หลายเดือนก่อน

    Good job guys! Constructive criticism is the best gift for improvement. ካብ ዝንእደካ፡ ድኹም ጎድንኻ (ገጋኻ) ዝሕብረካ፡ ብዝያዳ የድልየካ። "ዝንእደካ፡ ንኸስሕተኣ" እውን ይበሃል እዩ።

  • @kidaneweldemariam1130
    @kidaneweldemariam1130 6 หลายเดือนก่อน

    Ane ezom sebat eziom si amlak edmen tienan yhabeley
    ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @Josi_Gesamanda
    @Josi_Gesamanda 6 หลายเดือนก่อน +6

    ⁉⁉​​⁉ንቃልሲ ዘናሽዉ ንውዕሉ መንእሰያት ዘቃናጽቡ ሰባት ዓገብ ንበሎም!!⁉​​⁉ እንድሕር ናይ ብሓቂ ተቓለስቲ ኮይንኩም፡ ኣብ ከምዚ ወሪድኩም ኣብ ጭቃ ጠንቀላዕላዕ ኢልኩም ክርእየኩም ዘሕዝን እዩ-ንዉልቀሰባት ንኣሕዋትካ ተቓለስቲ ምጥቃን። ዓገብ ዓገብ ዓገብ⁉
    ዮዲት ኣብዚ ቃልሲ ዚነበረኪ ኣበርክቶ ኣብ ቦትኡ ኮይኑ፣ ኣብዚ ቁሩብ ግዜ ግን ምስ ዉልቀሰባት ተቐያይምኪ ን መንእሰያትን ንቃልሲ ዉጹዕ ህዝቢ ኤረትራ ትብድሊ ኣለኺ፣ ርግእ ኢልኪ ካብ ዉልቃዊ ጽልኢ ወጺእኪ፡ ምሕሳብ ዘድልየኪ ጊዜ በጺሕኪ ኣለኺ !! መንዩ ክረበሕ ካብዚ?
    ይዋእ! እቲ ኣብ ዓዲ ዝርገጽ ዘሎ ህዝብና ❗

  • @Aron-qc1de
    @Aron-qc1de 6 หลายเดือนก่อน

    ኣቤት ትብዓት ናትኩም/ሲ ሰፈርኩም ኣብ ልበይ ኩልኩም ናይ ሳዓል❤❤❤

  • @thedawnlight3902
    @thedawnlight3902 6 หลายเดือนก่อน +1

    ተስፋይ፡ ዮዲት፡ ሰመረ፡ እዛ ዓለም ከይለበምኩም ክትውድእዋ? ቁርባን በጺሕኩምስ ጽባሕ ኣምክክ እንታይ ኢሉ ክፈርደኩም እዩ 😂😂 ።
    እዚ መንእሰይ ከሕዝነካ ብብዓል እዛ ሓራስ ኣድጊ፡ ተስፋይ ዓንጃል ክጻወትሉ ክትርኢ ኮለካስ ኣህባይ ምካኖም ይርድኣካ 😂😂😂

  • @YONASGEBREMESKEL-cp8zn
    @YONASGEBREMESKEL-cp8zn 6 หลายเดือนก่อน

    ጽቡቅ መደብ ሰመረ ተስፋይ ኔቄፌታ እዩ ኣገዳሲ እዩ ወረ ደጋግምዎ

  • @amanueltsegai9331
    @amanueltsegai9331 6 หลายเดือนก่อน

    ሰላምምም ዮዲት፡ሰማር፡ተስፋይ፡ ኩሉ ተመሓላልፎ መልእኽቲ ብናጽነት ምዃኑ ደስ ይብለኒ፡ግን ምሉእ ብምሉእ ካብ ኣብ ነቕፌታ ጥራይ ኣብቲ ዝግበር መድረኽ ብኣካል ቀሪብኩም ክትዋስኡ ማለት ዓቕምኹም ከተበርክቱ'ዶ ኣይምሓሸን? 2ይ ሓውሲ ናብ ዘለፋ ዝኸይድ ቃላት ንመልእኽትኹም ከይምርዞ ጥንቃቐ ዘድሊ ኮይኑ ይስመዓኒ፡ምስ ዘጋጥም ከኣ ተቐላጢፍካ ብይቕሬታ ምጽጋን ይሓይሽ ክብል ሪእቶይ የቐምጥ።ኣብ ቀጻሊ ሰላም ንኹሉ ፍጡር❤🎉።

  • @ghebrhiwetdebesay922
    @ghebrhiwetdebesay922 6 หลายเดือนก่อน +1

    ኣየ ኤርትራዊያን ንቕላት እንዳ ጨለፍና ከነቋሽሽ ተውህቦና ኮይኑ
    ብዝነ ብ90% መደባትኩም የድንቖ እየ
    እንተኾነ ግን ትድኤፍ ኢና ትብል ንዓይ ከም ትመስለኒ ከምቲ ትዲኤፍ ዘርኣይዎ ትብዓት ኣብ ኤርትራ ከነርእዮ ኢና ማለቱ እዩ ዝመስለኒ ከምቲ ተስፋይ ንዕስለ ናብ ህበይን ኩዕንት ሕብራ ቀይሮማ ዝበላ ገርኩም ርኣይዋ የቐንየለይ

  • @TesAsfaha-es9qy
    @TesAsfaha-es9qy 5 หลายเดือนก่อน

    ኤረትራን ኢትዮጵያን፡ምሕዋሰን ሽግር የብሉን፡ኤረትራውያን፡ኣበይ ድዮም ዝነብሩ ዘለው፡ኣብ ኢትዮጵያ፡ዶ ኣይኮኑን፡

  • @Dieudo531
    @Dieudo531 6 หลายเดือนก่อน +1

    ፈቲክን ጸሊእክን ግን ንሕና ኤርትራውያን ተቃለስቲ ብርጌድ ንሓመዱ ካብ ኣሰር ኣቦታትና ከይረሓቅና ንፕሮፖጋንዳ ኢሰያስ ረጊጽና ንጎዓዝ ኢና።

  • @hanstesfu3624
    @hanstesfu3624 6 หลายเดือนก่อน +1

    እዞም ሰባት ተስፋጼ ዘፍረዮም ፡? ዮዲት እንተኺኢልኪ ብዓል ሚስተር ገብረ ኣምጽእልና

  • @Habesha28
    @Habesha28 6 หลายเดือนก่อน

    ቃልሲ ህዝቢ ኤርትራ መመሊሱ ንድሕሪት ብሰንኪ እዞም ጸላእቲ ህዝቢ ትግራይ ከምዝኾነ ንዘይተረድኦ ጽቡቕ መብርሂ እዩ እዚ።

  • @aronberhane6179
    @aronberhane6179 6 หลายเดือนก่อน +3

    Yodit please don't bring this to Animal's

  • @solomonselie3871
    @solomonselie3871 6 หลายเดือนก่อน +1

    Yodit tixedfi aleki mitnqaq kedlyeki eyu ezom sebat welahanti idology yeblomin bzeyka sebat minqaf hzibi eriterea nay habar xelaei alena fillyatna axbibna kinqales trah eyu zelena qedamnet hager kinwnin eyu zelena

  • @fretatesfay343
    @fretatesfay343 6 หลายเดือนก่อน +1

    ስቅ በሉ ደቂ ከዳዐት ሀደሚቲ ደቂ ሳሕል 👎👎👎👎👎

    • @kibromgebre6726
      @kibromgebre6726 6 หลายเดือนก่อน

      ስቅ በል በላዒ ትፋእ

  • @abrahamhag.9891
    @abrahamhag.9891 6 หลายเดือนก่อน

    ወጽዓና ከም ህዝብን ሃገርን ንጹር ክነሱ ውልቃዊ ድሌታትና ከነሳሲ ኮለል ኣይንበል:: ጠበቓ ውጹዓት ምዃን ዕግበትና ይኹን!

  • @ትዕድልቲምንባረይ
    @ትዕድልቲምንባረይ 6 หลายเดือนก่อน

    ሰምሃርን ተስፋይን ብሉጻት ሰባት ግን ሓደ ነገር ክትፈልጥዎ ዘለኩም ከምዚ ሻዕብያ ኣብ ሓንቲ ቁራዕ ይብሉና ነይረም ኣብ ሳዋ እዚ ደምበ ተቃውሞ ውን ኩሉ ኣብ ሓደ ቁራዕ ኩእትውዎ ዮ ዝደልዩ ዘለው

  • @michaelg8630
    @michaelg8630 6 หลายเดือนก่อน

    Keep going guys we need you those we think deeply

  • @kidaneweldemariam1130
    @kidaneweldemariam1130 6 หลายเดือนก่อน

    Btaemi zimsgen zereba ❤❤❤❤❤❤qexliwo

  • @SelteneTeweldebrhan-ff6qq
    @SelteneTeweldebrhan-ff6qq 6 หลายเดือนก่อน

    ብትክክል ብዚ መርገጺ ክሳብ መወዳእታ ተብጽሕዎ እንተኮንኩም ኣነ ካብቶም ብመትከል ኣብ ጎድኑኩም ደው ካብዝንሉ ሰባት ሓደ እየ ስለዚ ቀጽልዎ

  • @semerearaya7302
    @semerearaya7302 6 หลายเดือนก่อน

    መርሓባ ሰማር ምስ ተስፋይ እዚ ናትኩም ኣስተምህሮ ብትክክል ዝሓስብ ዝነቅሐ ሰብ ጥራይ እዩ ዝርደኦ ።

  • @yesman-cs6fj
    @yesman-cs6fj 6 หลายเดือนก่อน

    Eti zigerim ni zom sebat higdef eyom bravo zibliwom zelewo ab comments silezi aytdnagero

  • @getachewkelati1519
    @getachewkelati1519 6 หลายเดือนก่อน +1

    መትሃዚ የብልኩምን you are against everyone and everything. I’m sorry for the young lady hosting the show.

  • @TheHabeshaGrowthGuide
    @TheHabeshaGrowthGuide 6 หลายเดือนก่อน

    ብሰብ ምጽዋት ይኣክል ተቓለሱ ካብ ሰብ እንዳ ባላዕካ ንቃለስ ኣለና ምባል

  • @arayakidane2102
    @arayakidane2102 6 หลายเดือนก่อน +2

    Ata denkoro tesfay agame awraja eyu azuy malet kaa kebabi adgrat koynu wana ketemom kaa adigrat eya

  • @ሳሚሳሚ-ዀ9ተ
    @ሳሚሳሚ-ዀ9ተ 6 หลายเดือนก่อน

    ሉኡካት የማኒ ማንኪ ሰብ ኣጀንዳ እዮም ሩኩሳት ደቂ ኣልቦ ሃይማኖት ረሳሓት ሳሕላውያን

  • @ሳሚሳሚ-ዀ9ተ
    @ሳሚሳሚ-ዀ9ተ 6 หลายเดือนก่อน

    ኣቱም ሰባት እዞም ሰባት መን እዮም ንምካኑ እዚ ኩሉ ዓመታት መንእሰይ ክቃለስ ኣበይ ኔሮም ሕጂ ኣብዚ 2 ዓመት ከም ቃንጥሻ ቦቂሎም ደቅዛ ሜንታላት ዑቡዳት

  • @eyobteweldemedhin
    @eyobteweldemedhin 5 หลายเดือนก่อน

    ማለት ክቡሩ ናይ ሱ 1:26:51 ዉአት ምኼቢሩ ጌጋኡዩ ናይሺዕብይ እናጸላኦና ንሕና ሱዉአትና ኩንብል ይጊባኡን እዩ

  • @habtomghebremichael1223
    @habtomghebremichael1223 6 หลายเดือนก่อน

    ስውእ ምዝካር ኣይኮነን እቲ ጸገም ሻዕብያ ስለ ዝጠለሙ እዩ ንጋል ሃይለ ሓውና ምዝካር ግን ግቡእና እዩ ንሕና ኣይንጠልምን ከም ህግደፍ

  • @tedrosyohannes834
    @tedrosyohannes834 6 หลายเดือนก่อน +2

    Bless you guys

  • @brhanetewold9767
    @brhanetewold9767 6 หลายเดือนก่อน +1

    nay bahaki ena necbrekum belahti ketsllu

  • @wedikeshi3986
    @wedikeshi3986 6 หลายเดือนก่อน

    Respekt zeyblu azerarba tesfay .kem hlbet teharimu btaemi yhzn seb enda xerefka aytermon eka

  • @sarwansarwan3666
    @sarwansarwan3666 6 หลายเดือนก่อน

    እዞም ሰባት ጉልባቦም ዝቐልዑ ህግደፍ እዮም። ደምበ ተቓውሞ ትንፈ ኣላ። ንፋስ ሳሕል ክኸፍእ። ኣብቲ ሰፈር ዝጨቀወ ደም ተጠኒሶም ዝተወልዱ፡ ምልክቱ እዚ ንስምዖ ዘለና ረሳሕ መልሓስ እዩ።

  • @SelteneTeweldebrhan-ff6qq
    @SelteneTeweldebrhan-ff6qq 6 หลายเดือนก่อน

    እዞም ሰባት ኣነ ብታእሚ ኣድኒቀዮም ኣለኩ

  • @samtikokesete180
    @samtikokesete180 6 หลายเดือนก่อน +1

    Haqi eyu wufuy kerem alewo b natun wdabeun dalu hafash kmerho zelewo ember b hagash kmrah yeblun

  • @russomgebremikael1110
    @russomgebremikael1110 6 หลายเดือนก่อน

    ኣንበርኪዂምና ሎምስ ተሳዒርና በቃ ሓቂ ዘረባ ነዝ ነዝ እንዳበለኒ ኢየ ዝሰምዓኲም ግን በብቊረብ ኢደይ ሂበ ስለዚ ተባረዂ ዮዲት ...ሰምሃር...ተስፌ...

  • @askmeb243
    @askmeb243 6 หลายเดือนก่อน +1

    Men yom hagerawyan malet, mnalbat nab hfdef do tmesil aloka

  • @kibratesfamichael
    @kibratesfamichael 6 หลายเดือนก่อน +3

    Ezom sebat men eyom kiluazerarbom wala hade des zibl yeblom lieukat hgdf keykonu ab ?eyu nazom sebat nkulu mesakalelu hji hji nab zigedede ajewjew yeblom alo telekeom nkentu eyu bejaki Yodit nezom sebat ezoom nuow belyom.

    • @yo-61
      @yo-61 6 หลายเดือนก่อน

      ሱቅ በል ከልቢ ሰልጠነ

  • @bent.7396
    @bent.7396 6 หลายเดือนก่อน +1

    Seltene is very strange. Who is he to audit Andeberhan

  • @MatiasLegesse-ou4sx
    @MatiasLegesse-ou4sx 6 หลายเดือนก่อน +1

    ደናቁር...... ፅልኢ ጥራይ

  • @arayakidane2102
    @arayakidane2102 6 หลายเดือนก่อน +1

    Abalat bruh mexae dikum walas nay mastika hasab ekum hizkum mexiakum yonas baalu mexiau zayafr

  • @user-je1ef3ye7k
    @user-je1ef3ye7k 6 หลายเดือนก่อน

    ሰለስተ ህሱራት ነጋዶ ሃሪኢ ህግደፍ ብወፍሪ ሰላም ገንዘብ ክትገብሩ ኢዩ ነይሩ ኢላማኩም ግን ከሲርኩም ክክክክክክክክክ😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂

  • @kidanehaile8408
    @kidanehaile8408 6 หลายเดือนก่อน +1

    😢 rukusat

  • @alemeynski4192
    @alemeynski4192 6 หลายเดือนก่อน

    Selam zelenayo Media kabom 2 sebat entay tmhrti wey gosgas eki ketehlfi tdeli zeleki. Plz eba nhzbi ztekim medeb keteqrbi fetini

  • @pridetransitllc2197
    @pridetransitllc2197 6 หลายเดือนก่อน

    ፋራታት ዋላኻ ኼፍ የብልኹምን ቐደሙኸ ብቦጅቦጅ ወዲ ዓኸር ኣቢኹም ቖማላት