ขนาดวิดีโอ: 1280 X 720853 X 480640 X 360
แสดงแผงควบคุมโปรแกรมเล่น
เล่นอัตโนมัติ
เล่นใหม่
Ajoka hawey nateyKulun ehawat ena❤❤❤
Haki wadi aynom hawey Long life good idea❤❤❤
Selam xbuq neselam mzemar eu zemhrelna yehewat 🇪🇷🕊❤️🫶👈
Ajokum yehiwat selam Eti ziabeye xga iyu ❤❤❤❤
ሓደራኹም ኣብ ምጉትን ክትዕን እንበር ኣብ ጸርፍን ነውርን ፍታሕ ሰላምን ዕርቅን ክመጽእ ኣይክእልን'ዩ!ስለዚ ንኽንምጉትን ክንካታዕን እንበር ክንጻረፍ ኢልና ኣይንእቶ።ኣብ ሰላም ዝኸስር እቲ ሰላም ዘይደሊ እንበር እቲ ንሰላም ዝደክምን ዝጽዕርን ኣካል ኣይኮነን።ስለዚ ነዞም ሓሳብ ናይ ሰላም ሒዞም ነዚ ዝኸይድ ዘሎ ሕማቅን ነውርን ከይዲ ደም ምፍሳስን ሂወት ሰብና ምኽሳርን ፍታሕ ከምጽኡ ዝኽእሉ ሰባት ኣለና ኢሎም ኣብ ዝነቀሉሉ ክነታባብዖም እንበር ክንዕንቅፎም እንተ ኪእልና ናብ ዝገደደ እንበር ናብ ዝሓሸ ኣንፈት ክንጓዓዝ ከም ዘይንኽል ህሉው ኩነታትና ዝምስክሮ ሓቂ ስለዝኾነ ንናይ ሰላም ሓሳብ ሒዞም ዝምጉቱ ሰባት ስነ ሞጎታዊ ሓሳብ ሒዝና ጥራሕ ኢና ክንቀርቦም ዘለና ።ኣልዒሎሞ ዘለው ኣርእስቲ ጸሚኡና ዝነብር ዘሎ ሓሳብ ክሳብ ዝኾነ ብኸመይ ይትግበር ዝሓሸ ሓሳብ ኣብ ምቅራብ ጥራይ ንሓግዞም እንበር ምጽራፍን ምንህሃርን ዝወልዶ ሓቂ የለን።
🙏🙏🙏🌙🌙🌙💙❤️💚💛💚💚❤️❤️💛💛💙💙piece piece
ኩቡራት የሕዋት እቲ ሰላም ዝብል ኣርእስቲ ኣልዒልኩም ምዝራብኩም ጽቡቅ ነገር ዩ እንተኾነ ግን ነቲ ሸላም ንምብጻሕ ስሚዒታውያን ኮንኩም ዘይ ኮንኩም ህድእ ኢልኩም ነቲ ክብጻሕ ዘለዎ ክትበጽሑ ይምረጽ ስሚዒታዊ ኽንካ ግን ሰላም ክፍጠር ኣይክእልን ዩ
Xebuki salm eu zhasa yhiwat 🎉🎉
Deki hagerey ni selam ete kedkum yihishekum pliss
ብእንጀሪሁ ስለ ትመጽዎ ዘለኹም እዩ ዝእዊ ዘሎ እዚ ወዲ ከልቢ ወዲ ጋሽ
እዚ ወዲ ወልሓንቲ ኣየጋጠመን ስቅ እሉ ዓፈርፊር ይብእ ኣሎ ሚኪ
wedi aynomin jon adinan tezkeri ab gzie xegemina nay israel eikum azye zfetwkum selam fkri nhzbina kdim selam
ኣብ ኢስራል ክንኣቱ ከለና ብዙሓት ተጋሩ ብስም ኤርትራዊ ዝኣተው ኣለው ኣብ ሞንጎ ክልቲኡ ውገን ኮይኖም ድማ ኢዶም የትዉ ኣለዉ ኣብ ዓዲ ግራትን መቀለን ገዛ ኢንዳ ኣስርሑ ኣብ ሕጂ ድማ ኤርትራዊ ኢንተ ሞት ኣይንታዮምን የሑዋትይ ንቁሑ
Wedyyy gach hamumu yu seloooo mutet yewrideluuu
Lebam lebam mxwat yebke rge belu
Wedi Gash aykonen at
Ata.gid.ezi.wedi.gach.fetan.eyu.bariya.sebiay.asimera.kidu.wecharu.mefto.tegaru.gerikumina.senefat.denakur.ziroziro.
ኣንቱም ሰባት ንወዲ ጋሽ ብንጀርኡ ትመጽዎ ኣለኹም ትፈርጥዎ እንዲኹ ኩሉኹም እስራኤል ዘለኹም ኣይ ሆም ለስ እንድዩ እዘን ዝህብዎ ዘለዉ ደሞዙ እንድሕር ዕርቂ ኮይኑ እተን ገንዘብ ኣይረኽበንን እዩ እንተ እቶም ንሰላም ትዝምሩ ዘለኹም ግን ሓሳብ ልብኹም የስምረልኩም ቀጽልዎ
😏degermn delo net hyway zairam dyhlel hizeb absedet denbir eritreaw 🇪🇷dedhuru edkedina absdet kenkutkuto begezeb tasebina bzelit hizb eritrean 🇪🇷yekireta ntey dgbrayo dhefir nweldina ndtatina nmenisey yhuwat amslica delyt fitefit anwari tekbart
yehwat bsimiet tkedow zelekum yetfakum ember zelmakum aikonen bklitiu wegen ab ttawla keiwerdkum kiftah aikeln smietawin mkuan gen tfat eu
Nezi wedi gash zeqabxo tesaeinu
John adina lekebat hankas
Jon lokumax hasawi
Ajoka hawey natey
Kulun ehawat ena❤❤❤
Haki wadi aynom hawey
Long life good idea❤❤❤
Selam xbuq neselam mzemar eu zemhrelna yehewat 🇪🇷🕊❤️🫶👈
Ajokum yehiwat selam Eti ziabeye xga iyu ❤❤❤❤
ሓደራኹም ኣብ ምጉትን ክትዕን እንበር ኣብ ጸርፍን ነውርን ፍታሕ ሰላምን ዕርቅን ክመጽእ ኣይክእልን'ዩ!ስለዚ ንኽንምጉትን ክንካታዕን እንበር ክንጻረፍ ኢልና ኣይንእቶ።ኣብ ሰላም ዝኸስር እቲ ሰላም ዘይደሊ እንበር እቲ ንሰላም ዝደክምን ዝጽዕርን ኣካል ኣይኮነን።ስለዚ ነዞም ሓሳብ ናይ ሰላም ሒዞም
ነዚ ዝኸይድ ዘሎ ሕማቅን ነውርን ከይዲ ደም ምፍሳስን ሂወት ሰብና ምኽሳርን ፍታሕ ከምጽኡ ዝኽእሉ ሰባት ኣለና ኢሎም ኣብ ዝነቀሉሉ ክነታባብዖም እንበር ክንዕንቅፎም እንተ ኪእልና ናብ ዝገደደ እንበር ናብ ዝሓሸ ኣንፈት ክንጓዓዝ ከም ዘይንኽል ህሉው ኩነታትና ዝምስክሮ ሓቂ ስለዝኾነ ንናይ ሰላም ሓሳብ ሒዞም ዝምጉቱ ሰባት ስነ ሞጎታዊ ሓሳብ ሒዝና ጥራሕ ኢና ክንቀርቦም ዘለና ።ኣልዒሎሞ ዘለው ኣርእስቲ ጸሚኡና ዝነብር ዘሎ ሓሳብ ክሳብ ዝኾነ ብኸመይ ይትግበር ዝሓሸ ሓሳብ ኣብ ምቅራብ ጥራይ ንሓግዞም እንበር ምጽራፍን ምንህሃርን ዝወልዶ ሓቂ የለን።
🙏🙏🙏🌙🌙🌙💙❤️💚💛💚💚❤️❤️💛💛💙💙piece piece
ኩቡራት የሕዋት እቲ ሰላም ዝብል ኣርእስቲ ኣልዒልኩም ምዝራብኩም ጽቡቅ ነገር ዩ እንተኾነ ግን ነቲ ሸላም ንምብጻሕ ስሚዒታውያን ኮንኩም ዘይ ኮንኩም ህድእ ኢልኩም ነቲ ክብጻሕ ዘለዎ ክትበጽሑ ይምረጽ
ስሚዒታዊ ኽንካ ግን ሰላም ክፍጠር ኣይክእልን ዩ