New Eritrean Orthodox mezmur( ተለመኒ) telemeni (ዘማሪ ክብሮም ባህታ)

แชร์
ฝัง
  • เผยแพร่เมื่อ 4 ก.พ. 2025
  • #asbialo #debesey #hamer

ความคิดเห็น • 83

  • @rhfdhgj696
    @rhfdhgj696 8 หลายเดือนก่อน +2

    ብሓቂ ክብር ሓውና ፅጋ አብ ልዕሊ ፅጋ የብዘሐልካ ብሓቂ ደስ ክብልካ መዝምሩ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ

  • @yedidya6998
    @yedidya6998  2 ปีที่แล้ว +12

    ክብረት ይሃበልና ክቡራት የሕዋት ስለ ምትብባዕኩም ካብ ልቢ ነመስግን።ድንግል ማርያም ትለመነና ደቀይ ውሉደይ ኢላ መዓት ናይዚ ዘመን ብምልጃኣ ተርሕቀልና። ኣሜን።

  • @TemesgenFetari
    @TemesgenFetari 2 หลายเดือนก่อน +1

    ተለመኒ ማርያም ተለመኒ ወደይ በሊ ኣደይ ምሳኩኒ
    ኣነ ኣይክኣልኩን ስቃይ በርትዕኒ
    መጻናኒዕተይ ኣለኩ በልኒ 😢😢😢😢😢😢😢😢
    ናብ ፍቅር ወድኪ ለምልና

  • @FutunaKahase
    @FutunaKahase 11 หลายเดือนก่อน +3

    ተለመኒ
    በስመ ስላሴ ❤
    ተለመኒ ማርያም ተለመኒ
    ወደይ በሊ ኣደይ'የ ምሳይ ኩኒ
    ኣነ ኣይካልኩን ስቓይ በርቲዑኒ
    መጸናኒዒተይ ኣለኹ በልኒ
    +++❤❤❤
    ከይደ ኔረ ኣርሒቀ ተፈልየ ካባኪ
    ስጋይ ገዲዱኒ ረሲዐ ክብርኪ
    ክንነብር ኣብ ዓለም ግዝእ ሓጥያት ኮይነ
    ካብ ነበልባል ሓዊ ምውጽኡ ሲኢነ
    +++
    ክሳብ ምዓኣስ እየ ከምዚ እለ ከሕልፎ
    ንነብሰይ ገዲፈ ንስጋይ እንትርፎ
    ሕጅስ ይኣክለኒ ክመጽእ ናባኪ
    ይቅረ ክትብልኒ ክነብር ምሳኪ
    +++❤
    ይቅረ ብሃሊት እያ ንመን'ከ ትጭክን
    ርህርተ ህልና ንኩሉ ትኮውን
    ኣነስ ትዓዲለ ኮይነ ኣብ ሕቅፍኣ
    ኣንቱም ዝረሓቅኩም ቅረቡ እንዶ ናብኣ
    +++❤
    ኣይኮነን ንዓና ናይ ስላሴ ፍጥረት
    ንከልቢ ትርህር ሳኣኢለ ምሕረት
    ሚካኤል፡ገብርኤል ዘይፍለዩ ካብኣ
    ከድሕኑና መጽኡ ሓብሮም ምስኣ
    +++❤❤❤ ኣሜን ኣሜን ኣሜን ዝማረ መላእክት የስምዓልና❤
    ወስብሃል ለ እግዚብሔር ልዑል
    ወለወላድቱ ድንግል
    ወለመስቀሉ ክቡር ኣሜንንን

  • @Ahaduweldkidus9864
    @Ahaduweldkidus9864 2 ปีที่แล้ว +4

    ናይ ብሓቂ ተለመኒ ፡ እግዚኣብሔር ፡ ጸጋን ጥበብን ይዓድልኩም፡ ክቡራት የሕዋተይ፡ ወላዲይ ኣምላኽ ድማ ዝለመንክሞ ትሃብኩም ዘማሪ ክብሮም ኣቦናን ሓውናን ፡ ዲያቆን ምሉእ ብርሃን ድማ ነዚ ምትብባዕ ቀጽሎ ክብለካ ይፈቱ ፡ ወላዲት ኣምላኽ ዓስብኻ ትሃብካ ክቡር ሰብ ።

  • @እጓሂእምበርተስፋኣይቀርጽ
    @እጓሂእምበርተስፋኣይቀርጽ 2 ปีที่แล้ว +4

    ዕልልልልልል ዝማሬ መላእክት የስመዐልና ፀጉኡ የብዘሐልኩም ናይ ኣደና ቅድስት ማርያም ኣማላድነት ኣይፈለየና የሕዋተይ ።

  • @Brhan-u1s
    @Brhan-u1s 6 หลายเดือนก่อน +1

    ኣሜን ኣሜን ኣሜን ዝማሬ መልእክት የስመዐለና እግዚኣቢሔር ኣምላክ ፀጉኡ የብዘሐልኩም ተለመኒ ማርያም 😢😢

  • @mayryali7944
    @mayryali7944 ปีที่แล้ว +2

    ናይ ብሓቂ ኣደይ ተለመኒ ኦ እመብርሃን ኣዴና ሓደራኪ ኣታዓርቅና ምስቲ ልኡል ጎይታ ናቤቱ ክመልሰና ሓደራ ድንግለይ ለምንልና አሜን ፫😢
    ናይ ሂወተይ መቀረት ሰሚዐ ዘይፀግባ መዝሙር 😢
    ብሓቂ ዝማሬ መላእክት የስመዐልና ኣሰይ ክንደይ ይጥዕም እቱ ቅዱስ መዝሙሩ ስለቲ ዉህበቱ እግዚአብሔር አምላክ ይመስገን አሜን ፫

  • @1221mi
    @1221mi 2 ปีที่แล้ว +6

    እመብርሃን ኣጆኹም ደቐየ ትበለና ምስፍቁር ወዳ ተተዓርቐና።ዝማሬ መላእክቲ የድመዓልና።

  • @ኪዳነምህረትአደይዋሕሰይ
    @ኪዳነምህረትአደይዋሕሰይ หลายเดือนก่อน +1

    እልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልዝማሬ መላእክት የስመዐልና ክቡር አቦና❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉

  • @saminguze2156
    @saminguze2156 2 ปีที่แล้ว +4

    ዝማሬ መላእክት የስምዓልና ክቡር ኣቦና
    ደስ ዝብል ዝማሬ ውሽጥኻ ዝቕስቅስ እዩ:
    ነቶም ነዚ ስራሕዚ ናብ መፈፀምታ ክበፅሕ ዝገበርኩም ድማ ዓስብኹም ይሃብኩም ፈጣሪ!!!
    ካልእ ዝብሎ ግና ምብርታዕ ይኹን ሓይልና

  • @ማርያምኣደጎይታይ-ጘ1ዐ
    @ማርያምኣደጎይታይ-ጘ1ዐ ปีที่แล้ว +2

    ዝማሬ መላእክት የስመዓልና ክቡር ዘማሪ ኣቦናን ሓውናን ናይ ቅድስቲ ማርያም ጸሎታን ልማኖኣን ኣይፈለየና!

  • @ኦግይታተመስገንስለቲውዕለ
    @ኦግይታተመስገንስለቲውዕለ 2 ปีที่แล้ว +3

    ኣሜን ዝማሬ መላእክት የስመዓልና እግዚኣብሄር ጸግኡ የብዘሓልኩም

  • @FkriAemlakeysAelewoHelefa
    @FkriAemlakeysAelewoHelefa 2 ปีที่แล้ว +3

    እግዚኣብሔር ይመስገን ንዚ ጥዑምን መሳጥን ዝኮነ መስሙር ዘስማዕካኒ ካ ትማሊ ምሽት ስሚዐ ምጽጋብ ኣብያትኒ ክቡር ሓዉና ጸግኡ የብዘሐልኩም

  • @ማርያመይመዝሙረይ-በ9ተ
    @ማርያመይመዝሙረይ-በ9ተ 2 ปีที่แล้ว +3

    አሜን ዝማሬ መላእክት የስመዐልና ጸግኡ የብዘሐልኹም

  • @Berhanekiflu3065
    @Berhanekiflu3065 ปีที่แล้ว +1

    ኣሜን ኣሜን ኣሜን ዝማሬ መላእኽት የስማኣልና በረከት ጸሎት ወላዲተ ኣምላኽ ቅድስተ ቅዱሳን ድንግል ማርያም ምስ ኩልና ይኩን ኣሜን

  • @tesfithadush2011
    @tesfithadush2011 2 ปีที่แล้ว +4

    ዝማሬ መላእክት የስማዓልና ኣባና እግዚአብሔር ኣዕዚዙ ይባርኩም❤️❤️🙏🙏🙏❤️❤️❤️🙏🙏🙏

  • @aba8431
    @aba8431 2 ปีที่แล้ว +3

    ዝማሬ መላእክት የስምዓልና ብጣዕሚ ደስ ዝብል መዝሙር ክብሮም ኣቦና ናይ ብሓቂ ልቢ ዝምስጥ

  • @yemaneberhe2374
    @yemaneberhe2374 ปีที่แล้ว +1

    ዝማሬ መላእክቲ የስመዓልና
    ብጣዕሚ ደስ በሃሊት ኢያ እዛ መዝሙር።
    ብምስትውዓል እንተ ሰሚዕናያ ብፍላይ። ናብ እግዚኣብሄር ክትመልሰናን ሓጥያትና ኣዘካኪራ ናብ ንስሓ ከተብጽሓና ኢየ። ነዛ መዝሙር ዘዳልኩም ድማ ኣምላክ ዓስብኩም ይሃብኩም።❤🙏🙏🏼🙏🏾⛪🇪🇷

  • @SelinaOkbahans
    @SelinaOkbahans 7 หลายเดือนก่อน +1

    A men Amen Amen kalu hiwet yesmeana abuna nay zemen agelugilotkum ybarekelukum bereket nay adena qudist dingul maryam ❤ ayifeleyena 😢

  • @aggggv7035
    @aggggv7035 ปีที่แล้ว +1

    ዝማሬ መልአክት የሰመዐልና ክቡር ሓውና ፀጉኡ የብዘሐልካ❤❤❤

  • @dejenamanuel3954
    @dejenamanuel3954 2 ปีที่แล้ว +3

    ዝማሬ መላእክት ያሰማልን፡ ግሩም ነው ።

  • @shewitabraha1635
    @shewitabraha1635 2 ปีที่แล้ว +3

    ዝማሬ መላእክት የስማዓልና መሳጢት መዝሙር አምላክ ጸጋኡ የብዝሓልካ

  • @ማርያመይመዝሙረይ-ዀ8አ
    @ማርያመይመዝሙረይ-ዀ8አ 2 ปีที่แล้ว +3

    አሜን አሜን አሜን ዝማሬ መላአክት የሰመዐልና ጸጉኡ የብዘሐልኩም አግዚአብሔር ኣምላክ ብሒቂ ተለመኒ ማርያም መሰጢት መዝሙር ትለመናና አመ ኣምላክ ካብዚ መከራ አዚ

  • @akyor
    @akyor 2 ปีที่แล้ว +3

    ዝማሬ መላእክት የስመዓልና ብዕድመ ብጸጋ ይሓልወልና ብጣዕሚ መሳጢት መዝሙር ተባረኽ

  • @semerekibrom9927
    @semerekibrom9927 2 ปีที่แล้ว +3

    ዝማሬ መላእክት የስምዓልና🙏🙏

  • @captalshimendi5766
    @captalshimendi5766 2 ปีที่แล้ว +6

    ዕልልልልልልልልል ዝማሬ መላእክት ያሰማልን ያኔ ኣባቴ ተለመኒ ማሪያም ተለመኒ የሚትል መዝሙር በጣም ደስ ትላለች

    • @سلامهمحمد-ح7ش
      @سلامهمحمد-ح7ش 10 หลายเดือนก่อน

      😊😊😊😊😊😊😊😊😊😊😊😊😊😊😊😊😊

  • @ስደትእናመረረካይምህረካ
    @ስደትእናመረረካይምህረካ 2 ปีที่แล้ว +2

    እልልልልልልልልልልልልል ዝማሬ መላእክት የስመዐልና ክቡር ኣቦና

  • @freweynihailemichael3385
    @freweynihailemichael3385 ปีที่แล้ว +2

    Ellllllllllllllll Ellllllllllllllll Ellllllllllllllll zimare melaekti yesmealna kuburat yehwateyyy egziabher amlak xegue yebzehelkum kuburat yehwateyyy ⛪️ 💒 👏

  • @kbromabrham3790
    @kbromabrham3790 2 ปีที่แล้ว +2

    ቃል ሂወት የስማዓል ብሓቂ ተለመኒ

  • @kbromhaylom2121
    @kbromhaylom2121 ปีที่แล้ว +2

    ዕልልልልልልልልልልልልልልልልልልል ዝማሬ መላእክቲ የስማዓልና ኣቦና በረከቱ የብዝሓልኩም ናይ ኣጎልጉሎት ዘመንኩም የዕብዮ ኣብ ቤቱ ንበሩ

  • @r7vvg997
    @r7vvg997 ปีที่แล้ว

    ናይ በሓቂ ዝማሬ መላእክቲ የስምዐና ደጋግመ ሰምዐ ምፅጋብ አብይኒ ፀጉኡ የበዘሐልካ እግዚአብሔር አምላክ ቀፅለሉ ❤

  • @YG-hn3ji
    @YG-hn3ji 2 ปีที่แล้ว +2

    ብሓቂ ልቢ ዝምስጥ እዩ ዘማሪ ክብሮም ሓዉና እመብርሃን ንድካምና ተለሚና ናብ ፍቁር ወዳ ዕርቂ ትሃበና። በርትዕ ካብዚ ንላዕሊ ክንጽበ ኢና።

    • @mikalkibrom-dv2xf
      @mikalkibrom-dv2xf ปีที่แล้ว

      በጣም ልብ የምት ነካመዝሙር ነች ሰምተህ የማትጠገብ
      ዝማሬ መላክት ያሰማልን

    • @mikalkibrom-dv2xf
      @mikalkibrom-dv2xf ปีที่แล้ว +1

      የኔዉድ ኣባት እድሜና ጤና እግዛብሔር ይስጥህ
      ብዙ እጠብቃለን ካተ

  • @meseretabate5774
    @meseretabate5774 2 ปีที่แล้ว +2

    ዕልልልልልል ዝማሬ መላእኽቲ የስምዐልና ኣቦና

  • @mebratberhane7402
    @mebratberhane7402 ปีที่แล้ว +1

    Zmare meliekiti yesmaelna Amen 🙏♥️🙏

  • @SaudiPhone-sr9eb
    @SaudiPhone-sr9eb หลายเดือนก่อน +1

    allllllllllll zemarie melaAkti YsmeAelna

  • @روزاروز-ح3و
    @روزاروز-ح3و ปีที่แล้ว +1

    ዝማሬ መላእክት የስመዐልና አሜን አመ ብርሃን ትለመነና

  • @tsrhaariam2174
    @tsrhaariam2174 2 ปีที่แล้ว +2

    ዝማሬ መላእኽቲ የስመዓልና

  • @fiyorighebreyohannes3870
    @fiyorighebreyohannes3870 2 ปีที่แล้ว +2

    ኣሜን ዝማሬ መላእክት የስማዓልና

  • @lemlemrezene8636
    @lemlemrezene8636 ปีที่แล้ว +1

    Ellllllllllllllllllll ellllllllllllllllllll ellllllllllllllllllll zemare melaekt yesmalna zehawe 🙏🙏🙏🤲🤲🤲❤❤❤💐💐💐💐

  • @fremekonen4248
    @fremekonen4248 2 ปีที่แล้ว +2

    Amennnn zmarye melaekti yesimiealna 🙏🙏🙏

  • @meharigebrekidan4329
    @meharigebrekidan4329 2 ปีที่แล้ว +2

    Amen Amen Amen zemar melaketi yasemalena

  • @abielalem4617
    @abielalem4617 6 หลายเดือนก่อน +1

    Zmare meleakti yesmealna kebari ❤❤

  • @dnkmedia6954
    @dnkmedia6954 2 ปีที่แล้ว +2

    ዝማሬ መላእክት የስመዓልና ኣዝያ መሳጢት መዝሙር

  • @voronikagoitom3519
    @voronikagoitom3519 2 ปีที่แล้ว +2

    Amen Amen Amen zmari melakti ysmealna 🙏🙏🙏🙏

  • @ghgh2357
    @ghgh2357 ปีที่แล้ว

    ዝማሬ መላኣክቲ ይረስምዕልና ብሩክ ኣቦና በረቱዑልና ፀጋ እዩ ምስ እግዚአብሔር ምሉኡ ዕዱመካ ምንባር ❤

  • @ድንግለይሩፍታልበይ-ዐ3ኀ
    @ድንግለይሩፍታልበይ-ዐ3ኀ 2 ปีที่แล้ว +2

    አሜን አሜን አሜን ዝማሬ መላእክት የስመዐልና

  • @weinitekle2709
    @weinitekle2709 2 ปีที่แล้ว +2

    Melikiti zimarei yesmana hawey bereketu ybarek

  • @yorsalemwelday9228
    @yorsalemwelday9228 2 ปีที่แล้ว +2

    Zimare meleakiti yesmealna

  • @almazgrmay4031
    @almazgrmay4031 ปีที่แล้ว +1

    Behak zimare melakri yesmalna ልልልልልልልልልልልልልልልልልልል

  • @MedaKibrom-fx9vn
    @MedaKibrom-fx9vn ปีที่แล้ว

    Asey ellllllll Asey qal hiwet yesmalna baba kebari azyu des zbl mezmur egziabher amlak edmen tenan yhabka nay agelglot zemenka ybarkelka

  • @Nohwegihu
    @Nohwegihu ปีที่แล้ว +4

    ኣነስ ነዛ መዝሙር ምስ ስማዕክዋ ልበይ ተንኪፋትኒ በክየ ኣሕዋተይ

  • @amantukue473
    @amantukue473 2 ปีที่แล้ว +2

    qal hiwet yesmealn zmari abotatna zteqebele amlak zmarikum yqebel

  • @ማሓሪዖቁባገርግስ
    @ማሓሪዖቁባገርግስ ปีที่แล้ว +1

    ዝማረ መላእክቲ የስምዓልና

  • @EruStar12
    @EruStar12 2 ปีที่แล้ว +2

    🥰🥰🥰 zmarie melaekt yesmalna

  • @gebrebrhantedla339
    @gebrebrhantedla339 10 หลายเดือนก่อน +1

    Amen Amen Amen ❤❤❤

  • @fiorigebremikeal1745
    @fiorigebremikeal1745 ปีที่แล้ว +1

    Zmarie melakti yemalna kubur abona

  • @bonny2852
    @bonny2852 ปีที่แล้ว +1

    ዝማሬ መልኣክት ያሰማልን

  • @embebaaregawi2637
    @embebaaregawi2637 ปีที่แล้ว +1

    Zware melaekti yesmalna

  • @tekleshishayabraham4696
    @tekleshishayabraham4696 2 ปีที่แล้ว +3

    Zmarye melakt ysmalna bkale ktmxna ka nxbe xge ybzhalkum

  • @habentesfamariam7646
    @habentesfamariam7646 2 ปีที่แล้ว +2

    I love this mezmur

  • @asgodomkonstantinos8325
    @asgodomkonstantinos8325 ปีที่แล้ว +1

    ❤❤❤ O adey 🙏🙏🙏

  • @fachetesfagergs6773
    @fachetesfagergs6773 2 ปีที่แล้ว +3

    ብሓቂ መሳጢት መዝሙር ቀጽልዎ ኣቦና ዕድመን ጥዕናንን ይሃበልና ፈጣሪ እግዚኣብሄር ኣምላኽ ካብዚ ኩፋእ ዘመን የውጸና ኣማላድነት ቅድስቲ ድንግል ማርያም ኣይፈለየና ኣማላድነት ቅዱሳን ጻድቃናት ኣይፈለየና

  • @fiorigebremikeal1745
    @fiorigebremikeal1745 ปีที่แล้ว +1

    ❤❤❤❤🙏🙏🙏🙏

  • @lichiaaraya6546
    @lichiaaraya6546 ปีที่แล้ว

    Zemare melaikti yesmalen

  • @fethawitkibrom230
    @fethawitkibrom230 ปีที่แล้ว +1

    ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @TseaduAmenay
    @TseaduAmenay ปีที่แล้ว +1

    Jetzt 😊m

  • @letenkelleklebrhan1058
    @letenkelleklebrhan1058 ปีที่แล้ว

    Ellllllllllllllllllll Ellllllllllllllllllll Ellllllllllllllllllll zmare melaekt yesmalna egzabiher zeben agelglotkum ybarek rediet emebrhan bereket kudusan ms kulna ykun bereketom yhderena semaet zenbele dem bxuu wekudus abona entenyos amen amen amen weladit amlak mxnnae traben amen amen amen

  • @اريامعبدالله-س3و
    @اريامعبدالله-س3و ปีที่แล้ว +1

    ❤❤❤❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉

  • @fekadufisahaye3795
    @fekadufisahaye3795 ปีที่แล้ว +1

    adey maryan baela texllelka abona

  • @ማርያምኣደጎይታይ-ጘ1ዐ
    @ማርያምኣደጎይታይ-ጘ1ዐ ปีที่แล้ว +1

    ❤❤❤

  • @gesera_entertainment
    @gesera_entertainment ปีที่แล้ว +1

    ❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @ማርያምኣደጎይታይ-ጘ1ዐ
    @ማርያምኣደጎይታይ-ጘ1ዐ ปีที่แล้ว +1

    ❤❤🎉😊

  • @SewSew-k6m
    @SewSew-k6m ปีที่แล้ว +1

    ጥእምቲ መዝሙር ሰሚእካ ዘይትጽገብ

  • @teibe5vtewelde982
    @teibe5vtewelde982 ปีที่แล้ว

    Amen

  • @gebrebrhantedla339
    @gebrebrhantedla339 10 หลายเดือนก่อน +1

    Eiiiiiiiii Eiiiiiiiii Eiiiiiiiii

  • @danielokbazgi5573
    @danielokbazgi5573 ปีที่แล้ว +1

    ዝማሬ መላእኽቲ የስምዓልና

  • @ሽሻይፍስሃ
    @ሽሻይፍስሃ 8 หลายเดือนก่อน +1

    ❤❤❤❤❤❤