አብ 70ታት ንቃልሲ ወፊሮም ዘይተመልሱ 4_5

แชร์
ฝัง
  • เผยแพร่เมื่อ 9 พ.ย. 2024
  • እዚ ታሪኻዊ ቃል ማሕተት ሎሚ ዕለት 24 ግንቦት 2020 ኣብ መዓልቲ ነጻነት ዝፍኖ ዘሎ ቃለ ማሕተት ። እዚ ኮሪዕና ክነስተማቅሮ ዝግባእ ነጻነት ናብ ባርነት ዝተቀየረሉ መኽንያት መፈለምታ ውልዶ ኣረሜናዊ ስርዓት ኣብ ኤርትራ መዓስን ክመይን ክም ዝፈለመ ዝገልጽ ጭልፋ ተረክቦታት ኢዩ ። ብሓደ ሽነኽ ዝኽርን መብጽዓ ስውኣትና ንምዕቃብ ብኻልእ ሽነኽ ድማ ንዝመጽእ ወለዶ ዝመሃሩሉ ውርሻ ንምውራስን ንዘልኣለም ኣብ ታሪኽ ተሰኒዱ ክነብር ዝዓለመ ኢዩ ። ብትገዳስነት ክትክታተልዎ ብኽብሪ ንዕድም ሰናይ ምክትታል ።

ความคิดเห็น • 54

  • @weldenegodguad4974
    @weldenegodguad4974 4 ปีที่แล้ว +4

    The greatest eritrean journalist and a wonderful guest ever. Please try to host tekle kidane, he can be a great guest of your show. Thanks.

    • @kidanehadgu6431
      @kidanehadgu6431 5 วันที่ผ่านมา

      30:09 30:12 30:15 30:20 30:20 30:21 30:23 30:24 30:27 30:28 30:30 30:35 30:37 30:38 30:38 30:39 30:50 30:51 30:56 30:57 30:59 31:02 31:02 31:06 31:06 31:07 31:07 31:07 31:10 31:14 31:15 31:20 31:22 31:24 31:26 31:28 31:30 31:30 31:31 31:31 31:32 31:36 31:36 31:38 31:39 31:40 31:44 31:45 31:46 31:47 31:50 31:50 31:51 31:52 31:52 32:10 32:12 32:15 32:17 32:22 32:25 32:26 32:27 32:27 32:30 32:32 32:38 32:38 32:38 32:38 32:38 32:40 32:43 32:45 32:46 32:47 32:49 32:50 32:51 32:51 32:52 32:53 32:53 32:57 33:03 33:03 33:04

    • @kidanehadgu6431
      @kidanehadgu6431 5 วันที่ผ่านมา

      33:34 33: 39:28 33:39 33:40 33:51 33:53 33:53 33:53 33:54 33:56 34:18 34:19 34:23 34:28 34:34 34:48 34:50 34:51 34:52 35:09 35:12 34:35 34:37 34:37 34:38 34:39 34:41 34:46 30:40 30:43 30:43 30:47 30:47 30:49 30:50 30:54 30:58 31:00 31:01 31:04 31:07 31:10 31:13 31:15 31:16 31:18 31:19 31:19 31:19 31:19 31:21 31:23 31:26 31:26 31:33 31:36 31:39 31:39 31:42 31:46 31:46 31:47 31:48 31:48 31:50 31:51 31:53 31:53 31:55 31:59 32:00 32:01 32:03 32:04 32:06 32:08 32:09 32:12 32:12 32:13 32:14 32:16 32:17 32:21 32:21 32:22 32:23 32:25 32:31 32:39

  • @thomasaraya6691
    @thomasaraya6691 4 ปีที่แล้ว +6

    Nezi Resah Nay Hzbawi Ginbar Gbreshbera Dikum Tarik Hzbi Eritrea Eyu Tbluna Teshqu🤔 Baba Mokonen Kea Enqae Ezom Shefatu Sahil Aybeleuka & Thanks 👍

  • @binyam1578
    @binyam1578 4 ปีที่แล้ว +5

    ብዛዕባ ስዉእ ሓወይ ኢስራኤል ምስግና ምስ ጅግና ስዉእቲ አለም ንኣኬባ ክመርሑ እናከዱ በየን ክትኮስ ዘይራኣዩ ካብ ሰብ ዱሙዱሙ ሳክራማት ነቶም ለዋሃት ተሐኤ 😭🧸🧸💔🙏🏼💙💙💕✝️💖

  • @temesgenhaile9415
    @temesgenhaile9415 4 ปีที่แล้ว +13

    ዓመተ ምህረትን ወርሕን ዘለዎ መግለጺ እንተ ዝኸውን ነይሩ ከንደይ ምመቀረ

    • @mokonenbrhane8992
      @mokonenbrhane8992 4 ปีที่แล้ว +3

      እቲ ቅንጸላ መብዛሕትኡ 1973ዓም እዩ ኔሩ

    • @michaelmedhaniehabte7968
      @michaelmedhaniehabte7968 4 ปีที่แล้ว

      ወዲ መድህን በራድ እግሩ ዘምበረላ ማዓልቲ ኣብ መርየት ኤሪትራ ( ሐሳቡን አከይ ተግባሩን ዝጀመረ ምቅንጻል ) ክሳብ ሕጂ ንሓያላትን ፡ ንለባማትን ፡ ንህዝቦምን ሃገረምን ንናጽነት ፡ ዝሐልዩ ደቀባት፡ ዝቅንጸለላ ማዓልቲ ክሳብ ሕጂ ገና ውን ይቅጽሎ አሎ ካብ ሐውኹ (ሚኪ / ቺና Stuttgart )

  • @nolawi30com88
    @nolawi30com88 4 ปีที่แล้ว +5

    ዓመተ ምሕረት፡ግበሪሉ ምኽንያቱ ወከሲ ታሪኽ ክኸውን ሰለ ዚኽእል!!

    • @awetwedkeshi7605
      @awetwedkeshi7605 4 ปีที่แล้ว

      ክንስንዶ ሓሲብና ብዘይ ኣመተ ምህረት ግን እቲ ጭብጢ ኣይንጽረልካን።

    • @nolawi30com88
      @nolawi30com88 4 ปีที่แล้ว +3

      @@awetwedkeshi7605 ሰላም ንዓኻ ሓው ንዓይ ኩሉ ቅቡል' ዩ ኣነ ዚብል ዘለኹ ከምኡ ዚኣመስሉ ክሕግዝዎ ወይ መወከሲን መዘከርን ክጥቀኑሉ ስለ ዚኽእሉ፡ንማባል እንተ ንዓይ፡ካብ ብዕራይ ዶ ጸባ፡ካብ ሻዕብያ ጽቡቅ ክሰርሑ ክሓስቡን ኣይጽበን እንትርፊ ሰብ ምሕራድ፡ምስማም!!

  • @f.o325
    @f.o325 4 ปีที่แล้ว +2

    Hello Mokonen selamn tenan ymneyelka , sewrawi temokuroka nhzbi zekrebkayo btaemi des zebl eyu. Bmxhaf texahifu entezsned btaemi mxebeke neru
    menesey wolodo dema bzuh mtemahre neru

  • @TeklayAbraha-nl1ex
    @TeklayAbraha-nl1ex 2 หลายเดือนก่อน

    Des zeleka tum elal

  • @binyam1578
    @binyam1578 4 ปีที่แล้ว +1

    ስዉእ ስዒድ ሳሊሕ ጅግና ስቅ ኢሉ ዶ ይታሓዝ 😭💔💐🏆

  • @YosefTsehay
    @YosefTsehay 4 หลายเดือนก่อน

    ጽቡቅ ኣለካ ቀላይ ባኣልተት

  • @nolawi30com88
    @nolawi30com88 4 ปีที่แล้ว +7

    ይሕመቅ ይጸብቅ ታርኽኩም ጽሕፍኩም ክትሓልፉ ኣለኹም፨

  • @tesfitkubrom8730
    @tesfitkubrom8730 4 ปีที่แล้ว +1

    You are really hero

  • @BhHb32
    @BhHb32 4 ปีที่แล้ว +2

    ብዓል ድሩዕ እዝኹሉ ነዛሃገር ጌሮምላ ሞት ከልቢ ክሞቱ፡ ኣብታ ነበልባል እሳት እንዳተፋጠጦም ኣክንድኣ ደው ዝበሉላ ሃገር ከምሳምና ሓቒቖም ክብሃልሲ ካሕዳም ዘመን

  • @binyam1578
    @binyam1578 4 ปีที่แล้ว +1

    😭

  • @Tesfaldet-u8i
    @Tesfaldet-u8i 3 หลายเดือนก่อน

    Tesfamichael Kidane (my cousin)was who injured but escaped at the time Heroic Israel misgina fail martyr & Alem Mesfi was killed in a brutal maneuver !

  • @binyam1578
    @binyam1578 4 ปีที่แล้ว +4

    እቶም ሕዝኩሞም ነስመራ ዝኣተዉ (4,,5)ክፊሊ ይመርሕዋ ኣለዉ ሕታ ዓብደላ ኢድሪስ መራሒ ኮሎ ተዋጋኣይ ንስካትኩም ግን ዉግእ ሪኢዩ ዘይፈልጥ (ኢሰያስ) ??????????💔😭

  • @michaelmedhaniehabte7968
    @michaelmedhaniehabte7968 4 ปีที่แล้ว +3

    ዝገርመካ ካብ 1973 -74 አትሒዞም ክሳብ ሕጂ ውድብ ህዝባዊ ሐይልታ ግምባር ተጋዳላይ ይኩን ውድብ ይግደፍ ዝብልዎ ዶንቆሮ ፉሹል ውዱብ ወዲ መድህን በራድ ስጋብ ሕጂ ጀብሃ ሐራዲት እምበር ንናጽነት ሐርነትን ቃልሲ መስዋእቲ ብጾትና ኣይርድኦምን እዩ። ሕጂ ግን ግዚኡ አኪሉ። ክቡር ብጻይ ክብረት ይሃብካ እዚ ወርቃዊ ብደም ሰናዳትካ ከይመስገንኹካ ክሐልፍ አይደልን ። ካብ ብጻይካ (ሚኪ ቺና ሃገር ጀርመን)

    • @michaelmedhaniehabte7968
      @michaelmedhaniehabte7968 4 ปีที่แล้ว

      ሐንቲ ዝርሳዕኩዋ ተሕመኒ እንተሎ ንብጸይት ወርቁ አንቲ ሽርሙጣ ኢሉ ክጽርፋ ከሎ መስፍን ሐጎስ ኩልኩም ዝሰማዕኩም ብዱላ ወይ ካአ ብብረት ጌርኹም በጣዕ በጣዕ ዘየበልኹሞ ሐንቲ አ ክትወልድ። ሕጂ ውን ክምብል በለ እምበር አይተካዕወን። ብውገነይ መራጋገጺ ጻዕዳ ምስክር ንሐቂ ጠጠው ምስክር ስነድን ተተረኪቡ ብሃገር ጀርመን ጠጠው ንክነብሎ አነ ሐውኩ ወይ ብጻይኹም ቅሩብ ኢየ ምክሩላ ወደባት ዘሕቀቀ ክሐቅቅ ኢዱ ትርከቦ። ( ሚኪ ቺና ሃገር ጀርመን Stuttgart )

  • @danielmedhanie8571
    @danielmedhanie8571 4 ปีที่แล้ว +3

    ናይ ዓንዶም ጉዳይ ከይ ወዳኣ ኮሊፍካዮ so ሕጂ ኣሎ ዶ ወይሲ ተቀቲሉ

  • @binyam1578
    @binyam1578 4 ปีที่แล้ว +2

    ዳሓር ከኣስ ኣቤነይቲ ፕላኔት ኢኩም ትቃለሱ ነርኩም ተሐኤ ሙሁራት ለባማት ለዉሃት ትሕትና ዘለዎም ኢዮም ።

  • @justiceseeker1247
    @justiceseeker1247 4 ปีที่แล้ว +10

    የስደምም ኢዩ ናይ ሻዕብያ,ነዚኦምሲ ብሩህ መጻኢ ኢያ ሕርሕራይ ጌሮም ፈሊጠሞም ዘለው,እቲ ቲሪኽ ከምዚ እንተ ከይኑ ምስ ብሩህ መጻኢ ይሰማማዕ ኢየ።

  • @desbelekehase4299
    @desbelekehase4299 4 ปีที่แล้ว +3

    ብመጽሓፍ ተ ዝስነድ ጽቡቅ ነሩ

  • @tesfitkubrom8730
    @tesfitkubrom8730 4 ปีที่แล้ว +4

    Hizbawi genbar is isis nay hizbi Eritrea::
    Hizbawi genbar nab Eritrea kab zemexe hizbi Eritrea xenitu ahhhhhhhhhhhhhhhhhhhhhhh

  • @sint6220
    @sint6220 ปีที่แล้ว +1

    እዋይ መሳኪን ክጋደሉ ከይዶም ሲ ብሓደ ከዳዕ ኢሳይያስ ተቐቲሎም ፡ ዝገርም ነግር ኣሎ ምማቶም ዘይተርፍ ሲ ቀቲለሞ ዘይሞቱ ብሓደ ሰብ ክንድዚ ዘደንጹ ኢዩ

  • @binyam1578
    @binyam1578 4 ปีที่แล้ว +1

    ኩሎም ምዕሩጋት ካዕናናት ጽቡቃት በዓል ድርብ ጠባይ ናትኩም ግን ማንኪ ወዲ ማንኪ ሸየጥቲ ኩሊቲ(ነበር ክትሕበኑ)

  • @GTekle
    @GTekle ปีที่แล้ว

    ክላ ካብቶም ጸበብቲ ዘርኢ'ኻ: ኣውራጃ ሰብ ክትፈልጡ ከምኡ ኢልኩም ትሓቱ ነይርኩም

  • @elsaberhu7197
    @elsaberhu7197 4 ปีที่แล้ว +2

    Asad እዋእ ንተስፋይ ተኽለዝጊ እንቀር ዶ ትፈልጦ ኢኻ በረቱ ናብ ጸላኢ እንበር ናብ ሓዉ ኣየልዕልን ኣብ ጀብሃ እቲ ፍሉጥ ሰብ ዩ ከም ብዓል መሲሉካ ዩ ከምቶም ሃዲሞም ኢሎም ካብ ከሰላ አስኪሮም ንሜዳ ምስጋና መለሰዎም መሊሶም ዝርሽንዎም ዝነበሩ ከይመሰለካ ተሰፋይ ተኽለዝጊ የግዳስ ዉጊእ መረብ ኣልሚሳቶ ሓንቲ መዓልቲ ኮ ዘኪርኩሞ ኣይትፈልጡን ።ለኽባጣት ጀብሃ ብዓል ንስኹም ይመሰለኩም ብዓል ቸሰፋይ ንጹሃት ዝኸፈልዎ ዋጋ ንዓኹም ዳስኩም ኮዩኑ ።ንጀብሃ መታቲርኩም ክሳብ ማሕበር ,7,በጺሕኩም ሕጂ ስራሕ ረኺብካ ታሪኽ ሻዕብያ ክትኣራሪ ናይታ ጋዕጋዕ ጀብሃ ታሪኽ ይረሰሕ 38ኣስናንካ ጋህጪምካ ክትሰሕቅ።

    • @mokonenbrhane8992
      @mokonenbrhane8992 4 ปีที่แล้ว

      እም እነ እኮ ጥዑይ ተጋዳላይ እዩ ዝበልኩ ብዛዕባ ተስፋይ ዝኾነ ሕማቕ ኣይተዛረብኩን

    • @awetwedkeshi7605
      @awetwedkeshi7605 4 ปีที่แล้ว +1

      @@mokonenbrhane8992 ህዝባዊ ግንባር ኣይትተንክፍልና ዩ ዘሎ እዚ ጉዳይ በሎ ጥራይ ንሎሚ ዘይኮነ ንመኣስ።

    • @elsaberhu7197
      @elsaberhu7197 4 ปีที่แล้ว

      @@mokonenbrhane8992 ሰላም ሓዉ መኮነን ከመይ ኢኻ ይቕርታ ኣይረኣኹዎን ቀንየ ።ኣነ ዝጸሓፈኩዎ ነቲ ኢንተርቪዉ ዝገበረካ እየ ኮ ጽሒፈሉ ኣፍታ ዝበላ ሕቶ ኣጆኻ ስኽፍ ኣይበልካ ናትካስ ክንደይ ሓዚነ ብዝጎነካ ንዘይ ሰምዓኻ ኮ ኣስሚዔየን ሓዚነን 😭 ኣጆኻ ሓወይ

    • @elsaberhu7197
      @elsaberhu7197 4 ปีที่แล้ว

      @Nahom Serekebrhan ሓዉ እዋእ ታይ ድኣ ጸርፊ ዓገብ ባ ከየስተብሃልካስ ጸርፊ ከምዛ ናይ ሓዉ መኮነን ደይሓተትካኒ ኣይጽረፍን የቀኔለይ ድማ እዚ ሓወይ ☘️

    • @elsaberhu7197
      @elsaberhu7197 4 ปีที่แล้ว

      ሞኮነን ሓወይ ኣፍታ መጀመርያ ሽሙ ኮ ጠቂሰያ የ ኣየቅለብካለይን እንበር ቅሠን ዘሓወይ 🌹

  • @sahlesolomon7233
    @sahlesolomon7233 ปีที่แล้ว

    Kubur tegaday bella haqegna tarik
    .axebiqu misxebeqe ametemihre
    Intetighelx antinqesaqeselu ghizie
    .tarik sarà mokonn nay melaken AB mese la a ziteqetele tarik ngherena

  • @weldenegodguad4974
    @weldenegodguad4974 4 ปีที่แล้ว

    Lij endalkachew...

  • @binyam1578
    @binyam1578 4 ปีที่แล้ว +1

    ኢስራኤል ሓወይ ብድቢያ ኢዩ ተረሽኑ ፊትንፊት ኣዮኮነን ።ዱዱ

  • @binyam1578
    @binyam1578 4 ปีที่แล้ว +1

    ኢስራኤላዉያን ን ጀርመናዉያን ኒ ሽቶልስ ንዘልኣለም:::::::::

  • @ኣለኹኣምላኽይመስገን
    @ኣለኹኣምላኽይመስገን 4 ปีที่แล้ว +4

    ፖው ታሪክ ህዝባዊ ግንባር ታሪኽ ሓተላ ኮይና ተሪፋ።

  • @ibrahimbishele8850
    @ibrahimbishele8850 4 ปีที่แล้ว

    ክክክክክክክክክክክክክክክክ

  • @aronyonas7563
    @aronyonas7563 3 หลายเดือนก่อน

    ምስ ኢሳያስ ርክብ ዝነበሮ አብ ቃፕው አስራተ ካሳ ይባሀል ድህሪ አክሊሉ ሀብተወልድ ❤

  • @eritreawisebay675
    @eritreawisebay675 4 ปีที่แล้ว

    ዓማ ዛበላዒት እንቓቕሖ ትበሃል ነይራ ። ከምቲ ሸይጣን ሳጉኡ 3 ክፋል ዝቨሃል ዘዕለለና ዝበልኩኩም ክክክክክ

  • @nomore5845
    @nomore5845 ปีที่แล้ว

    መስደመም! ኣብ ትሕቲ ጸሓይስ ሓድሽ ነገር የልቦን።
    እዙይ ሻዕብያ ነዙይ ዘዝትወልደ ውልዶ ሻዕውያ ሰሪሓትና እላበለ ምንም ታሪኽ ዘይፈልጥ እቱይ እከይ ግብሩ ክሻዕ ሕይዚ ኣብ ንሕድሕድ ብፉጡጥ ፈጠጥጥጥጥ ልበለ ብዘበናዊ መራኸብታት ኽጨፋጨፍ ኣብቱይ ሰልፍታት ብምቅላስ ንሕድሕድ ዓለም ግርም ገይራ ፈልጣቶ። እቱይ ብደቁ ደቅደቁ ብ ሸዕብያ ሓመድ ድፋጭኡዝሰትየ ዝትቀንጽለን ሕነ ልዕሊ 60 ዓመታት ዝበልዖም ሕዝቢ ምልዕዓል ኽትገብሩ ይግባእ።
    ሕይዝስ እንታይ ሕሳብኹም ኻም ኤርትራውያን ፍትሓውያን ድኹም እሞ ድማ ዕድመኹምን ሕዝብኹኹምን ላብዙይ ንኽትዝንትዎ ቃላት ዝሓጽረኻን ኣረመናዊ ልምቅባር ምቅላስ ይግብኣኹም ምስቱይ ኹሉ ኽእለትኹም ልዘቅረብኽምዎ ብምምስጋን ሙሉእ ቅንዕና ቃልስኹም ንኽጽብቕ ነዙይ ትላዕሉ ዝንኤ ኤርትራዊ ብርጌድ ልሓመዱ ብምትብባዕ ኣብ ጎኖም ኽትክጽምበሩ ምስ ሙሉእ ተስፋን ዓወትን ሓራ ኽትወጹ እምነየልኹም።🙏🏼✝️⛱️💪🏽⛱️💪🏽⛱️💪🏽⛱️💪🏽⛱️💪🏽⛱️

  • @weldenegodguad4974
    @weldenegodguad4974 4 ปีที่แล้ว

    ኣለም መስፍን ንሪእሲኣ ዓማ ከላ ከመይ ገይራ "ዓማ" ኢላ ናብ ቶኽሲ ትኣቱ?

  • @temesghen9252
    @temesghen9252 4 ปีที่แล้ว

    መለሳ ቆሎ ጥጥቖ ኩለን ሓረድቲ.ልዕሊ ጀብሃ ዓረባዊት ሓራዲት ውድብ ነይሩ ድዩ?

  • @somita2t.berhane468
    @somita2t.berhane468 4 ปีที่แล้ว +1

    ኬፍ ዘለዎ ሕካያ ። ፊልም ህንዲ ጌርካዮ ቀንዲ ኣክተር ንስካ ኮይንካ ፡ ቁሩብ ደሮና በዚሕዋ ግን ክኣ sorry ፊልም ህንዲ ኢያ ባ!

    • @ሃገረይዝበለተዘኪሩይ-አ2ቀ
      @ሃገረይዝበለተዘኪሩይ-አ2ቀ 4 ปีที่แล้ว +1

      ኣብ ኩናት ዘይወዓለ በሊሕ ኣታ ንዘይነብርካሉ እዋን ኣፍካ መሊእካ ኣይትዛረብ ረሳሕሳሕ ኣመልኩም እዩ ሙኳን ሓቒ ኣይትፈትውዋን እኩም

    • @weldenegodguad4974
      @weldenegodguad4974 4 ปีที่แล้ว +1

      ኣታዮ ካርነሽም ካብዞም ኣምሓሩ ጎይቶትካ ግዳ ልቢ ገዚእካ ዘይትመጽእ?

    • @SaimonMelake-dz4gt
      @SaimonMelake-dz4gt 7 หลายเดือนก่อน

      Naka ykerbu amhara gonder ​@@weldenegodguad4974

  • @desbelekehase4299
    @desbelekehase4299 4 ปีที่แล้ว +6

    ብመጽሓፍ ተ ዝስነድ ጽቡቅ ነሩ