ፈርሐ እየ በረኻ ወፂአ

แชร์
ฝัง
  • เผยแพร่เมื่อ 19 ก.ย. 2024
  • ፈሪሐ እየ በረኻ ወፂአ
    ድምፃዊ ወዲ ማርጌ

ความคิดเห็น • 358

  • @ጓልሰብዓ
    @ጓልሰብዓ 7 หลายเดือนก่อน +56

    ነጋሲ ኣርአያ /ጉማ/ ኣቅርበና እትብሉ/ላ 👍like ግጨዉ❤🎉

    • @UffhmdBfye
      @UffhmdBfye 26 วันที่ผ่านมา

      ታብኽዮ ኣብዝ ታንሆዎ እንድሕር ዳልኽዮ ኣብ ሰጉዶም ምዲያዶ ኣንሀክ እንድሕርያ ዳልኽዮ😊😮

  • @tsegaykidanu2401
    @tsegaykidanu2401 7 หลายเดือนก่อน +21

    ኣክ. የዒስ. ወላድ. ወጀራታይ. ኣዶ. ወለደ. በሊ. ከም. ወጀረታይስ. ሓቀኛን. ቆራፅን. ይግነ. ዶ. ይከውን. 100%. እየ. ካሊኡ. ናወስለተ. ክነብር. እዩ ዝደሊ. ክብሪ. ንወጀራት. ጀጋኑ❤❤❤❤

    • @ጓልሰብዓ
      @ጓልሰብዓ 7 หลายเดือนก่อน +1

      እሕሕ ኣውራጃ ፈሊካ ነገር 😂

    • @tsegaykidanu2401
      @tsegaykidanu2401 7 หลายเดือนก่อน +1

      @@ጓልሰብዓ ብሓቂ. እየ. ኣነ. ንባዕለይ. ወጀራት. ኣይኮንኩን. ግን. ብጣዕሚ. እዮም. ጀጋኑ. ካሊእ. ተዝከውን. እኮ. ፈሪሑ. ኣይምተናገረን.

    • @weynigaltewahdo2854
      @weynigaltewahdo2854 7 หลายเดือนก่อน

      ሓቂ እያ ማዓንጣ ትበተክ እዮም​@@ጓልሰብዓ

    • @FfTf-tf2xn
      @FfTf-tf2xn 2 หลายเดือนก่อน

      እኮ ማኛዋ ወጆሮት ሓንት ቓሎም ብደይ ወጀራት ኩሉ 00 እዪ ብሓቅ ጀጋኑ ይኦም💊💊💊💊💊👈💪💪💪 ​@@tsegaykidanu2401

  • @HehhhOkhjhh
    @HehhhOkhjhh 7 หลายเดือนก่อน +24

    ድምፅ ኡሱራት ኣሕዋትኹም ብምዃንኹም ብጣዕሚ ናመስግን ቐፅሉሉ ኽዓ ጎበዘት❤❤

  • @Wejeretyti
    @Wejeretyti 7 หลายเดือนก่อน +15

    የዕስስስ ግርማ ወጀራትና ፎታዊ ዓዱ ባህሉ ወዲ ማርጌ ዋ ሃይልሸይ ጥዑም ድምፅ❤

  • @meratyngos5330
    @meratyngos5330 7 หลายเดือนก่อน +12

    ወድ ማሪገዋ የኔ ሉዬ ምዝቃኻ ግማየኻ ማራ እዩ ድምቸየን ግምያኻ ትሰምዕሉኹ ማራ እየ ድፋቅዕ ወድ ማሪግዋ ጅግና ትግራዋይ ይምችኻ ያዓኽ😢😢😢❤❤❤❤

  • @FuRy-uz6xi
    @FuRy-uz6xi 7 หลายเดือนก่อน +10

    ወድ ወጀራት 20 ዓድ ጀግና አሰይይይይይ ሃይለ መሪገታዋ የዕስ ጥዕም ድምፅ ወጀራታይ ❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉

  • @ዉዉዋ
    @ዉዉዋ 7 หลายเดือนก่อน +11

    ወዲ ማርጌ ግርማ ራያታይ ሓበን ትግራይ ❤

  • @user-du1ne2hd4q
    @user-du1ne2hd4q 7 หลายเดือนก่อน +5

    ፍትሕ😭😭😭 ብስኡዲ ዓረብ ድሳቀይለዮ አሕዋትና
    ሰቀላ ሸዉ ብጣዕም የና ድናመስግን ዳሕዋትና ድምፅ ስለ ዝኾነትና🙏

  • @BasheerJunaid-qn4vw
    @BasheerJunaid-qn4vw 7 หลายเดือนก่อน +6

    ወድ ማርገ ጉማየ በል ለለ ናራያ ራዩማ እዞም ትጦቑሞም ድድርቡሎዩ ጀነራላት ልኽይ ሃማበኻ ደስስ ብኻን እዝ ሓወይ

  • @ሃዉልቲጓልትግራይ
    @ሃዉልቲጓልትግራይ 7 หลายเดือนก่อน +7

    አሕዋተይ ማዓረይ የቀኒየልና ናይ ልበይ ገሊፅኩሙለይ ወዲ ማርጌ ከመካ ዓይነት ሰብ የብዘሐልና ነዊሕ ዕድመ ያሃብካ🙏🙏🙏🥰🥰🥰🥰

  • @mdhdd9899
    @mdhdd9899 7 หลายเดือนก่อน +6

    ልውጥ ወድ ማርገዋ ኣብ ጎድንኻ ወና እናኣና ኣይዘኻ ሞኹረዕ ወጀራትና❤❤

  • @yygu7989
    @yygu7989 7 หลายเดือนก่อน +12

    ሃይለ መሪሪ ጀግና❤❤❤

  • @AshuMan-r6m
    @AshuMan-r6m 7 หลายเดือนก่อน +5

    ወዲ ማሪገ ሃቦም ናኢዶም ዲዞም ጠለማት😊

  • @zddggfjcdgkd
    @zddggfjcdgkd 7 หลายเดือนก่อน +7

    ወዲ ማርጌ ብትግራውነቱ ዘይደረድር ለባም ወድ❤❤❤❤

  • @user-iv9nq4wk8c
    @user-iv9nq4wk8c 7 หลายเดือนก่อน +4

    እንካዕ ብሰላም መፀካ ወድ ማርጌ ድምፂ ህዝቢ ድምፂ ውፅዕ ምካን ናሓደረ የሐጉሰካ እዩ

  • @ubbubyvububybybyb9754
    @ubbubyvububybybyb9754 7 หลายเดือนก่อน +4

    እንዃዕ ብሰላም መፃኻትኹም ዓፀደ ካሳ ኣቅርበልና ኣብ ቀፃሊ

  • @gebrehiwetDerese
    @gebrehiwetDerese 7 หลายเดือนก่อน +6

    ማኛየ ማይ ሓዝ ብብርጭቆ ክልተ ብርጭቆ ገብርኻ🎉❤😂

  • @ጓልምህረይ
    @ጓልምህረይ 7 หลายเดือนก่อน +4

    ወዲ ማርጌ ብጣዕሚ እየ ልፈትየካ ካብ ስደት ምተመለስኩ መርዓይ ብኣካ እየ ለሕልፎ😂❤ ጓል ዴስኣ እየ

  • @ዓሳድራያTUbe
    @ዓሳድራያTUbe 7 หลายเดือนก่อน +3

    ያዕስ ግርማ ዓድ ወድ ወጀራት ጅግና ተጋዳላይ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @user-zk5gl5zx1y
    @user-zk5gl5zx1y 7 หลายเดือนก่อน +3

    የዕሰ ወዲ ወጀረት ማዕረግ ጀግና
    ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም ሃልሸይ: ገቺየ❤

  • @ablante8059
    @ablante8059 7 หลายเดือนก่อน +6

    ኣንበሳ በል ፅወዮም ልዞም ድንዙዛት መረሕቲ ተሓዘልቲ ኣብ ሕቀ TDF

  • @MmMn-uk9dg
    @MmMn-uk9dg 7 หลายเดือนก่อน +3

    ሰቀላ ሸው (ማኛ ዓርከይ )አታ ብጣዕሚ ጎበዝ ድኾነ ገጣሚ ቆልዓ ፀንሑ ደልኻ አደላልኻ ዶ አቅረበልናይ ገጣሚ መጎስ ዝናቤ ይበሃል አድራሻኡ ወረዳ ራያ አላማጣ ጣ/ ጋርጃለ ቁ/ ጋንዳጃላ (አካባከ) ይኡዋ ግን ምስ ይቅርታ ❤

  • @HstsHtdsr-vn8hx
    @HstsHtdsr-vn8hx 7 หลายเดือนก่อน +7

    ንመጀመረያ እንዃዕ ደስ በለካ ቆልዓ ወልልዲኻ አይ ዞኻ ፊጭ በል

  • @Tadese-l7w
    @Tadese-l7w 7 หลายเดือนก่อน +3

    ኣታ ጅግና ትዛራብ ሓቅ ይሞችኻ ወድ ማርጌዋ❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @FfTf-tf2xn
    @FfTf-tf2xn 2 หลายเดือนก่อน

    ኣሕሕ ወጀራትኮ ቆራፅ ሓሙቶም ኣቱም ጀጋኑ ሃመይ ድእ ድፎትዎኩም ብዓዳቶም ድሞፆም ደይፎትው 💊💊💊💊💊💪💪💪💪💪

  • @gebrehiwetDerese
    @gebrehiwetDerese 7 หลายเดือนก่อน +7

    ወዲ ማርገ ደብርፀየ ምባል ሕደግ 😮

  • @tuemai8645
    @tuemai8645 6 หลายเดือนก่อน

    What a humble guy!
    What a voice!

  • @user-fe1qm6sl6o
    @user-fe1qm6sl6o 7 หลายเดือนก่อน +6

    ኣብ ሱዕዲ ዓረብ ድነሀዉ ኣሕዋትና ፍትሒ ድምፂ ኹኑና በይዛኹም

  • @ትግራይደመይ-ጘ6ዠ
    @ትግራይደመይ-ጘ6ዠ 7 หลายเดือนก่อน +1

    ኣየ አነ ወዲ ማሪጌዋይ 😢ክፎትወካ ማርያምን ንበረልና ጎይታዋይ❤

  • @Wejeretyti
    @Wejeretyti 7 หลายเดือนก่อน +3

    ማኛየ ማይ ጓዕ ያበልኹም ፅቡቅ ንቃፃል😂

  • @ተመስገንኣምላክ-ቀ3ጐ
    @ተመስገንኣምላክ-ቀ3ጐ 7 หลายเดือนก่อน +3

    እንካዕ ብዳሕና መፃእኹሙ ጀጋኑዋ❤❤❤

  • @Brihan-dl8pg
    @Brihan-dl8pg 7 หลายเดือนก่อน +4

    ጅግና ወጀረታይ ወዲ ዕስራ ዓዲ❤❤❤

    • @GenetChannel-uo3rv
      @GenetChannel-uo3rv 7 หลายเดือนก่อน

      ደምርኒ ወለላይ

    • @Brihan-dl8pg
      @Brihan-dl8pg 7 หลายเดือนก่อน

      ​@@GenetChannel-uo3rvእሽኒ ዝያዳይ❤❤

  • @user-sp9tz7fp4l
    @user-sp9tz7fp4l 7 หลายเดือนก่อน +4

    የዕስ ወዲ ማርጌ ጅግና ወጀረታይ❤❤

  • @BerheBirhanu-f9t
    @BerheBirhanu-f9t 7 หลายเดือนก่อน +2

    ወዲ ማርጌ ጅግና ክቡር ሓውና

  • @AshuMan-r6m
    @AshuMan-r6m 7 หลายเดือนก่อน +5

    ወዲ ማሪገ ጂግና ኣይዘኻ❤

  • @GgGg-ue7rj
    @GgGg-ue7rj 7 หลายเดือนก่อน

    ወዲ ማርጌ ጀግና❤❤

  • @BasheerJunaid-qn4vw
    @BasheerJunaid-qn4vw 7 หลายเดือนก่อน +4

    ዋዉ ዋዉ ደስስ ባሃል ዘረባ ❤❤❤ ቓፅሉዎ

  • @nigusgorfow237
    @nigusgorfow237 6 หลายเดือนก่อน

    ማኛዬዋ ይመችኻ ወዲ መርጌለ ይመችዮዋ ሓደ ሓደ ዕይናት ግን ትጋደልቲ ፀንሕና ላበልሉማ ኣብ ማኽአል ዓዲ ኣዲስ ኣበባ ላመፁ ድባዕልና ርቡሽለይና። ዕረፉ እሕና ኣብ ኣድስ አበባ ዳሕለፍናዮ ባዕልና ንፈልጥ ዓርኪ ወዲ መይዳ ሓያሎ!!!

  • @elsatawolde1249
    @elsatawolde1249 7 หลายเดือนก่อน

    ኣሰይ ተጋሩ ብሩኻት ዘርኢ 💛❤💛❤🙏

  • @selmmohammad-bi3mt
    @selmmohammad-bi3mt 7 หลายเดือนก่อน +8

    ተጋሩዋ ይ ፅሩያት 🥰🥰🥰🥰

    • @ازميريهيلا
      @ازميريهيلا 7 หลายเดือนก่อน

      ትግራይ ኣይኾኖይ ጽሩይ ጥራሕ ወድ ማረግ እዩ 😮😮😮🎉😅

    • @kebramsalman953
      @kebramsalman953 7 หลายเดือนก่อน

      😂😂😂😂😂​@@ازميريهيلا

  • @arbes7588
    @arbes7588 4 หลายเดือนก่อน

    ወዲ ማርገ ጀግና❤

  • @HagosAli-ik2ut
    @HagosAli-ik2ut 7 หลายเดือนก่อน +2

    ዝናዉ ኣባድ ኣምአልና❤🎉

  • @weynigaltewahdo2854
    @weynigaltewahdo2854 7 หลายเดือนก่อน +4

    ዋዉ ጅግና እካ ብሓቂ 💪❤

  • @BerihunEyassu
    @BerihunEyassu 7 หลายเดือนก่อน

    ጀግና ወዲ ማርጌ❤❤

  • @user-ly9wk2ed7q
    @user-ly9wk2ed7q 7 หลายเดือนก่อน +2

    ውድ ማረገ ጅግና❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @gshdhdhd9012
    @gshdhdhd9012 7 หลายเดือนก่อน

    ወድ ማርጌ ትርእዩለኹ ሞላ ማሓዛይ መስለን❤❤😢

  • @dfhf8186
    @dfhf8186 7 หลายเดือนก่อน +2

    ዋውው ወድ ማርጌ የኔማር 🤲🥰🥰🥰🥰🥰❤❤🎉

  • @user-ut7pn7rz8l
    @user-ut7pn7rz8l 6 หลายเดือนก่อน

    ኣየ ወዲ ማርገ ፈታዊ ኣዱ❤❤❤

  • @01tigray
    @01tigray 7 หลายเดือนก่อน +4

    ግርማታት ዓዲ ❤

  • @BelayneshSyum-nu2sv
    @BelayneshSyum-nu2sv 7 หลายเดือนก่อน +1

    የዒስ ደቂ ዓደይ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም::

  • @Hfff-b4o
    @Hfff-b4o 7 หลายเดือนก่อน

    ራያቶት ሹኮራት❤❤❤❤❤

  • @user-fe9ku9xm8r
    @user-fe9ku9xm8r 7 หลายเดือนก่อน +1

    ❤❤❤❤❤ መገን ራዮቶት🦁🐅❤ ያዕስ ወጀረታይ❤❤❤❤💝💚💚💘💘💘🐅

  • @GftgfGftgf
    @GftgfGftgf 7 หลายเดือนก่อน +2

    ወድ ማርገ ወደ ዓደይ ሸኮረ❤❤❤❤❤❤❤

  • @Amanwediasefu
    @Amanwediasefu 7 หลายเดือนก่อน +1

    rayetay tigraway mukanka btaemi higus eye wedi merge ❤❤❤

  • @genetgenet50
    @genetgenet50 7 หลายเดือนก่อน +1

    Gechoye bemekneat new eko yemwedh ❤

  • @ፍቅርፍቅር-የ5አ
    @ፍቅርፍቅር-የ5አ 7 หลายเดือนก่อน +3

    ወዲ ማሪገ ኣይዘኻ ❤❤❤❤

  • @Amanwediasefu
    @Amanwediasefu 7 หลายเดือนก่อน +1

    tigraway konka rayetay gin des kibl 🌽🇨🇳

  • @aal9580
    @aal9580 7 หลายเดือนก่อน +1

    ወደ ማሪገ❤❤❤❤

  • @wedishamble
    @wedishamble 6 หลายเดือนก่อน

    ጅግና ወዲ ሜርጌ

  • @user-cl2gy3gj2r
    @user-cl2gy3gj2r 6 หลายเดือนก่อน

    ወዲ መሪገታ እቲ ደርፋ ደስ በሃሊ እዩ ፡፡ ግን እዛ ህእ ህእ ህእ እትብል ግን ብጣዕሚ እያ እትድብረን

  • @nigushindeya
    @nigushindeya 7 หลายเดือนก่อน +1

    ድምፅ ኣሕዋትኹም ብምኻንኹም የቀንየልና መናእሰይ ስዑዲ ዓረብያ ኣቱም ጀጋኑ❤❤❤❤❤

  • @awetafera2102
    @awetafera2102 7 หลายเดือนก่อน

    ኣይ ወዲ ማርጌ ነፃን ግልፅን

  • @buucsbb8535
    @buucsbb8535 7 หลายเดือนก่อน

    ተመስገን እንኳዕ ክልተ ርእስካ ገበረካ ፈጣር ሃልሽዬ🥰❤❤🥰🥰🥀😍😍😍

  • @maron278
    @maron278 7 หลายเดือนก่อน +2

    ሙቁራት አሕዋተይ ዝፈትወኩም ድምፂ ህዝብኩምን አብ እስርቤት ዘለዉ አሕዋትኩም ስለ ዝኾንኩም ነመስግነኩም ቀፅልሉ ❤❤❤

  • @SlamaXx-l7w
    @SlamaXx-l7w 7 หลายเดือนก่อน +1

    ወዲ ማርጌ ጅግና ሓዉና❤❤🎉🎉

  • @user-wb8ry3cj6g
    @user-wb8ry3cj6g 7 หลายเดือนก่อน +3

    ክልተ ጀጋኑ tdf❤❤❤

  • @የኣብነገብረመንፈስቅዱስል
    @የኣብነገብረመንፈስቅዱስል 7 หลายเดือนก่อน

    ጀጋኑና 💪❤️👌

  • @MehariAshu
    @MehariAshu 7 หลายเดือนก่อน

    ወዲ ማርገ ነብሲ እንካዕ ሰላም መፃእኻ ጉማየ ኣይታዉሕድ ግልገል ዕሰራ ዓዲ

  • @semhardoenlach9413
    @semhardoenlach9413 7 หลายเดือนก่อน

    እንኳዕ ብሰላም መፃካ ጎይታዋ የመሞት ነገር ገጠመዉ ብዝብል ቀልድካ እየ ዝፈልጠካ ድሮ እኳ ሓሊፉ ንዝክሮ ኣለና❤

  • @Dhdhf-r3z
    @Dhdhf-r3z 7 หลายเดือนก่อน

    ወዲ ማርገዋኒ ብጣዕሚ እየ ዝፈትወካ🙏ይሞቺኩም😍😘

  • @mdhdd9899
    @mdhdd9899 7 หลายเดือนก่อน +1

    የዕስ ወድ ማርገዋ ማዕረግ ወጀራትና❤❤

  • @ormooapss442
    @ormooapss442 7 หลายเดือนก่อน +2

    ወዲ. ማርጌ .❤❤❤🎉🎉❤❤🎉❤🎉🎉❤🎉❤🎉❤🎉❤

  • @ይዲነስ
    @ይዲነስ 7 หลายเดือนก่อน +2

    ወዲ ማርጌ❤❤

  • @CcgjxChcjx
    @CcgjxChcjx 7 หลายเดือนก่อน

    ይዒዒዒዒዒዒሰሲሲሲሲሲ ሕግድ❤❤❤❤❤❤❤

  • @kirossyum271
    @kirossyum271 7 หลายเดือนก่อน +2

    ወድ ማርጌ❤❤

  • @geffsefd6346
    @geffsefd6346 7 หลายเดือนก่อน +1

    ወጀራት❤❤❤❤❤❤❤

  • @hfygvyouare45
    @hfygvyouare45 7 หลายเดือนก่อน +2

    ወድ ማርገ የኔ ማር❤❤

  • @መገንወጀራትይ
    @መገንወጀራትይ 7 หลายเดือนก่อน

    ወዲ ማርገዋ የኔ ጀግና ወጀራትይ ፎታይ ዓዱ የኔ ብዓዲ ዲሙፂ ደይፎቶ ዓሳ ወዲ ማርገ ብአኻሲ ይኸራዕ ❤❤❤

  • @MeriLove-h4t
    @MeriLove-h4t 7 หลายเดือนก่อน

    Asy jegna haway katelole ❤❤❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉

  • @MeryamGEREZIHER
    @MeryamGEREZIHER 7 หลายเดือนก่อน

    እንኳዕ ደሓን መፃኩም ገቹየ ቀፅልሉ ድምፂ TDF ን ተመዛበልትን ይሰማዕ

  • @user-gg6ul8rp1q
    @user-gg6ul8rp1q 7 หลายเดือนก่อน

    ወዲ ማርግየ እንዃዕ ዳሓን መጻኻ ኣዝየ እየ ዝፈትወካን ዘክብረካን ዘድንቀካን ድምጽኻ🤗ከኣሞ መጸለል😇😘እዩ ደርፍታትካ ደጋጊመ ሰሚዐ🎼🎵❤ ኣይጸግቦን ሶ ነዊሕ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ጎይታዋይ ቅድመኻ ድኣነ💛❤💛ተጋሩዋይ ክፈትወኩም ማዓት እየ😍

  • @MuhmedAhmed-x2w
    @MuhmedAhmed-x2w 7 หลายเดือนก่อน

    Wejeretay moyati dihaki😢❤

  • @sami-np4qb4qt6y
    @sami-np4qb4qt6y 7 หลายเดือนก่อน

    አቤት ስጋ ሓመድ ወጀራት ጣዕም ወድ ማርገ

  • @Yaredtube23
    @Yaredtube23 7 หลายเดือนก่อน +2

    ደቂ ዓደይ ፀቕጥኹማ እስኪ ሕለፉ ኣይክፈሎንባ ንቲሓጋገዝ ብልስ ከይዕፀየኒ❤

  • @ካሕሳይሓዉበሪሁ
    @ካሕሳይሓዉበሪሁ 7 หลายเดือนก่อน +2

    አፍታ ናስዕዲ ቀፅለላ ማኛየ

  • @zenaanena1832
    @zenaanena1832 7 หลายเดือนก่อน +1

    ወዲ ማርጌ ይዕስና ኣይዘኻ❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @Hagosakeza07Dxb
    @Hagosakeza07Dxb 7 หลายเดือนก่อน +1

    እሰይ ጀጋኑ ጥዕማት ላዛ እንኳዕ ዳሕና መፃእኹም❤❤❤❤

  • @salamaa668
    @salamaa668 7 หลายเดือนก่อน +1

    ኣስይ ሃይልሽ ብጣሚ ወእ ዳድነቅካ ብላዛኻ ታዉግዕ ይመችኻ ወዲ ዓደይ❤❤ ላይክ ወጀሮቶት

  • @DaddGdggሚሊ
    @DaddGdggሚሊ 7 หลายเดือนก่อน

    ልወዲይ ማርግየ ዝፈቱ ላይከ❤❤❤❤❤

  • @hailetsegay2257
    @hailetsegay2257 7 หลายเดือนก่อน +1

    Thank you wedi marge you right

  • @DdfEef-r8w
    @DdfEef-r8w 4 หลายเดือนก่อน

    የኔ ጀግና❤❤❤

  • @ጋልራያ-ኰ5ተ
    @ጋልራያ-ኰ5ተ 7 หลายเดือนก่อน

    ዝናብ አበድ አቅርቦ 💕🙏

  • @yani730
    @yani730 7 หลายเดือนก่อน +1

    ወዲ ማርጌ ረጃል🎉❤

  • @nabhade3470
    @nabhade3470 7 หลายเดือนก่อน +1

    ቅድሚ ናብ ሚድያ ምውፃእኹም እሩም ስነ-ፅሑፍን ስነ-ቃልን ቋንቋ ትግርኛ ተመሃሩ።

  • @mekelleshikor2368
    @mekelleshikor2368 7 หลายเดือนก่อน +1

    My favorite people ❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @MeryamGEREZIHER
    @MeryamGEREZIHER 7 หลายเดือนก่อน

    well come wedi marge

  • @AhmedFahad-e5w
    @AhmedFahad-e5w 7 หลายเดือนก่อน +1

    ወዳ ማሪገዋ❤ወጀሪታይ

  • @YeabYAlemeyያብኣየዓለመይ
    @YeabYAlemeyያብኣየዓለመይ 7 หลายเดือนก่อน +2

    ሊውጥ ያብለኒ ሃይለ ሓወይ ❤❤❤❤

  • @user-ct2uj8zr7u
    @user-ct2uj8zr7u 7 หลายเดือนก่อน +1

    ጀግና

  • @zewdugalwembrttgray9281
    @zewdugalwembrttgray9281 7 หลายเดือนก่อน +2

    ጌጅዋ እዙ ሓውናስ ደሃዩ ንውሕ ኢሉ