The king of TIGGER TIGRIYANS TPLF❤ The king of TIGGER TIGRIYANS TDF❤ Absolutely regardless though genius faster fighter in the world our GENERALS CONERILS long live state TIGRAY for ever period❤❤
Thank you, Dr.Haile! For doing your best. When many continue to live in denial, you're doing the right thing speaking the truth at all costs!! We love you and respect you ♥️ 💙 💕 💜 💖
Dr. Haile, thank you. However, please don't insult our general Tsedkan. You can disagree with his speeches, but you can address it with positive ideas.
እንኳዕ ኣሐጎሰና ሃየለ ሓወይ።
መቓቒሎምና ዝጠፍኡ ገደደ።
ዕድመን ጥዕናን ዶክቶረይ ❤️💛🌼🌺🌸🙏🙏🙏
ብሓቂ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ልዑል ፈጣሪ ኣምላኽ ጀግና ሓውና ዶ/ር ሃይለ 🙏🤞🙏
Haile edante Haqegna sew yelem
God bless you Yeweledkew yetebareke yhun Haqegna triraway ante andu neh
ውፅኢት ቃልስኻ ዩ ጅግና ኢኻ
ዕድመ ይሃብካ ደ/ር ሃይለ
በርትዕ ቀፅለሉ
🫡🫡🫡🫡🫡❤️❤️❤️Dr halie what you said everything right ✅️ 👏
ቁርዲድ እዩ ናይብሃቂ
0:30 0:30 0:31 0:31 0:33 0:3😂❤❤❤❤❤❤❤😂😂❤❤❤❤❤❤🎉😮😮😅 0:47 0:47 0:48 0❤😂🎉😢❤😢😅😊:49 3 0:33 😂😅❤😂❤❤😢😮😅😅 0:35 0:35 1:15 1:15
ጀግና ደ ር ሃይለ
ኹሉሻዕ ምስ ህወሓት ንቅድሚት
ትግራይ ትስዕር
ካበይ ዝመፀ ወሎየ ስካራም እዩ እድሚኦም ንእስነቶም ንረብሀ ህዝቢ ትግራይ ዝተቃለሱ ጀጋኑ ብሀደ ስካራም ጌታቸው ረዳ ገልጣም ብጀኖሳይድ ክህተት አለዎ ❤❤
አታ ወድዛ ሻርሙጣ አራይ ኩዑንቲ ራያ ቕበፃ ከም ጡብ አዴኻ
ዶ/ር ሃይለ ክንደይ ፀላእቲ እዮም ዘለውኻ ነዚኦም ቦታ ኣይትሃቦም
ስለዝጻረፍን ሰብኣውነት ደቂ ሰባት ስለዘሕስርን ኢዩ ጸላእቲ በዝሖምዊ። ንስኻውን ነዚ ኣበሩ ሓቢርካ ክእረም ኣብክንዲ ምምዓድ ኣይትገደሰሎም ጸርፍኻ ቀጽሎ ክትብል ሕፈር።
Dr. Haile I appreciate you thank you.
ደኩተር ሃይለ ብሓቂ ሙሁር ጅግና ቀፅለሉ💖💖💖💖
ሰላም ደኩተረ ሃይለ ጅግና ሃዎና ዶቦል ህዝብ ትግራይ ብምልዕታ ሃዉና አጆካ ምስ ህዝብካ ትዕዎት እካ ሃዉና ሃቅይ ዘሃዘ ይዕዎት እዩ !!!
d/r hailae our hero&pride of Tigray❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
VIVA TEGARRU !!!! TIGRAI TIS'IR !!!!
ደክዶር ሃይለ ሰላም ሰላም ደስ ኢልና ቀፅለሉ
ሃይለ ጅግና እካ አብ ሓቂ ተደሪካ እኳ ትዛረብ
በርትዕ ተቃላሳይ ጅግና ሓውና
ደኩተር ሃይለ ሓወይ ብጣዕሚ ንፈትወካ ኢና ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
Thanks dr.haile kab mejemerya gidef elnayo ena abta mekete gize temeles elnayo gin hizbi zihaze yisier!!
i am Appreciate❤
Thanks 🙏
የቀንየልና ሀይልሸ ከምዚ ብግልጺ ክወጽእ አለዎ🙏
Dr haile l appricet u Long liveeeeeeeeeee❤❤❤❤❤❤❤❤
ጅግና ኩሉሻብ ሓቂ ይመችካ
Gegachew banda kahdam sekaram werada eyu
ዕዋላን ሸርሙጣን ትወሰካ
Dr Haile I'm so proud of you👍👍💪💪💪
ጀግና ወዲ ትግራይ እድመን ጥእናን ይሀብካ ኩርዓት አዲ ኢካ ❤❤❤
❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤ ደ/ር ሃይለ ድምፂ ህዝቢ ቀፅለሉ ።
❤️❤️❤️❤️🙏
The king of TIGGER TIGRIYANS TPLF❤ The king of TIGGER TIGRIYANS TDF❤ Absolutely regardless though genius faster fighter in the world our GENERALS CONERILS long live state TIGRAY for ever period❤❤
ኣጆዃ🎉🎉🎉🎉🎉
አነ ዝገርመኒ ንምንታይ ኢኩሞ ንምሕሳው ትህወኩ . ሐሳዊ ኢካ .
ሃይልሽ
ማእገር ህዝቡ አቦሓቂ ዕድመ ይሃብካ መደብካ አየምልጠናን ቀፅለሉ።
❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉
ዶክተር ሀይለ ብሳላካ❤❤❤❤
❤❤❤❤❤❤heyli
ሰላም ደጉተር ሃይለ🎉🎉🎉❤❤❤ እቲቅዲሚ ናይ ጺንተት ትግራይ ምክፋቱ ጻዲቃን ንኣብዪ ኣሕመድ 3ተ ግዜ ረክበ ለምነዮ እየ እሉ ዝተዛረቦ ጻዲቃን ኣጀካ ብሓደ ኮይና ንሕዋሓት ነጥፋኣያ እሉ ከምተዛረቦ ሕጂ ተረዲኡና ኣሎ። ትግረወት ካኣ ንጻዲቃን ምኻን እንተስእናስ ክርአና እዩ ።ጻዲቃን ከዳዕዕዕዕ
ብጣዕሚ ታሓጉሰ /እዚ ዓሸ ሰካራም ደንቆሮ ሓሳዊ /ብ 19//02/2017 ዓ ም
ብ ቅድስ ገብርኤል መልአክ አቦይ መዓልቲ.ካትግራይ ወፂኡ ሃዲሙ ምኻዱ/ጌታቸዉ ረዳ ገመቹ.. ተመስግን. ሕጂኸአ..እተሞ ጉጅሉኡ ክወፁ አዝየ ፈጣሪ ይልምን...ዘዝቀደመ ተመሰገን.....አኳዕ ደሰበለካ ህዝብትግራይ...በተለይ አዶታት ትግራይና..እኳዕ ደሰበለክን. .../ህ.ወ.ሓ.ት/T.P.L.F.T.D.F.💊💊💊💖💊💊💊. ብስም ኩሎም.ሰማእታትና....ትግራይ ትስዕር.💊📍💊
ጀግናይ ✊✊✊✊✊✊ሮል ሞዴለይ
ዶ.ር ሃይለ ዋሕስ ህልውና ውፁዕ ህዝቢ ትግራይ ኢኻ እሞ ቀፅለሉ..
የቀንየልና ኃይለ ሓውና ሃምኡ ናገበርካ እማ ጉዶም አውፅእካ ደራብየልና ላብ ቶም ሓደ ገዛ ለ አቲካ አማ አዕሪካ ፈታትሽካ ደራብዮም.
ተመስገን ፡ጌታቸዉ፡ገለል፡ካለ፡ጥሩ፡ነዉ፡❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤😂😂❤😂
Brother Thank you so much for the great news you do all the time❤❤🙏
I am from Eritrea. I will like to thank you for all you do for your people. I admire you keep up all you hard work 💙💙💙🙏🏾🙏🏾🙏🏾
👍👍👍
አንታ አተቀጠጥሊናን ተመልሱ መቀለ አቱዮ ይባሃሊ አሎ
❤❤🙏🙏💖💖
ሓያል ገበነኛ እዩ ጌቾ must go
He did the right thing resigning, it would have been better if he done it sooner, things would have been different and better for Tigray
Yes but he is genocider enemy 😂
ሀይሉሾም እኳዕ ደስበለካ ደስእሉና ዝሰካራም. ታብ መሬት ትግራይና ወፁልና.💊💊💊💊📍📍📍💊💊💊💊💊
ዶ/ር ሃይለ ወዲ ወረደ ሓቅነት ኣሎዎዶ ማለተይ ናኣቢይ ሽርሒ ከህልዎ ትፃረ ❤❤❤
ብግለይ ወዲ ወረደ ኣይኣምኖን ምስ ንጌታቸዉ ይተሓበበር ነይሩ
ጀግና ሃይለ ሓወይ በርትዕ አጆዃ አብጎንኻ ኢና kiros
@@kirosabrha ናይ ሃይለ ፕሮግራም ጥቅሚ ይሃልዎ ኣይሃልዎ ይከታተሎ እየ b/se ብዙሓት ንሃይለ ብቁሸት ተጎጂሎም ስለ ዝፀርፍዎ!(ናይ ብሓቂ ብናይ ሎሚ ዘረብኡ ግና ብጣዕሚ እየ ሓፊረ !ንተጋሩ ዝበታትን እምበር ሓደ ኣይገብርን !እቲ ተስፋይ ንጉሱ ዝበሃል ሰብስ ካብ ሃይለ ንላዕሊ እንታይ ዶ ኣጥፊኡ እዩ።
✅✅✅✅
He needs to be arrested. He cannot be escaping needs to be arrested to those who help him to run away. They need to be arrested themselves
Good morning Dedebit media ❤
ዕድመ ይሃብካ ዶር ሃይለ
👍
❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉
ግልፅነት የለለዉ ጥላቻ
ደደቢት 🙏🙏🙏
Good morning brother 💙🌿🩵🍾🩵🌿💙💙🌿🩵🍾
ሓቀኛ ሰብ ጸላእቱ ብዙሓት እዮም
ወዲወረደ ፀጥታ ኡንዳሓለወ ነዞም ገበነኛታት ተሓባቢሩ ከምዝነደደ ዝገለጸ እንታይ ለውጢ አለዋ ሰልጣን ዝዋሓቦ ንህዝቢ ህሰቡ
ኩሉ ካብጌታቸው ክመሀር አለዎ መስ ህዝቢ ትግራይ ዘይውግን ውጽኢቱ እዙይ እዩ
Selami ❤
Tikikil tikikil bravo Halie 👍Belom ❤️👏🌺
❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
እታ ጉዳይ ልዕሊ ጥየል ኣይትግበራ ዶር ሃይለ። ጀር ፃድቃን ዝበሎ ነገር ትከከል ኣይኽነን ግን ኢቲ ጉዳይ ኣብውሽጢ ዘሎ ዝፀንሐ ናይምንዓዓቅ መንፈስ እዩ ተንፀባሪቁ ግን ምልጣጥ ኣይድልን።
ናይ ትግራይ ኣይኮነን
ታይክብልድየ ደልየ ወዲ ረዳ ዉን ከሙኡዩ ክብል ደልየ እየ 1:02:52
Dr Haile is really 💊 🙏❤️🔥🙏❤️🔥🙏❤️🔥👌👌👌
TIGRAY PREVIEL
ሃይለ🇪🇷🇪🇷🇪🇷 ጻድቃን ንህዝቢ ትግራይ ዝበደሎ ዓቢ በደል ኣሎ፥
እቲ ንኤርትራ ኣብ 1998 ወሪሩ ከይሰዓረ ከይተዕወተ 120 ሽሕ ኢትዮጵያውያን ኣጥፊኡ ተመሊሱ
ካብዚ ዝከፍእ እንታይ ኣሎ
ጌታቸው ረዳ ወደወረዳ ተሓታታይ ኢዩ አሙሊቁ ዝሰዶ ዘሎ ፀጥታ ተወካሊ ኢዩ ክህተት ኢዩ
❤💛❤🙏🙏🙏🌺🌸💐🌷🌷🌷
I don't think so to accept the position.
ሃይለ 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
ስለምንታይ ጌታቸው ናብ ኣስመራ ምሳይላት ሰዲዱ ምስ ህዝቢ ኤርትራ ኩናት የእቲና ኢልካ ድኣ ንገታቸው ዘይትከሶ?
ዘድሌካ ጥራይ ሓሓሪካ ኢካ ገበናቶም ተውጽእ ዘለካ።
❤❤❤❤❤
Thank you, Dr.Haile! For doing your best. When many continue to live in denial, you're doing the right thing speaking the truth at all costs!! We love you and respect you ♥️ 💙 💕 💜 💖
Dr. Haile, thank you. However, please don't insult our general Tsedkan. You can disagree with his speeches, but you can address it with positive ideas.
ደ/ርሃይለ ኩሉጊዜዕድመንጥዕናን ይሃብካ። ኩሉግዜኣብጎንካኢና።
አታ ዳህና ጥራህ ይክድ እቱተወካልም ነስተካኽሎ ኢና
የለንየለን
ከመይ ውዒልካ ተባዕ ሞት ስዒሩ ዝተልዓለ ኽቡርን ሙሁርን ትግራዋይ ዶ/ር ሃይለ።
ጌታቸው ገንዘቡ ሒዙ ይሃድም አሎ አይምለስን ኢዩ እቲ ቀንዲ ሰላሕታ ሰራቂ ፃድቃን አብ ትሕቲ ቀይዲ ክአቱ አለዎ ተበላፂ መጥፍኢ ትግራይ ኢዩ
ናይምንታ ውክልና እዩ አዲዶ ብውክልና ይጀምራል እዩ? ውክልና አየ ድልን ብቅልጡፍ ህጋዊ ስሩእ መንግስቲ ይቓቓም።
Thanks D.r haile
Hilelsh bertealna zehawey
ሃይለ ተጠንቃቅ በጃካ ሓላፍ ዘላፍ ዘረባ አያድለይን ጀናራላል ፃድቃን እስካ እመነሉ አይትእ ፍልጠት አለው እዩ እቲ ፍልጠቱ አምንታ ይጥቀመሉ ንህዝቢ ትግራይ ይጠቅም ዶ አሎ ሕጅ እዩ እቲ ሕተኡ እንበር አይተምሃረይ ፍልጠት የብሉን ኢሎ ምዝላፍ ፅቡቅ አይኮነን ንትግራይ ዝጠቅም አይኮነን ትገብሮ ዘለካ ሰለዚህ ተረጋጋዕ
😂😂😂
Congratulations Dr.!!!
አጨጨብጫ ስብስብ እያንጨበጨቡ ይሞታሉ።
ህዝቢ ትግራይ ክተገልግል እደሊ እየ ናይ ሰብ ክብሪ ግን ኣይትንካእ :: ሰብን ሓሳብን ምፍላይ ዝበሃል ነገር ኣሎ።
ብናይ ተወልደ+መንጀሪኖ+ደብረ ዕንንይ+አለም +ስብሓት---ዝደሓነ ሓንት እስት ንገረና
እሞ ብጌታቸው ዝተሰርሐ ፍርቂንዶ ንገረና😅
በዝሕዚ ግዝያዊ ዝብሃል ነገር ከይህሉ ሓደ ፓርት ሓላፍንት ወሲዱ ከመርሓ አለወ እቲ ዓዲ
ደብረፅዮንዉን አረኪቡ ይዉፃእ
ምእንቲ ሕዝቢ ትግራይ ሰላም ክረክብ
we need new faces
ሕወሓት ስርሓ ምስወደዕት።
ጌታቸው ወሎየ ንፅባህ ሀሙስ ንአኬባ ክምለስ ምካኑ ኢትዬ ፎርም ህዚ ስሚኤ ? ተመኪሩ ምካኑ ፍሉጥ እዩ ህስበሉ❤❤
ኣጆኻ ዶ/ር በርትዕ
ዶ/ር ሃይለ ትኽክል ብዛዕባ ጌታቸው ረዳ ሃዳማይ ወንጀለኛ ኩሎም ክሕተቱ እዮም ወዲ ወረደ ወንጀለኛ እዩ።ነቶም ሓሻኽሩ አቅዲሙ ንሱ ይስዕብ አሎ ።ትግራዋይ ግን ደቂሱ