ጭንቀት - ጠንቁን ውጽኢቱን መፍትሒታቱን (ከመይጌርና ካብ ጭንቀት ንወጽእ)

แชร์
ฝัง
  • เผยแพร่เมื่อ 3 พ.ย. 2024

ความคิดเห็น • 58

  • @salamhsalm540
    @salamhsalm540 ปีที่แล้ว +3

    እግዚአብሔር ይመሰገን ቃል ህይወት ያስምዐልና ፀጋኡ ያብዝሐልካ ኩብሩ ሓዉና ዕድመካ ይንዋሕ የኔ ማር ቃፅለሉ በርትዕ ጠንክር የኔ ማር ፈጣሪ ምስኣካ ይኩን ብቃለ እግዚአብሔር አምላክ ምርሐና ቀስ ብቀስ ጠንክር ካብ ጭንቀት ዳዉፁሕ ፆሎት መዝሙር መንፈሳዊ ፍልም ምርኣይ ድበለፀ አብ ህይወትና እግዚአብሔር ይመሰገን❤❤😘

  • @NatuFishay
    @NatuFishay 6 หลายเดือนก่อน +1

    Yqenelna kubur hawi

  • @ውቅያኖስእዩዓቅለይ-ቨ8ሸ
    @ውቅያኖስእዩዓቅለይ-ቨ8ሸ 2 ปีที่แล้ว +3

    ብሓቂ ቃለ ህይወት የስመዐልና ጸጉኡን በረከቱን የብዘሐልካ እግዚአብሔር አምላክ ክብር ሓውና ካብ ዝኩሉ ንከንወጸእ እግዚአብሔር አምላክ ይርደእና 😢🥺

  • @mbbmbbb7519
    @mbbmbbb7519 หลายเดือนก่อน

    ብሓቂ ቃል ህይወት የሰመዐልና ክቡር ሓዉና

  • @ትግራይዓደይ-ኈ4ሸ
    @ትግራይዓደይ-ኈ4ሸ ปีที่แล้ว +1

    ብጥዓሚ ደስ ዝብል ትምህርት ቀፅለሉ ክብር ሓዉና

  • @mebratitekle9606
    @mebratitekle9606 ปีที่แล้ว +1

    Bltsey nay bhaki tsbuk hasab ketslelu💖💖💖💖💖

  • @ሙሉእሰላምይግበረልና
    @ሙሉእሰላምይግበረልና 2 ปีที่แล้ว +2

    ሰለምካ ብዝሕ ይበለልና ዝሓወይ ❤️❤️❤️❤❤❤🌻🌻🌻🌼🌼🌼💐💐💐🌺🌺🌺🌺🌷🌷🌷🌹#🌹🌹

  • @mornmmm8574
    @mornmmm8574 ปีที่แล้ว +1

    ምክርካ ናይ ብሓቂ መድሓኒት እዩ ቀፅለሉ ዛሓወይ ፈጣሪ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ወገነይ🙏

  • @ዘይከምግብረይ
    @ዘይከምግብረይ ปีที่แล้ว +3

    የቀንየልና ክቡር ሓውና ለባም ስብ ኣምላክ ይደግፍካ ካብ ጭንቀት ይስውረና ኣነ ግን ካብ ብንእሽተነይ ይጭነቅ እንድዒ ምውፃእ ኣቢኒ 😥❤

  • @mehretpetros3836
    @mehretpetros3836 2 ปีที่แล้ว +3

    Yeqenyelna zhawey

  • @xsvfr147
    @xsvfr147 10 หลายเดือนก่อน +1

    ታንክስ❤❤❤❤❤

  • @filmon5121
    @filmon5121 ปีที่แล้ว +1

    የቀንየልና ክቡር ሓወይ 🥰🥰🥰

  • @ሓላልእዩፍቅረይM
    @ሓላልእዩፍቅረይM 2 ปีที่แล้ว +2

    ብሓቂ ፅቡቅ ሓሳብ የቀንየልና😘😘😘😘

  • @ለትሽጋልቀሺ
    @ለትሽጋልቀሺ ปีที่แล้ว +1

    ዋው ካብ መጠን ንላዕሊ ኢካ ገሊፅካ Tanx

  • @ትግራይዓደይዓይነይ
    @ትግራይዓደይዓይነይ ปีที่แล้ว +1

    የቀንየልና ክቡር ሓዉና ላተምሃርና ኢና

  • @ngsti8856
    @ngsti8856 2 ปีที่แล้ว +2

    ብሓቂ ትክክል ዝሓወይ ቀፅለሉ ቃለ ሰናይ የስመዐልና ዕድመን ጥዕነን ይሃበልና ዝሓወይ
    አነ ንባዕለይ ከጨነቕ ተጀመረ ምግቢ የዓፀኒ: ብቅልጡፍክሓርቕ : ነገራት ይርስዕ ገፀይ ብቅልጡፍ ፈፀጋር ይወፀኒ እፍፍፍ 😭ብቻ ኣምላኽ ዕጉስ ልቢ ይሃበኒ/ና እምበር

    • @Maylominentertainment
      @Maylominentertainment  2 ปีที่แล้ว +2

      ኣሜን ፣ ኣጆኺ ሓፍተይ ኩሉ ሰናይ ክኸውን እዩ 🙏

  • @johnbuab4646
    @johnbuab4646 11 หลายเดือนก่อน +1

    Wawwww Thanks Taechr❤❤❤❤

  • @ኣዙጋልትግራይ
    @ኣዙጋልትግራይ 2 ปีที่แล้ว +2

    ፅቡቕ ስራሕ ኢካ ትሰርሕ ዘለካ እሞ ቀፅለሉ መዓረይ💝🙏

  • @atheeralfarsi344
    @atheeralfarsi344 ปีที่แล้ว +1

    ጭንቀት ቢሪሑቅ🤲

  • @TdDc-ri1yf
    @TdDc-ri1yf ปีที่แล้ว +1

    ሰላም ለባም ሓውና 👌

  • @Tsgenay
    @Tsgenay ปีที่แล้ว +1

    Kexlo hawey ab hiwetna zelo eka tgelxo zeleka💔

  • @awetaweldy4600
    @awetaweldy4600 2 ปีที่แล้ว +1

    ሰላም ክቡር ሓው ብሓቂ ፅቡቅ ዩ ቀፅለሉ
    መምህር ሰናይ ሓሳብ ዩ

  • @titigalgideygery5452
    @titigalgideygery5452 2 ปีที่แล้ว +1

    ብሉፀይ ናይ ብሓቂ ፅቡቅ ሓሳብ ቀፅለሉ

  • @genetgyohans3381
    @genetgyohans3381 2 ปีที่แล้ว +1

    ብሓቂ ፅቡቅ ሓሳብ የቀንየልና❤❤❤❤

  • @teweldemichele6793
    @teweldemichele6793 2 ปีที่แล้ว +1

    ፅቡቅ ሓሳብ

  • @sebetayzeybele8527
    @sebetayzeybele8527 2 ปีที่แล้ว +1

    You are right bro

  • @نهىنهى-ط4ص
    @نهىنهى-ط4ص 2 ปีที่แล้ว +1

    ብሓቂ ለባም ሰብ

  • @jge7tye640
    @jge7tye640 ปีที่แล้ว

    ብሓቂ ክቡር ሓውና የቐንየለና❤💞✅

  • @NxnbJddbb
    @NxnbJddbb หลายเดือนก่อน

    Wwwwwwww qexlo kubur hawey

  • @rgatgebreslaseinugse9933
    @rgatgebreslaseinugse9933 2 ปีที่แล้ว +1

    የቀንየልና ክቡር ሓውና

  • @mehretbrhane6313
    @mehretbrhane6313 ปีที่แล้ว +1

    ብታእሚ ጽቡቅ ኣገላልጻ ኣምላኽ ብርኽ የብልካ

  • @gymgs3142
    @gymgs3142 5 หลายเดือนก่อน +1

    Thank you so much for your advice bro.

  • @SelahHabib-pw8gd
    @SelahHabib-pw8gd 11 หลายเดือนก่อน +1

    Bervoo bro

  • @ተመስገንአምለከይ
    @ተመስገንአምለከይ 2 ปีที่แล้ว +1

    በሉፅ ሓሰብ ቀፅለሉ

  • @hadastesfay4684
    @hadastesfay4684 2 ปีที่แล้ว +1

    Thanks you brother 🙏

  • @ተመስገንአምለከይ
    @ተመስገንአምለከይ 2 ปีที่แล้ว

    በሓቂ ቡሉፀይ

  • @Tigrignainfotech777
    @Tigrignainfotech777 ปีที่แล้ว +2

    ሰላም ክቡር ሓው ፍልጠትካ የብዘሓዮ የቀንየልና እናበልኩ ብመሰረት ፍቃድካ ሓንቲ ሕቶ ክሓተካ
    ፩ ኣብ ዕዮና(ንባብ፣ዘረባ ሰብ ምድማፅ፣ ምምሃር...) ከመይ ገይርና ምሉእ ኣትኩረት ገይርና ንከታተል
    ጠንቂ ሓሳባትካ(ኣትኩረትካ ምብትታንን መፍትሒኡን ምስሊ ስረሐልና እናበልኩ ሰሰናዩ ይኹነልካ

    • @Maylominentertainment
      @Maylominentertainment  ปีที่แล้ว +1

      ክብረት ይሃበለይ ክቡር ሓው።
      ትኹረት ዝብል ቪድዮ ሪሒ ኔረ ንዓኣ ክትርኢ ትኽእል ኢኻ ግን ነቲ ዝሃብካኒ ሓሳብ ካኣ አሰብ ቀጻሊ ብዝበለፀ ሰሪሐ ከቕርቦ እየ። የቐንየለይ 🙏🙏

    • @Tigrignainfotech777
      @Tigrignainfotech777 ปีที่แล้ว

      @@Maylominentertainment ተገዲስካ ስለዝመለስካለይ ካብ ልቢ የቀንየለይ

  • @Maden-rb7ib
    @Maden-rb7ib 3 วันที่ผ่านมา

    ❤❤❤❤🎉🎉🎉

  • @atheeralfarsi344
    @atheeralfarsi344 ปีที่แล้ว +1

    ምዝቃ ሰምዕካ ካ ካብ ጭንቀት ዳዋፃእ ኣይመስለንይ ዋ መዙሙር ስብከት መንፈሳዊ ፊልም ገዲል ቅዲሳን ሰማእታት ትኣምር ቅዲሳን ሰማእታት እዝኦም ካብ ጥንቅ የዊፁና የቀንየለይ ዝሓወይ 💘

  • @wizrihibey7393
    @wizrihibey7393 ปีที่แล้ว +1

    ❤❤

  • @MeriMeri-kb7xg
    @MeriMeri-kb7xg 15 วันที่ผ่านมา

    በቃ ኣብዚይ ትብሎ ዘለካ ኣለኩስቅ ኣለ ኣየ ዝጭነቅ 😢😢😢

  • @mbbmbbb7519
    @mbbmbbb7519 หลายเดือนก่อน

    ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @rahasethades654
    @rahasethades654 2 ปีที่แล้ว +1

    🥰🥰🥰🥰🥰👍👍👍👍

  • @muleredagahmus1518
    @muleredagahmus1518 7 หลายเดือนก่อน +1

    በቃ ኣብዚይ ትብሎ ዘለኻ ኣለኩ ሱቅ ኢለ ይጭነቅ😢😢😢

  • @lylaarishi9028
    @lylaarishi9028 10 หลายเดือนก่อน

    ብወላዲትካ ቴሌፎንካ ፀሓፈለይ ኣብ ስደት እየ ዘለኩ ማራ ጭንቀት ኣለኒ 💔😢

  • @ZfgTg
    @ZfgTg 2 หลายเดือนก่อน

    ❤❤❤❤❤

  • @حسن-ف8غ1س
    @حسن-ف8غ1س 6 หลายเดือนก่อน

    ❤❤

  • @latinasandiago2682
    @latinasandiago2682 11 หลายเดือนก่อน

    ❤❤❤❤