ህፁፅ ሰበር ዜና: መቐለ | ኣኼባ መራሕቲ ኣዲስ ኣበባ | መጠንቀቅታ ኣዛዚ ሰራዊት | Kulu News ኩሉ ዜና

แชร์
ฝัง
  • เผยแพร่เมื่อ 24 ธ.ค. 2024

ความคิดเห็น • 9

  • @Matebkom
    @Matebkom 9 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    ተጋሩ እንዃእ ንልደት አብፅሓና ብሓዱሽዓመት ሓዱሽ መቃለሲ መስመር ሓንፂፅና ንልኣል

  • @mulugetarayaw2233
    @mulugetarayaw2233 8 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    😮 14 ክላሽ መን ዓዲጉወን? ኢምቢዬው ዙር ፈትለ ኣብ ምኽራር ፅዕንቶ ክፈጥራ እየን።

  • @yordanoskidane7897
    @yordanoskidane7897 14 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    Abyi midya giosder

  • @YonasGebreegziabher-x8s
    @YonasGebreegziabher-x8s 13 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    ክንደይ ህፁፅ ዜና ክንደይ ሰበር ዜና እዩ ደቀይ?

  • @CheerfulDirtBike-bf2mb
    @CheerfulDirtBike-bf2mb 15 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    ህወሓትን ህግደፍን 2018 ዝጠፍእሉ ዘመን ዶ ይመስል

  • @gebretsadik-cv1ir
    @gebretsadik-cv1ir 8 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    ኣቀራርባኻ /ኣናብባኻ / ደስ ዝብል እኳ እንተኾነ ቅሩብ ሓሶት እውን ኣይሰኣነካን ግን እባ ሰበር ማለት እንታይ ማለት ልዕሊ ሓደ ሰሙን ንዝገበር ዜና እውን እኮ ኢኻ ሰበር እትብል በቃ በኣኻ ኹሉ ሓበሬታታት ሰበር እዩ ! መሕዘኒ ኢኻ ትርጉም ሰበር ካብ ሊሂቃን ጋዜጠኛታት ተወከስ

  • @eskindertirfe8524
    @eskindertirfe8524 14 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    Does this cultural General Tsadkan knows how many kilogran is a quntal? 38 Quntal of gold? Qatar don't produce 38 Quntal of gold a year.

  • @fisshadesta
    @fisshadesta 15 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    እቲ ዓሰርተ ኣርባተ ኻላሽን ንሓንቲ ብብር ሰማንያ ሺሕ ሸይጡ ጠቕላላ ሓደ ሚልዮንን ሚኢትን ዕስራን ሺሕን ተሸይጡ ኣሎ ማለት እዩ። ብኣርባዕተ ዓመት እስራን ፅቡቕ ብር ኣርባዕተ ሺሕ ቅፅዓት ማለት ዘስሕቕ እዩ። እቲ ዝተሸጠ ገንዘብስ መን በሊዕዎ? ዝገርም እዩ።