ขนาดวิดีโอ: 1280 X 720853 X 480640 X 360
แสดงแผงควบคุมโปรแกรมเล่น
เล่นอัตโนมัติ
เล่นใหม่
እዚ ወግዒ እዚ ኣበይ ክርከብ ክብረት ይሃበልና ክቡር ሓውና 😍😍😍😍
አዝኒ ማሓዛ ቀዳሞት ከም ዝብሃል ከም ቀዳሞት ኣቦታትና ተመኒኻን ለሚንካን ዝርከብ ክብርታት የሎን ።
ባጣዕሚ ደስ ዘብል ። ክትረኽቦ ዘይትኽእል ወግዒ ቀዳሞት ፡ ጽቡቅ ስራሕ ዛራውያን ። ብፋላይ ኣቅራቢ ጋዘጠኛ እዛ መደብ ። ብዙሕ ክእለት ኣቃራርባ ኣለካ ። ኣብ ኤርትራ ኢኻ ዘለኻ መስለኒ ። ብዙሕ ዘይተበርበረ ወግዒ ኣለና ብቀጻሊ ክትብርትዕን ተስፋ ንገብር ወዲ ኤረይ።
ብጣዕሚ ዘፍቅራ መደብ ቀጽልዎ
እንካዕ ደሓን መጻኩም በርትዑ ኣብ ስራሕኩም ኣሳልጦ ዓወት ይምነየልኩም የቀንየልና ኣነ ብጣዕሚ እዩ ደስ ዝብለኒ ወግዒ ቀዳሞት ክመጽእ ከሎ 🥀❤️🤩
It is amazing story keep it up, good job.
Selam Dmxi hafash eti gilaem Amak shishay zeykones wedi Hamokushtay eu zbahal
ክብረት ይሃበልና ዛራውያን፥ ኣነ ካብ ቀንዲ ተከታታሊ መደብ ወግዒ ቀዳሞት እየ። ኣብ ሓደ ቪድዮ ከምዝበልኲሞ፥ እዚ ምስላ ኣብ ሶማል የለ፥ ኣብ ኣመሪካ የለ፥ ኣብ ጀርመን የለ ወዘተ። እዚ ናትና መንነትን፥ ባህልን፡ወግዕን እዩ'ሞ ኣጆኲም ብጣዕሚ ድፍኡሉ። ሰላምን ሰናይን ንዓኲም።
Welcome back bro
Eza elall yfelta neyre eya ayte gele
🎺🎺🎺🎺
❤️❤️
Amazing 😻
ወግዒ ቀዳሞት!!! ❤
ዝኸበርኩም ኣዳለውቲ እዚ መደብ፡ እቲ ናይ ኢመይልኩም Gmail ይሰርሕ ድዩ? መልስኹም እወታ እንተዳኣ ኮይኑ፡ እሞ ኣብ ዝሓለፈ ግዜ ዝሰደድናልኩም ተቀቢልናዮ ምባል ነውሪ ኣይኮነን፡ "ዳስ ሓውያ ከይ ከውን ነገሩ"።
ወግዒ ቀዳሚት ዛራ ፍልጠት ካብቶም ኩሉ ግዜ ዝካታተልኩም 1 እየ ። እዚ ተቅርብሉና ኩሉ ኣዝዩ ምሃርን ምሰጥን እዩ ሞ ኣብ ስራሕኩም ዓዎት ኣስልጦ ይምነየልኩም በርትዑ ። ውግዒ ቀዳሞት ክንደይ ደስ ይብልን ይጥዕምን
እዛ መደብ ኮ ብሓቂ ወልፊ ጌራትለይ ከም ዓቢ ስራሕ ዘላትኒ ኮ ዋላ እንዳ ሰራሕኩ ዝሰምዓ
Ato Ghele eyu shmom gele no
Ategele beal betexen edezimat okubit hawom hadigu mewat ategeriamlak Adi kala
ከፍ ኣለኩም ከምዚ ዓይነት ክትፑስቱ ከለኩም፡ግን ልዕሊ እዞም ዘንተውቲ ንኣይ ቀደም ኣቦታትና ኣይወጻንን፡ጸጋ ናይ እቶም ተዘንትውሎም ኣቦታት ኣይፈለየና።
❤❤❤❤😂😅😅😅
Kkkkkkk wawwww
ኣንታ ሓደ ሓደ ግዜስ ተረፍ መረፍ ኣለውናባ፡ካብ ትረኻኻስ ኣቀራርባኻ ይምረጽ፡ዋዕ ከምኡ እንተበልኩኻስ ካብ ኣቦታትና ዘዛየድኩልካ ከይመስለካ፡ናይ ኣቦታትናስን ባህልናን'ሲ ሽታ ማይ ኮይኑ ሽትት ኢሉ ኣነ ሓውኻ፡ እንተ ንስኻሞ ህሉው ምሳና ካባና ስለዝኾንካስ ከመይ ኣቢልካ ምስ ኣቦታትና ክትስራዕ፡እቲ ድምጽኻኳ መሰታይ ኢኻ ትጥዕም፡ዋይ ዋይ ዋይ ንሕናስ ኣይ ምስቶም ቀዳሞት ኣይ ምስቶም ዳሕረዎት ሞንጎ ሞንጎ ጠፊእና፡ ይረኣየካዶ ይኸውን እዚንዓይ ዝረኣየኒ ?ንዓይ ተሕዝነኒ መሰታ ዳሕረዎት ምኹነይ ኢያ ዓባይ መርገም ከኣያ፡ጋዕሱ ሓወይ ኣነኳ ንእሽትሎይ ተበሊጸልካ እየ ንስዥካሞ እንድዒ፡ጋዕሱ ሓወይ ተባህለ ክትብል ካብ ትነብር ቡኡነት ኢለ ሎሚ ናትካ በለና፡ኣንታ ሎምስ ሃለው ክትብል ኣምሲኻ'ሞ እተን ኣእዛን ይስምዓኻ ምንባረንሲ ኣረጋጊጽካዶ ?ኣይፋሉ ጋዕሱ ሓወይ እዞም ናይ ሎሚሲ ኣብቲ እዝኖም ብብብጂፔኤስ ኣለዎም ከፊትካዮም'ዶ ነርካ፡ኣይፋለይ፡ዋዕ ዋዕ ዋዕ በል ሱቕበል ካይሰምዑና፡ ዋእ እሞ ጋዕሱ ሓወይ ንበይንኻ ኢኻ ክትዛረብ ኣምሲኻ ሓሻኻ፡በል ከይሰምዑና ብዙሕ ዓው ኣይትበል፡እበር መሰታ ዳሕሮት እንዲና ኮንና ዘለና ሕጅስ ይኣኽለና ደኣ ምሉቕ ኢልና ንኺድ ንዓድና ናብ ኢሰያስ ካይመስለካ።
ሰላም ንዓኩም ኣሕዋት በጃኩም ባ ሳብስክራይብ ግበሩለይ ጀማሪት የ
ኣሕዋት መደበይ ሪኢኩም ሳብስክራይብ ግበሩለይ ሓላላተይ
ገረልኪ ኣለኩ ንዓይ ከኣ ግበርለይ ሓቢብቲ
@@eritreanhennahabeshahenna3729 የቀንየለይ
እዚ ወግዒ እዚ ኣበይ ክርከብ ክብረት ይሃበልና ክቡር ሓውና 😍😍😍😍
አዝኒ ማሓዛ ቀዳሞት ከም ዝብሃል
ከም ቀዳሞት ኣቦታትና ተመኒኻን ለሚንካን ዝርከብ ክብርታት የሎን ።
ባጣዕሚ ደስ ዘብል ። ክትረኽቦ ዘይትኽእል ወግዒ ቀዳሞት ፡ ጽቡቅ ስራሕ ዛራውያን ። ብፋላይ ኣቅራቢ ጋዘጠኛ እዛ መደብ ። ብዙሕ ክእለት ኣቃራርባ ኣለካ ። ኣብ ኤርትራ ኢኻ ዘለኻ መስለኒ ። ብዙሕ ዘይተበርበረ ወግዒ ኣለና ብቀጻሊ ክትብርትዕን ተስፋ ንገብር ወዲ ኤረይ።
ብጣዕሚ ዘፍቅራ መደብ ቀጽልዎ
እንካዕ ደሓን መጻኩም በርትዑ ኣብ ስራሕኩም ኣሳልጦ ዓወት ይምነየልኩም
የቀንየልና ኣነ ብጣዕሚ እዩ ደስ ዝብለኒ ወግዒ ቀዳሞት ክመጽእ ከሎ 🥀❤️🤩
It is amazing story keep it up, good job.
Selam Dmxi hafash eti gilaem Amak shishay zeykones wedi Hamokushtay eu zbahal
ክብረት ይሃበልና ዛራውያን፥ ኣነ ካብ ቀንዲ ተከታታሊ መደብ ወግዒ ቀዳሞት እየ። ኣብ ሓደ ቪድዮ ከምዝበልኲሞ፥ እዚ ምስላ ኣብ ሶማል የለ፥ ኣብ ኣመሪካ የለ፥ ኣብ ጀርመን የለ ወዘተ። እዚ ናትና መንነትን፥ ባህልን፡ወግዕን እዩ'ሞ ኣጆኲም ብጣዕሚ ድፍኡሉ። ሰላምን ሰናይን ንዓኲም።
Welcome back bro
Eza elall yfelta neyre eya ayte gele
🎺🎺🎺🎺
❤️❤️
Amazing 😻
ወግዒ ቀዳሞት!!! ❤
ዝኸበርኩም ኣዳለውቲ እዚ መደብ፡ እቲ ናይ ኢመይልኩም Gmail ይሰርሕ ድዩ? መልስኹም እወታ እንተዳኣ ኮይኑ፡ እሞ ኣብ ዝሓለፈ ግዜ ዝሰደድናልኩም ተቀቢልናዮ ምባል ነውሪ ኣይኮነን፡ "ዳስ ሓውያ ከይ ከውን ነገሩ"።
ወግዒ ቀዳሚት
ዛራ ፍልጠት ካብቶም ኩሉ ግዜ ዝካታተልኩም 1 እየ ። እዚ ተቅርብሉና ኩሉ ኣዝዩ ምሃርን ምሰጥን እዩ ሞ ኣብ ስራሕኩም ዓዎት ኣስልጦ ይምነየልኩም
በርትዑ ። ውግዒ ቀዳሞት ክንደይ ደስ ይብልን ይጥዕምን
እዛ መደብ ኮ ብሓቂ ወልፊ ጌራትለይ ከም ዓቢ ስራሕ ዘላትኒ ኮ ዋላ እንዳ ሰራሕኩ ዝሰምዓ
Ato Ghele eyu shmom gele no
Ategele beal betexen edezimat okubit hawom hadigu mewat ategeriamlak Adi kala
ከፍ ኣለኩም ከምዚ ዓይነት ክትፑስቱ ከለኩም፡
ግን ልዕሊ እዞም ዘንተውቲ ንኣይ ቀደም ኣቦታትና ኣይወጻንን፡
ጸጋ ናይ እቶም ተዘንትውሎም ኣቦታት ኣይፈለየና።