ኮማንደር ገብረመድህን ብዛዕባ ኩነታት ኣቀታትላ መርዓት ዝሃብዎ መግለፂ

แชร์
ฝัง
  • เผยแพร่เมื่อ 30 ม.ค. 2025

ความคิดเห็น • 634

  • @mahamedbrhanibrahim5437
    @mahamedbrhanibrahim5437 3 หลายเดือนก่อน +55

    ኣራዊት ሻዕቢያ እንዳ በለት ኣራዊት ዝኾኑ መንእስያት ተጋሩ ዘፍረየት ክሊል ትግራይ ካብጺይ ይድሕነና 😢😢😢😢😢😢😢😢😢

    • @LoveLove-zx8fl
      @LoveLove-zx8fl 3 หลายเดือนก่อน

      ብሰንኩኹም ኣቱም ሰራያት ደቂ ዲያብሎስ ጎሬቤት

    • @yoditsahle2046
      @yoditsahle2046 3 หลายเดือนก่อน +8

      እሱዩ እቲ ሐቂ መስጣ ሻዕቢያ ወረ ገና ብሐሶት ሽም ሻዕቢያ ምጽላም ግደፉ ፈጣሪ የቃልዕ እዩ ።ፈጣሪ ልቦና ይሐብኩም ሐሶት ሐጥያትዩ መስጣ አለዎ ።

    • @SenaitKidane-u7l
      @SenaitKidane-u7l 3 หลายเดือนก่อน

      እቶም ኣብ ግዜ ውግእ ክሳውንቲ ሻዕብያ ሓየት ተኸዲኖም ዝገብርዎ ዝነበሩ ሩጉማት ተጋሩ ሕጂ ብጋህዲ ኣብ ኩሉ ከም ማዓልታዊ ባህላዊ ጸወታኹም ከም'ቲ ቀደም ዘይኮነ ብዕጽፍጻፍ ወሲኹ ኣሎ ሕጂ ሲ መስጣና ስለዝኾነ እንቃዕ ሓጎሰኩም😮😂

    • @Mussie979
      @Mussie979 3 หลายเดือนก่อน

      ኣታ ዓባቅ ቀቢላ፥ ምስ ሻዕብያ እንታይ ዘራክብ ኣለዎ እዚ? ውልቃዊ ጉዳያት ፖለቲካዊ ቅርጺ ምትሓዝ ምስ ምንታይ'ዩ ክቁጸር።

    • @Mussie979
      @Mussie979 3 หลายเดือนก่อน +2

      @@yoditsahle2046 ኣቲ በዳን ገፋሕ ተረፍ በደዊን ቀቢላ።

  • @Asqualfutsumbrhan
    @Asqualfutsumbrhan 3 หลายเดือนก่อน +1

    ማሓረኒ ክርስቶስ ካብዚይ ኣውፃአኒ ኣምላከይ

  • @alemdesta454
    @alemdesta454 3 หลายเดือนก่อน +32

    አቤቱ ማሓረና ይቅረ በለልና😢😢😢😢

  • @Samira-it6jh
    @Samira-it6jh 3 หลายเดือนก่อน +34

    እግዚኦ ማሓረና ክርስቶስ
    እግዚኦ ማሓረና ክርስቶስ
    እግዚኦ ማሓረና ክርስቶስ 😢😢😢😢😢

    • @ተመሰገንተመ
      @ተመሰገንተመ 3 หลายเดือนก่อน

      እግዚኣ ማሓረና ክርስቶስ ንእስተይ መንግስቲ ስማይ የዋርስኪ😢😢😢😢😢

  • @JrddHgfc
    @JrddHgfc 3 หลายเดือนก่อน +6

    መንግስተ ሰማይ የዋርስኪ ንእስተይ ከዚይ ማሐሪና💔💔💔😭😭😭😭

  • @shipe6489
    @shipe6489 3 หลายเดือนก่อน +24

    ንዝሞተት መንግስተ ሰማይ የዋርሳ ብዛዕባ ጄኖሳይድ ግን ምስቲ ጄኖሳይደር ኣብይ ወሼለኽለኽ እንዳበልኩም ጄኖሳይድ ምባል ትርጉም የብሉን።

  • @natzretyetbarek4937
    @natzretyetbarek4937 3 หลายเดือนก่อน +2

    ብጣዕሚ ዘሕዝን!!! ብዘየገድስ ኣበይ ህይወት ናይ ሰብ ክቡር እዩ ብኸምዚ ሰይጣናዊ ሓሳብ ክትቅጠፍ ዘሕዝን!
    ንመዋቲት መንግስተ ሰማይ የዋርሳ!!
    ሓንቲ ሓቂ ተዛሪብካ፡ እቲ ኲናት ዘምጽኦ ጸቕጢ ዘይኮነስ ተጠቀምቲ መደንዘዚ ዕጺ ስለዝኾኑ እዮም።

  • @mohammedsalih4995
    @mohammedsalih4995 3 หลายเดือนก่อน +11

    ኣብ ትግራይ ዘይተነገረ እምበር ዘይተገብረ የለን

  • @RdEy-lu8vo
    @RdEy-lu8vo 3 หลายเดือนก่อน +5

    ኣቤት እግዚኦ ማሓረና ክርስቶስ ጌታየ ሆይ ሕማቅ ማዓልቲ አይተዉዕለኒ😢😢😢😢

  • @Sooozx-og5hk
    @Sooozx-og5hk 3 หลายเดือนก่อน +3

    መንግስተ ሰማይ የዋርስኪ ንእስተይ

  • @richochewa7653
    @richochewa7653 3 หลายเดือนก่อน

    ኣቤት አግዜኦ መሓረና ክርስቶስ ጎይታይ መዓረይ ነብስኺ ኣብ ገነት የንብርኺ 😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭💔💔💔💔💔💔💔💔💔💔

  • @GrvfHrdv
    @GrvfHrdv 3 หลายเดือนก่อน +2

    መንግስተ ሰማይ የዋርስኪ ንእስተይ ፅንዓት ንመላእ ቤተሰብ😢😢😢😢😢😢😢😢

  • @MomehammedAhemed-rx9qx
    @MomehammedAhemed-rx9qx 3 หลายเดือนก่อน +3

    አቤቱ አግዚአብሔር አምላክ ከብዚ ማሓረና ሓፍትናለ ነብስኽ አብአፀደ ገነት ያንብራ 😭😭😭😭😭😭😭

  • @Asu4794
    @Asu4794 3 หลายเดือนก่อน

    መንግስተ ሰማይ የዋርስኪ ንእስተይ ካብዚ ማሓረና ፈጣሪ 😭😭😭

  • @gebrekristosgebreselassie2155
    @gebrekristosgebreselassie2155 3 หลายเดือนก่อน +8

    ወይ ትግራይ ከመይ ዝበሉ መናእሰይ እዩም ዝፍጠሩ ዘለዉ መንግስተ ሰማያት የዋርሳ ኣምላኽ ይሕነቆ

  • @SalamSalam-du3pl
    @SalamSalam-du3pl 3 หลายเดือนก่อน

    መንግሰተ ሰማይ የዋርሰኪ ንአሰተይ😢😢😢😢

  • @Uae050-i9t
    @Uae050-i9t 3 หลายเดือนก่อน +5

    እግዞኦ😢😢 ማሓርና ክርሰቶሰ 😢😢😢ዋይ 😢😢😢💔💔💔መንግሰተ ሰማይ የዋርስኪ ንእሰቲይ😢😢💔💔💔💔😢😢😢😢

  • @ጎስዓልብየቃለሰናይ
    @ጎስዓልብየቃለሰናይ 3 หลายเดือนก่อน +3

    አቤቱ መድሃኒ አለም ክርስቶስ ሆይ ካብ ከምዙይ ሰውረና ነብሲ ይምሓር😢😢😢😢

  • @danaytdawit
    @danaytdawit 3 หลายเดือนก่อน

    እግዚ አብሄር ብምሕረቱ ይርአዮ ዝገብርዎ አይፈልጡን እዮም ሞ እቕረ በሎሎም ከምዝበሎ ንዓዓ ድማ መግስተሰማ ምስተን ሓሙሽተ ደናግል ይጸምብራ

  • @breybrey-o6t
    @breybrey-o6t 3 หลายเดือนก่อน +6

    ታርጌት ብጣዕሚ ደስ ዝብል ኣቀራርባ ❤ ብዝጠፈጠረ ፀገም ከኣ ንሓዝን😢

  • @jfttrt1275
    @jfttrt1275 3 หลายเดือนก่อน +7

    ካብ ሕማቅ ሓሳብ ኣናግፈና ኣምልክ ኣቦይ ኣብሕቅፊ ቅድሳን የንብርኪ ንአሰተይ😢😢😢😢

  • @tigistwalday4962
    @tigistwalday4962 3 หลายเดือนก่อน +9

    😢😢😢ምን ኣይነት የተረገመ ሰው ነው ውይ የኔ እህት ፈጣሪ ነብስሽን ባጸደ ገነት ያኑርልን😢😢😢😢

  • @ተመስገንተመስገንጌታዬ
    @ተመስገንተመስገንጌታዬ 3 หลายเดือนก่อน +3

    እግዚኦ ማሓረና ክርስቶስ ኣታ ታይ እዩ ወሪድዎ ትህዝብና ለይሞትይ ለይሕማምይ ካሊእ ልስማዕ ዘየለ ኦ ፈጣሪ ኩሉ ኣለም ታዓረቐናባ😭😭😭💔💔😭😭😭💔💔💔

  • @SabiyaDazc
    @SabiyaDazc 3 หลายเดือนก่อน +4

    መንግስተ ሰማያት የዋርስኪ ሓፍተይ መዓረይ😢😢😢😢😢

  • @meremere2655
    @meremere2655 3 หลายเดือนก่อน

    😢😢😢😢😢😢😢 ኣብየት መሓረና

  • @SamsomSemere
    @SamsomSemere 3 หลายเดือนก่อน +6

    አነሲ ኢንታይ ኢዩ ደገርመኩም አብ ትግራይ ኢኮ ቆልዓ ምዕማጽን ተጋሲስካ ምቅታልን ባህላዊ ጸወቶኦም ኢዩ

    • @asmarinoforlife5815
      @asmarinoforlife5815 3 หลายเดือนก่อน

      Yeah nay bhaki chiqane msom eya zela

    • @gezana-qt4jz
      @gezana-qt4jz 3 หลายเดือนก่อน +1

      አይምልከተካን አታ ሓሳኽ ጢዙ ጉዳይ ስደትካ ግበር

  • @trustcellphones2441
    @trustcellphones2441 3 หลายเดือนก่อน +3

    መንግስተ ሰማይ የዋርስኪ ንእስተይ😢😢😢😢

  • @BirzafGhanis
    @BirzafGhanis 3 หลายเดือนก่อน +3

    እቤት እዝግኦ መሐረነ ክርስቶስ

  • @tsetse5532
    @tsetse5532 3 หลายเดือนก่อน +3

    ካብዚ የድሕነና ሰይጣን ዘይተሓወሶ መንገዲ ምርሓና ፈጣሪ ኣቦይ

  • @SamriMearg
    @SamriMearg 3 หลายเดือนก่อน

    ኣ አምላኬይ ብመንገድካ ምረሐኒ🤲🙏❤️

  • @GgfVcf-j7x
    @GgfVcf-j7x 3 หลายเดือนก่อน

    መንግስተ ሰማይ የዋርሳ መዓረይ

  • @edeng.kesete3747
    @edeng.kesete3747 3 หลายเดือนก่อน

    Eway haftey mearey. Egziabhier biyeman edu yqebela.

  • @Svsghs
    @Svsghs 3 หลายเดือนก่อน +3

    መንገስተ ሰማያት ይዋረሰኺ ኑእሰቲ ካበዚ መሓረና ፍጣሪ ኣቦይ እዘጎዮ መሓረና ፍጣሪይ ኣቦይ😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭

  • @مريمالقحطاني-ش1ع
    @مريمالقحطاني-ش1ع 3 หลายเดือนก่อน

    መንግስተ ሰማይ የዋርስኪ ንእስተይ እፍፍፍፍፍ😢😢😢😢😢😢😢😢😢

  • @TsegayeBerhe-n9f
    @TsegayeBerhe-n9f 3 หลายเดือนก่อน +6

    ብጣዕሚ የህዝን ንሓፍትና ድማ መንግስተ ሰማይ የዋርሳ። ታርጌት ሚዲያ ግን ፀብፂብና ኣይቅሪብና ኣይትበሉ ምክንያቱ ሙሉዑነት ፣ ግልፅነት፣ ንምንታይ ፣ እቲ ርክቦም ከመይ ነይረሩ? ካልኦት መረዳዕታታት ከም ሚዲያ ክተቅርቡ ኣይካኣልኩምን ብጣዕሚ ዝወረደ ፀብፃብ። ከም ዜና እንተኮይኑ ግን ሰሚዕናዮ አለና።

  • @AminnahM
    @AminnahM 3 หลายเดือนก่อน +4

    ስሑት ማዓልቲ ዊዒሉ ሓወይ😢

  • @MengesteyMengs
    @MengesteyMengs 3 หลายเดือนก่อน

    እንታብዚ ይሰውረና ንሓትና ድማ መንግስተ ያዋርሳ ንስድራ ፅንዓት ይሃቦም

  • @wawa8948
    @wawa8948 3 หลายเดือนก่อน

    በስማኣም ዋይ ሓፍተይ መንግስተ ስማያት የዋርስኹ😭😭😭💔💔

  • @fyftdrtete5553
    @fyftdrtete5553 3 หลายเดือนก่อน

    መንግሰተ ሰማይ ይወርሰኪ😢😢😢😢😢

  • @ኣፀደኪማርያም
    @ኣፀደኪማርያም 3 หลายเดือนก่อน

    ኦግዞ ማሓረና ክርስቶስ እዋይ ግዜ😢😢😢😢😢😢😢😢

  • @1birryoutube
    @1birryoutube 3 หลายเดือนก่อน +1

    አሜን አብስነአምሮ ስራሕ ክስራሕ አለዎ።

  • @SmretSmret-in4ot
    @SmretSmret-in4ot 3 หลายเดือนก่อน +2

    መንግስቲ ሰማይ የዋርሰልና ግን ሕቶ ለኒ ፆም ዶ ኣይኮነን መርዓ ለ ድዩ ሐዚ😢😢😢

    • @gabigunners8073
      @gabigunners8073 3 หลายเดือนก่อน

      ናይምንታይ ጾም ናይ ፍቓድ ጾም ዩ ውሑድ ሰብ ዩ ድማ ዝጾሞ።

    • @KmmfgKmhg
      @KmmfgKmhg 3 หลายเดือนก่อน

      እወ ሕዚ ናይ ፍቃድ ፆም እዩ ናይኣዋጅ ፆም ኣይኮነይ ግን ብጣዕሚ የሕዝን ኣብሕቁፊ ቁድሳን የንብራ😢

  • @samirabh8469
    @samirabh8469 3 หลายเดือนก่อน

    እዝግኦ ማሓረና ክሮሰቶሰ መንግሰተ ሰማያት ያዋረሰክ ንእሰተይ 😢😢😢

  • @EeEeee-w4v
    @EeEeee-w4v 3 หลายเดือนก่อน

    መንግስተ ሰማይ የዋርስኺ ንእስተይ
    ንቤተሰብ ፅንዓት ይሃቦም

  • @goesaroundcomesaround
    @goesaroundcomesaround 3 หลายเดือนก่อน

    ጎበዝ ተንታኒ 👍

  • @maryefkrr1730
    @maryefkrr1730 3 หลายเดือนก่อน +1

    ሰጣን ማዓልቲ ወዕሉ ካብዚ ይማሓረና 🙏

  • @amanuelberasie
    @amanuelberasie 3 หลายเดือนก่อน

    ሱሑት ማዓልቲ ዊዒሉ ንሱለ ብጣዕሚ የሕዝነካ

  • @ftaw1221
    @ftaw1221 3 หลายเดือนก่อน

    ነብሲ ይምሓር ንእስተይ

  • @letaygebrehiwot9415
    @letaygebrehiwot9415 3 หลายเดือนก่อน

    መንግስተ ሰማይ የዋርስኪ🙏🙏

  • @rahwagere4062
    @rahwagere4062 3 หลายเดือนก่อน

    እግዞኦ ማሓረና ክርስቶስ ካብ ሕማቕ መዓልቲ ሓልወኒ ኣምላኽ 🙏 ሓፍተይ መንግስቲ ሰማይ የዋርስኺ ፅንዓት ንኩሉ ቤተሰብ።

  • @hfxcfdd6135
    @hfxcfdd6135 3 หลายเดือนก่อน +1

    ማሓረና መንግስተ ስማይ ያዋርስኽ😢😢😢😢

  • @Amastudio19
    @Amastudio19 3 หลายเดือนก่อน

    ፈጣሪ መንፈስ ቅዱስ ይልኣኸልና ኣሕዋተይ

  • @HermelaHermela-k3k
    @HermelaHermela-k3k 3 หลายเดือนก่อน

    መንግሰተ ሰማይ የዋርሰ ንአሰተይ😭😭😭😭😭😭

  • @GeriAbadiTadese
    @GeriAbadiTadese 3 หลายเดือนก่อน

    ውይ ታይ ማዓልቲ ዋዓሉ ፅንዓት ይሀብኹም😭😭😭😭😭😭😭

  • @sdxc1806
    @sdxc1806 3 หลายเดือนก่อน +2

    እግዝኦ ማሓረና ክሪስቶስ😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢

  • @TesfealemLegese
    @TesfealemLegese 3 หลายเดือนก่อน +5

    መግስተሰማይ የዋርስኪ

  • @HappyCat-zt3li
    @HappyCat-zt3li 3 หลายเดือนก่อน +1

    ካብዚ ማሓረና ኣምላክ ኣቦይ መንግስተ ሰማይ ይዋረስኪ ዋይ ሓፍተይ 😢😢😢😢

  • @MartaDebru-xs5ev
    @MartaDebru-xs5ev 3 หลายเดือนก่อน

    መንግስተ ሰማያት ያዋርስኪ ንእስተይ😭😭

  • @HdHd-nh1oy
    @HdHd-nh1oy 3 หลายเดือนก่อน

    መግስተ ሰማይ የዋርሰኪ ሓፍተይ😢😢

  • @GGg-wp5od
    @GGg-wp5od 3 หลายเดือนก่อน +5

    😭😭😭አቤቱ ማረን ይቅር በለን😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭

  • @rahelkiroskebede2655
    @rahelkiroskebede2655 3 หลายเดือนก่อน

    ንምንታይ መርዓ ቃል-ቃልኪዳን ሓኒቅኻ ንምቕታል 💔😭💔😭😭😭 ሓደ ሓደ ቐናኣት ካብ ቤተሰብ ይኹን ካብ ጋኖት ኣብ ማእኸል ሰብ ሓዳር ፍቑራት ኣትዮም ዘባእሱ ኣለዉ እዮም። ኣብ ሕፅኖትኺ ኣሚንኺ ሓቢርኽዮ ዝደቀስኺ ኣብ መንጎ ድቃስኺ ሓኒቑ ዝቐተለኺ ጨካን ወዲ ኣዳም ናብ ኢዱ ይርከብ::😕😠. መንግስተ ሰማይ የዋርስኺ መርዓት 😭💔😭💔🙏🙏🙏

  • @KidaneGebremichael16
    @KidaneGebremichael16 3 หลายเดือนก่อน

    ካብዚ ምሓረና

  • @titigalGere
    @titigalGere 3 หลายเดือนก่อน +1

    እ/ር ካብዝ ይምሓረና 😢😢

  • @EmaBahta-qs4iv
    @EmaBahta-qs4iv 3 หลายเดือนก่อน

    የሕዝን😢😢

  • @AbiAbiHadgu
    @AbiAbiHadgu 3 หลายเดือนก่อน

    ካብዚ ማሓረኒ😢😢😢

  • @KibromTadele-g3z
    @KibromTadele-g3z 3 หลายเดือนก่อน

    ታርጌት ሚድያ ብትክክል ኣብ ሕውየት ስነ ልቦና ክስራሕ ይግባእ

  • @MeazaAregawi
    @MeazaAregawi 3 หลายเดือนก่อน +1

    ካስሑት ማዓልቲ ማሓረና ኣምላኬ😢

  • @FilimonTemesgen
    @FilimonTemesgen 3 หลายเดือนก่อน

    😢😢😢😢😢እንታይ እሞ

  • @aaaabbbb3894
    @aaaabbbb3894 3 หลายเดือนก่อน +8

    ደጊም ንትግራዋይ ትምርዖ ትግራወይቲ ኣይክትህሉን ቀተልቲ ኣሕዋቶም ነውራማት😢😢😢😢😢

    • @SelamawitFessehaysion
      @SelamawitFessehaysion 3 หลายเดือนก่อน

      Kabel 2008 Kebab 2023 eritrawyan ab dege kendey teketilen ??

    • @GuushAtsbiha
      @GuushAtsbiha 3 หลายเดือนก่อน +2

      ​@@SelamawitFessehaysionእንታይ ዓይነት ሃለዉለዉ 'ዩ እዚ ? ስም ኤርትራ ጠቒሳ ድያ ንሳ ?

    • @Bereket-k7c
      @Bereket-k7c 3 หลายเดือนก่อน

      ​@@SelamawitFessehaysionBeshem Eritreawian Werekt Zerekeba Deki kelel Axebo Sherok Tigray Wen Alewa.

    • @gabigunners8073
      @gabigunners8073 3 หลายเดือนก่อน

      ነውሪ ካብ ምዝራብ እንዶ ንወገድ ንመን ዳኣ ክምርዓዋ ደሊኹመን።

    • @aaaabbbb3894
      @aaaabbbb3894 3 หลายเดือนก่อน +2

      @@SelamawitFessehaysion ኤርትራ ዝብል ቃል ሪኢኺ ታይ ኣምፀኦ ናብ ኤርትራውያን ፅግዕ ፅግዕ ኣብ ትግራይ ዝግበር ዘሎ ኣሬሜናዊ ስራሕ ንከቋርፅ ድምፂ ኣሕዋትኪ ኩኒ ሓፍተይ

  • @lemlemtube5783
    @lemlemtube5783 3 หลายเดือนก่อน +1

    መንግስተ ሰማይ የዋርስኪ😭😭😭

  • @GmhlHpyu
    @GmhlHpyu 3 หลายเดือนก่อน +1

    ካብዚ. መሓረና. ኣምላከይ😢😢😢😢😢😢መንግስተ ሰማይ የዋርስኪ😢😢

  • @michaelkidanemariam7763
    @michaelkidanemariam7763 3 หลายเดือนก่อน

    ፍትሒ የለን እምበር አዚ ሰብ እዚ መሕነቅቲ ክፍረዶ አለዎ ንዝቅፅል መምሐሪ ንኸኸውን ግንከ እዚ አብ ትግራይ ዘይህሰብ እዩ ብጣእሚ እዩ ዘህዝን

  • @FrewoyenitadesseGebreyrsus
    @FrewoyenitadesseGebreyrsus 3 หลายเดือนก่อน +1

    እዱሕር ለይደለያ ልምታይ የእትያ ሩጉም ታይጌራቶ ምፍታሕ አይሐሸይ ታእይዚ

  • @Asmeret-r3s
    @Asmeret-r3s 3 หลายเดือนก่อน

    መንግሰተ ሰማይ የዋርሰኪ

  • @HgHg-u2r
    @HgHg-u2r 3 หลายเดือนก่อน +1

    ብጣዕሚሚ የሕዝን ኣምላክ ስሑት ማዓልቲ አየዉል እግዚኦኦ😢😢😢 ሓደ ነገር ግንጠክብል መንእሰያትና ናይስነ ኣእምሮ ትምህርቲ የድልዮም ኣሎ በጃኩም ገለ ግበሩ ንአብነት ከም ናይ እሸቱ መለሰ ዝበለ ናብ እግዚአብሔር ዘቅርብ ፕሮግራም ክምሰረት ኣለዎ 😢😢

  • @MebrhitTsehaye
    @MebrhitTsehaye 3 หลายเดือนก่อน

    ፅናዓትይሃብኩምስድራቤት

  • @romangedeye9684
    @romangedeye9684 3 หลายเดือนก่อน

    ብጣዕሚ ጨካን እዩ ሐፉቲ የብሎን ብጣዕሚ የሕዝን አይደለያን ብስላም አይገድፋን አረመ ኔ እግዚአብሔር አይፈርሕን ሐንት ጓላ አስኢንዋ

  • @marrymarry825
    @marrymarry825 3 หลายเดือนก่อน

    መንግስተ ሰማይ የዋርስኪ ምዓረይ 😭😭😭😭😭😭😭😭😭እዋይ ወራር ቤተስብ ጽንዓት ይሃብኩም 😭😭😭

  • @tigrayadey4880
    @tigrayadey4880 3 หลายเดือนก่อน

    አምላኬ ሆይ ሓጥያትና በዚሑ ይቅር በለና ካዚ መሓረና አብ ሕቕፊ ቅዱሳን የምብርኪ ንእስቲ😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢

  • @UnknownXd-g8r
    @UnknownXd-g8r 3 หลายเดือนก่อน

    ካዝ ማሓረና ፈጣር 😢😢😢😢

  • @LalLal-hx6lc
    @LalLal-hx6lc 3 หลายเดือนก่อน

    እዋይ እነዋሪ ግዜ ፈጣሪ እቡይ ልቡናና እብረሃልና ምንገስተሰማይ የውርስኪ ዕሸለይ😢😢😢😢

  • @AaAa-b8s5z
    @AaAa-b8s5z 3 หลายเดือนก่อน

    ካብዚ ይምሓረና መንግስቲ ሰማይ የዋርስኪ ንእስተይ 😭😭😭😭😭

  • @Saka_pop_king
    @Saka_pop_king 3 หลายเดือนก่อน +2

    መንግስተሰማይ የዋርስኪ

  • @HewanSolomon-y7x
    @HewanSolomon-y7x 3 หลายเดือนก่อน

    እግዚኦ ምሓረና ክርሰቶሰ ከምዚ ዓይነት መደንገፂ መሕዘኒን ሰሚዐ ኣይፈልጥን ብቃል ኪዳን ቃል ኣቲዉ ዘወሰደኒ ሓኒቁ ክቃትልንን ሓሲበ ኣይፈለጥን ብጣዕሚ ኢዩ ልብካ ዝሰብ😭😭😭💔💔💔

  • @Gshsh-y8w
    @Gshsh-y8w 3 หลายเดือนก่อน

    ኣብ ገነት የምብርኪ 😂😂😂

  • @MaabelGrmay
    @MaabelGrmay 3 หลายเดือนก่อน

    መንግስተሰማይ የዋርስኪ ንእስተይ😢😢😢😢

  • @eeee4739
    @eeee4739 3 หลายเดือนก่อน

    እዝግዮ መሓረኒ ከብዙይ😭😭😭😭😭😭😭💔

  • @HdduGbbh
    @HdduGbbh 3 หลายเดือนก่อน

    መንግስተ ሰማይ የዉሪሳ😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢💔💔💔💔💔

  • @Lima-mj6ie
    @Lima-mj6ie 3 หลายเดือนก่อน +1

    በስመኣብ ወወልድ ወመንፈሰቁዱስ ኣሃዱ ኣምላክ እግዝኦ ማሓረና ክርስቶስ 😢😢😢😢😢😢😢😢

    • @ዝያዳtube
      @ዝያዳtube 3 หลายเดือนก่อน +1

      በስመኣብ ወወልድ ወመንፈስ ቅዱስ ኣሃዱ ኣምላክ

    • @Lima-mj6ie
      @Lima-mj6ie 3 หลายเดือนก่อน +1

      ​@@ዝያዳtubeየክብረለይ

  • @mulubrhanabay1709
    @mulubrhanabay1709 3 หลายเดือนก่อน

    Bselam erefi

  • @ራህዋአሎድህሪፀበባ
    @ራህዋአሎድህሪፀበባ 3 หลายเดือนก่อน

    ከብዙይ ማሓረና ጎይታይ😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢

  • @sadalasadala5852
    @sadalasadala5852 3 หลายเดือนก่อน

    😢😢😢😢እዋይ. ለሙሰ ንዛረቦ እኻ ጠፈፈእና😢😢😢😢😢😢😢

  • @freabu1903
    @freabu1903 3 หลายเดือนก่อน

    ኣታ ኢዞም ተጋሩ ኢንታይ ኢዮም ዝኾኑ ዘለዉ ናይ ሰብ ኣለዎም ድዩ

  • @rehan222-l1h
    @rehan222-l1h 3 หลายเดือนก่อน +2

    ሕማቅ ማዕልትይ ውዕሉ ብየመናይ እዱ ይቀበልኪ ንእስተይ

  • @hhb98ndndn58
    @hhb98ndndn58 3 หลายเดือนก่อน

    እዝግዮ ማሐረና ክርሰቶሰ ዋይ ጓለይ መንግሰተ ሰማይ የዋርሰኪ

  • @sgsueus6154
    @sgsueus6154 3 หลายเดือนก่อน

    መንግሰተ ሰማያት ይዋርሰኽ በስምአም😢😢😢😢😢💔💔💔🖤🖤🖤🖤🖤🖤🖤

  • @Zafudm2pm
    @Zafudm2pm 3 หลายเดือนก่อน

    መንግስቲ ስማይት የወርስኪ መዓርይ 😭😭💔💔💔💔😢😢😢

  • @Eruna1993
    @Eruna1993 3 หลายเดือนก่อน

    ኣምላኽ ኣብ ሰማያዊት ቤቱ ይቀበልኪ ንእስተይ 😭😭ሓወይ ኣምላኽ ፍርዲ ሰማይ ይሃብካ ብጣዕሚ ከቢድ እዩ 😢😢ኣምላኸይ ካብከምዚ መዓት ሰውረና

  • @MebratWoldearegay
    @MebratWoldearegay 3 หลายเดือนก่อน

    Mengiste semay yewariski nieshitey😢😢😢😢😢❤

  • @TsigeHailu-v6s
    @TsigeHailu-v6s 3 หลายเดือนก่อน

    እዝግዮ ጌታ ይቅር በለን እንታይ ግዜ እዩ በጽሕና 😭😭😭😭😭😭😭