🛑 ኣብ ትግራይ ዋጋ ገዛ ኣቅሑ ክንደይ ኣሎ ንበዓል ሓዱሽ ዓመት ትራንስፖርት ብነፃ ከይሓልፈኩም

แชร์
ฝัง
  • เผยแพร่เมื่อ 26 ต.ค. 2024

ความคิดเห็น • 223

  • @musse_shakur
    @musse_shakur  2 หลายเดือนก่อน +19

    Like share subscribe🥰🙏 ኣፍሪካ ፈርኒቸር ስልኪ +251933793491 ይደዉሉ🥰

    • @Selam-k4p
      @Selam-k4p 2 หลายเดือนก่อน

      ዋጋ መሳርሒ ገዛ ኣምፀአልና ስሚንቶ ክልአተን

  • @MiliMili27
    @MiliMili27 2 หลายเดือนก่อน +91

    ካብ 35,000 ንታሕቲ ናይ ድኻታት ትብሉ ላይክ ኣበኡ ከለኹም ሳብስክራይብ gberuley

    • @tfgddyfyg3875
      @tfgddyfyg3875 2 หลายเดือนก่อน +1

      ገይረልኪ ነአይ እውን ደምርኒ

    • @MiliMili27
      @MiliMili27 2 หลายเดือนก่อน

      @@tfgddyfyg3875 ገሬ

    • @BirhanAbraha
      @BirhanAbraha 2 หลายเดือนก่อน +3

      እወ ናድካታት ይምፀእልና😂ሳብስክራይብ መልሲ ሓፍተይ

  • @DaveEntertainment.
    @DaveEntertainment. 2 หลายเดือนก่อน +64

    ፅቡቅ ስራሕ ክቡር ሓው
    ነዛ ኮሜንት ተንብቡ ዘለኩም
    ኩሉኩም ሰሰናዬ ንዓኩም

    • @WejeratAdey
      @WejeratAdey 2 หลายเดือนก่อน

      ደምርኒ🎉🎉🎉

  • @BerhanaBayraoma
    @BerhanaBayraoma 2 หลายเดือนก่อน +22

    እዝግዮ ማሓረና ክርስቶስ ስለ መሳክን ስለ ድካታት ስለ ማሳክን እልካ ጎይታይ ኩሉ ቀይሮ ናብፅብቅ ኩሉ ይርከስ❤❤❤❤

    • @WejeratAdey
      @WejeratAdey 2 หลายเดือนก่อน

      ደምርኒ🎉🎉

    • @AbxhdBsjs-fl2ec
      @AbxhdBsjs-fl2ec 2 หลายเดือนก่อน

      ይገርም እኮእዩ ንባዕልትና ዶ ክንሽየጥ ኢሎምና😢

    • @ZtffhHfgh
      @ZtffhHfgh 2 หลายเดือนก่อน

      😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂

  • @LemlemHafet
    @LemlemHafet 2 หลายเดือนก่อน +36

    ክችን ካብነት እና በለፎን ሰራምክ ኣምፅአልና

    • @اممحمد-ف2ص4س
      @اممحمد-ف2ص4س 2 หลายเดือนก่อน

      እወ ብዛክ ክችን ኣምፅእለና

    • @TgirayLvoe
      @TgirayLvoe 2 หลายเดือนก่อน

      አነ ወን ንሳትን ጥራይ ቅርየናኒ

    • @samerh-ho4py
      @samerh-ho4py หลายเดือนก่อน

      እወ ቻኩረይ ኣምፀአልና😢

  • @HlnaTube27
    @HlnaTube27 2 หลายเดือนก่อน +10

    እዋይ 😢 ኣታ ብወርቂ ድዩ ብብሪ ተሰሪሑ
    ታይ ጉዱ
    የቀንየልና ሙሴላ በርትዕ ❤

  • @lilihafithalofom270
    @lilihafithalofom270 2 หลายเดือนก่อน +17

    ኣበት ዋጋ ሱሱዑት እዮም እዞም ናዓድና ነገዴ❤😢
    ዴሴ ኽን ግዛኣ ደቅ መዳም ተጋሩሰ ነዕብዮም ኣየደሉዩይ ዋጋ ሰማይ እዩ😢

    • @WejeratAdey
      @WejeratAdey 2 หลายเดือนก่อน

      ሳብስክራይብ ግበሩለይ 🎉🎉

    • @lilihafithalofom270
      @lilihafithalofom270 2 หลายเดือนก่อน +1

      @@WejeratAdey እሺ ገይረልኽ/ኻ

    • @MiliMili27
      @MiliMili27 2 หลายเดือนก่อน

      ደምረኒ 🎉​@@lilihafithalofom270

    • @samerh-ho4py
      @samerh-ho4py หลายเดือนก่อน

      ኣብ ዴሴ ቅናሽ ማለት ድዩ ማዓረይ😢

  • @hiwetsamira5162
    @hiwetsamira5162 2 หลายเดือนก่อน +5

    ፅብቕ ስራሕ ዝሓወይ በለፎን ስራምክ ኣምፅአልና ምዓረይ💛❤

  • @ሕጂኸናበይ
    @ሕጂኸናበይ 2 หลายเดือนก่อน +12

    ደቂ መዳመይ ኣለኽን ዶ መጀመርታ ንዓይ ኣጋዝኣኒ እሞ ኣነ እውን ክሕግዘክን😢😂

    • @ሊሀምትግራይ
      @ሊሀምትግራይ 2 หลายเดือนก่อน

      😂😂😂😂

    • @BirhanAbraha
      @BirhanAbraha 2 หลายเดือนก่อน

      ጨለ ንታሓጋገዝ እምበይ እይካኣልይ ሳብስክራይብ በላኒ ደቂመዳመይ

    • @AbrehtkahsayKahsay
      @AbrehtkahsayKahsay หลายเดือนก่อน

      😂😂😂

  • @magiqueen8820
    @magiqueen8820 2 หลายเดือนก่อน +5

    ትጋሩዋይ አይተክብሩልና እንዶ አሕዋትኩም ኮ አብ ስደት ብሊና ኩሉ ነገር አክቢርኩምልና ኩሉ ሂወትና ሙሉእ ምኻን አቢዩና😢 ንታሓጋገዝ💔

    • @safsaf715
      @safsaf715 หลายเดือนก่อน

      ብትክክል😢

  • @user-genet
    @user-genet 2 หลายเดือนก่อน +6

    ሓዱሽ ና ህንፃ መሳርሒ ኣምፅአልና

  • @KinfeAraya
    @KinfeAraya 2 หลายเดือนก่อน +8

    ዋይ ኣጥዒሙልካ ድዩ እዙይ ሒዝካ ትመፅእ ኣይድብረኩሙዬ ድዩ

    • @MuluGermay
      @MuluGermay 2 หลายเดือนก่อน

      ማለት

    • @WejeratAdey
      @WejeratAdey 2 หลายเดือนก่อน

      ሳብስክራይብ ግበሩለይ🎉

    • @vjhh5191
      @vjhh5191 2 หลายเดือนก่อน

      way 😁😁

    • @Shawy-us4hv
      @Shawy-us4hv 2 หลายเดือนก่อน

      😂

  • @yashikonju8805
    @yashikonju8805 2 หลายเดือนก่อน +4

    በስማም አብ ትግራይ ግን ኩሉ ክባር እዩ ታይ ማዓቱ

  • @Logictime-wy6cn
    @Logictime-wy6cn 2 หลายเดือนก่อน +7

    ገዛ ጠራይ ይሃለወኒ እምብር አብ መርቴ እወን ከቅምጥ እየ 130.000 ሺሕ ህበረካሰ ሶፋ ቱ🙁🙁

  • @temesgenamlaki9833
    @temesgenamlaki9833 2 หลายเดือนก่อน +3

    ዋይ ታይ ክንጉብሮ ቁፅሪ ስላኪ ዋ ክንፍሮጆ እዉን የደንግፀና ኣሎ😢

  • @tsegatsega238
    @tsegatsega238 2 หลายเดือนก่อน +4

    አታ ሓወይ መብዛሕትኡ ዓዲ ዓረብ ዘለና ንካታተሎ እና ዓቅምና ሕዝካ ተትመፅእ 40 30

  • @slamh
    @slamh 2 หลายเดือนก่อน +3

    አምቢ የንገዝአይ ዋይ😮

  • @mezmurmariyam-ys7
    @mezmurmariyam-ys7 2 หลายเดือนก่อน +4

    ዋይ ንእሽተይ አንዶ ሕሰቡ ኣቱም ነጋዶ ዓዲ ኮ ድሮን ኮንኩማ ብሱሩ ካብ መንግስቲ ኑስኹም ከፉእኩሙና 😢😢😢

  • @hadasshshay3636
    @hadasshshay3636 2 หลายเดือนก่อน +6

    እግዚኦ ድኻ ዘይነብረሉ ዓዲ እኮ ኾይኑ 😮😮😊

    • @WejeratAdey
      @WejeratAdey 2 หลายเดือนก่อน

      ደምርኒ🎉🎉

  • @ኣዶናኡድ
    @ኣዶናኡድ 2 หลายเดือนก่อน +3

    ክንደይ ይከብር ዩ😊

  • @safsaf715
    @safsaf715 หลายเดือนก่อน

    ሰማይ ሰቂሎምዎ መን ክገዝእ ርእስካ የሐምም 😢😢😢 ኣብዚ ከብሉይና እዮም ደልዮም😢😢

  • @MuluAbriha
    @MuluAbriha 2 หลายเดือนก่อน +4

    በስመአብ ዋጋ ግን😢

  • @efratayirdaw992
    @efratayirdaw992 หลายเดือนก่อน

    በአማርኛም አዉራልን ወንድሜ እኛም እንድናዝ በጣም ያማምራሉ በስማም ከትግራይ ዉጭ የምታደርሱ ከሆነ

  • @ytub8615
    @ytub8615 2 หลายเดือนก่อน

    ዋይይይይይይ ኣታታይ ገበርናኩም ዋይ ዘይ ምስማዕ ምሐሸና ወራርር
    ኣብ ስደት ክትርፉና እዩ ድላዮም
    ገዛ ተዝህልወና ዋላ ደረጃና ሰርሕና ምነበርና ለይርና ዋ ኣበይ እሞ
    ግን ከምዝ ከማይ ስደት ዝመረሮ ይህሉ ዶ😢😢😢

  • @birhankidanu5493
    @birhankidanu5493 2 หลายเดือนก่อน

    እዋይይይይ ደስስስስስ ክብል ግን ክባር እዩ
    ንመን ኢልዎ ዓድና ምስ ተመለስና ብሓደ ጊዜ ከይደ ክገዝእ እየ ❤❤❤🙏🙏🙏

  • @ተክለYouTube
    @ተክለYouTube 2 หลายเดือนก่อน +1

    ቦለፎን አምፅአልና ሙሴየ

  • @Mimisyum2813
    @Mimisyum2813 2 หลายเดือนก่อน +1

    የቐንየልና ሙሴ ሓወይ 🙏🥰🥰🥰🥰

  • @ንግስቲ-ጠ1ዠ
    @ንግስቲ-ጠ1ዠ 2 หลายเดือนก่อน +3

    እዝጎ ክከብር 😳😳

  • @hdhsjeje5887
    @hdhsjeje5887 2 หลายเดือนก่อน

    ኣነ ምሉእ ኣቁሑ ገዚኣ ኣብ ኣፍሪካ ፈርኒቸር ኣቁሑቆም ፅቡቅ ዩ ግን ትራንስፓርት ብነፃ ኣይኮነን ቅርሸይ ከፊለ እየ ወሲደ ሓቂ ናተዛረብና

  • @kasechteklay4118
    @kasechteklay4118 2 หลายเดือนก่อน +1

    ቀፅለሉ ሙስየ ሓወይ ❤❤❤❤❤❤❤

  • @Samriye10-10
    @Samriye10-10 2 หลายเดือนก่อน

    እንኳዕ ደሓን መፃእካ ሙሴዋይ

  • @FhfHht
    @FhfHht 2 หลายเดือนก่อน

    ደስስስስ ክብል ገዛይ ምስ ወዳእኩ ክገዝኣኩም እየ ደቅኖ ❤️❤️❤️

  • @fotyenzinabu1879
    @fotyenzinabu1879 2 หลายเดือนก่อน +1

    ዋጋ ኻብሩ ዳኣም እድ ይባርክ እስኻለ በርትዕ ናይ ተሌቪዥን ዋጋ ኣምፅኤልና ድሕር ዶላር ምዉሳኹ ሃመይ እንሆ ኤለክትሮንስ ዋጋ❤❤❤

  • @assafa35
    @assafa35 2 หลายเดือนก่อน +1

    Thank you for sharing

  • @senicr
    @senicr 2 หลายเดือนก่อน +1

    Ere museway seramik or bolofon eba teyk 🙏🙏

  • @ወጋሓታትግራይ
    @ወጋሓታትግራይ 2 หลายเดือนก่อน

    ደስ ክብል ግን ከብሩ ብጣዓሚ😢😢😢

  • @ZabibaHassan-h2u
    @ZabibaHassan-h2u หลายเดือนก่อน

    ሰለም ናይ ኩኒዱሚኖም ይሰሪህ ዱዩም ❤❤❤❤❤❤❤

  • @maazakiroshagosahned1450
    @maazakiroshagosahned1450 2 หลายเดือนก่อน +2

    ዮውውው ከቢሩ ከቢሩ ከቢሩ ንተሓሳሰብ እባ 😢😢😢😢😢 ዋይ

  • @Tigraweti-r4h
    @Tigraweti-r4h 2 หลายเดือนก่อน +2

    ቀፃሊ ዳኤለትሮኒክስ እስከ ኣርእየና

    • @WejeratAdey
      @WejeratAdey 2 หลายเดือนก่อน +1

      ደምርኒ🎉🎉

  • @Hanigualhagretigray
    @Hanigualhagretigray 2 หลายเดือนก่อน +1

    Betami eyu kebar nebrtome🤔🤔

  • @DjJh-qm2er
    @DjJh-qm2er 2 หลายเดือนก่อน +1

    ዋይ ከመይ አዩ ዘሎ ዙ ዕዳጋ ግን😮

  • @DgG-ji1sr
    @DgG-ji1sr 2 หลายเดือนก่อน

    ወዋ ከብ ስደት ኣቲና ንጉዝእ ኢና ምሻ ኣላህ ❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @MazuHabshwitYouTube
    @MazuHabshwitYouTube 2 หลายเดือนก่อน +1

    ብጣዕሚ እዩ ክባር ዋ

  • @kahnkhan4451
    @kahnkhan4451 2 หลายเดือนก่อน +2

    🥰🥰🥰🥰

  • @RrSd-ze8fv
    @RrSd-ze8fv 2 หลายเดือนก่อน +1

    ❤❤❤❤❤❤

  • @SaraSara-k6n1l
    @SaraSara-k6n1l 2 หลายเดือนก่อน +1

    እዋይ ንክትስምዖ ይኩርሐካ😮

  • @Slamh-qv4gm
    @Slamh-qv4gm 2 หลายเดือนก่อน

    ያዓዉይ😢😢

  • @SlamAkhyoby
    @SlamAkhyoby 2 หลายเดือนก่อน

    ❤❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @netsanettdf9263
    @netsanettdf9263 2 หลายเดือนก่อน

    የቐንየልና ክቡር ሓውና ❤️🙏

  • @Samriye10-10
    @Samriye10-10 2 หลายเดือนก่อน

    ኣቤት ምክባሩ ፈጣሪ የክእሎ ህዝበይ

  • @mulugidena-ro6ip
    @mulugidena-ro6ip 2 หลายเดือนก่อน

    ኻብሩ ኣቱም ሰባት

  • @Fufyf-q2g
    @Fufyf-q2g 2 หลายเดือนก่อน +4

    በለፎን እና ስራምክ ናይ ሽንቲ ቤት ናይ ሻወር ቡንባ ኣመፀአና

    • @samerh-ho4py
      @samerh-ho4py หลายเดือนก่อน

      ኣለኩ ምሳኪ

  • @mimomm9582
    @mimomm9582 2 หลายเดือนก่อน +1

    መን ባ ይገዝኦም እፍፍፍፍ እኝአካ ዓዲ ንድካ ዠይኮውን ዘመን መፂኡና ዋይ ናብራ ማዓዝ ኢና ዳአ ዓድና ንኮዶ 😢😢😢

  • @FihbHhjj
    @FihbHhjj 2 หลายเดือนก่อน +2

    ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @Samriye10-10
    @Samriye10-10 2 หลายเดือนก่อน

    ፅፈት ስራሕቲ ይበል እዩ ግን ዋጋ ያዓውይይይ😢😢😢

  • @hiwaen
    @hiwaen 2 หลายเดือนก่อน

    ዋይ ደቂ መዳም ኣንትባ ገንዘብክን ተሓባቢርና ካብ ኣዲ ኣምሓራ ንግዛእ ዋይ ሸንቲቤት ሓጺበ ንነጋድዮ ኣንሃብ ለብማ ኣትን ሸቃሉ ወለክየ😮😮

  • @سميرهسميره-ذ1ظ
    @سميرهسميره-ذ1ظ 2 หลายเดือนก่อน

    ኣቱም ሰባት ዓድናባ ክንምለስ 😅እንታይ ዓይነት ዋጋ እዩ በስማኣም ኣረ ግደፍ ንድካታት ንጡሙያት ሕሰቡ 😢

  • @ዛይድ-ጀ4ኰ
    @ዛይድ-ጀ4ኰ หลายเดือนก่อน

    ብቀናሰ አይተበለ ክሸዓ 30_35 አመፀእና አብ ሰደተ በለይና ዎ

  • @tarhastube9099
    @tarhastube9099 2 หลายเดือนก่อน

    ዕልል እዩ በ ዋጋ ማ ዋይ ጉዱ በሉ ጎደር😂😂😂ግን ማይ ሰቲዩ ድዩ ዝናገር ዘሎ

  • @zengisbagds4223
    @zengisbagds4223 2 หลายเดือนก่อน +2

    ሶላር እውን እባ ስርሐልና በይዛካ።

    • @WejeratAdey
      @WejeratAdey 2 หลายเดือนก่อน

      ደምርኒ🎉🎉🎉

  • @galtigray5257
    @galtigray5257 2 หลายเดือนก่อน

    ሰላም ሓወይ ሱፍ ክንደይ ድዩ ኣብ ትግራይ 🙏

  • @سميرةسمير-ك2ز
    @سميرةسمير-ك2ز 2 หลายเดือนก่อน +1

    ❤❤❤🎉🎉🎉

  • @TesfuMeriye-nd7ji
    @TesfuMeriye-nd7ji หลายเดือนก่อน

    ዋጋ ተለበጅን እባ ኣምፀአልና

  • @MeriGalTigray-l4r
    @MeriGalTigray-l4r หลายเดือนก่อน

    ❤❤

  • @jhxjvzhudhhxj3490
    @jhxjvzhudhhxj3490 2 หลายเดือนก่อน

    ዓላ የቡሉ እሞ ከዓ ኪባር ኣቡ ይቆሞጠሎም ኣንደልን ካላስ

  • @tfgddyfyg3875
    @tfgddyfyg3875 2 หลายเดือนก่อน

    ተጋሩዋይ ላደመርኩምኒ ሕለፋ🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉

  • @ksaksa4270
    @ksaksa4270 2 หลายเดือนก่อน

    ኤሬ ምኽባሩ

  • @MuluGermay
    @MuluGermay 2 หลายเดือนก่อน +2

    ምስ ፍርናሹ ዱዪ

  • @axsum---tsion21
    @axsum---tsion21 2 หลายเดือนก่อน +2

    እዋይ ክካብር ብተለይ ሰፋስ ናበይ እዩ ተሰቂሉ😢

    • @WejeratAdey
      @WejeratAdey 2 หลายเดือนก่อน

      ደምርኒ🎉🎉🎉

  • @ggybgh2567
    @ggybgh2567 2 หลายเดือนก่อน +2

    ብወርቂ ድዮ ተስረሐ ሰፋእ😢😢

    • @KkkkKkkk-fh2ww
      @KkkkKkkk-fh2ww 2 หลายเดือนก่อน

      😂😂😂

    • @መዲሓፍቲሃይሉሽH
      @መዲሓፍቲሃይሉሽH 2 หลายเดือนก่อน

      ገረመና ቱዓራት ሪሞት ገይሩ ድዩ ዘልዕለካ

    • @Grmachnal
      @Grmachnal 2 หลายเดือนก่อน

      ​@@መዲሓፍቲሃይሉሽH😂

    • @Shawy-us4hv
      @Shawy-us4hv 2 หลายเดือนก่อน

      ​@@መዲሓፍቲሃይሉሽH😂

  • @MuluMulu-y8b
    @MuluMulu-y8b 2 หลายเดือนก่อน +1

    Wow

  • @liliaregawi-ll5oz
    @liliaregawi-ll5oz 2 หลายเดือนก่อน

    ናይ ቆልዑን ስብኣን ሰበትን ማች ክዳንውቲ ዝርያታት ባ ኣብ ቀፃሊ

  • @Freyeytube
    @Freyeytube 2 หลายเดือนก่อน +1

    ቻኩረይ የቀንየልና ግን ክከብር 😮😮

    • @WejeratAdey
      @WejeratAdey 2 หลายเดือนก่อน

      ደምርኒ🎉🎉❤

  • @tsegahailu6129
    @tsegahailu6129 2 หลายเดือนก่อน

    ታናይ 85000 ሽሕ ፅብቅት

  • @lidyatadele5345
    @lidyatadele5345 2 หลายเดือนก่อน

    ደስ ክብል ከቢሩ እምበር

  • @AbiGaltigray-ce3yt
    @AbiGaltigray-ce3yt 2 หลายเดือนก่อน

    ለያዋይ ድካታት ስርሐለይ ክብሎ እየ ዘይመሀወክየይ😮👋👋

  • @KkkkKkkk-fh2ww
    @KkkkKkkk-fh2ww 2 หลายเดือนก่อน

    ናይ ሰላምምምምም ድዮ ክንደዚ ከቢሩ 😮😮😮
    የቀንየልና ዛሓወይ

    • @WejeratAdey
      @WejeratAdey 2 หลายเดือนก่อน

      ደምርኒ🎉🎉

  • @lemlemGaltgray
    @lemlemGaltgray 2 หลายเดือนก่อน +9

    አረ ታይ ገድሸና እዩ መሕመሚ ርእሰካ ዝኮነ ዋጋ ኡፍፍ ተጋሩዋይ ካብ ኣማሓርክን ግዝኣ ከም ደሰ ዝበለካ ሶፍ ተበዘሕ ካብ 40 50 ሸሕ እዩ

    • @samerh-ho4py
      @samerh-ho4py หลายเดือนก่อน

      ማርያምን ሓቅኪ ዲኪ😢😢

  • @EklasEklas-p4m
    @EklasEklas-p4m 2 หลายเดือนก่อน

    አረ ሻኩር ናይ ክባራት አይተምፅእ ክንድዙይ ቅርሺ ካበይ ነምፅእ😮

  • @genetgebre480
    @genetgebre480 21 วันที่ผ่านมา

    ❤❤❤

  • @saddvzx9822
    @saddvzx9822 2 หลายเดือนก่อน

    ብጣዕሚ ደስ ባሃሊ ነይሩ ግን ክባር ኮይኑ❤

  • @زمزمدسته
    @زمزمدسته 2 หลายเดือนก่อน

    ❤❤❤❤❤❤🎉🎉

  • @etyopin
    @etyopin 2 หลายเดือนก่อน

    😢😢ዋይ ዋጋ ግን

  • @SamereetaSamereta2023
    @SamereetaSamereta2023 2 หลายเดือนก่อน

    Wow adaye dase yebele eyu gazana mesqdanie❤❤

  • @ghbnv8684
    @ghbnv8684 2 หลายเดือนก่อน

    ዋጋ ሰስዖም ባች😳🤨

  • @sarasa1683
    @sarasa1683 2 หลายเดือนก่อน

    እግዝኦ ዋጋ ግን ጣዕሚ እዩ ከቢሩ😢

  • @samerh-ho4py
    @samerh-ho4py หลายเดือนก่อน

    በጃካ ቻኩረይ ስራሚክ ቮልፎን ቢትሮ ናይ ማዕፆ ንካሬ ጠይቅካ ኣምፀአልና🎉🎉🎉🎉

  • @lixmony6235
    @lixmony6235 หลายเดือนก่อน

    አቱም ህዘቢ መኢቲ ሸሐ እለካዮ ወጋ ዶ አሎ እዩ😢😢😢😢

  • @UfSd-ts1fr
    @UfSd-ts1fr 2 หลายเดือนก่อน

    ካብ ኣምሓሩ ክንገዝእ እምበር ተጋሩስ ኣክቢርክምዎ😅

  • @MazuHabshwitYouTube
    @MazuHabshwitYouTube 2 หลายเดือนก่อน

    ሰማይ 😢😢😢

  • @BurhanAl-y4i
    @BurhanAl-y4i 2 หลายเดือนก่อน

    Aza namechresha ane ydeli

  • @tygyy2941
    @tygyy2941 2 หลายเดือนก่อน +1

    ዋጋ ግን😢

  • @abrhtnigus
    @abrhtnigus 2 หลายเดือนก่อน

    ናይ ስሚንቶን ብሎኬትን ዋጋ አምፀአልና🙏

  • @samerh-ho4py
    @samerh-ho4py หลายเดือนก่อน +1

    ሒዝክምወን ክትሞቱ እበር ኣንገዝእን ንሕናስ ኣሕዋተይ ማኣኢቲ ንሰፋ😢😢 ክትዓብዩ ተደሊኩም ተመጣጠኒ ግበርዎ እንተዘይ ኮይኑ ሒዝክምዎ ሙቱ😢😢😢😢

  • @lemlemhagos9299
    @lemlemhagos9299 2 หลายเดือนก่อน

    Please megareja areana

  • @AllBaad-co9xv
    @AllBaad-co9xv หลายเดือนก่อน

    ❤❤❤❤❤🎉💗👏

  • @dhhdhdhd9519
    @dhhdhdhd9519 2 หลายเดือนก่อน +1

    70 ሽሕ ንዓራት😮 ዲኖ በጊዕና ለይነንፅፍ ህውኸት

  • @Zbxbdbbd
    @Zbxbdbbd 2 หลายเดือนก่อน

    ዋይ ዋጋ ግን😢

  • @Seniseniii
    @Seniseniii 2 หลายเดือนก่อน

    ብወርቂ ድዩ ተሰሪሑ ዋይ

  • @Letushtigray
    @Letushtigray 2 หลายเดือนก่อน

    ኡኡ ብጣሚ ከቢሩ