Ab gezae meretun hageru wey zom kefarat nay edom da krekbu ykonu ember nhzbi eritrea da yhliqomo endyom adi adi enda kedu ms gezawtom enda yeqatsuluwom neyrom ahhhhh hzbey ab gezae Rustun hagerun dhlefo merir shgr yhlifu barer teyayt enda teqolbe, bsanja kebudu enda tebetbete, bslki enda thanqe, bseselet nay tanki enda teregtse ahhhh hzbey nay edom aysanu dergafat
ዘልኣለማዊ ዝኽሪ ንስውኣትና ክብራት ኣዴታትና እዚ ዛንታ እዚ ዘፍለጥክናና ክብሪ ይሃብክን🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
ትኹል ንኡስ ዞባ ደቀምሓረ ዞባ ደቡብ። ናይ በዓል ገዲም ተጋዳላይን ደራፋይን ወዲ ትኹል ዓዲ ኮይኑ ኣብ ኤርትራ ኸኣ ናይ መጀመሪያ ኤርፖርት ዝነበራ ዓዲ ጀጋኑ ኢያ። 🇪🇷🇪🇷🇪🇷
ዘልኣለማዊ ክብርን ሞገስን ንሰማእታትና ❤🇪🇷❤🙏
እንታይ እሞ ስድራና ንመግዝአትን ጭቆናን ማእሰርትን ግፍዕታትን ንብላሽ ጠፋኦም እንበር እወ ዐዲጀጋኑስ ኔሩ ዐዲ ሐቀኛን ተባዕን ብሉጽን ፈላጥን መዋዳደሪ ዘይብሉ ጅግና አቦ ሐቅን ፍትሕን
ስዩም ጽሀየ እባ💙💙💙💙💙
ኣጆዃትኩም ኣሕዋት። ኣምላክ ድማ ጽንዓት ይሃብኩም። ካልእ መከራ ድማ ኣየርኤና ኣምላክ።
Zelalmawi zekri Ne sewatn 💙💙💙💙💙💙💙💙 kemye alki tekul adeye mesrakuki betami hazine Melye tewte 💙💙💙💙💙
Eritrean adey adi jeganu kbrn mogosn nswaatna yikun ❤::
ዘልኣለማዊ ዝኽሪ ንስዋኣትና !
Nskum sdray mkuankum yhben ab meda ykun ab adi deki tkul dea kulkum tesewiekum ah sdray mearey😢😢😢😢
Thank you for your comment
Aye ewe ezi kulu gfie,rgumat Ethiopia tbhal hager rgumat mastha hzbi eritrea ywredkum,
Kburat sdrana kabzi gfie wetsikum nezi zbeqakum temesgen amlak,
Zelalemawi kbrn megosn nsemaetatna 🇪🇷🇪🇷😢😢😢❤
እሕ አየወ ትኩሏ አደይ አዲ ጀጋኑ ክንደይ ግፍኢ ሐሊፉ❤🎉❤🎉❤😭😭😭
አንታ ናይ ሕጂ ግፍዒ ይከፍእ😢😢😢😢
@@jordantsehaye3170 ረሳህ በአልንስካትኩም ዘምፃኩሞ እዩ እዚ ናይህጂ
Zelalemawi zekrn mogosn nsematatna awet nhafash🇪🇷🇪🇷🇪🇷🙏🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
Tkuley adi jeganu 🙏🕯🇪🇷🇪🇷🙏
Zalalamaw zekri nesawantni ahhhhh hezabay yakel yebalani egzabhar amlake
❤❤❤❤❤❤❤❤🎉
zelealemawi zkri netom behagerom zehalefu❤❤💗
Kbrin mogosin nsematatna 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
Zelalemawi zkri kibrien nesmatetena Eritrea 🙏🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤️❤️❤️❤️🕯️🕯️🕯️🕯️🕯️🙏🙏🙏
💙💙💙💙💙💙💙
Zelalemawi zkri nswatna
Ay eza gorebet ayrekbnan🇪🇷🇪🇷❤️🇪🇷🇪🇷🇪🇷🙏
golgol hamas aday❤❤❤❤😢😢😢😢😢
❤❤❤❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
Ajokum weldna ❤ weledi jeganu ekum ::
ሰማእታትና ወትሩ ኣብ ልብና
ዘልኣለማዊ ዝክሪ ሰማታት
🕯️🕯️🇪🇷🇪🇷✊
Ahhhh 😢😭😭😭
ዘለኣለማዊ ዝክሪ ንስዋትና
Ezie tarik adey bichelfa eyu gena zeyteberbera tarik alo kbrien megosen nsematatna
Amotatey zeymsul mesilkin
❤❤❤❤❤
💔😭💔😭💔🕯💔🕯🇪🇷
Zeytenegre enber zeytegebre yelen
❤❤❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉
❤🎉❤🎉❤🎉❤🎉❤🎉❤🎉❤
❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
🕯
🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
Nezi zresa seb aemro alewo ayblonye weledna mesakin akkkk
💔😭💔🕯🕯🕯🕯🕯🕯💔🇪🇷🕯🇪🇷
ዘልኣለማዊ ዝኽሪ ንሰማዕታትና ይኹን ፍሉይ ታሪኽ እዩ ዓዲ ትኹል ኣብ ብዙሕ ቦታ ትኹል ዝበሃል ዓዲ ስለዘሎ ትኹል ናይ ምንታይ ቦታ ምዃኑ ክግለጽ ኔርዎ ክብርን ሞጎስን ንስውኣትና
ትኹል ንኡስ ዞባ ደቀምሓረ ዞባ ደቡብ። ናይ በዓል ገዲም ተጋዳላይን ደራፋይን ወዲ ትኹል ዓዲ ኮይኑ ኣብ ኤርትራ ኸኣ ናይ መጀመሪያ ኤርፖርት ዝነበራ ዓዲ ጀጋኑ ኢያ። 🇪🇷🇪🇷🇪🇷
ዘልኣለማዊ ክብርን ሞገስን ንሰማእታትና ❤🇪🇷❤🙏
Dergi chekan adi mulua ztfe
እቲ ንብዓት፡ ደምን ረሃጽን ፡ ጀጋኑናን ሰማእታትናን ምእንቲ ሓርነትናን ንመንነትናን ዝፈሰሱ፡ ልዕሊ ኩሉ ሃገርና ምቕዳም ንመንነትናን ህላወናን እዩ::💫🙏🐪🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🐪🙏💫
❤......
ስድራይ መኣረይ ኣለናልኩም ደቂኩም ቂሰኑ❤
አንታ እዚ ዘሕለፈ ህዝቢ ደቒ ተወለቲ ትኹል እዚ ህዝቢ እዝዶ ይጥለመ ። ምስ ጸላኢ ትዉጉኑ ዘለኹም ወይለኹም ።
😭😭😭🇪🇷🇪🇷🇪🇷🕯🕯🕯🕯
Zelealemawi zekri nswaetna🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
Zelealemawi zkrn habenn n semaetatna
😢😢😢😢😢😢😢😢
አሕ 😭😭😭😭😭😭😭🥹 ሕ
Ezom Eqi tkul kunu kota kulukum akuloguzay nezi semiekum si nab lbkum do aytmlesun,
ዘልኣልለማዊ ዝክርን ክብርን ንሰማአታትና ከም ርኢቶ ግን ነቲ ዛንታ (ታሪክ ) ትቆራርጽዎ ዘለኩም ኮይኑ ይስመኣኒ
Zelealemawi. Zkri. Nsweatna
🎉🇪🇷🎉🇪🇷🎉🇪🇷🎉🇪🇷🎉🇪🇷🎉🇪🇷🎉🇪🇷🎉🇪🇷🎉🇪🇷🎉🇪🇷🎉🇪🇷
❤ 🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤️🇪🇷🇪🇷❤️🇪🇷❤️😭
🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🕯🕯🕯❤️❤️❤️🙏🙏
ግፍዒ ጸላእቲ መዳርግቲ ኣልቦ እዩ።🇪🇷🌿❤🇪🇷🌿🇪🇷🌿❤🇪🇷❤🇪🇷❤🇪🇷
ግፍዒ ህግደፍ ከኒ መዋዳድርቲ አለዎ ዶኒ??? ፍጹም የብሉን 👌🏾👌🏾👌🏾
Etiopiaya keytfers knserh ena ybehaleley
ዊዒጊን ዉጻዕ ዓይንኻ ትውጻእ
@@wonder580beqa ab hasabka zeytesemamae wagin eyu zbehal n alamin Mohamed seid dea wagin zeytblo ajoka eti tarik sle zweqana zelos Etiopiaya keytfers dagmay weyane nab sltan keytmexie kongaye ena eluna eko hji entay eyu wagin zebeleka bwaigin endstemahaderka
Manki Charli kisha wedi berad eko kulom mebeqolom tegaru eyiom slezs keyqyemulka
ዋይ ስድራይ ንናጽነት ፍትሕን ዲሞክራስን ኢልኩም እባብላሽ ጠፊእኩም እንቓዕ ሕጂ ተመሊስኩም አይትርእይዋ እታ ዝተሰዋእክምላ ሀገርኩም ግዳያት ጥምየት ጽምአት ጭቆናን ፍርሐትን ድንቁርናን ማእሰርቲን ጥፍአትን ኮይና ተሪፉ,ከምቲ እታ ጅግና አደይ ወላዲተይ ዝበለቶ ንዐና ዘይተምሀርና ገባር ስለ ዝኾና ንናጽነት ማዕርነት ፍትሕን ዲሞክራስን እንዳበሉ ተላጊጸሙልና, እሳቶም ግን ብደቡብ ዝመጹ አብ ደቀምሐረ ብሴሜን ክአ አብ ከረን ማዕርነትፍትሕን ዲሞክራስን ቀቢሮም፥ ናጽነት ጥራይ ሒዞም አትዮም ብድሕሪኡ ዘይ ገዝኦምን ንብረትን አንስትን ንዐዖም ተተምኔሞን ዘሚቶሞን ትብል እዛ አደ ሐቂ ዘይትፈርሕ ጅግና አደይ ሮማ ሰለሙን 💪🏾💪🏾💪🏾💪🏾
Thank you for your comment
በጃኩም ንሶምሲ ብጸላኢ ተቀቲሎም ስውአትገዲፎኩም በዞም ተጨውዮም ዘለዉ ብብጾቶምን የሕዋቶምን ተዛረቡ!!!!!! ብዐል ዘካርያስ እታ ሕልናኹም አይተደቅሰኩም ትከዉን
እዕጽምትን ሬሳናን አኪብና ዘይኮነስ ደቅና አበይ አለዉ ኢልኩም ሕተቱ💙💙💙💙
Thank you for your comment
Seb ytfae aybhaln eu ember Atomic Bom gezieka lhs mbalom eu,
እዚ ኹሉ መስዋእትን መከራን ሓሊፉ ንምንታይ እዩ ሕጂ እዚ ህዝቢ እዝን ብሓበራ ህዝቢ ኣከለጉዛይን ዝግፋዕ ዘሎ, በቲ መንግስተይ ዝበሎ, ደቂ ሓደ ኣውርጃ(ከባቢ)እዮም ዝቃወምኒ ዘለዉ ዶ ሽንጣር ዶ እንዳበልካ ካልእ ናይ ጽንተት ጎስጓስ ዝጉስጎሰሉ ዘሎ? ንምንታይ እዩ ከ ኤርትራ ብኽንደይ መስዋእትን መከራን ከርተትን መጺኣ, ብሰንኪ ሕማቕ ምሕደራ ንዓይ ጥራይ ይጥዓመኒ ብምባል, ንውሱን ከባቢታት ኤርትራ ጥራይ ሓለፋታት ብምግባር, ሃገር ክትብተን ዝድለ ዘሎ????😢😢😢😢
Nahom
Ab gezae meretun hageru wey zom kefarat nay edom da krekbu ykonu ember nhzbi eritrea da yhliqomo endyom adi adi enda kedu ms gezawtom enda yeqatsuluwom neyrom ahhhhh hzbey ab gezae Rustun hagerun dhlefo merir shgr yhlifu barer teyayt enda teqolbe, bsanja kebudu enda tebetbete, bslki enda thanqe, bseselet nay tanki enda teregtse ahhhh hzbey nay edom aysanu dergafat
Thank you for your comment
አነስ ገሪምኒ እንድሕር ታሪኽ ክትዝክሩን ከተዘንትዉን ኮይንኩም ብከመይ ጀሚሩ ከመይ ነይሩ አበይ ተወዲኡ ንኩሉ አብኡ ዝነበረ ክአ ይውክል!!!!!!!ንስካትኩም ግን ፈላሊኩም እቲ ሐቂ ቆሪጽኩም አቅሪብኩሞ እቲ መሽኪሐውና የማናይ ኢዳ ኮይኑ ኣብ ኩሉ ንጥፈታት ዝዋፈር ዝነበረ ወዳ ነታ ጅግና አደይ ለማ ከመይ ገይርኩም ትርስዕዋ?????? እስካትኩም ክአ ካብ ኢሰያስ ትገዱ ድአ ኮይንኩም እንበር ታሪኽ ስኒ አይቁረጽን እዩ!!!! ከምቲ መንግስቲ ህግደፍ ታሪኽን ስእልታትን ጀጋኑ የሕዋትና አጥፊእዎ ዘሎ ንስኹም ክአ ደጊምክሞ እንቓዕ እካ ሀለና ሐሲኩ ዐገብ ሐቂ ታሪኽ አማሐላልፉ ንብለኩም💙💙💙💙💙
Thank you for your comment
አንታ ጋዜጠኛ ካብ ጊዘ ኢሰያስ ዝኸፍእ እከይ ተግባራት ጭካነን ሕሰምን መወዳድርቲ ዘይብሉ መርዛም ጊዜ ገዲፍካስ ነቲ ብጸላኢ ዝወረደ ሕሱም ትብሎ እቲ ሕሰም ንህዝቢ ኤርትራ ብሰላምን ቅሳነትን ክነብር እንበር ከም እንስሳ እንዳተገፈፈ ብጭቖናን ሕሰምን ክንነብር አይኮነን መግዛእቲ ኢሰያስ ብ1000000 * አርቢሕካ ይሐስምን ይከፍእን መዋዳድርቲ ዘይብሉ 😭😭😭
Thank you for your comment
Mesziom ethiopia do zedanaghese eritrawi yehulu ???Ab lieli ghebar eritrea zegheberewo barberaewi nezelalem zeyresae tarik eyu zelalemawi zekri xeinat yehabkum hafash hizbey
❤❤❤❤❤❤
🕯️🕯️🕯️🕯️♥️♥️
❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
ዘላለማዊ ዝክሪ ንስዋትና
ዋይ ስድራይ ንናጽነት ፍትሕን ዲሞክራስን ኢልኩም እባብላሽ ጠፊእኩም እንቓዕ ሕጂ ተመሊስኩም አይትርእይዋ እታ ዝተሰዋእክምላ ሀገርኩም ግዳያት ጥምየት ጽምአት ጭቆናን ፍርሐትን ድንቁርናን ማእሰርቲን ጥፍአትን ኮይና ተሪፉ,ከምቲ እታ ጅግና አደይ ወላዲተይ ዝበለቶ ንዐና ዘይተምሀርና ገባር ስለ ዝኾና ንናጽነት ማዕርነት ፍትሕን ዲሞክራስን እንዳበሉ ተላጊጸሙልና, እሳቶም ግን ብደቡብ ዝመጹ አብ ደቀምሐረ ብሴሜን ክአ አብ ከረን ማዕርነትፍትሕን ዲሞክራስን ቀቢሮም፥ ናጽነት ጥራይ ሒዞም አትዮም ብድሕሪኡ ዘይ ገዝኦምን ንብረትን አንስትን ንዐዖም ተተምኔሞን ዘሚቶሞን ትብል እዛ አደ ሐቂ ዘይትፈርሕ ጅግና አደይ ሮማ ሰለሙን 💪🏾💪🏾💪🏾💪🏾
💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙
Thank you for your comment
❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
ዘለኣለማዊ ዝክሪ ንስዋትና
💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙