ፍካሬ ኢየሱስ ብቋንቋ ትግርኛ! ብዛዕባ ዝመጽእ ዘመናት ዝተነግረ ናይ ትንቢት ቃል። .......ንጉሥ ካብ ምብራቕ ክመጽእ ብዘመኑ ሰላም ክኸውን ኢዩ።

แชร์
ฝัง
  • เผยแพร่เมื่อ 2 ก.พ. 2025

ความคิดเห็น • 521

  • @godolyastube4733
    @godolyastube4733  3 ปีที่แล้ว +238

    #ዳውንሎድ_ምግባር_ኣይፍቀድን_ኢዩ።ፍቁራት ኣኅዋተይ ነዚ ኣጎልጉሎት ንምብርታዕ ሰብስክራይብ ብምግባር ቤተ ሰብ ንኹን።

    • @tekia8416
      @tekia8416 3 ปีที่แล้ว +13

      እዛ መጽሓፍ ፍካሬ ኢየሱስ ኣበይ ክረኽባ ይኽእል ?

    • @sendayowlegebrial4195
      @sendayowlegebrial4195 3 ปีที่แล้ว +13

      ኣነ ውን ይደልያ ነይረ ተተረኺባስ🙏

    • @albadr2531
      @albadr2531 3 ปีที่แล้ว +4

      አነለ አለኩ❤

    • @azebagame9935
      @azebagame9935 3 ปีที่แล้ว +7

      እሺ ክቡር ሓውና ቃለህይወት የስመዐልና ጸግኡ የብዘሐልካ

    • @ክርስቶስኣምላኸይ-ዀ4ለ
      @ክርስቶስኣምላኸይ-ዀ4ለ 3 ปีที่แล้ว +6

      ኣበይ ንረኽባ ፍካረ ኢየሱስ

  • @tgrayadey6428
    @tgrayadey6428 3 ปีที่แล้ว +37

    ኦ አምላኸይ ዝንገብሮ አየንፈልጥን እም ብምሕረትካ ይቅር በለና👏👏👏😢😢😢

  • @khankpk5662
    @khankpk5662 3 ปีที่แล้ว +34

    እግዚአብሄር ናይ ኣገልግሎት ዘመንኩም ይባርከልኩም

  • @ሚሊጋልትግራይ-ገ6ዀ
    @ሚሊጋልትግራይ-ገ6ዀ 3 ปีที่แล้ว +12

    እግዝኦ ምሓርና ኩርስቶስ😭😭😭
    እግዝኦ ምሓርና ኩርስቶስ😭😭😭
    እግዝኦ ምሓርና ኩርስቶስ 😭😭😭
    ኦ ኣምላኸ ይቀረ በለልና እምበር ኣብ ኩፈእ ኣይትእትወና ከም ግበርና ዝይከነስ ምእንቲ ቁደስ ሰምካ ኢልካ ይቅረ በለልና ኦ ኩርስቶስ ምሓርና 💔💔💔😭😭😭😭

  • @እድቭቲህያቭነዴኣ
    @እድቭቲህያቭነዴኣ 3 ปีที่แล้ว +45

    ኦ እግዚሔር ኣምላኽ ዓይነ ልቢና ኣብረሂ ናብ ነሰሃ ኣብቐዕና😥😥😥🙏🙏🙏

  • @የማክቤልእናትነኝ
    @የማክቤልእናትነኝ 3 ปีที่แล้ว +2

    አሜን አሜን አሜን ቃለ ሂወት የምዐልና ስልጣን ሓውና አታ አምላክ አነስ ዝገብሮን ዝፀውዮ እውን አይፈልጥን አይፆም አይፅሊ አይዝክር አነ መን እየ አታአምላክ ን አይ ሓንቲ ባርያ ጋልካ እንዶ ናብ መንገድካ ምርሓኒ ኸም ተጋብረይ ዘይኮነስ ከም ምሕረትካ ጠምተኒ ሕድጎት ሕደገለይ ልቢ ልድያ ዝከፈትካ አምላክ ልብ ና ክፈተልና አሜን አሜን አሜን አሕዋተይ ማዓረይ በጃካትኩም አብ ፆሎትኩም ዘክሩኒ

  • @ተመስገንኣምላኽይ
    @ተመስገንኣምላኽይ 2 ปีที่แล้ว +2

    ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃል ህይወት ቃለ ሰናይ ቃለ ብርከት ይስመዐልና ስልጣነይ ኦ ጎይታ ብዓይኒ ምሕርትካ ጥምተና ናብ ንሳሃ ሞት ኣብቅዓና ኣሜን ኣሜን ኣሜን 🤲🤲🤲

  • @የድንግልልጅነኝ-ቘ1ደ
    @የድንግልልጅነኝ-ቘ1ደ 3 ปีที่แล้ว +3

    ባሓቂ ቃለ ህይወት የስመዐልና ፀጉኡ የብዘሐልካ ድያቆን ስልጣን ሓዉና
    ኣይይይይይይ ኣምላኬ ስደትና አሕፂርካ ንንሳሃ ዕድመ ኣብቀዐና ኩላትና እስከ ብፆሎትና ንተሓሳሰብ ብዝኻኣልናዮ ኣታዮ ዘፍርሕ ጊዘ ኢና ዘለና ፅቡቕ ኣመዋዉታ ግበረልና ንበሎ
    🙏⛪✝️📚😭😢🙏

  • @hermelagirmay2337
    @hermelagirmay2337 ปีที่แล้ว +1

    ኦ ጎይታ ብዓይኒ ምሕረትካ ጠምተና
    ኣሜን

  • @tedrosyohanns9489
    @tedrosyohanns9489 2 ปีที่แล้ว +1

    ቃለ ሂወት የስመኣልና አግዛቢሔር ጸጉ የብዝሃልካ ሱልጣን ሃውና

  • @ሚሊጋልአኹሱምጽዮን
    @ሚሊጋልአኹሱምጽዮን 2 ปีที่แล้ว +1

    እግዚኦ ማሓረነ ክርሰቶሰ ቃል ህይወት የሰመዐልና ፀጉኡ የብዘሐልካ እግዚአብሔር አምላክ ስልጣን ሓወይ

  • @hiwettesfay4413
    @hiwettesfay4413 3 ปีที่แล้ว +7

    ክቡር መምህርና ፀግኡ የብዘሓልካ ሳላካትኩም ናብ ዉነና እንምለስ ዉሑዳት ኣይኮንናን እግዚኣብሄር ብመንገዱ ይምርሓና ኣሜን ኣሜን ኣሜን

  • @geshugeshu4888
    @geshugeshu4888 2 ปีที่แล้ว +1

    ቃለ ህወት የስመዐልና ክቡር ሓውና ኣብዚሑ ጸጋ ይሃብካ ፈጣሪ

  • @ተመስገንኣምላኬ-ሠ1ወ
    @ተመስገንኣምላኬ-ሠ1ወ 3 ปีที่แล้ว +3

    ኦ ህያዋይ እግዚአብሔር ኣምላክና ክንጠፍእ ኣይትደሌናን ኢኻሞ ሓደራኻ ንዝኹሉ ሓጥያትና ብንሳሃ ክንሕፀብ መንፈስ ቅዱስካ ላኣኸልና ኣሜን ኣሜን ኣሜን
    ክቡር ሓውና ስልጣን ደሞ ኣገልጉሎት ዘመንካ እግዚአብሔር ይባርኸልካ ፀጉኡ የብዘሐልካ ኣብ ቤቱ የንብርካ ይንብረና ኣሜን ኣሜን ኣሜን

  • @dgry8603
    @dgry8603 2 ปีที่แล้ว +2

    Amen amen amen kale hiwet ysmialna memhrey🤲

  • @danielhabtom4569
    @danielhabtom4569 3 ปีที่แล้ว +5

    ኣሜን ቃል ሂወት ያስምዓልና ዲያቆን ኣምላክ ጸጋ ኣብ ልዕሊ ጸጋ የብዝሓልካ።ኣብ ጾሎትካ ዘክረና እግዚኣብሄር ኣምላክ ካብዚ ናይ ዛዓለም ፈተና መወጽኦ ክህበና ኣሜን።

  • @hanayemaryam12
    @hanayemaryam12 3 ปีที่แล้ว +8

    ክቡር ሓውና እግዛቢሄር ፀግኡ ይወስኸልካ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ጌታ ከምፈቃዱ ክመርሐና ንፅልይ ብእምነትና የፅንዓና አብፈተና ትዕግስቲ ይሃበና ናይ ኹልና መጨረሻ የፀብቆ ቃለ ሂወት የስምዓልና ከይፈለጠና ብስሕተት ፈሊጥና ብድፍረት ዝገበርናዮ ሓጥያት ይቅር ይበለልና ልንሳሄ የብቅዓና እካዕ አብፀሐና ልደብረዘይት አሜን

    • @MaryMary-wq9iy
      @MaryMary-wq9iy 3 ปีที่แล้ว

      Amen Amen Amen🙏🙏🙏🤲🤲🤲😭😭

    • @ተመስገንአምላኽ
      @ተመስገንአምላኽ 3 ปีที่แล้ว

      አሜን አሜን አሜን ቃል ህይወት የስመዐልና ፀጉኡ ይብዝሕ በእድሜ እና በጥዕና የሓልወና
      ከሉከም.ፍቓድ አምላኽአየ.ብምሕረቱ ይጥመት

  • @ሊሊጋልትግራይ-ቐ1ጠ
    @ሊሊጋልትግራይ-ቐ1ጠ 3 ปีที่แล้ว +18

    እግዚኦ ማሃረነ ክርስቶስ ኣታ ኣምላክ ኣቦይ ኣነ ድክምቲ ጋልካ ካብ ሓሸዋ ባሕሪ ዝበዝሕ ሓጥያት ሰሪሐ እየሞ ናብ ንሰሐ ሞት ኣብቀዐኒ ኣሜን🙏🙏🙏ስልጣን ሓዉና ኣምላክ ናይ ኣገልግሎት ዘመንኩም ይባርክ

  • @ክርስቶስእልሻዳይክርስቶስ
    @ክርስቶስእልሻዳይክርስቶስ 3 ปีที่แล้ว +9

    ኦ ጎይታ መሓረና ይቅር በለልና
    ከም በዝሒ በደልና ኣይትፍደየና ብምሕረት ዓይንካ ጠምተና
    ብሓቂ ቃለ ህይወት የስመዐልና ክቡር ሓውና ስልጣን

    • @حياتنذند
      @حياتنذند 3 ปีที่แล้ว +1

      እግዚኦ መሓረና ክርስቶስ
      እግዚኦ መሓረና ክርስቶስ
      እግዚኦ መሓረና ክርቶስ

  • @ነፃነትወልዳይጋልተዋህዶት
    @ነፃነትወልዳይጋልተዋህዶት 3 ปีที่แล้ว +7

    እግዚአብሔር ናይ ኣጎልጉሎት ዘመንኩም ይባረክ እግዝዮ ማሃረኒ ክርስቶስ ጌታሆይ ንንሰሀ ሞት ኣብቀዐኒ ኣምላከይ

  • @almazhabtealmazhabt5003
    @almazhabtealmazhabt5003 2 ปีที่แล้ว +2

    Nay hiwet kal yesmeana xega dibe xega yhabka AMEN 🙏

  • @ሓፍቲየሚፍቅር
    @ሓፍቲየሚፍቅር 3 ปีที่แล้ว +3

    ቃለ ሂወት የስምዐና የቀንየልና ክቡር ሓውና ።ኦ ጎይታ ብዓይኒ ምሕረትካ ጠምተና ይቅረ በለልና።

  • @DejuDeju-sy2kv
    @DejuDeju-sy2kv ปีที่แล้ว

    ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃል ሂወት የስማዓልና ፀጋን በረከትን የብዛሓልካ እዝጊኣቢሄር ኣምላክ ሓወይ❤

  • @ሂወትጓልተዋህዶ-ጸ1ጸ
    @ሂወትጓልተዋህዶ-ጸ1ጸ 2 ปีที่แล้ว

    ብሓቂ ቃለ ህይወት የስመዐልና ስልጣን ሓውና ጸጉኡ የብዝሕ እግዚአብሔር ኣምላኽ አሜን
    እግዚኦ ተዘከረነ🤲😭😭😭
    እግዚኦ ተዘከረነ 🤲
    እግዚኦ ተዘከረነ🤲
    ኦ ኣምላኬ ምሕረትካ ላኣከና እንገብሮ ኣይንፈልጥን እሞ ይቅረ በለልና ኣብ እምነትና አፅነዐና ኣምላኬ

  • @rshangaltwahdo9473
    @rshangaltwahdo9473 3 ปีที่แล้ว +1

    ኦ ጎይታ ማሓረና
    ኦ ጎይታ ማሓረና
    ኦ ጎይታ ማሐረና
    ይቅረ በለልና
    ከም ኣበሳና ኣይትኪደና ብ ዓይኒ ምሕረትካ ጠምተና ኣሜን ኣሜን ኣሜን
    😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢

  • @lovetigray7773
    @lovetigray7773 3 ปีที่แล้ว +1

    ኦጎይታነን መደሐኒትናን እዮስስ ኩርሰተስ ብዓየነ ምሕረተካ ጠመተና ኣበሳና ይቀረ በለልና ንሓዉናዉን በረከተከ ይብዘሐለና ብሓቂ ቃለሂወት የሰመዐና

  • @ኪዳንግርዝሄር
    @ኪዳንግርዝሄር 3 ปีที่แล้ว +2

    አሜን ቃል ህይዉት ይስመዕልና ኣምላክ ብመሕርቱ ይጥመተና ኣሜን ሽር ነገብሮ እሕዋተይ ዝስመዕናዮ ኣብ ልብና ይሕድሮ

  • @ኣስቴርጋልትግራይS
    @ኣስቴርጋልትግራይS 3 ปีที่แล้ว +52

    እግዚኦ ማሓረና ክርስቶስ
    እግዚኦ ማሓረና ክርስቶስ
    እግዚኦ ማሓረና ክርስቶስ
    ኦ ኣምላኸይ ካብዚ ግዜ እዚ ሰውረና😢😢😢😢😢😢😢😢

    • @haleluyahaleluya8024
      @haleluyahaleluya8024 3 ปีที่แล้ว +1

      Amen amen amen 🙏

    • @muketgbtsawi292
      @muketgbtsawi292 3 ปีที่แล้ว +1

      Amen amen amen 🙏 🙏🙏

    • @maryamaadogoytaykyoneyfre2452
      @maryamaadogoytaykyoneyfre2452 3 ปีที่แล้ว +1

      አሜን አሜን አሜን ብምሕረቱ ይምሓረና 🙏🙏🙏

    • @ኦርቶዶክሰተዋህዶሃይማኖቴ
      @ኦርቶዶክሰተዋህዶሃይማኖቴ 3 ปีที่แล้ว +1

      አሜን አሜን አሜን

    • @BasratBasrat
      @BasratBasrat 3 ปีที่แล้ว +2

      እግዚኦ ማሓረና ክርሰቶሰ
      እግዚኦ ማሓረና ክረሰቶሰ
      እግዚኦ ምሓረና ክርሰቶሰ
      ናይ ትምኒት መፈፀምታ ዘመን ኣይትግበረና
      ይቅረ በለለና ንሕና ንገብሮን ንሰርሖን ኣይንፈልጦን እሞ ይቅረ በለልና
      ካብ ወፂእካ ምቅራይ ሰውረና
      ንሰሀ ዘለዎ ሞት ኣብቀዐና

  • @ከምፍቃድወላዲትኣምላክይኩ
    @ከምፍቃድወላዲትኣምላክይኩ 3 ปีที่แล้ว +11

    ኣሜን 3+✝️⛪️💖🤲🙏ብሓቂ ቃል ሂወት የስምዓልና ዝሰምዓናዮ ኣብ ልብና የሕድረልና 💔💔💔💔😭😭😭🙏
    እዝግዮ ምሓረና እዚስ ኩሉ በጺሕና ኣለና ንመስል ይክደነና ከም ብዝሒ ሓጥያትና ዘይ ኮነ ከም ብዝሒ ምሕረቱ ይጠምተና ልዑል እግዛብሄር ኣምላክ ፍጣሪ ዓለም ኣሜን 3+✝️⛪️💖🤲🙏
    ጸግኡ የብዝሓልካ kubur ሓውናን መምህርናን ዳ.ቁ ስልጣን...

    • @selamtuam767
      @selamtuam767 2 ปีที่แล้ว

      ኣሜን ኣሜን ኣሜን🙏🙏🙏

  • @ሓፊቲገሬየማኛ
    @ሓፊቲገሬየማኛ 3 ปีที่แล้ว

    ቃል ህይወት ያሰመዐልና ክዉር ሓውና ስልጣንየ💕💕
    ኦ አምላኽና ሓያል ልዑል እግዚአብ አብ ዳግማይ ምፃእትካ ዘክረና አሜንንንንንንንን

  • @ሰደተይልሂወትኮይንለይ
    @ሰደተይልሂወትኮይንለይ ปีที่แล้ว +1

    አሜን ማራ ናታ ጌታ ኢየሱስ ቶሎ ና❤

  • @simonkifleyesus3929
    @simonkifleyesus3929 3 ปีที่แล้ว +7

    እግዚኦ መሃረነ ክርስቶስ
    እግዚኦ መሃረነ ክርስቶ
    እግዚኦ መሃረነ ክርስቶስ
    ካብ ኩፉእ ሰውረና ጎይታናን ኣምላኽናን መድሓኒናን ኢየሱስ ክርስቶስ ፡ እግዚኣብሔር ኣምላክና ጸጋ ኣብ ልዕሊ ጸጋ የብዛሓልኩም ፡
    ኣሜን ኣሜን ኣሜን ።

  • @ፅዮነይትግራይዓደይሓልውለ
    @ፅዮነይትግራይዓደይሓልውለ 3 ปีที่แล้ว +7

    ኦ አምላከይ መሓረና አብታ ትመፅእ መንግስትካ ዘክረና ብቁድስ ወንጌልካ ንአምን አድሕነና ኦ አምላከይ አብ እምነትና አፅንዐና ንንስሃ ሞት አብቀዐና

  • @ተመሲገንአመላኪ
    @ተመሲገንአመላኪ 3 ปีที่แล้ว +32

    ክብር ሓዉና ፀጉኡ የብዝሕልካ እግዚአብሔር አምላክ ናይ አገልግሎት ዘመንኩም ይባርከልኩም

    • @ኣክሱምዩቱብ
      @ኣክሱምዩቱብ 3 ปีที่แล้ว +1

      ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃለ ሂወት ያሰማዕልና እግዚአብሔር ብጥዕና ብዕድመ ይሓልወልና ፀጉኡ ይብዛሓልካ ብእውነት እግዚአብሔር ይባርካ ብዛሓት ስባት ፍካረ እዩስስ ብኣማርኛ ብቻ ስለ ዝነበረ ሕጂ ግን ኩሉ ስብ ከም ዝከታተሎ ተስፍ እገብር ኦ ጎታና ኣምላክና መዳሓኒትና እዩስስ ክርስቶስ ሆይ ኣስተዋይ ልቦና ሃበና ቅኑዕ መንፍስካ ኣብ ውሽጥና ሓድስልና ደንዳና ኣይነ ልቦናና ኣብራሃልና ፣ዝስማዓናዬ ኣብ ልብና ይሕድረልና ንፍረ ንበርከት ግበርልና ዎ ኣምላክ ንሕና ኣባካ ተወክልና ኣሎና እሞ ይቅር በለና፣ስላምካ ሃበና ምሕረት ይቅርታ ፣በርከት፣ፀጋ፣ስናይ ዘመን ንውፅዕ ህዝብና ሃበልና ጌታ ሆይ ፍጥረትካ ብቁጣካ ኣይተጥፍኣና ቸር፣ይቅር ባይ፣ማሓርይ ኢካ እሞ ስለ ርህርህቲ ኣዴና ቅድስተ ቅዱሳን ድንግል ማርያም እልካ፣ስለ ቅዱሳንካ፣ስለ ሽምካ ራሃራሃልና ስላምካ ፍጥና ትድረስልና ጽዮነይ ሓደራ ለምንልና መጨረሻና ኣፀብቅልና ዕድመንንሳሃ ዘመን ንፍሳሃ ኣውህብና ወስባሃት ለእግዚአብሔር ወለወላድቱ ድንግል ወለመስቀሉ ክቡር ኣሜን ንዘላእለም ዓለም ኣሜን ኣሜን ኣሜን 🙏🙏🙏👉⛪⛪⛪👈😭😭😭😭😭😭😭

    • @ተመሲገንአመላኪ
      @ተመሲገንአመላኪ 3 ปีที่แล้ว

      አሜን አሜን አሜን

  • @kidaneberhane6938
    @kidaneberhane6938 3 ปีที่แล้ว +17

    ኣሜን ቃል ሂወት የስመዓልና እግዝኣብሔር ኣምላክ ጸግኡ ይብዝሓልካ ሓውና ስልጣን
    ኦ እግዝኣብሔር ኣምላክ ካብ ኩሉ ሓጥያትና እትምሕር ንስካ ለዋህ መፍቀሪ ሰብ ኢካ 'ሞ ካብ ሓጥያትና ይቅረ በለልና

  • @gsfggfzgv2290
    @gsfggfzgv2290 3 ปีที่แล้ว +1

    ቃለ ህይወት የስመዓልና ክቡር ሓውና ስልጣን መጨረሳና የፀብቀልና እግዚአብሔር አምላክ👏

  • @yonaskahsay6347
    @yonaskahsay6347 3 ปีที่แล้ว +1

    እግዚኣቢሄር ኣምላኽ ኩሉ ይከኣለካ እዩ እሞ ኣብ ምሕረትካ ኣዝዘና ፍቃድካ ንፍፅም ሓይሊ ሃና ትሕትና ክነሕድር ልቦና ዓድለና ኣብ ምሕረትካ ኣዝዘና ኣሜን ኣሜን ኣሜን 👏👏👏🌿🌿🌿

  • @ሊሊየድንግልማርያምል-ዀ2ኈ
    @ሊሊየድንግልማርያምል-ዀ2ኈ 3 ปีที่แล้ว +2

    አግዚኦ ተዘከረነ በውሰጠ መንግሰትከ😭😭😭😭😭😥👆ጌታ ሆይ ማረኝ😥😥😥😥😓😓😓😓😓😓

  • @ግረማነሸጓልተዋህዶ
    @ግረማነሸጓልተዋህዶ 3 ปีที่แล้ว +1

    ጎይታይ ማሓረና
    ጎይታይ ማሓረና
    ጎይታይ ማሓረና
    ሰልጣኑየ ቃል ሂወት የሰመዐልና ፀጉኡ የብዘሐልካ

  • @AaAa-xp1fx
    @AaAa-xp1fx 2 ปีที่แล้ว +5

    እግዚኦ ማሓረና ኩርስቶስ
    እግዚኦ ማሓረና ኩርስቶስ
    እግዚኦ ማሓረና ኩርስቶስ
    እግዚኦ ማሓረና ኩርስቶስ
    ኦኣምላክ ይቅር በለልና ከም ካብ ኩፉኡ ማሓረና ናብ ፈተና አይተእትየና ከም ግብርና እንተይ ኮነስ ግብርና ሓዲካ ይቅር በለልና 👏👏👏👏👏👏👏😭😭😭😭😭😭😭

  • @ትግራይኣዓለመይናዓይ
    @ትግራይኣዓለመይናዓይ 3 ปีที่แล้ว +10

    አብ እምነትና የፅነዓና እግዚኣቢሄር ባሓቂ ቃል ሂወት የስመዐልና ኩቡር ሓዉና።💒➕🙏🙏🙏😭😭😭

  • @ተዛሪዮምላዓደይ
    @ተዛሪዮምላዓደይ 3 ปีที่แล้ว +1

    ቃል ሂወት የስማዓና ስልጣን ሓወይ ኣብ ልብና የሕደሮ

  • @Dan-ln6rg
    @Dan-ln6rg 3 ปีที่แล้ว +1

    ቃል ሠናይ የሥመዐልና ጽግኡ የብዘኀልካ ፍቁር ሓወይ ነዛ ዘመን እዚኣ ጎይታ ሰራዊት የሻጋግረና ልቦናና ይክፈቶ አቤት አቤት ጌታ ሆይ እግዚአብሔር አምላክ ንሃወርያት አብ ድብረ ዘይቲ ከም ዝኣከቦም ንዓና እውን አብ መንግስቱ ይኣክበና

  • @simonabrehale604
    @simonabrehale604 3 ปีที่แล้ว +10

    ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃል ህይወት የስመዓልና ዘበን ኣጎልግልትኩም፡ይባርክ ኣምላኽ ደቆን ሓወና ኣምላኽ እዝግዮ ማሓረና ክርስቶስ ምእንቲ ወላዲትካ ሕርያትካን ኣምላኽና ኣቦታትና ተለመነና

  • @artflow216
    @artflow216 3 ปีที่แล้ว +2

    አቤቱ ጌታ ሆይ ማረን ይቅረ በለን አሜን አሜን አሜን ቃል ህይወት ያሰማልን ሰልጣን ሓውና እግዚአብሔር አምላክ ፀጋው ያብዝሐልኽ

  • @abelkahsay7052
    @abelkahsay7052 3 ปีที่แล้ว +2

    ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃለሂወት የስማአልና ስልጣን ሓውና ናይ ኣጎልጉለት ዘበንካ የብዛሓልካ።

  • @danielmahari4110
    @danielmahari4110 3 ปีที่แล้ว +4

    እግዚኦ ማሃረነ ክርስቶስ
    እግዚኦ ማሃረነ ክርስቶስ
    እግዜኦ ማሃረነ ክርስቶስ
    ብእንተ ማርያም ማሃረነ ክርስቶስ
    ብእንተ ቁድሳን መላእክት ማሃረነ ክርስቶስ
    ብእንተ ጻድቃን ማሃረነ ክርስቶስ
    ብእንተ ሃዋርያት ማሃረነ ክርስቶስ
    ብእንተ ስማይታት ማሃረነ ክርስቶስ
    ብእንተ ደናግል ማሃረነ ክርስቶስ
    ብእንተ ሰንበት ማሃረነ ክርስቶስ።

  • @Samira-it6jh
    @Samira-it6jh 29 วันที่ผ่านมา

    አሜን አሜን አሜን ቃል ሂወት የሰመዐልና ሰልጣን ሓወይ እግዚአብሔር አምለክ ዕድመን ጥዕናን ይሃበልና ፈጣሪ አለም እግዚአብሔር አምለክ በዓይኒ ምሕረቱ ይጠመተና😢😢😢😢

  • @ተዋህዶ-ቐ8የ
    @ተዋህዶ-ቐ8የ 3 ปีที่แล้ว +3

    አግዚኦ ማሓረና ከም ምሕረትካ
    አሜን አሜን አሜን ቃለ ሂወት የስመዓልና ክቡር ሓውና

  • @gebrigebri2293
    @gebrigebri2293 3 ปีที่แล้ว +3

    ቃል ሂወት የስመዓልና ሰልጠነ ሓወይ እግዚአብሔር ኣምላኽ ናይ ኣጎልጉሎት ዕድሜኻ ይባርኽ ንኹልና ኣብታ ትመጽእ መንግስተ ሰማያት ክንኣቱ ቅዱስ ፈቃዱ ይኹን ምእተ ቅድስተ ቁዱሳን ድንግል ማርያም ምእንተ ቁዱሳኑ ኢሉ ካብ ክፉእ ይሰውረና እግዚአብሔር ኣምላኽ 🙏🏽🙏🏽🙏🏽::

  • @አቢጋልትግራይ-ገ3ዸ
    @አቢጋልትግራይ-ገ3ዸ 3 ปีที่แล้ว +1

    ኦ አምላኬ ንገብሮ አይንፍልጦን እሞ ብዓይነ ምሕረተካ ጠምተና😢🙏🙏🙏

  • @ድንግልማርያምእያልዕልቲካ
    @ድንግልማርያምእያልዕልቲካ 3 ปีที่แล้ว +1

    ቃል ሂወት የስመዐልና ክቡር ስልጣን ሓዉና እግዚአብሔር አምላክ ፀጉኡ የብዘሐልካ ኣሜን ኣሜን ኣሜን 🤲✝️
    ኦ ኣምላክ ካብ ፈፀምቲ ትንቢት ሰውረና 🤲
    ከም ተግባርና ዘይኮነስ ከም ምሕረትካ ይቅረ በለልና ስደትና ኣሕፅረልና ናብዛ ቅዱስቲ ሃገርና ብሰላም መልሰና ንሃገርናን ንኩሉ ዓለም ድማ ሰላም ኣውርደልና ኣሜን ኣሜን ኣሜን 🤲✝️

  • @ጓልሃገረትግራይ-ነ2ገ
    @ጓልሃገረትግራይ-ነ2ገ ปีที่แล้ว +1

    እግዚአብሔር አምላክ ብየማናይ መንገዲ ይምረሐና😥👏👏👏

  • @musemusa9166
    @musemusa9166 3 ปีที่แล้ว +2

    ክብር ሓዉፀጋ የብዝሐልካ ኦጎይታይ ስደተይ አሕፂሪካ ንንሰሃ ሞት አብቀዐኒ።

  • @henokamanuel1424
    @henokamanuel1424 3 ปีที่แล้ว +1

    ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃል ሂወት የስመዕልን ኩቡር ሓወይ 💒💒💒💒💒💒💒💒💒⛪⛪⛪⛪⛪⛪⛪⛪⛪⛪⛪⛪⛪⛪⛪⛪⛪⛪⛪⛪⛪⛪⛪⛪⛪⛪⛪⛪⛪⛪⛪⛪⛪⛪⛪⛪⛪🙏🙏🙏❤❤❤❤

  • @anesnafike9536
    @anesnafike9536 3 ปีที่แล้ว +1

    ቃለ ሂወት የሰመኣልና ሃውና አግዝኣብሔሄር ብምሕርቱ ይጣምተና ኣሜን

  • @hvjn878
    @hvjn878 3 ปีที่แล้ว +1

    ኦ ኣምላከይ ከም ሓጥያተይ ዝይኮነስ ብምሕርትካ ጠምተና ይቅረበለልና

  • @abrehetweldu4098
    @abrehetweldu4098 3 ปีที่แล้ว +1

    ኦ ኣምላኽ እንገብሮ ኣይንፈልጦን ኢና ሞ ብዓይኒ ምሕረትኻ ጠምተና 😭😭😭🙏🙏🙏🙏🙏🙏⛪

  • @እግዚአብሔርኣምላክይ-ዘ1ሸ
    @እግዚአብሔርኣምላክይ-ዘ1ሸ 3 ปีที่แล้ว +5

    ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃለ ሂወት የስመዕልና ጸጉኡ የብዘሐልካ ክቡር መምህረይ 🤲🤲🤲 ኣበቱ ጌታ ሆይ🕯🕯🕯✝️

  • @የድንግልማርያምልጅነ-ጰ3ለ
    @የድንግልማርያምልጅነ-ጰ3ለ 3 ปีที่แล้ว +1

    ኦ እግዚአብሔር ኣምላኽ ምሕረትኻ ያዓብ
    ኩቡር ሓወይ ፀጋኡ የብዘሐልኻ 🙏🙏🙏😭💔

  • @እግዚኦተሰሃላለፅዮን
    @እግዚኦተሰሃላለፅዮን 3 ปีที่แล้ว +2

    አሜን አሜን አሜን ቃለ ህይወት የስመዐልና ክቡር ሓውና ፀጉኡ የብዘሐልኩም አቤቱ ጎይታ ሆይ መሓረና ይቅር በለልና 🙏
    እግዚኦ ተሰሃለነ🙏
    እግዚኦ ተሰሃለነ🙏
    እግዚኦ ተሰሃለነ🙏
    አሜን አሜን አሜን🙏

  • @henokzemuykil7540
    @henokzemuykil7540 ปีที่แล้ว

    ንመንጉስቱ ይብቃዓና ርክብና ምስ እግዝኣብሄር ነደልድል
    እግዝኣብሄር ይሃበልና መምህር

  • @fairoozfairooz3607
    @fairoozfairooz3607 3 ปีที่แล้ว +1

    አሜን አሜን አሜን ቃለ ሂወት የስመዓልና በመንግስተ ሠማያት ያዋረሰልነ በፀጋ ይሐልወልና

  • @habtomkahsay9949
    @habtomkahsay9949 3 ปีที่แล้ว +1

    ኣሜን፡ ኣሜን፡ ኣሜን ቃለ ሂወት የስመዓልና ክቡር ሓውና እግዚኣብሄር ጸግኡ የብዝሓልካ ዘመንካ ይባርኽ

  • @titigirmaygirmay7785
    @titigirmaygirmay7785 3 ปีที่แล้ว +1

    ብሓቂ ቃለ ህይወት የስመዐና ክቡር ሓውና ፀጉኡ የብዘሐልካ እግዚአብሔር አምላክ አሜን

  • @ሚሊጋልአርቶዶኩስቶዋህዶ
    @ሚሊጋልአርቶዶኩስቶዋህዶ 2 ปีที่แล้ว

    ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃለሂውት ይሰመዐና ስልጣንይ
    እግዚአብሄሔሬ ኣምላኬ ናይ ኣገለግለተ ዝበነካ ይበርካለካ 🥺🥺🥺😭😭😭👏👏👏

  • @danieleyassu5346
    @danieleyassu5346 3 ปีที่แล้ว +1

    እግዝኦ ምሓረና ክርስቶስ፡ምሕረትካ ኣይውዳእን ዪ ሞ ናይ ንስሓ ፍረ ክንፈሪ ኣዕንተ ልቦናና ክፈቶ መድሓኒ ኣለም ክርስቶስ ኣቦይ

  • @negestyhaylu5321
    @negestyhaylu5321 2 ปีที่แล้ว +1

    ብሓቂ ቃል ህይወት የሰመዐልና ክቡር ሓውና ጸግኡን በረከቱን የብዘሐልካ እግዚአብሔር አምላክ አሜን አሜን አሜን

  • @senyathgos8809
    @senyathgos8809 2 ปีที่แล้ว +6

    ጌታየ ሆይ ባዓይን ምሕረትኻ ጠምተና🙏🙏😭😭😭😭😭

  • @eyobdesale4830
    @eyobdesale4830 3 ปีที่แล้ว +1

    Amen amen amen kale hiwet yesmealna egziabher amlak ayne lbonana yffetelna dyakon hawna

  • @freweynimeles2495
    @freweynimeles2495 3 ปีที่แล้ว +2

    እግዚኦ ማሀረነ ክርስቶስ
    እግዚኦ ማሀረነ ክርስቶስ
    እግዚኦ ማሀረነ ክርስቶስ
    ኦ ኣምላክ ኣብቲ ብዙሕ ሓጥያት ዘለው ናትካ ምሕረት ይበዝሕ ሞ ከምጥፍኣትናን በደልናን ዘይኮነስ ከም ምሕረትካን ቸርነትካን ማሓረና ይቅረ በለና 😭😭😭

  • @ትግራይዓደይከመይትህ-ቨ1ደ
    @ትግራይዓደይከመይትህ-ቨ1ደ 3 ปีที่แล้ว +2

    ስልጣን ሓወይ ልቦናካ እናሰፈሐ ይሕደር ንምሸትን ንንጉሆን እግዚአብሔር ይባርክካ ዛሓወይ ክተቅረበልና ተለካስ ክንደይ ክጥዕም እዩ

  • @ድንግልማርያምአዶፍቅሪ
    @ድንግልማርያምአዶፍቅሪ 3 ปีที่แล้ว +4

    እግዚኦ ማሓረና ክርስቶስ
    እግዚኦ ማሓረና ክርስቶስ
    እግዚኦ ማሓረና ክርስቶስ
    ቃል ህይወት የስመዐልና ክቡር ሓዉና

    • @kpkkhan2201
      @kpkkhan2201 3 ปีที่แล้ว

      ኦ እግዚኦ ማሓረና ኮርስቶስ
      ኦ እግዚኦ ማሓረና ክርስቶስ
      ኦ እግዚኦ ማሓረና ክርስቶስ
      አሜን አሜን አሜን ኩሉ ከም ፍቃድ እግዚአብሔር ኣምላክና ዩኩነልና 🤲🤲🤲😭😭😭

    • @selamsielay3461
      @selamsielay3461 2 ปีที่แล้ว

      Meharena goyta meharena goyta meharena goyta 🙏🙏🙏

  • @nurayinabdu6091
    @nurayinabdu6091 3 ปีที่แล้ว +1

    Amen amen amen kal hiwet yesmealna sltan hawuna amlak xegueu yebzehalka edmen tenan yhabka amlak

  • @mashozenebemashozenebe9847
    @mashozenebemashozenebe9847 3 ปีที่แล้ว +1

    አሜን አሜን አሜን ብሓቂ ቃልሂወት የስመዐልና ክቡር መምህርና ፀጋዕድሜኻ ይባረኽ አሜንአሜንአሜን ብሓቂቃልሂወትየስመዐልናክቡርመምህርና ፀጋዕድሜኻ ይባረኽ ኣቤቱእግዚኣብሔርኣምላክሆይ እቲዝሰርሖንዝኾነኖን ኣይፈልዝኾነኖን ኣይፈልጥየሞ በታ ቅንዕቲ መንገድኻ ክኸይድ ልበይ ክፈተለይ እግዚኦ ማሓረና ክርስቶስ
    እግዚኦ ማሓረና ክርስቶስ
    እግዚኦ ማሓረና ክርስቶስ
    ጎይታይ ማዓረይ ከምበዝሒበደልናን ሓጥያትና ከይተመልከትካ ብምሕረትዓይንኻ ጠምተና ንሕናስ እቲ ንኾኖኣይንፈልጦንሞ ከምቲ ልቢልድያ ዝኸፈትካ ልባትና ክፈተልና

  • @ሕልናቲዩብ
    @ሕልናቲዩብ 2 ปีที่แล้ว +2

    ቃለ ህይወት የስመዐልና ፀጋ በረከቱ የብዝሐልኻ ሱሉጣን ሐወይ እግዚአብሔር ዕድሜን ጥዕናን ይሀብኻ🙏🙏🙏🙏🌾🌾🌾🌾

  • @hfgggyy7705
    @hfgggyy7705 3 ปีที่แล้ว +1

    አሜን አሜን አሜን አሜን ቃለ ሔወትየስመአልና ክቡርሓውና ጸግኡ የብዘሓ እግዘአብሄር አምለክ

  • @ትግራይዝዓደይስላምኪእዩስ
    @ትግራይዝዓደይስላምኪእዩስ 2 ปีที่แล้ว +1

    እግዚኦ ማሓረኒ ክርስተስ እግዚኦ ማሓረኒ ክርስትስ እግዚኦ ማሓረኒ ክርስተስ🕯🕯🙏

  • @mlaytakele7018
    @mlaytakele7018 2 ปีที่แล้ว +2

    Amen Amen Amen Amen Amen Amen Amen Amen Amen Amen Amen Amen Amen Amen Amen Amen Amen Amen Amen Amen

  • @አምላክይብመንገዲካምርሐኒ
    @አምላክይብመንገዲካምርሐኒ 3 ปีที่แล้ว +2

    እግዚአብሔር አምላክ ፀጉኡ የብዘሐልካ ስልጣን ሓወይ

  • @tesfaldetbrhane7745
    @tesfaldetbrhane7745 ปีที่แล้ว

    እግዚኦ ምሓረና ክርሰቶስ
    እግዚኦ ምሓረና ክርሰቶሰ
    እግዚኦ ምሓረና ክርሰቶስ
    ብእንተ ማርያም ምሓረና ክርሰቶስ
    ብእንተ ሚካኤል ምሓረና ክርሰቶስ
    ብእንተ ገብርኤል ምሓረና ክርሰቶሰ
    ብእንተ ሩፋኤል ምሓረና ክርሰቶስ
    ምእንተ ኩላቶም ቅዱሳን እልካ ሙለእ ምሕረትካ እግዚኣብሄር ኣምላክ።
    ብእንተ ሚ

  • @maryamaadogoytaykyoneyfre2452
    @maryamaadogoytaykyoneyfre2452 3 ปีที่แล้ว +7

    እግዚኦ ማሓረና ክርስቶስ
    እግዚኦ ማሓረና ክርስቶስ
    እግዚኦ ማሓረና ክርስቶስ
    በእንተ ማርያም ማሓረና ክርስቶስ
    በእንተ ማርያም ማሓረና ክርስቶስ
    በእንተ ማርያም ማሓረና ክርስቶስ
    ኣቤት ጌታየ ሆይ ማሓረና ከም በዝሒ ሳህልካ ይቅር በለልና ኦ ጎይታይ ኣብ መንግስትካ ዘክረና 😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭

  • @berhanayohanes5555
    @berhanayohanes5555 3 ปีที่แล้ว +1

    Kale hiwet yesman sltan hawna,amlak bmhretu ytearekena

  • @yuuiuyuiuhhh7397
    @yuuiuyuiuhhh7397 3 ปีที่แล้ว +3

    አሜን አሜን ቃል ሂውት የሰመዓናን

  • @حياه-م4س
    @حياه-م4س 3 ปีที่แล้ว +4

    ክብር ሓውና ፀጉኡ የብዝሕልካ እግዚአብሔር አምላክ

  • @aggggv7035
    @aggggv7035 ปีที่แล้ว

    ቃለ ህይወት የሰመዐልና ክቡር ሓውና እግዚአብሔር አምላክ ብምሕረቱ ይጠምተና😢

  • @lpjokljyoiukht5242
    @lpjokljyoiukht5242 3 ปีที่แล้ว +2

    ቃል ሃወት ይስመዐልና ኩቡር ኣቦና እግዚአብሔር ኣምላክ ፅጉኡ ይብዘሐልኩም

  • @حياه-م4س
    @حياه-م4س 3 ปีที่แล้ว +4

    እሜን እሜን እሜን ቃል ህይወት የስመዐልና ክብር ሓውና

  • @sigemgebergergesghghd4036
    @sigemgebergergesghghd4036 3 ปีที่แล้ว +2

    ቃለ ህይወት የሰመዐልና ክቡር ሓውና ናይ አገልግሎት ዘመንካ እግዚአብሔር አምላክ ይባርከልካ

    • @azmeraamen6989
      @azmeraamen6989 2 ปีที่แล้ว

      ቃለ ህይዉት ያሰማዕልና እግዚአብሔረ አብ ሃይማኖትና አፅነዕና አሜን አሜን አሜን

    • @wedidagnew5977
      @wedidagnew5977 2 ปีที่แล้ว

      ቃለ ሂወት የሰምዐልና

  • @እግዚአብሄርፍቅርነው-ፀ3ተ
    @እግዚአብሄርፍቅርነው-ፀ3ተ 3 ปีที่แล้ว

    አሜን አሜን አሜን ቃልህይወት የስመዐልና እግዚአብሄር ኣምላኽ ጸጋኡ ይብዘሐልኻ ኩቡር ስልጣን ሓውና

  • @hanetsaembaye5108
    @hanetsaembaye5108 3 ปีที่แล้ว +1

    Amen kaley hiwet yesmalna egzio maharena kiristose kem mhiretka ember kem bedelina aykun amlak.

  • @danielmahari4110
    @danielmahari4110 3 ปีที่แล้ว

    ቃለ ሂወት የስማዓልና ስልጣን ሓውና እግዚኣብሄር ኣምላኽ ጸጋ የብዝሓልኩም ናይ ዘመን ኣጎልጉለት ይባርኽ ይቐድስ

  • @ፍረወ
    @ፍረወ 3 ปีที่แล้ว +3

    ቃለ ሂወት የስምዓልና እግዚኣብሄር ኣብ እምነትና የጽንዓና

  • @alexanderbeyne2561
    @alexanderbeyne2561 3 ปีที่แล้ว

    ቃል ሂወት የስመዓልና ክብር ሓውና ጎይታ ካብዚ ዘሎ ክፍአ ዘመን ብምህረቱ ይሰውረና

  • @hadasteklumengesha5927
    @hadasteklumengesha5927 3 ปีที่แล้ว +1

    Amen Amen Amen kale hiwet yesmealna kubur hawnan memhrnan egzabiher xeguau yebghalka

  • @temesgenberhanereda6364
    @temesgenberhanereda6364 2 ปีที่แล้ว +1

    Amen (3) qiale hewate yesmalna egziabher amlikna nay zeman gezeka yebarek

  • @dgdgee651
    @dgdgee651 3 ปีที่แล้ว

    ቃል ሂወት የስመኣልና ኩቡር ሓዉና እግዛብሄር አምላክ ምሕረቱ ይላከና 🙏🙏🙏

  • @leli8706
    @leli8706 3 ปีที่แล้ว +1

    Amen amen amen qal hiwet yesmalna kbur Hawna Amlak xegu yebzhalka

  • @ሰብኢሎም
    @ሰብኢሎም 3 หลายเดือนก่อน

    እግዚኦ ማሃረና ኩርስቶስ አዝጊኦ ማሃረና ክሩስቶስ አዝጊኦ ማሃረና ኩርስቶስ ኦጎይታ ማሓረና ኦጎይታ ባርከና ኣሜን🙏🙏🙏

  • @ርግኣትኣፅብሃ
    @ርግኣትኣፅብሃ 2 ปีที่แล้ว +6

    ስልጣን ሓወይ እግዚአብሔር ፀጉኡ የብዘሓልካ ብሓቂ ቃል ሂወት ይሰመዐልና🌿🍃