ሰበር ዜና - ዘደንግፅ ዜና ኣብ ትግራይ ተሰሚዑ | ከናዳ ንሰራዊት ትግራይ | ዕርቀ ሰላም ትግራይን ኣምሓራን ቀፂሉ | Kulu Media - ኩሉ ዜና

แชร์
ฝัง
  • เผยแพร่เมื่อ 13 พ.ค. 2024
  • ሰበር ዜና - ዘደንግፅ ዜና ኣብ ትግራይ ተሰሚዑ | ከናዳ ንሰራዊት ትግራይ | ዕርቀ ሰላም ትግራይን ኣምሓራን ቀፂሉ | Kulu Media - ኩሉ ዜና
    ethiopian news, kulu media news, kulu media today news, kullu news today, tigray news, eritrean news, tigrigna news
    #kulumedia
    #ethiopia
    #eritrea
    #tigray
    Daily Ethiopia and Eritrea news

ความคิดเห็น • 18

  • @selamnkulu2541
    @selamnkulu2541 20 วันที่ผ่านมา +6

    ታይ ዘብል ዕርቅን ምቅርራብን: ብጥፍአቶም ድአ ናብ ፍርዲ ይቕረቡ: ፍትሒ ወሳኒ እዩ አምሓሩ ፖለቲከኛታት ተዓረቑ አይትዓረቑ ፈረሙ አይፈረሙ ኸድዓት እዩም: ፅንተት ከይድገም ብስሩዕ መገዲ እዩ ህዝቢ ትግራይ ናይምንባር ውሕስነት ብሳልሳይ ወገን ውዕል ዘድልዮ: ተዘየሎ አምሓሩ ንተጋሩ ደጋጊሞም መፅነቲ ፈፂሞምልና እዮም እኒ ብዓል አሉላ ዝወከሎም ትግራዋይ የለን: ናይ ትግራይ ግዚያዊ ምምሕዳርን ሕውሓትን ተመዛበልቲ ናብ ቦትኦም እንትምለሱ ህዝቢ መንግስቱ ምስመረፀ ተጋሩ ታይ ንደሊ ዝብል ባዕልና ንመኽረሉ: ክሳብ ሽዑ መራሕትና መፀነቲ ኸመይ ነትርፎ ከይበሉ ስቕ ኢሎም ከምዘይዕረቑን ጀኖሳይድ ትግራይ ፍትሒ ከይረኸበ ከይተርፍ ከምዝሰርሑ ተስፋ አለኒ: ህዝቢ አይተብአሰን ናይንግዲ ልውውጥ ክገብሩ እዩም ምትእምማን ግን ንሓዋሩ ፈፂሙ አይህልውን: እት በደል አብርእስና ተወቂጡ እዩ: ንሶም አመሎም እዩ ናይልቦም ገይሮም ይቕረታ ምባል ብወገነይ ወዲኤ ካብ ተመን ንላዕሊ እየ ክቐርቡኒ ዘይደልዮም: ተጋሩ ሰላም ተደሊና ምስ ማንም ሸበድበድ አየድልየናን: ንሕና ኸምኦም ኽፋአት አይኾናን ንጥፍአቶም አይንሰርሕን ተመፂኦምናውን ኣይንገድፎምን ተጠንቂቕና ዘድሊ ሕግን ኻልእን ሒዝና ዓድና ንሕሉ:

  • @user-qt7gj6vi5e
    @user-qt7gj6vi5e 20 วันที่ผ่านมา

    ትክክልኛ፣አይኮነን መሬትና፣ቡቱይቡቱይ ቱወሪሩ፣እናሃለወ ካብ ሓቂ ዝረሓቀ እዩ መጀመርያ ወረርቲ ሓይልታት ካብ መሬትና ይውፁኡ ተዘይ ኮይኑ ናብ ችግር ከውድቀና ምዃኑ ብልቢ ንሕስበሉ ስላምን ራህዋን ንህዝቢ ትግራይ❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @okbeghiwot7667
    @okbeghiwot7667 20 วันที่ผ่านมา

    ናይ ካናዳ ዕጥቂ ፍትሑ ማለት ካልእ ሚስጥራዊ ክፋእ ከይሀለዎ አይተርፍን እዩ ጥንቃቐ የድልዮ

  • @yemanetse4602
    @yemanetse4602 20 วันที่ผ่านมา

    እዚ ቀልዲ እዩ

  • @user-mo3jv8uh2w
    @user-mo3jv8uh2w 20 วันที่ผ่านมา +1

    አብ ትግራይ ዳአ ሎሚ እንታይ ዘይሲማዕ እንታይ አሎ

  • @betiiberii1698
    @betiiberii1698 20 วันที่ผ่านมา

    $14,000,000*100= 1,400,000,000 birr/750,000 serawit= 1866 birr

  • @Tdf-ex2he
    @Tdf-ex2he 19 วันที่ผ่านมา

    Erk malet keld new

  • @senayberaki4276
    @senayberaki4276 20 วันที่ผ่านมา

    Oy baelikum daserekum si 😂😂😂😂😂 ata aytihafirin dika

  • @hitesfay8474
    @hitesfay8474 20 วันที่ผ่านมา

    Hahaha Canada Needs The Gold Mining That's Why Canada Wants To Disarming Tdf.

  • @yaredberhe3681
    @yaredberhe3681 20 วันที่ผ่านมา

    Isn’t True!!?🤮

  • @dargiehaile
    @dargiehaile 20 วันที่ผ่านมา

    የሁዳንዉን ንክርስቶስ ብ30 ቅርሺ እዩ ሸይጥዎ ንስኻትኩም ከኣ ከመ አመልኩም ብ 14 ሚልዮን ዶላር ሽጡና ህዝበይ ክርስቶስ ይሓልወና ።

  • @Senatc3m
    @Senatc3m 20 วันที่ผ่านมา

    ስርቂ ናትኩም እያ

    • @user-bn2lb1dr5d
      @user-bn2lb1dr5d 20 วันที่ผ่านมา

      ኣድጊ ሻእብያ ውጻእ ካብዚ

  • @haqitisier8947
    @haqitisier8947 20 วันที่ผ่านมา +2

    ብሓያላት ሃገራት ዓለም :ትግራይ ተቐይዳ ንብልፅግና ክትርከብ ተወስኑ ኣሎ ደሓር ግን ብርእሲ ጀምሮም በብሓደ ዝብላዕ ምስተበልዐ ህዝቢ ትግራይ ማእዝኑ ዘጥፈአ ትሑዝ ኮይኑ ባርያ ብልፅግና ክኸውን ተፈሪዱ ምህላው ከይተሓልመ ዝተፈትሐ ጉዳይ ዩ ። "ተጋሩ ኣስተውዕሉ " በስዑራት ትዝራዕ ኣለኻ ።

  • @dawitselemun6124
    @dawitselemun6124 20 วันที่ผ่านมา +1

    ተጋሩ ስሬኽን ፈትሕኽን እዋይ ዉርደት ልዕሊ 1 ሚልዮን ሰብ ኣጥፊኢኻ ነዚኣ ኢያ ብልጽግና ኮንካ ጠጠው ክክክክክ

    • @user-bn2lb1dr5d
      @user-bn2lb1dr5d 20 วันที่ผ่านมา

      ኣድጊ ሻእብያ ውጻእ ካብዚ

    • @dawitselemun6124
      @dawitselemun6124 20 วันที่ผ่านมา

      @@user-bn2lb1dr5d ናበይ ዳንኻ ክኸይድ ወዲዞም ፈታሕቲ ስሪኦም ሱቕ ኢልካ ስረኻ ፍታሕ