Waka TM: New Eritrean Series film 2025

แชร์
ฝัง
  • เผยแพร่เมื่อ 8 ม.ค. 2025

ความคิดเห็น • 81

  • @milenyomeyasu8130
    @milenyomeyasu8130 18 ชั่วโมงที่ผ่านมา +41

    ኣድነቅቲ ደራሲ ሃርሞኒ 👍 ርገጹ

    • @belata.8459
      @belata.8459 16 ชั่วโมงที่ผ่านมา

      Misaka eye

  • @mokaTseg
    @mokaTseg 16 ชั่วโมงที่ผ่านมา +16

    ምስጋና ንwakaTM ጽብቕ ስራሕ ተቕሩብ ቡሉጽ ስራሕ ።
    ርኢቶ ግን ኣለኒ
    ንምንታይ ኢኹም ምልላይ ኣስማት ተዋሳእትን ዳሪክተራትን ካሜራማናት ይነውሕ ኣሎ ከባቢ 11 ደቒቅ ኢዩ ኣመና ነዊሑ ኣማሓይሽዋ።

    • @haregeweinihabte2483
      @haregeweinihabte2483 11 ชั่วโมงที่ผ่านมา

      Eway ezi tebayna kiqetin..🤔
      Asmat entazeinegru kea....Asmatom eba mibelna...🤭 Aqli ewae ‼️

  • @MuzitAmaniel
    @MuzitAmaniel 18 ชั่วโมงที่ผ่านมา +11

    Woww gele aynet eya tmesil ab semun klite gezi gen gberwa adnegti badsha ,shewit like rgexu❤❤❤

  • @shikorinashikorina2085
    @shikorinashikorina2085 18 ชั่วโมงที่ผ่านมา +4

    ኣምላክ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኹም ንኩሉኩም ደቂ ኤረይ ❤❤❤❤

  • @KbromTesfay-th1yv
    @KbromTesfay-th1yv 9 ชั่วโมงที่ผ่านมา +1

    ዋው ጽብቅቲይ ፍሊም ትመስለሰ 🎉🎉🎉🎅🎅🎅🎅🇪🇷🇪🇷🇪🇷🙏🙏

  • @rahelalula551
    @rahelalula551 6 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    🎉🎉🎉❤❤❤ behaki tebuke serah kab derset kab tewaseti kulu 💯

  • @BereketYohannes-xl8bj
    @BereketYohannes-xl8bj 7 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    ኣማን ባድሻ ዘለዋ ፊልም ብኣጀማምርኣ ኬፍ ኣለዋ ትመስል፡ ዘመናዊ ቅዲ ድንቂ ስራሕ ብጣዕሚ ጽቡቅ ። ርእይቶን ሕቶን ኣለኒ ን ደራሲ "ሃርሞኒ"ንምንታይ ኢኻ ነቲ ን ፕሮፌሰር ኢሳቅ ዝፍክረሉ ዘሎ መአንእሰይ ኣብ እዝኑ ሓጺን ከንጠልጥል ተደልዩ? ኣብ ደገ ዝነብር ኤርትራዊ ዜጋ ምስ ስድራቤቱን ደቁን ስለ ዝርእዮ ነቲ ኣብ ላዕለዋይ እዝኑ ተሶቂርዎ ዘሎ ሓጺን ተዘልግሶ ምሓሸ ፡ ባህሊ ምዕራባውያን ስለ ዝኾነ።

  • @JvcUhg
    @JvcUhg 18 ชั่วโมงที่ผ่านมา +2

    እንቆዕ ብሰላም ምጻኹም ደቂ ኤረይ❤❤❤❤

  • @robelhaileab3706
    @robelhaileab3706 15 ชั่วโมงที่ผ่านมา +1

    Nice movie deki erye shikor ❤️❤️❤️🇪🇷🇪🇷🇪🇷🙏🏽🙏🏽🙏🏽✅✅✅

  • @NahomDaniel-o5g
    @NahomDaniel-o5g 6 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    Welcome for all and nice movie hizikum mexikum like Kea Nay black mebxia derasi esu tekoino Beka endiiii

  • @grmayteklay738
    @grmayteklay738 9 ชั่วโมงที่ผ่านมา +1

    Harmony best 🖋🖊📽🎬📺🖱 and kulkum Actarat ❤❤❤❤

  • @awethaile8522
    @awethaile8522 16 ชั่วโมงที่ผ่านมา +1

    እንቃዕ ብዳሓን ምጽኩም ደቂ ኢረይ፡ ኣብ ቀጽሊ ዘዕግበ ግዜ ሕዚኩም ክትመጹ ብሃንቀውታ ንጽበ፡ ጽቡቅ ምጅማር ይግበረልና፡ ❤❤❤

  • @LijNatan-g1g
    @LijNatan-g1g 17 ชั่วโมงที่ผ่านมา +5

    11 ደቂቅ ምሉእ ሲ ንክትጅምር ጥራሕ እሞ እንታይ ኢና ክንሪኢ ዳኣ ኣርእስቲ ጥራሕ

  • @filmonmeasho9822
    @filmonmeasho9822 6 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    Ewuy film ewuy film areikumni nay behaki ❤❤❤

  • @HelenHedish
    @HelenHedish 8 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    The soundtrack song is amazing.. so is his voice 🙏🏽💖

  • @JollyMahmud-p7m
    @JollyMahmud-p7m 11 ชั่วโมงที่ผ่านมา +1

    Merhaba ma king Badsha❤❤❤❤❤

  • @kidanemariameyob8752
    @kidanemariameyob8752 17 ชั่วโมงที่ผ่านมา +1

    Welcome back brother Miki Eyasu Harmony and your team of also great artists and other crew. I wish you all best wishes for the future and happy new year. As usual great work from a great artist.

    • @wakatm
      @wakatm  16 ชั่วโมงที่ผ่านมา +1

      Thank you very much!

  • @FilimonFshaye-sk4cc
    @FilimonFshaye-sk4cc 7 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    ብፍቅሪ ሓጢአ
    ጸሊም መብጽዓ
    ስለስተ ደናግል
    ሃርሞኒ 😮❤🎉

  • @NahomTesfamariam-e5m
    @NahomTesfamariam-e5m 17 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    Wawww hade kabhade zeyhamqu tewasaeti hagerna❤❤❤

  • @kokomanwedielyas4631
    @kokomanwedielyas4631 14 ชั่วโมงที่ผ่านมา +2

    ዋካ ቲም ብራቮታት
    ከምኡ እውን ሃርሞኒ ብሉጽ ስርሓት እትቕርብ መንእሰይ ኢኻሞ በርትዕ
    ኣብቲ መእተዊ ምልላይ ኣስማት እንተትሕጽርዎ ብጣዕሚ ጽቡቕ ኔሩ

  • @temesgen-d7r
    @temesgen-d7r 11 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    Welcome deki ERI jeganu bziyada badsha jegna

  • @great2894
    @great2894 18 ชั่วโมงที่ผ่านมา +1

    ኬፍ ዘለዎ ኣጀማምራ!

  • @Lidadu
    @Lidadu 10 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    Shewit Sereqe 🎉🎉

  • @ColombianaCR
    @ColombianaCR 6 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    Miki Harmony ማለት🐐🫶🏼👑

  • @HanadiGarza
    @HanadiGarza 18 ชั่วโมงที่ผ่านมา +1

    Xebqatyyy ❤❤❤❤❤❤

  • @keaentertinment4399
    @keaentertinment4399 16 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    Geleaynet film harmoni🥰🥰🥰

  • @berekettewelde3044
    @berekettewelde3044 17 ชั่วโมงที่ผ่านมา +1

    Well come ❤

  • @SelmunHabteab
    @SelmunHabteab 17 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    Welcome deqi erey🎉🎉🎉🎉🎉❤❤❤❤

  • @endiamo10
    @endiamo10 18 ชั่วโมงที่ผ่านมา +5

    ሎሚ ነቕፊታ ዩ ዘለኒ እቲ ብሓፈሻ ዝዕዘቦን ዝካታቶሎን እቲ ፍሊም ብትግርኛ ከሎ ቸናላት ግን እቲ ፍሊምታት ኣርእስቲ ብ እንግሊሽ ይጸሓፍ ኣስማት ብ እንግሊሽ ሽም ፕሮዳክሽን ካፓኒ ብ እንግሊሽ እቲ ዘገርም ግን እቲ ፍሊም ወይ ኢንተርቪው ብ ትግርኛ ምኻኑ ኢዩ እሞ ይተሓሰበሉ ። ነቲ ጽባቐ ፍሊም የጉድሎ'ዩ🇪🇷🇪🇷🇪🇷

    • @AsmaytYakob
      @AsmaytYakob 16 ชั่วโมงที่ผ่านมา +1

      Selam kezi zelewo ente kone ewen xubuqe eyu mekenyatu deqi kale zega kerieiwo sele zekelu eyu eritrean film zebel ms zerieyu ketewu yekelu eyom ☝☝☝🤏🤏🤏🤏

    • @endiamo10
      @endiamo10 15 ชั่วโมงที่ผ่านมา +1

      ​@AsmaytYakobደቂ ካሊእ ሃገር ክሽይፍዎ እኮ ኣይጽለእን ዩ ግን እቲ ፍሊም ብ ጽሑፍ ብ እንግሊሽ ክትርጎም ነርዎ እበር
      ብ እንግሊሽ ኣርእስትን ኣስማት ናይ ተዋሳእቲ ጽሒፍካ ትርግም የብሉን
      ከምዚ ደብዳቤ ጽሒፍካ ብዘይ ኣድራሻ ምስዳድ ማለት ዩ ሓፍተይ

  • @awettekle5542
    @awettekle5542 10 ชั่วโมงที่ผ่านมา +1

    ሚኪኤል እያሱ ኣድነቕቱ ሃቡለይ ከምቲ ኬፍ ዝበኩም ናይ ሕማመይ መሻሽጦ እዩ ነገሩ ሃርሞኒ ዲሲ

    • @milenyomeyasu8130
      @milenyomeyasu8130 9 ชั่วโมงที่ผ่านมา

      ዘቢሄረ ዲሲ እወ ምትብባዕ ኣይተውሕዱ

  • @robieldawit2659
    @robieldawit2659 16 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    Well came ❤❤❤❤❤❤❤

  • @ኮራለይ
    @ኮራለይ 7 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    Eza film entay ikum hasibkuma hji

  • @YowhanaTekle-f6d
    @YowhanaTekle-f6d 17 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    Wow ❤❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @Mudy-z5j
    @Mudy-z5j 13 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    Nice movie ❤

  • @SmilingHummingbird-su6fh
    @SmilingHummingbird-su6fh 18 ชั่วโมงที่ผ่านมา +1

    ❤❤❤❤

  • @Huta.chekan
    @Huta.chekan 15 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    Kef zelewa film eye tmesil like share aynhmeq

  • @ErmiyasAklilu-e4y
    @ErmiyasAklilu-e4y 18 ชั่วโมงที่ผ่านมา +1

    ❤❤❤❤❤❤❤🎉

  • @Filmawitgrmay378
    @Filmawitgrmay378 15 ชั่วโมงที่ผ่านมา +1

    ነዚ ኣብ ዩቱብ ኣቲና ክንዘናጋዕ ሂወትን ሓይልን ዝሃበና ልዑል አግዚኣብሄር ምስጋና ይኹኖ--የሕዋተይ/ኣሓተይ''''ሳብስክራይብ ግበሩለይ አመብርሃን ምሳኹም ትኹን ኣእዛንኩም ዘይሓሰብኩሞ የስምዕኩም ዘይርኣኽሞ ይፍጠረልኩም❤❤❤

  • @Diamond.Dc2
    @Diamond.Dc2 14 ชั่วโมงที่ผ่านมา +1

    🌷💜❤🌷❤❤🌷💜💜💜❤

  • @Meri_we
    @Meri_we 9 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    Time betami ahxirkumo yehawat ab qexali gele ketgebru yelabowekum.

  • @ArsuArsu-o1j
    @ArsuArsu-o1j 17 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    🎉🎉🎉🎉

  • @ሳሚሳሚ-መ5መ
    @ሳሚሳሚ-መ5መ 9 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    Bsrahka ntamamen ina gn please metewi and mewedaeta 11 min ab nmntay eyu kulu filmtatka kemu plss

  • @NahomFtisum
    @NahomFtisum 16 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    🎉🎉🎉🎉🎉❤❤❤❤❤🎉🎉❤

  • @سلامسلمي-ي7ف
    @سلامسلمي-ي7ف 17 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    ❤❤❤🎉🎉🎉❤❤❤❤

  • @SolianaTesfalem
    @SolianaTesfalem 14 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    ❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉❤❤❤❤❤❤

  • @SelinaZeray-q1v
    @SelinaZeray-q1v 17 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉

  • @FnanMales
    @FnanMales 18 ชั่วโมงที่ผ่านมา +1

    Ykreta oryen salh ab film alem ksatef tewhbu aykonen
    Kndey hubuat seb tewhubo tbeb gedifkum gega

    • @sillesille7311
      @sillesille7311 16 ชั่วโมงที่ผ่านมา +1

      Nusu wn bulux kabtom bulaxat eyu

    • @Gal_eri3441
      @Gal_eri3441 14 ชั่วโมงที่ผ่านมา

      Entay afelto nay tewaso alka ika emo n Orion judge kegbro🙄

  • @ብራቅጻሓይዎርሒለይቲ
    @ብራቅጻሓይዎርሒለይቲ 14 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    ❤🐪🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷💪

  • @madinaabdala1835
    @madinaabdala1835 14 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    ♥️🇪🇷💐🌺💐🇪🇷♥️🇪🇷💐🌺💐🇪🇷♥️🇪🇷💐🌺💐🇪🇷♥️

  • @semharAraya-l8l
    @semharAraya-l8l 17 ชั่วโมงที่ผ่านมา +4

    ❤❤❤❤💒🕌💒🕌💒🕌💒🕌💒🕌🇪🇷🙏🇪🇷🙏🇪🇷🙏🇪🇷🙏🇪🇷🙏

    • @12aboy21Adey
      @12aboy21Adey 14 ชั่วโมงที่ผ่านมา

      😂😂😂😂😂

  • @Blenay684
    @Blenay684 15 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    ጽብቅቲ ፊልም ትመስል አላ ንፋዓት ተዋሳእቲ ዉን አለዉዋ ብጣዕሚ ዝድነቁ ከም ሪኢቶ ግን አብ መብዛሕትኡ ፊልምታት ሄገርና ዓቢ ናይ (ኮንቲኒቲ) ጸገም ተዝቅረፍ ጽቡቅ ኔሩ ንአብነት አብ'ዛ ፊልም አብ ናይ በዓል ኦሪየን ዝርርብ ምስ'ናይ ዮቅሬትኡ አብ ስራሕኩም ከአ ዓወት ይምነየልኵም::

  • @Apark8053
    @Apark8053 6 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    እንታይ ዓይነት ጃና ፊልም ያ እዚያ

  • @WintaKidane-16
    @WintaKidane-16 18 ชั่วโมงที่ผ่านมา +1

    ❤❤❤

  • @ereyonelove3082
    @ereyonelove3082 17 ชั่วโมงที่ผ่านมา +1

    ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @abieldawit7945
    @abieldawit7945 7 ชั่วโมงที่ผ่านมา

  • @Ostirch
    @Ostirch 15 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    ❤❤❤🎉🎉🎉

  • @MerhawiKesete-ek8pz
    @MerhawiKesete-ek8pz 15 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    ❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉🎉

  • @MakiclHabesh
    @MakiclHabesh 16 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    ❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉❤❤❤❤❤

  • @NahomBelay
    @NahomBelay 17 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @Hyabey14
    @Hyabey14 18 ชั่วโมงที่ผ่านมา +1

    💓💓💓💓

  • @AdhanetBerhe
    @AdhanetBerhe 10 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @abduselamyassin-pw6qf
    @abduselamyassin-pw6qf 14 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    ❤❤

  • @SamrawitMichael-h4h
    @SamrawitMichael-h4h 18 ชั่วโมงที่ผ่านมา +1

    ❤❤❤❤❤❤❤

  • @SelamYemane-ll5du
    @SelamYemane-ll5du 14 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    ❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉

  • @Silvanasilvanamama
    @Silvanasilvanamama 12 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    ❤❤❤❤

  • @zebibteklezghi4349
    @zebibteklezghi4349 9 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    ❤❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉

  • @Mezenay
    @Mezenay 12 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    ❤️❤️❤️❤️❤️

  • @SamiTesfalem-d6j
    @SamiTesfalem-d6j 13 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    ❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉

  • @fessehayemeharibahlibi260
    @fessehayemeharibahlibi260 11 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    ❤❤❤❤❤❤

  • @semhartsegay1533
    @semhartsegay1533 9 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤