መግለፂ ኣመራርሓ ሰራዊት ትግራይ ካልኣይ ክፋል

แชร์
ฝัง
  • เผยแพร่เมื่อ 26 ต.ค. 2024

ความคิดเห็น • 318

  • @naseralhabshi3895
    @naseralhabshi3895 3 ปีที่แล้ว +17

    ዓይኒ ጸላኢኹም. ግብ ይበል ጀጋኑና ነዊሕ ዕድመን ጥዕናን ናዓኹም. ቅርሲ ትግራይና. ነበሩልና. ዓወት ምስ ውጹዑን. ሓቀኛን እዩ ትግራይ ትዕወት. ብዘይ. ጥርጥር. ኣብ. ጎንና ረቢ ኣሎ

  • @lifemedia22
    @lifemedia22 3 ปีที่แล้ว +26

    Long live ሠራዊት ምክልኻል ትግራይ (TDF)
    ሠራዊት ምክልኻል ትግራይ=TDF

    • @naliru6096
      @naliru6096 3 ปีที่แล้ว

      ግዚኡ ኣይኮነን ከምኡ ኣይትበል ሰራዊት ሕወሓትዩ ክትብል ኣለካ ፖለቲካ ኣይትዛረብ ኣይግዚኡን

  • @nazretgebre7019
    @nazretgebre7019 3 ปีที่แล้ว +12

    ስላም ክብራት አያታትና ♥️💛♥️💛♥️💛

    • @unity5561
      @unity5561 3 ปีที่แล้ว +1

      ሓደ ንጥብ ዝበለ ዘረባ የብልኩምን ተሳኢርኩም ምኳንኩም ብዘረባኹም ይፍለጥ ህንፍሽፍሽ ኣቲኩም እዩ ህወሃት ቻዉ ለያቡ ዝሰረቁሞ ደኣ ብልኡ

  • @ኣርሴማኣርሴማ-ጀ2ዘ
    @ኣርሴማኣርሴማ-ጀ2ዘ 3 ปีที่แล้ว +5

    Tigiray tewet 💛❤️💊💊

  • @nebyu2692
    @nebyu2692 3 ปีที่แล้ว +10

    ጀጋኑ ኣምበሳታት ጀነራላት ትግራይ
    መድሕን ሃገር
    መድሕን ህዝቢ
    ነዊሕ ዕድመን ጥዕናን
    ብኣኹም ሕጉሳትን ኩሩዓትን ኢና

    • @ትግራይእዩዓደይ-ጘ5ዘ
      @ትግራይእዩዓደይ-ጘ5ዘ 3 ปีที่แล้ว

      🙏👍❤💛

    • @remziremzi5829
      @remziremzi5829 3 ปีที่แล้ว +1

      🙄🙄🙄

    • @nuranura5953
      @nuranura5953 3 ปีที่แล้ว +1

      እሜን፫🇻🇳🇻🇳

    • @sameerasndayogebru5345
      @sameerasndayogebru5345 3 ปีที่แล้ว +1

      ❤🙏💪👌✊

    • @unity5561
      @unity5561 3 ปีที่แล้ว

      ሓደ ንጥብ ዝበለ ዘረባ የብልኩምን ተሳኢርኩም ምኳንኩም ብዘረባኹም ይፍለጥ ህንፍሽፍሽ ኣቲኩም እዩ ህወሃት ቻዉ ለያቡ ዝሰረቁሞ ደኣ ብልኡ

  • @solomonhailu1977
    @solomonhailu1977 3 ปีที่แล้ว +8

    Full Respect and Long life to are hero's
    Ajokum Naiena Tigrayna Tisier 🇻🇳💪🇻🇳💪🇻🇳💪 we are so proud of you
    No one help us but God it will be Wiz us 🙏🙏🙏 God blessed Tigray

  • @Mm-ov7id
    @Mm-ov7id 3 ปีที่แล้ว +7

    ክብሪ ናዓኹም ኣያታትና ዕድመን ጥዕናን ይሃብኹም

  • @getachewhailemariam7645
    @getachewhailemariam7645 3 ปีที่แล้ว +3

    መርኣያ ፅንዓት ጀጋኑና ንበሩልና🙏🙏🙏🙏

  • @adva2012
    @adva2012 3 ปีที่แล้ว +6

    Our heros! We have a deep respect for Tigaru Tegadelti! God bless you all!!

  • @bsrathadera2189
    @bsrathadera2189 3 ปีที่แล้ว +14

    እወ ጀጋኑ ኣቦታትና ኣሕዋትናን ንሱ እዩ እቱሓቂ ዕድመን ጥዕናን ያሓቡኩም ብጣዕሚ ነመስግን
    🙏🙏🙏

    • @unity5561
      @unity5561 3 ปีที่แล้ว

      ሓደ ንጥብ ዝበለ ዘረባ የብልኩምን ተሳኢርኩም ምኳንኩም ብዘረባኹም ይፍለጥ ህንፍሽፍሽ ኣቲኩም እዩ ህወሃት ቻዉ ለያቡ ዝሰረቁሞ ደኣ ብልኡ

    • @bsrathadera2189
      @bsrathadera2189 3 ปีที่แล้ว

      @@unity5561
      ምጽባይ ወይ ሓቁ ምፍላጥ ዛሓሸ እዩ ግዜኹም ኣይትቕተሉ ህግደፍ ሩሙሳት ናቱኩም ፍለጡ

  • @atsedetsegaye219
    @atsedetsegaye219 3 ปีที่แล้ว +3

    ናትና ጀጋኑ እግዚአብሔር ዕድመን ጥዕናን ይሀበልና 🙏🙏🙏

  • @sjdj7016
    @sjdj7016 3 ปีที่แล้ว +5

    ትቢኤልኤፍ ልዘላለም ይንበር አሜን

  • @nebyu2692
    @nebyu2692 3 ปีที่แล้ว +6

    ሓቂ ዝሓዘት ትግራይ ትስዕራ ኣላ ገና ገና ገና ድማ መሊኣ ክትስዕር እያ

    • @senaitselam4632
      @senaitselam4632 3 ปีที่แล้ว

      Nay tigray kalsi zeykones nay Terrorist seltene mehaz iyu

    • @remziremzi5829
      @remziremzi5829 3 ปีที่แล้ว

      😁😃✔

    • @nebyu2692
      @nebyu2692 3 ปีที่แล้ว +1

      @@remziremzi5829 kikikiki

  • @ጓልሽረጓልቶምጀጋኑ
    @ጓልሽረጓልቶምጀጋኑ 3 ปีที่แล้ว +8

    አያታትና እግዚአብሔር ምሳኹም ይኹን❤💛🙏

    • @unity5561
      @unity5561 3 ปีที่แล้ว

      ሓደ ንጥብ ዝበለ ዘረባ የብልኩምን ተሳኢርኩም ምኳንኩም ብዘረባኹም ይፍለጥ ህንፍሽፍሽ ኣቲኩም እዩ ህወሃት ቻዉ ለያቡ ዝሰረቁሞ ደኣ ብልኡ

    • @ጓልሽረጓልቶምጀጋኑ
      @ጓልሽረጓልቶምጀጋኑ 3 ปีที่แล้ว

      @@unity5561 ፋራ ዉፃእ ካብዙይ እንታይ ዳኣ ክትገብር መፂእካ ናብዙይ👎👎😡

  • @ሃገረትግራይእየዝደሊ
    @ሃገረትግራይእየዝደሊ 3 ปีที่แล้ว +10

    ሓርበኛታት ጀጋኑ ትግራይ ሓቦኛታት ተስፋ ህዝቢ ትግራይ ሓወልትኹም ኣብ ልቢ ተጋሩ ንዘልኣለም ተተኺሉ እዩ!!!!
    🙏🙏🙏🙏🙏🙏 ❤💛 ❤💛 ❤💛

    • @saraberhe6491
      @saraberhe6491 3 ปีที่แล้ว

      ብትኽክል ንኽበነሎም

  • @MdKhan-jm5uu
    @MdKhan-jm5uu 3 ปีที่แล้ว +2

    💪💪💪💪💪💪💪ብቅልፅምና❤💛❤💛❤💛❤💛❤💛❤💛❤💛❤💛❤💛❤💛❤💛❤temesgen amlak hoy ትግራወይቲ ኮንኩ።

  • @senaytberhe4604
    @senaytberhe4604 3 ปีที่แล้ว +5

    Long live TPLF & TDF

  • @mekonenkidanemariam5205
    @mekonenkidanemariam5205 3 ปีที่แล้ว +1

    You said it 👍👍👍👍👍👍❤️❤️

  • @arjanoabay8077
    @arjanoabay8077 3 ปีที่แล้ว +3

    ትማሊ ኩይናት፥ ሎሚ ኩይናት፥ ፅባህ ኩይናት! ፶ ኣመታት ምሉዕ ኩይናት! ወሪድዋ ትግራይ! ናይምንታይ እርግማን በፂሁና!? አደይ መኣረይ አክሱም ፅየን ይትረፍ በሊና! ናይ ምንትይ መክራ እዩ እዚዩ ኩሉ! ልብ ይሃበና መድሃኒኣለም!?

  • @gimjaamare509
    @gimjaamare509 3 ปีที่แล้ว +2

    Thanks for your clarification. You are all heroes your inspiration is great! God be with the oppressed people of Tigrai!

  • @Letushey
    @Letushey 3 ปีที่แล้ว +8

    long live jeganu

  • @strangesaturday2140
    @strangesaturday2140 3 ปีที่แล้ว +1

    ጀጋኑ ህዝቢ ትግራይ, God is with you all the way

  • @habtomh3392
    @habtomh3392 3 ปีที่แล้ว +13

    I am amazed you are so wonderful brave generals of people of Tigray you are wise and brave as always -I am speechless about you - I stand with you my brothers and sister in Tigray

    • @samsimon8109
      @samsimon8109 3 ปีที่แล้ว

      Hej habtom look the view no more diaspora tigrai credibel becouse they talking nonsens poletics.

    • @unity5561
      @unity5561 3 ปีที่แล้ว

      ሓደ ንጥብ ዝበለ ዘረባ የብልኩምን ተሳኢርኩም ምኳንኩም ብዘረባኹም ይፍለጥ ህንፍሽፍሽ ኣቲኩም እዩ ህወሃት ቻዉ ለያቡ ዝሰረቁሞ ደኣ ብልኡ

    • @shirowet4596
      @shirowet4596 3 ปีที่แล้ว

      Generals? 😂 😂 😂.They’re not even chieftains!

  • @saragezaw4834
    @saragezaw4834 3 ปีที่แล้ว +2

    ትግራይ በጀጋኑ ደቃ ትኽበር እያ እድመን ጥዕናን ያሓቡኩም ይብል ትግራይ ትስዕር።

  • @meryaabidela2053
    @meryaabidela2053 3 ปีที่แล้ว +1

    ክብርን መጎስን ንጀጋኑ መራሕቲ ሰራዊት ትግራይ🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏

  • @wagayeredahegn5510
    @wagayeredahegn5510 3 ปีที่แล้ว +2

    ሰላም ጀጋኑና ንመሽረፈታት። ኣሪእኩሞም ♥♥

  • @ሃገረትግራይእየዝደሊ
    @ሃገረትግራይእየዝደሊ 3 ปีที่แล้ว +2

    ጀነራላት ህግደፍ ንኤሪትራዊ ከበሳብሱን ክኣስሩን መዋእሎም ብጅብኦምን ከብዶምን ክሓስቡ ከለዉ፡ ጀነራላት ትግራይ ግና ምእንቲ ህዝቦምን መሬቶምን፡ ሂወቶምን ኩልንትንኦምን ከፊሎም ብኣካል ንህዝቦም ካብ መግዛእትን ሞትን የድሕኑ ኣለዉ። ሓርበኛታት ጀጋኑ ትግራይ: ሓቦኛታት ተስፋ ህዝቢ ትግራይ ሓወልትኹም ኣብ ልቢ ተጋሩ ንዘልኣለም ተተኺሉ እዩ!!!!
    🙏🙏🙏🙏🙏🙏 ❤💛 ❤💛 ❤💛

    • @naliru6096
      @naliru6096 3 ปีที่แล้ว +2

      ክክክክክክ ጀነራላት ኤርትራ ንሃገር ተቓሊሶም ኣብ ዓለም ካርትኣን ባንዴራኣን ትፈለጥ ሃገር ኣረኪቦሙና ኣብ ዝኸድናዮ ኤርትራዊ ዝብል ፓስፖርት ኣለና ሃገር ትደልዮ ኣጽዋር ታንክታት ነፈርቲ ውግእ መራኽብ ኲናት ናይ መጉዓዝያ ነፈርቲ ብስም ኤርትራ ኩሉ ክንገብር ንኽእል ንስኹም ብስም ትግራይ እንታይ ክትገብሩ ትኽእሉ ? ኣቦታትኩም ንኽልል ተዋጊኦም ክልል ኣረኪቦሙኹም እታ ክልል ስኢንኩማ ኮለል ትብሉ ኣለኹም በላዕቲ ቆጽሊ ጎረባብትና ምዃንኩም ከይትርስዑ ብሓደ ኣለና እታ ረሳሕ መልሓስኩም ክንቆርጻ ኢና ብሓደ ኣለና

    • @erimonia6574
      @erimonia6574 3 ปีที่แล้ว +1

      ጀነራላር ኤርትራ ካኣ ሃገሮም ኣውሒሶም ኣብ ኣዲስ ኣበባ ኮይና ትፍክር ዝነበረት ህውሓት ካብ መንግስቲ ናብ ባዓቲ ጉሒፉዋ
      ሕጂ ካኣ ኣብ ቅልውላው ኣላ
      ስለዚ ህውሓት ምስ ሻዕብያ ኣይተዋዳድርያ
      መሬትኩም ዝመስከርሉ ሻዕብያኩም ሕዙልና ዘበለ ኢዩ ሻዕብያ

  • @klant17denbosch44
    @klant17denbosch44 3 ปีที่แล้ว +2

    ናይመጠረሻ ቃላት ሸፋቱ ደደቢት።

  • @ጓልሽረጓልቶምጀጋኑ
    @ጓልሽረጓልቶምጀጋኑ 3 ปีที่แล้ว +5

    አያታትና ንበርሉና😍😍😍😍

    • @jhonocbay693
      @jhonocbay693 3 ปีที่แล้ว

      game over serkti bihuk serkti engera serkti berber serkti kalsi kostmo etc drho🐓🐓🐓

    • @ጓልሽረጓልቶምጀጋኑ
      @ጓልሽረጓልቶምጀጋኑ 3 ปีที่แล้ว

      @@jhonocbay693 አታ ረሳሕ 😡😡😡👎👎👎👎

    • @jhonocbay693
      @jhonocbay693 3 ปีที่แล้ว

      @@ጓልሽረጓልቶምጀጋኑ tark zey belom begka hasot serkti bihuk lemnti betmet tkostirkum alkum. komalt. kofkaf resh serkti kalsi kostmo zethcbe. game over molta🐓🐓🐓gex hbey🙊🙊🙊

    • @ጓልሽረጓልቶምጀጋኑ
      @ጓልሽረጓልቶምጀጋኑ 3 ปีที่แล้ว

      🐑🐑🐑🐑🐑🐑🙈🙈🙈🙈🙈🤔🤔🤔🤔

    • @jhonocbay693
      @jhonocbay693 3 ปีที่แล้ว

      @@ጓልሽረጓልቶምጀጋኑ game over beloti gelota bels beloti koxli hasadt gorobt 🐓🐓 tigray obsy ktblu teblow sienku koxli ktblo grmirkum kofkof ogam

  • @genethagos8398
    @genethagos8398 2 ปีที่แล้ว +1

    Thank you my heroes fighting for Freedom of Tigray and I am so glad to have you are a Powerful person ✊❤🧡

  • @asternegasi7594
    @asternegasi7594 3 ปีที่แล้ว +2

    ተጋሩ አሀዎትና ጀጋኑ

  • @lemlemwoldegerima4495
    @lemlemwoldegerima4495 3 ปีที่แล้ว +1

    ❤️❤️❤️💪💪💪

  • @ተመሰገአሚላከ
    @ተመሰገአሚላከ 3 ปีที่แล้ว +2

    💛❤💛❤💛❤🙏🙏🙏🙏

  • @asqualedesta9160
    @asqualedesta9160 3 ปีที่แล้ว +1

    ክብርን ምስጋናን ሞሳን ይግበኦኩም ጀጋኑና የቀኒየልና ዓወት ንዓኩም ዓወት ንህዝቢ ትግራይ ቅዱስ ሚንካኤል ብበትረ መስቀሉ እስራኤላውያን ካብ ፈርኦን ካም ለውጻካዮም ህዝብና ካብዚፈተና የውጸኦልና ፈጣሪ አባኩም ሓዲሩ ህዝብና ካብ ባርነትን ሓሰረ መከራን የውጸኦልና ሰማን ምድርን ልፈጠርካ ፈጣሪ እስራኤላውያን ካብ ፈረኦን ለላቀቅካዮም ህዝቢ ትግራይ ካብ ካብዛ ኢንባየር ጣኦት ልኮነት ኢትዮጵያ ገላግለና

  • @buckz8709
    @buckz8709 3 ปีที่แล้ว +2

    🌄👍🌄❤️🌿💐 Right unity is the pillar 🙏🏾

  • @hayattekle1274
    @hayattekle1274 3 ปีที่แล้ว

    እሰይእንካዕካባኩም፣ተፈጠርኩ፣እሰይ፣ንቦርልና፣ፀላእኩም፣ዓይኑ፣ይፍሰስ፣ትግራይትስዕር፣ትዕዎት፣

  • @selamnokrach2842
    @selamnokrach2842 3 ปีที่แล้ว +4

    ❤💛👌💪💪💪💪 our hero 🥰🥰🥰🥰🙏

    • @jhonocbay693
      @jhonocbay693 3 ปีที่แล้ว

      grme over serkti bihuk serkti engera serkti berber serkti kalsi kostmo etc drho🐓🐓juonts hasewti

  • @ኣነእየ-ቐ5ኰ
    @ኣነእየ-ቐ5ኰ 3 ปีที่แล้ว +3

    ጀጋኑ ተጋሩ ኣሕዋትና ኣቦታተይ ❤️❤️❤️💪🏾💪🏾💪🏾

  • @rahelyohannes6119
    @rahelyohannes6119 3 ปีที่แล้ว +3

    Eskatum tezeytehlu tay mekona nerna Amlak mesakum yekun jeganuna 🙏❤💛❤

  • @ፍቅሪጡዑምምሰኩሉ
    @ፍቅሪጡዑምምሰኩሉ 3 ปีที่แล้ว

    ቅድሜኹም ይሰጠሓኒ ጀጋኑ ካልአይ ምዕረፍ ካባኹም ብምፍጣረይ ሓበን ይሰማዓኒ ተሓቢናልኩም ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም ትግራይ ሰዕራ

  • @erimonia6574
    @erimonia6574 3 ปีที่แล้ว +2

    ህዝቢ ትልክም ዘላ ውድብ ህውሓት መርገጺ ዘይብላ ውድብ ኢያ ብዓል መግበይ ዝብሎን ዝዛረቦን ዘይፈልጥ ከመይ ኢሉ ኢዩ መራሒ ሰራዊት ዝከውን ኣጥፋኢ ሰራዊት'ምበር ብዝኮነ እቲ ህዝቢ ዝልክምዎ ዘለዉ የሕዝነካ
    ንዑኡ መዋጽኦ ይፍጠረሉ

    • @selam5284
      @selam5284 3 ปีที่แล้ว +1

      እንታይ ይምልከተካ ለክባጥ

    • @erimonia6574
      @erimonia6574 3 ปีที่แล้ว +1

      @@selam5284 Ati hzbi ymewt sle zelo mber tay keAtweni daa

  • @meryaabidela2053
    @meryaabidela2053 3 ปีที่แล้ว

    ጀጋኑ አያታትና ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም ንጀግንነትኩም መግለፂ ቓላት የብለይን ዕድመኹም ሙልዕ ብበረሓ ከርተት አኽሊፍኹምዎ አብመዕረፊኹም ግዜ ድማ ቤዛ ሕዝብኹም ሕወትኩም መስዋእቲ ትኸፍልለኹም ከማኹም ዝመሰለ ፈታዊ ሕዝቡ አብ ዓለም አይተፈጠረን♦♦♦♦♦♦♦♦♦ እንኳዕ ካባኹም ትወለድኹ ትወልድና።አምላኽ ናብ ዝወፈርኩምዎ ይከተልኹም ✌✌✌✌✌🎖🎖🎖🎖🎖✌✌✌✌✌✌👈ብጣዕሚ እና ንፎትዮኩምን ናኽብረኩምን😍😍😍😍😍😍😍😍 ሽሕ ዓመት ንበሩልና ትግራይ ትስዕር ብ💪💪💪💪💪💪💪💪💪💪💪ደቃ👈

  • @ትግራይእዩዓደይ-ጘ5ዘ
    @ትግራይእዩዓደይ-ጘ5ዘ 3 ปีที่แล้ว +4

    Bhaki jeganu Besalat Merahtna Edmen Tiainan yhabelna 🙏❤💛❤

    • @unity5561
      @unity5561 3 ปีที่แล้ว

      ሓደ ንጥብ ዝበለ ዘረባ የብልኩምን ተሳኢርኩም ምኳንኩም ብዘረባኹም ይፍለጥ ህንፍሽፍሽ ኣቲኩም እዩ ህወሃት ቻዉ ለያቡ ዝሰረቁሞ ደኣ ብልኡ

    • @shirowet4596
      @shirowet4596 3 ปีที่แล้ว

      Bessalat who attacked their own Ethiopian Defense Force?

    • @Hosaena806
      @Hosaena806 3 ปีที่แล้ว

      @@unity5561 ehi ta aff shiqaq gaegae wahid weshlakat habit Isaias aforki ekum aganinti shabia kid kabzi wutsae aff meqabir 💔💔💔👹👹👹
      B quinee tirtir do elkum gena haririkum tiefeu...👹👹👹 aganinti areb.

  • @aksumawitfetwi5669
    @aksumawitfetwi5669 3 ปีที่แล้ว +1

    🙏🙏🙏💖💖💖💖💖💖💖💖

  • @MdKhan-jm5uu
    @MdKhan-jm5uu 3 ปีที่แล้ว +2

    🙏🙏🙏💝💝💝

  • @helfikhatun3588
    @helfikhatun3588 2 ปีที่แล้ว

    ሰላም ጀጋኑ መረሕት ትግራይ

  • @samrawittafere3168
    @samrawittafere3168 2 ปีที่แล้ว

    ጀጋኑናናናናናና

  • @dancingenergies9026
    @dancingenergies9026 3 ปีที่แล้ว

    ሰላም ብሩኻትን ጀጋኑን መራሕቲ ቃልሲ ትግራይ፡
    ከምዚኦም ዓይነት መራሕቲ ሒዝካ ክትስዓር ኣይትኽእልን።ብሓቂ ትግራይ ህዝባዊ ሰራዊት ሙኻኑ ካብዚ ንላዕሊ ምስክር የለን።
    ከምዚኦም ዓይነት መራሕቲ ኣብ ታሪኽ ተራእዩ ዝፈልጥ ኣይመስለንን።መራሕቲ ኲናት ጥራሕ ዘይኮኑስ ስነልቦንኦም ብፍቕሪ ዝተመልአ እዩ።
    ትግራይ ሰብ ኣለዋ።

  • @meskligbetadkei8426
    @meskligbetadkei8426 3 ปีที่แล้ว

    ጀጋኑ ሰሲኑ እደመን ይብኩም 🙏🙏🙏

  • @LiLyLiLyኩሉንምርኣይምቅናይ
    @LiLyLiLyኩሉንምርኣይምቅናይ 3 ปีที่แล้ว +4

    ሚንም መግለፂ የብለይን ብቻ ሉኡል እግዚአብሔር ዕድመን ጥዕናን ይዓዲልኩም♥♥♥

    • @unity5561
      @unity5561 3 ปีที่แล้ว

      ሓደ ንጥብ ዝበለ ዘረባ የብልኩምን ተሳኢርኩም ምኳንኩም ብዘረባኹም ይፍለጥ ህንፍሽፍሽ ኣቲኩም እዩ ህወሃት ቻዉ ለያቡ ዝሰረቁሞ ደኣ ብልኡ

    • @LiLyLiLyኩሉንምርኣይምቅናይ
      @LiLyLiLyኩሉንምርኣይምቅናይ 3 ปีที่แล้ว

      @@unity5561 ተረፍ ዓሳ ስረቅቲ ድስቲ ስብ ኮይንኩም

  • @mg-kb9cr
    @mg-kb9cr 3 ปีที่แล้ว +1

    ዕድመን ጥዕናን ይሀብኩም አያታትና ጉልበትኩም ሐፂን ይኩን

    • @jhonocbay693
      @jhonocbay693 3 ปีที่แล้ว

      game over serkti bihuk serkti engera serkti berber serkti kalsi kostmo etc drho🐓🐓juont komalt

    • @mg-kb9cr
      @mg-kb9cr 3 ปีที่แล้ว

      @@jhonocbay693 ሐሳክ ባርያ ዑሱብ

  • @gushHangad
    @gushHangad 2 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    ናይ መልሐስ ጅግና ምግበይ

  • @ማርቴዛ
    @ማርቴዛ 2 ปีที่แล้ว

    ነፍ ዓመታት ኑበሩልና ሰላኩም ቀኒዕና ማካድ ጀሚርና💛❤💛❤💛❤💛❤💛✊✊✊✊

  • @helengebreslasie4558
    @helengebreslasie4558 3 ปีที่แล้ว +4

    አቱም ጀጋኑ ፈጣሪ ምሳኹም ይኹን ዕድመን ጥዕናን ይሀብኩም ብአኹም ብሓቂ ተሓቢንና

  • @brktihaile520
    @brktihaile520 3 ปีที่แล้ว +4

    ኩርዓት ህዝብን ሃገርን ኢኹም ዕድለኛታት ኢና ተጋሩ እስኻትኩም ብምህላውኹም ኣብ ጎንኹም ኣለና❤❤❤

  • @mizaanberhane4002
    @mizaanberhane4002 3 ปีที่แล้ว

    ነዊህ ዕድመን ሙሉእ ፀጋ ጥዕና ይሃብኩም ጅጋኑና እታ ትብህጉዋ ትግራይ ንምርአይ የብቅዕኹም እንቋዕ ደማ ናትኩም ኮና እንቋዕ እዉን ናትና ኮንኩም
    ብሓይሊ አምላኽ ትግራይ ትስዕር

  • @kibrom9721
    @kibrom9721 3 ปีที่แล้ว +1

    That's right Tigranism is priceless .Thank you our warriors

    • @samsimon8109
      @samsimon8109 3 ปีที่แล้ว

      Kibrom plz this peopel already loose their chances think about future plzz come to reality

    • @unity5561
      @unity5561 3 ปีที่แล้ว

      ሓደ ንጥብ ዝበለ ዘረባ የብልኩምን ተሳኢርኩም ምኳንኩም ብዘረባኹም ይፍለጥ ህንፍሽፍሽ ኣቲኩም እዩ ህወሃት ቻዉ ለያቡ ዝሰረቁሞ ደኣ ብልኡ

  • @rahelyohannes6119
    @rahelyohannes6119 3 ปีที่แล้ว +1

    Megbey megbi tegru Amlak edme tena yehabka ❤💛❤

  • @user-xq3lo6mh9j
    @user-xq3lo6mh9j 3 ปีที่แล้ว

    ጀግና ትዕወት💋💋💋💋💋💋💋💘💘💘💘💘

  • @workehagos3327
    @workehagos3327 3 ปีที่แล้ว

    Nezom gaegazians niyye beluwwom! Mis HWHT ni-qidmit! 💪💪💪💪💪💪💪♥️♥️♥️♥️♥️✊✊✊

  • @QarmlyDfdfy
    @QarmlyDfdfy 12 วันที่ผ่านมา

    ጀጋኑና ብርኪ ትግራይ እኩም ደውበሉልና

  • @liyaliya5685
    @liyaliya5685 3 ปีที่แล้ว +3

    I am so sorry my heroes you have to explain yourself for protecting Tigray. Ignore the selfish power trusty people that who are talking nonsense. Only those who respect the people of Tigray respect the elected government and all of you are doing just that. Regardless of your political views you stand and respect the elected government of Tigray because of the love and respect you all have for Tigray and its people. Thank you we owe you so much. Thank you for putting Tigray 1st.

  • @abebaberhe2161
    @abebaberhe2161 3 ปีที่แล้ว

    ናትግራይ ጀጋኑ ዳሜድ ፈጣሪ ይሐልወልና 🙏🙏🙏💪💪💪

  • @Tigray-om9bd
    @Tigray-om9bd 15 วันที่ผ่านมา

    ክብር ንዓኹም❤❤❤❤❤ኹቡራት ኣያታትና ❤❤❤ ጀጋኑ ሰለስተ ምዕራፍ❤❤❤❤ነዉሕ ዕድሜን ጥዕናን ይሃብኹም❤❤ ሕርርር በሉ ተላኣኣኽቲ መሽረፍት

  • @helfikhatun3588
    @helfikhatun3588 2 ปีที่แล้ว

    ጻሓይ ጻምእ ጥመት መከራ መስወእት ኩሉ ትጻዉሩ መእት ህዝብ መህት ዓድ እሉ ዝገብሮ ዘሎ ቡቡቃዓት ብጅግነት ኮታ ህዝባው ድኾነ አካያይዳ ክዕወት ሙሉኡ ዓወት ኩኾኑ ድማ ቀርብእዩ ዓወት ድማ ንስራውት ትግራይ

  • @s.a.3711
    @s.a.3711 3 ปีที่แล้ว +3

    ዓበይቲ ስህተታት መግለፂ መራህቲ ሰራዊት ትግራይ፥
    1.ናይ ትግራይ ሰራዊት መራህቲ እምበር ናይህወሀት ተወከልቲ ዝለዘይኮኑ ንህወሀት ምድጋፍ ጌጋ እዩ። ብመንግስቲን ህዝቢ ትግራይ ኢና ንእዘዝ ጥራህ እዩም ክብሉ ዘለዎም።
    2.ውድብ ህወሀት ድህሪ1983 ናይ ፖለቲካ ድርጅት እዩ። ህወሀት ዝመረሆ 17 ዓመት ቃልሲ ድሙቅ ታሪክ ትግራይ እዩ። ውድብ ህወሀት ካብ ስልጣን ክወርድ ዝክእል፣ ክጋገ ዝክእል ውድብ ስለዝኮን ምስቲ 17 ዓመት ቃልሲ ዝነበረ ሀደ ኣይኮነን። ክኮን እውን ኣይክልን።
    3.ንህወሀት ኣይትንቀፉ ምባል ኣቡይ ጌጋ እዩ።
    4.መሪህ ውድብ(vanguard party) ዝብሀል ኣብ China እና Russia ዝርከብ ናይ ኣፋናይ ስርዓት ጸረዲሞክራሲ ኣተሀሳስባ እዩ። ወዲ እምበይተይ እዚ ዝተረዳኦ ኣይመስልን።
    5.ናይ ህወሀት ፖለትካ ኣቅሚ ኣምኪኑ ዝከደ መለስ ምዃኑ ኣይትረስዑ። ንጻድቃን ኣባሪሩ ንሳሞራ ብምሻም እውን ንመከላከያ ዝፍረሰ መለስ እዩ። ሳሞራ ዘፍረሶ መከላከያ እምበር ዝሀነጾ መከላከያ የለን! Yes, to TDF. ናይ ህወሀት ፖለቲካ ግን ዝከሰረ እዩ። ብግለሰብ ዝበላሸው እምበር ዝዕረ ነገር የለን። ክብሪ ንጀጋኑ ተጋደልቲ ሓ.ሞ.ት።

  • @gebrehiwotmekonnen7144
    @gebrehiwotmekonnen7144 3 ปีที่แล้ว

    ወናማት መራሕቲ ሓይሊ ትግራይ ነመስግነኩም ስለ ግልፂ መልእኽትኹም ብጣዕሚ ንኾርዓልኩም ትግራይ ትዕወት !!! The Government of Tigray and TDF along with the people of Tigray will be VICTORIOUS !!!!

  • @Abraham-zc9vc
    @Abraham-zc9vc 3 ปีที่แล้ว +1

    What we are asking as the Tigrayans is not to make the same mistake as you guys did in the past and understand what Tigray people need and want as the nation and people! We need a clear road map as tigrayns for the next step! Tplf mistake in the past policy we need to fix this as nation and people just saying! Eti zterefe gn xbuk alena habirna nsrah qalsna neheylo viva TDF and I would like to say thank you for our leaders and Generals for your leadership, braveness and sufrifaice u made to free and librate our people I salute you thanks for ur service! And I would like to say thank you for the brave men and women who are serving in TDF uniforms thank you again for marking Tigray safe my God bless u and protect you from any harm! I would like to thank the people of Tigray for your braveness and hardship that u are going now, I know u are suffering and surfacing so much I hope one day you will live in peace just like the rest of the world is living right now so yeah you make me to say I m proud Tigrayn! God bless you and keep u safe!

  • @semirobl
    @semirobl 3 ปีที่แล้ว +2

    Jeganu agenee 👊✊💪💪🙏🙏

    • @jhonocbay693
      @jhonocbay693 3 ปีที่แล้ว

      game over serkti bihuk serkti engera serkti berber serkti kalsi kostmo etc drho🐓🐓

    • @semirobl
      @semirobl 3 ปีที่แล้ว

      @@jhonocbay693 dead person speaking..alkume dikume..dehulat...rayuna.kemzey.belkum..hedma..koyna mesamharu..Ahwatukee. 😂😜😛😝🤪..ab online foker.ata wedi fanoen.wedi hgdf

    • @jhonocbay693
      @jhonocbay693 3 ปีที่แล้ว

      @@semirobl fara kofkaf game over serkti bihuk serkti engera serkti berber serkti kalsi kostmo nay Gonder. tark zeyblkum kofkaf resh deka ny Africa serkti dorho🐓🐓game over😭😭😭😭😭🖤🖤

  • @kibreablegesse1430
    @kibreablegesse1430 3 ปีที่แล้ว +1

    Long live to you T.D.F. Leaders.

  • @Mm-ov7id
    @Mm-ov7id 3 ปีที่แล้ว +2

    ♥♥♥♥♥♥♥♥♥♥

  • @baherunegash6934
    @baherunegash6934 3 ปีที่แล้ว +1

    ብዘቭን ውብየ ልጸመመ ዝባን ወብየ እናበለ ይነብር።
    ይብሉ ወለዲ። ለተዓደለ ህዝባይ፣ አዶ ትግራይ አበይ አልዉ ባዓል ሓየሎም፧

    • @arjanoabay8077
      @arjanoabay8077 3 ปีที่แล้ว

      እዋይ..... ኣበይ ከምዘሎ ጠፊኡኪ ዲዩ? ኸም እምኒ ኣንቂፆም ኣብ መሃል ሽሬ ኮፍ አቢሎምዎ እንዲዮም ዞም ዲቃሉ አድዋታት!

  • @afeworkiaraya1685
    @afeworkiaraya1685 3 ปีที่แล้ว +1

    🐅🐅🐅🐆🐆🐆🐅

  • @HdhddhhdAldbhd
    @HdhddhhdAldbhd 12 วันที่ผ่านมา

    ጀጋና ኣይታትን ❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉

  • @amdetsiontasew9880
    @amdetsiontasew9880 3 ปีที่แล้ว +1

    TDF, battle-hardened, formidable army with an iron will to fight and expected to win

  • @getachewworku6450
    @getachewworku6450 12 วันที่ผ่านมา

    የዒሥ ጀጋኑ

  • @tewoldegoitom6288
    @tewoldegoitom6288 3 ปีที่แล้ว +1

    Anta hasawi

  • @aronyonas7563
    @aronyonas7563 3 ปีที่แล้ว

    ስላም ወ/ሮ ትግራይ አደይ ስላምታኩም ይጥአም መራህቲ ስራዊት ትግራይ ካብ ልበይ ዝፈልፈለ ክብሪ አለኒ እድመን ጥእናን ኬሊእ ውድብ ህዋህት 17 ዐመት ቃልሲ ንህዝቢ ትግራይ ናይ መስል ዓርስ ውሳነ ንህዝቡ ወፅኡኡን ፀላእቱ ንከፍልጥ 15 አመት ወሲዱሉ 2 አመት ደርጊ ደምሲሱ ከህፅሮ ታሪክ ውድብ ህዋህት ንተወራራሳይ ትውልዲ ከምዝተርፍ ይአምን ግን አብ ዘይ ጊዚኡን ስአቱን ንስራዊት እንዳመስገንካ ንህዋህት ምትንካፍ ፅቡቅ ሀሳብ አይመስለንን ውድብ ህዋህት ቃልኪዳን ናይ ህዝቢ ትግራይ እዩ። ስለዚ ህዝብና ጠምዩ ከሎ ዘይተስማአኩም ንውልቀ ስልጣን አይትጉየዩ ብቁአት አይኮንኩምን ንምንታይ ውሽጥኩም ፈትሹ
    ውድብ ህዋህት ቃልኪዳን ህዝቢ ትግራይ እዩ ይመርህ ድማ አሎ አገብ

  • @مسعودالتليدي-خ2خ
    @مسعودالتليدي-خ2خ 15 วันที่ผ่านมา

    ዕደመ ጥዕና ይሃበልና መራሕትና ብፆትና

  • @aronyonas7563
    @aronyonas7563 2 ปีที่แล้ว

    ስላም ካብ ልቢና መዓሙቅ ነፍቅረኩም ባዓል ተመክሮ ንእስነትኩም ረብሀ ህዝብኩም ህዝቢ ትግራይ አብ እሽል እድሜኩም መስዋእቲ ንህዝቢ ትግርራይ ዝወስንኩም ጀግልኑ አናብስ እድመን ጥእናን ካብ ዲያስፓራ ተጋሩ ይትብበየልኩም ሀሳብኩም 120% ደገፍቲ ሀሳብከም ኢና ምሳኩም አለና ህዝበቢ ትግራይ አንጠልምን መን ዲና ተጋሩ ልምዲ ዘለኩም ክንደይ ክንደይ ብሀዊ ዝተፈተንኩም ቤተስና መራህቲ ስራዊትና ምሳከም አለና ዞም ሞቅ ኢልዎም ካብ ስልጣን ድሌት ድዩ ዋላ ምስ ውድብ ህዋህትና ፀገም ዘለዎም ዝተሀብአ ብዝኮነ ውድብ ህዋህት ማለት ቃል ኪዳን ህዝቢ ትግራይ እያ እሞ ናብ ትግራይ አድና ክንኩልአ ንህስብ መራህቲ ስራዊት ትግራይ ንበሩ እንዳዘከርፕኩም ብታሪኩም ክነብር እዩ ትውልዲ ወዱ ማህፀን ትግራይ ትግራይ ብቅልፅማ ትዕወት

  • @abebaberhe2161
    @abebaberhe2161 3 ปีที่แล้ว

    ነመስጊኖኽም ጆጋኑና አሰይ ኩበሩልና ኒሒና ተጋሩ ንፈትወኩም ነኽብሮክም ኢዲመን ጢዒና ይሀብለና ምስጀጋ ኑ ደቂኹም ፈጣሪ ይሐልወልና

  • @MdKhan-jm5uu
    @MdKhan-jm5uu 3 ปีที่แล้ว

    Amlak yhulekam geganwye 💪💪💪💪💔💔💘💘💘💝💝💝💝💝

  • @tobatoba3432
    @tobatoba3432 3 ปีที่แล้ว

    ዋውውውውወድወረደ

  • @DestaHayleslase-u5r
    @DestaHayleslase-u5r 14 วันที่ผ่านมา

    ጀጋኑ ደቅህዝቢ ኣምላኽ ምሳኹም ኣሎ
    ቅሰኑ ጥራሕ ❤❤❤❤❤❤❤❤💯💯💯💯💯💯💯💯💯💯

  • @yoseftsehay2418
    @yoseftsehay2418 3 ปีที่แล้ว

    ናይ ብሃቂ ግሉጹነት ዘለዎ ወተሃደራዊ ኣመራርሃ ፥ህብብአ ዘይብሉ ግልጺ ሃቀኛ ፖሎቲካውን ወታሃደራውን ጽፉፍ ኣተኣላልያ፥ ምስ ወታሃደራውን ፖሎቲካ ኣዘዝቲ ህግደፍ ከተናጻጽሮ ከለካ፥ ሰማይን ምድርን አዩ፥ ህግደፍ ካብ መሰረቱ ዘይዲሞክራስን ኣድሃርሃርን ጃንዳ ኣምጽቲ ዝተኣካከበ ማፍያ ጉጂለ ኩሉ ሚስጢር አዩ፥ ኣብ ህግደፍ ጉሉጹነት ዝባሃል የለን፥ ንአቀት ህዝቢ ስለዘለዎ ብምጭብርባርን ብምፍርሃህን ዝመርህ፥ ቀታሊ ሃራዲ ዘራፊ ኣግላሊ፥ ካብ ምካኑ፥ ህዝቢ ኣሪትራ አዚ ፋሺስት ኣረመነ ስርኣት ኣብዝቀረበ ግዘ ክጠኣሉ ህዝቢ ኣሪትራ ዝጽበዮ ጉዳይ አዩ፣ ጀጋኑ መራህቲ ሰራዊት ትግራይ ብርትኡ ኣብ ጎንኩም ኣለና፥

  • @ጓልተምቤንሃገረሰላም
    @ጓልተምቤንሃገረሰላም 3 ปีที่แล้ว +1

    🙏Ane hantn hantn tigray hara koyna zreyelu mealti trah eya traayeni kem dlaykum geyrkum mrhuna kemzeytehfruna yfelt nakum zweks banda wey dkala trah eyu ftuwtwww 💛❤️🤗

    • @remziremzi5829
      @remziremzi5829 3 ปีที่แล้ว

      🙄🙄🙄👄👄✔💋👅😉

  • @ለምለምጋልትግራይስደተኛ
    @ለምለምጋልትግራይስደተኛ 3 ปีที่แล้ว

    ንበሩ ጀጋኑ

    • @unity5561
      @unity5561 3 ปีที่แล้ว

      ሓደ ንጥብ ዝበለ ዘረባ የብልኩምን ተሳኢርኩም ምኳንኩም ብዘረባኹም ይፍለጥ ህንፍሽፍሽ ኣቲኩም እዩ ህወሃት ቻዉ ለያቡ ዝሰረቁሞ ደኣ ብልኡ

  • @fatumamohammed9164
    @fatumamohammed9164 11 วันที่ผ่านมา

    ❤❤❤❤❤

  • @ሃያትጓልወልቃይትእስላምሂ
    @ሃያትጓልወልቃይትእስላምሂ 3 ปีที่แล้ว +2

    ኣነ ንዓኩም ክርኢ ከለኩ ንብዓት ዩ ዝስዕረኒ ወላሂ ንሳልሳይ ግዜ ናብ ሓዊ ኣቲኩም በጃይ ሓሊፍኩም ንነብስኩም ዋላ ደቂቅ ከይሓሰብኩም ኣላህ ነዊሕ ዕድመ ምስ ጥዕና ይሃበልና ጀጋኑ ፈጠርትና ሳላኩም ክብርና መሊስና የቀንየልና።።።።።።

  • @s.a.3711
    @s.a.3711 3 ปีที่แล้ว +3

    ውናት፣ ባይቶና፣ 3ሳይ ወያነ ንህዝቢ ክውድቡ፡ ኣብ ከተማታት ትግራይ ህዝቢ ናይምውዳብ ዋላ ኣብ ኩናት ንሀሉ መብቶም እዩ።

  • @moaz6007
    @moaz6007 3 ปีที่แล้ว +2

    With power comes responsibly. Did TPLF see what was coming? You don’t wait till all the enemies attack your people. The reason people are disappointed of TPLF is that they didn’t see the big picture & save the lives of innocent civilians of Tigray.

    • @hello-nz4hy
      @hello-nz4hy 3 ปีที่แล้ว

      Democracy for the people. Not just 1 party.

  • @getachewworku6450
    @getachewworku6450 12 วันที่ผ่านมา

    ብሌን ዓይኒ ትግራይ

  • @سلامهالحبشي-ك1ش
    @سلامهالحبشي-ك1ش 12 วันที่ผ่านมา

    ❤️❤️❤️💊💊💊💊🇻🇳💪

  • @ጋልትግራይፈታውትብርጌዳይ
    @ጋልትግራይፈታውትብርጌዳይ 15 วันที่ผ่านมา

    ክብረን ምስጋናን ንዓኹም ክብራት ኣያታትና ጀጋኑ ደቅ ዛ ሓላለ መሬት ዕድመይ ጥዕናይ ይሃብኹም ፈጣር 1000 ዓመት ንበርልና 😍😍💪💪💪😍💪💐💐💐🙏🙏🌹🌹💋💋💋💐💐💐💐💐💪💪💪💪🌹🌹🙏🙏🙏

  • @yonas000100
    @yonas000100 3 ปีที่แล้ว +3

    What is the end game? ኹናትኹም መወዳእቲኡ አንታይ እዩ? You have no vision you're blind leading the blind .you are not capable of thinking beyond today .

  • @meskligbetadkei8426
    @meskligbetadkei8426 3 ปีที่แล้ว

    👍👍👍👍👍💪💪💪💪💪✊✊✊✊✊

  • @yakobkassaye5605
    @yakobkassaye5605 3 ปีที่แล้ว +1

    No matter what either they like it or not TIGREY win I love TIGREY forever ♥💛💖

    • @unity5561
      @unity5561 3 ปีที่แล้ว

      ሓደ ንጥብ ዝበለ ዘረባ የብልኩምን ተሳኢርኩም ምኳንኩም ብዘረባኹም ይፍለጥ ህንፍሽፍሽ ኣቲኩም እዩ ህወሃት ቻዉ ለያቡ ዝሰረቁሞ ደኣ ብልኡ

  • @kebera2636
    @kebera2636 3 ปีที่แล้ว

    ጀጋኑና ክብሪ ንዓኹም ንትግራይ ከም ሽምዓ ትመኩ ኣለኹም

  • @nebyu2692
    @nebyu2692 3 ปีที่แล้ว +3

    Seeing such heroes is ecstatic

    • @senaitselam4632
      @senaitselam4632 3 ปีที่แล้ว

      Such Terrorists* that why live in diaspora

    • @nebyu2692
      @nebyu2692 3 ปีที่แล้ว

      @@senaitselam4632 hahahha

    • @shirowet4596
      @shirowet4596 3 ปีที่แล้ว

      Thugs who use the people of Tigray as a shield.

  • @ጓልሽረጓልቶምጀጋኑ
    @ጓልሽረጓልቶምጀጋኑ 3 ปีที่แล้ว +5

    God bless you TDF ❤💛✊