"ተሐድሶ ኣብ ሰሜን ኣሜሪካ" ብ ዲ/ን አስመላሽ ገ/ሕይወት

แชร์
ฝัง
  • เผยแพร่เมื่อ 26 ต.ค. 2024

ความคิดเห็น • 258

  • @awetsamuel814
    @awetsamuel814 ปีที่แล้ว

    ቃለ ህወት የስምዓልና ድያቆን ሓወና እግዚአብሔር ብጸጋኡ ይሓልካ ትምህርትካ ጽጽዩ ዕላማካ ንጽሩ 🙏🙏🙏⛪️⛪️⛪️እግዚእብሄር ንቤተ ክርስትያን ንሃገርናን ይሓሉ ኣሜን ።

  • @yeebyotesfa3694
    @yeebyotesfa3694 3 ปีที่แล้ว +1

    ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃል ሂወት የስምዓልና ዲያቆን ሓወይ

  • @michaelmengsteab2716
    @michaelmengsteab2716 4 ปีที่แล้ว +16

    ቃለ ሂወት የስመዓልና ድያቆን ሓወይ። ኣንቱም ሰባት እዚ ትምህርትስ ነዓይ ጥራይ ድዩ ንኹሉ መዓር ዝጥዕም ዘሎ። ሊቀ ሊቃዉንቲ ቅዱስ የውሃንስ እቲ ስእሉ ምራይ ንባዕሉ በረኸት እዩ።
    እልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልወዲ እመ ብርሃን ።

    • @tedros7728
      @tedros7728 4 ปีที่แล้ว

      KALE HIWET YESMEALNA EDME YIHABKA

  • @samiigrmay4349
    @samiigrmay4349 4 ปีที่แล้ว +12

    ኣሜን ቃል ሂወት የስመዓልና ዲያቆን ሓወይ ናይ ብሓቂ ተሃድሶ ዝሓፍርሉ ግዜ ዩ ብሽፋን ኣቡነ እንጦንዮስ ኢሎም ዘታለልዎ ሰብ ውሑድ ኣይኮነን

  • @samiafwerki1110
    @samiafwerki1110 4 ปีที่แล้ว +8

    ኣሜን ኣሜን ቃለ ሂወት የስማዓልና ዳይቆን ኣስመላሽ እዝጋኣብሄር ኣምላክ ናይ ኣጎልጉሎት ዘመንካ ይባርከልኩም ናዕና ካኣ ሰሚዕና ከነተግብር ቁዱስ ፈቃዱ ይኩነልና ኣሜን (3)

  • @okbazgiembay1954
    @okbazgiembay1954 3 ปีที่แล้ว +1

    ቃለ ሂወት የስመዓልና አብ መላ ዓለም እትርከቡ ኦርቶዶክስ ተዋህዶ ካብ ተሀድሶ የድሕንኩም ዋና ተስላኤቲ እዪም 👏👏👏መሐረና ጎዬታይ ሕጂም ፈተና አሎ ቀጺሎም አለው ብጸሎትኩም ሕስቡና የሕዎትና

  • @ኦርቶዶክስንዘልኣለምትንበ
    @ኦርቶዶክስንዘልኣለምትንበ 4 ปีที่แล้ว +45

    ቃለ ሂወት የስምዓልና ድያቆን ኣሽመላሽ ሓውና እግዚኣብሄር ጸግኡ የብዝሓልካ #ንድያቆን ትድግፉ ኩላትኩም ላይክ ግበሩ እስከ

    • @ሃኒቱ
      @ሃኒቱ 4 ปีที่แล้ว +8

      ኦርቶዶክስ ንዘልኣለም ትንበር
      ኣምላኽ ፀጋኡ የብዝሓሉ እግዚአብሔር
      ምድጋፍን ዘይምድጋፍን ኣይኮነንን እዚ ቃለ እግዚአብሔር እዩ ዝምህር ዘሎ ነዓና ምስትውዓል ይዓድለና
      ንዕኡ ከኣ ኣብቤቱ የጽንዓዮ ፈጣሪ

    • @ermiasweld5457
      @ermiasweld5457 4 ปีที่แล้ว +2

      Orthodox zelealem tnber
      Mjemerta xibuq elka (qale hiwet yesmeana ) bzqxl gn
      Nhna bsmi'et zeykone si brdit GOYTA kredeana orthodox mdgaf zeykonet tideli mnbar eya so, sorry gn haw/or haftna .

    • @zarahiwet1
      @zarahiwet1 4 ปีที่แล้ว +1

      ንቃል ኣምላኽ እንበር ንሱስ ግቡኡ የበርክት ኣሎ
      መን ኢዩ ንኢየሱስ ክርስቶስ መድሃኔኣለም ዝስዕብ ቃሉ ሰሚዑ ኢዩ እቲ ቀንዲ ነገሩ ።
      ቤተክርስትያን ናይ ክርስቶስ ኢያ
      ኣብ ቤተክርስትያን ኦርቶዶክስ ተዋህዶ ኤርትራ ግን ዘይ ደቂ ቤተክርስትያን ካብ ንወንጌል ምስባኽ ንሓሶት ምስባኽ ፡ ጸገማ ዘይዛረቡ ዓገብ ዘይብሉ ፡
      ክሳብ ምዓስ ኢና ብዘይ ፓትርያረክ ዘይብሉ እስከ
      ምስ መን ኢዩ ጸግዖም እስከ ?

  • @dejenteklehaimanoy4348
    @dejenteklehaimanoy4348 4 ปีที่แล้ว +11

    ቃለ ሂወት የስመኣልና ድያቆን ሓውና እግዚኣብሔር ኣምላክ ናይ ኣገልግሎት ዘመንካ ይባርክ

  • @merhawidaniel7633
    @merhawidaniel7633 4 ปีที่แล้ว +11

    ኣነስ ኣይተረድኣንን ዘሎ ኣቡነ ኣንቲኦኖስ ብምንተይ እዮም ወሪዶም ኣብርሁለይ አባ

    • @ወዲሰንዓፈጽረህግደፍ
      @ወዲሰንዓፈጽረህግደፍ 4 ปีที่แล้ว +3

      ብዓመጻን ብዘይሕጊ ቤተ ክርስቲያን

    • @selameyezelku4010
      @selameyezelku4010 4 ปีที่แล้ว

      Ezea melsi delikalu brukey metiteaw mengsti eyu ,orthodox entkonka aba lucas ab America baelna asirnayom elom selzi betchristaian kemzeyteasir kulatna nesemamealu haki eyu ,emo entay dea entelna semaetint firhom kemzi anen neskan hadimna zelna kehadmu aydeliyun zetbahluwo endagebru gna yeglgilu alewu abta betchristaian

    • @selameyezelku4010
      @selameyezelku4010 4 ปีที่แล้ว

      m.facebook.com/story.php?story_fbid=1159182034269783&id=100005339926996&sfnsn=mo

  • @hakiseare5276
    @hakiseare5276 4 ปีที่แล้ว +7

    ኣሜን ኣሜን ኣሜን፡ ቃል ሂወት የስምዓልና። ዲያቆን ሓውና ድማ እግዚኣብሔር ጸግኡ የብዝሓልካ።

  • @ድምጺሂወትቲቪ
    @ድምጺሂወትቲቪ 4 ปีที่แล้ว +10

    ኣሜን ቃለ ሂወት የስመዓልና እግዚኣብሄር ኣምላኽ ኣፍ ጎሓላሉ ዓጽዩ ሰላምን ፍቅርን የውርደልና እቶም ኣብ ሕማቅ መገዲ ዘለዉ ኸኣ ኣምላኽ ናብ ልቦም ይምለሶም

    • @teweldebrhananebrhane6207
      @teweldebrhananebrhane6207 4 ปีที่แล้ว

      ወልደ ዋህድ ዘይ በለ ንኩርስቶስ ኣይ ፈልጦን እዩ

  • @teklitbrhane581
    @teklitbrhane581 4 ปีที่แล้ว +2

    Kal hiwet yesmalna diyakon hawuna...amlka zeben hiwetka yibark

  • @hailezghiabrha7011
    @hailezghiabrha7011 4 ปีที่แล้ว +3

    ኣንቱም ሰባት ወንገል ኣይትሰብኩን
    ጽልኢ ኪፍኣት ባእሲ ምስባኽ ናይ ሃዋአያት ኣይኮነን

    • @selameyezelku4010
      @selameyezelku4010 4 ปีที่แล้ว

      Anta bruk beka Amen Amen Amen tray bel kemeu eyu zelo eti gize wengel dea meas kesbkiwo kula nab protestants gedifatom mes kedu dehar beynu gerewrw zebil betchristaian hizom mes terfu eyom zefeltom ,Asmelash kaidir eyu hawey keyteamino bezyka mefelilay kalie aysebkin eyu kulu sebktu semayo tehadison menafikan keybele ayhalfan eyu selam aymetsiu eyom beka mefelilay tray eyu serhom

    • @ማርያምኣደጎይታይ-ጘ1ዐ
      @ማርያምኣደጎይታይ-ጘ1ዐ 4 ปีที่แล้ว +1

      @@selameyezelku4010 😜

    • @armanahabesha8305
      @armanahabesha8305 4 ปีที่แล้ว

      ኣምላክ ይቅረ ይበለልና አምበር ኩላትና ሓጥያት ንገብር ኣለና፡ መን ኮይና ኢና ንሰባት ከምዚ ዘይገብር ንብሎ ። ንዝተጸገመ ዝተኣስረ ሰብ ሓቂ መስኪርካ ምውጻአ ዶ ኣይግባእንዩ ፡ስለዚ ሰብ ኩሉ ኣምላክ ዝፈትዎ ዘረባን ግብርን ደኣ ንግበር ። ወንገል ኣምላክ ኣብ bible ምርካብ ይከኣል አንድዩ ፡ኣብ ትቃኻ ዝኮነ ከሺ የሎን ድዩ ከድካ ኣገልግሎት ኣምላካ ግበር፡ ተናሳሕ ፡አምነትካ የዕቢ፡ትእዛዝ ሓሉ፡ኣይትኮኒን ከይትኩነን፡ኣይትፍረድ ከይትፍረድ፡ ሓውካ ኣይትጽረፍ ፡ ነብስካ ካብ ኩሉ ሕማቅ ግታአያ ፡መልሃስካ ጽቡቅ ተዛረብ ሞ ኣብ ቅድሚ ኣምላክ ከኣ ምህረት ኪትረከብ ። ኣምላክ ብፍላጥ ኮነ ብዘይ ምፍላጥ ዝገበርናዮ ኣበሳን ሓጥያት ይቅረ ይበለልና !!! ከምቲ ኣምላክ ዝደልዮ ዓይነት ሰብ ክንኮዉን ፍቓድ እግዛቢሔር ኣምላክና ይኩን

    • @selameyezelku4010
      @selameyezelku4010 4 ปีที่แล้ว +1

      @@armanahabesha8305 tekikil aleka kulatna absenagna hatan ena gna beal dyacon asmlash gena seb eyom zesadidu zelwu nemntay neti haki shelel neblo aytferd keytfred tebil anbibe tsenihe kab tsehfetka emo dyacon asmlash seb yetsdik deyu seb eyu zetfie zelo bruk hawey abza alem bezyka kirstos kalie hakengna feradi men alo seb natu kefeat yeakilo hadenet zesebk tesanu zebaesu dea melsiom nehana nedli zelena eti ab bible zelo wengil kemti Ethiopia selub zenbebo emo zeytrdeo tergumu kemu geru lebna zekfetelna ena nedli ,tezeykoynu gna chanelat kekfitka nezetselakyo tetserif n tefetwo tewedis aykonn ,Bezkone eti gize 2021 nay Christian nay menbar nektemlu selzkone selam zekone semaetent kenkefil ,tensehihna kentsnihe tsebuk eyu yekrta tsebuk kensemie elna zekfetenayo meflelay kesbik mes tsenhe ena teanikifna neaka wn lekimmaka meslni ,Yekrta Amlak ab tegbro tsolot tsin elu yesmaeka 🙏🙏🙏

    • @hailezghiabrha7011
      @hailezghiabrha7011 4 ปีที่แล้ว

      @ዮናስ ዑቅባእዝጊ ሓቂ ካብ ሕማም ትፍውስ ዓባይ ነገር እያ
      ሓቂ እንተዝህሉ ድ ኣ እዞም ኩሉም ኣቦታት ካህናት ሞነኮሳት ዲያቆናት ኣብ ቤት ማእሰርቲ ብዘይ ገለ ገበን ምተኣስሩ ይመስለካ ።
      ኣነን ንስኻን ሓቂ ኣይፈለጥናያን ኣለና።

  • @hailebereket3659
    @hailebereket3659 4 ปีที่แล้ว +1

    Amen amen amen qal hiwet yemealna deacon hawna. Egziabher nay agolgulot zemenka ybark.

  • @ftwiftwi4568
    @ftwiftwi4568 4 ปีที่แล้ว +1

    Amen amen amen kal hiwet yesmalna kbur hawunan memhrnan diyaqon ashimelashi nay ageleglot zemenkum ybarek egzaabihir

  • @tsgheweiniabed7721
    @tsgheweiniabed7721 ปีที่แล้ว

    የቀንየልና ድያቆን ሐውና🙏🏾 ብጣዕሚ አገዳሲ እዩ እዚ ትምህርቲ እዚ ንዓና ንደቂ ተዋሕዶ 🙏🏾🙏🏾🙏🏾

  • @yoditberhane6664
    @yoditberhane6664 4 ปีที่แล้ว

    Kale hiwet yesmealna Dyackon hawna egzabiher xegio yebzehalka

  • @michaelabraham2571
    @michaelabraham2571 4 ปีที่แล้ว +24

    ቃለ ሕይወት የስመዓልና
    ጽሩይ ኢርቶዶክሳዊ ትምህርቲ

  • @sisusisu6778
    @sisusisu6778 4 ปีที่แล้ว +1

    ኣሜን ቃለ ሂወት የስምዓልና ዲያቆን ኣስመላሽ ሓውና ::

  • @weynihagos5835
    @weynihagos5835 4 ปีที่แล้ว +10

    ኣሜንንንንንንን!!!
    ኦ ጎይታይ ሓጥያትና ኣኽእለና!!!
    ንፋስ እዞም ኽፉእ ዝኣልሙ ኣይልከየና!!!
    ንኽብሪ ኦርቶዶክስ ደው ዝብል ትብዓት ሃበና!!!
    ፍቕሪ ስኒት ምትሕቁቋፍ ዘምጽእ ንጹህ ልቢ ዓድለና!!!

    • @Ezgihareya
      @Ezgihareya 4 ปีที่แล้ว +1

      ኣሜን ኣሜን ኣሜን

  • @salemmulugeta5690
    @salemmulugeta5690 3 ปีที่แล้ว

    Nay behaqi kale hiwet yesmealna 🙏🙏🙏

  • @kahsaihaile6285
    @kahsaihaile6285 4 ปีที่แล้ว +3

    ቃል ሕይወት የስመዓልና፡ድን ኣስመላሽ ፡ጸጋ ኣብ ልዕሊ ጸጋ የዓድልካ።

  • @zaidtareke3889
    @zaidtareke3889 2 ปีที่แล้ว

    ቃለ ሕይወት የስምዓልና 🙏🙏🙏

  • @misakkibrom0740
    @misakkibrom0740 4 ปีที่แล้ว +2

    ፅቡቅ ትምህርቲ እግዚኣብሄር አምላክ እድሜካ ይባርክ መ ምህር 💒💒💒💒🙏🙏🙏❤️

  • @jelaniandom2824
    @jelaniandom2824 4 ปีที่แล้ว +2

    ቃለ ሂወት የስመዓልና ሓውናን መምህርናን ድያቆን ፡ኣምላኽ ቅዱሳን ንዓይ ተሪር ልቢ ካብ ዝመደበን ዕድመ ንዓኩም እንተዝውስከልኩም ክንደይ ርህሩህ ልቢ ምተጠቀመ (ምተነስሐ) ብዕድመን ጥዕናን ይዓቅበልና

  • @daniel-pt9ew
    @daniel-pt9ew 4 ปีที่แล้ว +8

    ቃለ ሂወት የስማዓልና ኣጆካ በርትዕ ብሓይሊ ኣምላክ ♥✔

  • @ABRAM-ni1og
    @ABRAM-ni1og 3 ปีที่แล้ว

    ኣሜን ኣሜን ኣሜን

  • @MaryameyMaryamey21
    @MaryameyMaryamey21 4 ปีที่แล้ว +5

    ኣሜን (3) ቃለ ሂወት የስምዓልና አግዚኣብሄር ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም ፡

  • @ERIIQ91
    @ERIIQ91 4 ปีที่แล้ว +2

    Amen Amen Amen kale hiwet yesmialna dycon Ashmelash

  • @marazimarazi8618
    @marazimarazi8618 4 ปีที่แล้ว +9

    ድያቆን ቃል ሂወት የስመኣልና ካብ ክፉእ ይሰውርካ

  • @shimendiamsalu162
    @shimendiamsalu162 4 ปีที่แล้ว +1

    አሜን አሜን አሜን ፡ ቃለ ሂወት የስማዓልና ዲያቆን ሓውና ፡ እግዚአብሔር አምላኽ ጸግኡ የብዛሓልካ ፡ አብ እምነትናን ሃይማኖትናን ይጽናዓና።

  • @ማርያምኣደጎይታይ-ጘ1ዐ
    @ማርያምኣደጎይታይ-ጘ1ዐ 4 ปีที่แล้ว +10

    Selam amlak msakum ykun eto Video gn hade aykonen mesleni zzarebn zren, wela b audio tetsedwo xbuk neru ykreta gberuley gn kem hasab yu beay keytenkefu, geta edmen tienan yehabkum sletmrtkum dma asbkum kab geta eyesus krstos rkebwo.

  • @ድንግለይማዕተበይአይበትኽ
    @ድንግለይማዕተበይአይበትኽ 4 ปีที่แล้ว +9

    ዲያቆን ሐወይ እዚ ትምህረናዘለኻ አብ ልብና የሕድረልና ፈጣሪ ንዓኻ ከኣ እግዝኣብሔር ሓይልን ዕድመን ይሃብካ ንዓና ክሕሸና

  • @luwamgoitom5873
    @luwamgoitom5873 4 ปีที่แล้ว +8

    Kal hewet yesmana deykon hawena egzabher xegu yebzhlka

  • @yafetyafu7551
    @yafetyafu7551 4 ปีที่แล้ว +2

    ኣሜን ኣሜን ኣሜን ጽሩይ orthodox ትምርቲ ቃለሕይወት የስመዓልና መምሂርና

  • @eirgalemmehari2679
    @eirgalemmehari2679 2 ปีที่แล้ว

    Amen amen amen

  • @user-hq4dn9zr7l
    @user-hq4dn9zr7l 4 ปีที่แล้ว +1

    አግዚአብሔር ጸግኡ የብዛሐልካ

  • @ማርያምኣደጎይታይ-ጘ1ዐ
    @ማርያምኣደጎይታይ-ጘ1ዐ 4 ปีที่แล้ว +4

    Egzabher xegu yebzh nbetekrstyana hadnet mrddae nhagerna selam yewrdelna amete selam fkri ykunelna ahwatey 🙏🏻✝️✝️✝️✝️✝️✝️✝️✝️✝️✝️✝️💒💒💒💒💒💒💒💒💒💒💒💒💒💒💒⛪⛪⛪⛪⛪⛪⛪⛪⛪⛪⛪⛪⛪❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @letinasandiago2386
    @letinasandiago2386 3 ปีที่แล้ว +1

    Amel qal hiwet yesmelna

  • @awetwulud1483
    @awetwulud1483 4 ปีที่แล้ว +5

    Amen Amen Amen qale hiwet yesmealna diyakon hawey bhaki xbuk tmhrti amlak yebarkelka

  • @elk5824
    @elk5824 4 ปีที่แล้ว +13

    ኩቡር መምህረይን ሓወይን ዴቆን ኣስመላሽ
    እግዚአቢሔር ጸጋን ሓይልን ጥዕናን ዕድመን ይሃብካ ኣሜን እግዚአቢሔር ይመስገን ጛሶት ዝስደደልና ናይዘን ዝድሕና ዘለዋ ንፍሳት ብዙሕ ዓስቢ ኣሎ ፡
    ዳቆን ሓወይ እዚ ንሕና ንስምዖ ዘለና ካልኦት ምእንቲ ክሰሙዕዎ ሓደ ነገር እንተ ንገብር ጽቡቅ ኔሩ ቡዙሕ ሰብ ኣሎ ነዚ ከይ ሰምዔ ዝጠፍእ ዘሎ ቴለፎንካ እንተ ዝረክብ ከመይ ጽቡቅ ኔሩ ድካኣል እንተ ኮይኑ ፡እዝግትነ ማርያም ብጸሎታን ብኣማላድነታን ምሳኻ ትኹን ኣብ ጸሎታካ ዘክረኒ
    ቃል ሂወት የስማዓልና ኣሜን ኣሜን ኣሜን

    • @ማርያምኣደጎይታይ-ጘ1ዐ
      @ማርያምኣደጎይታይ-ጘ1ዐ 4 ปีที่แล้ว

      mehshe embere kem hasab 🤷‍♂️

    • @samrihadera5632
      @samrihadera5632 4 ปีที่แล้ว

      አግዛቢሀር ኣቡዚሁ ይባርካ ፡ ኣህዋተይ ንክንቀቅ።

    • @selameyezelku4010
      @selameyezelku4010 4 ปีที่แล้ว

      @@ማርያምኣደጎይታይ-ጘ1ዐ th-cam.com/video/jAi8eXscobs/w-d-xo.html

    • @selameyezelku4010
      @selameyezelku4010 4 ปีที่แล้ว

      @@samrihadera5632 th-cam.com/video/jAi8eXscobs/w-d-xo.html

  • @berihubahlbi2723
    @berihubahlbi2723 4 ปีที่แล้ว +4

    ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃልህወት የስመኣልና እግዚኣብሔር ምስጋና ይኩኖ ቤት/ክ ኣትናወጺን ኢያ መሰረታ ኣብ ደም ኪርስቶስ አያ ብቅዱሳብ ዝጸነዕት ኣያ በረኸት ቅዱሳን ወትሩ ኣይፈለያ ።

  • @nasnetgirmasion4221
    @nasnetgirmasion4221 4 ปีที่แล้ว +3

    ቃለ ሂወት የስማዓልና

  • @beilulbrhane4315
    @beilulbrhane4315 4 ปีที่แล้ว +6

    ቃለ ህይወት የስመዓልና ዲያቆን ሓዉና ዘመን ኣገልጉለትኩም ይባረክ

    • @mizankeshi4276
      @mizankeshi4276 4 ปีที่แล้ว

      Mhret yewrdelka mesta etom bbrhanu zxelmetom zelo ywrdelka zhawey

  • @adey-be3wm
    @adey-be3wm 4 ปีที่แล้ว +3

    Kale hiwet yesmaalna amlak kemaka yebzhalna nxur orthodox tewahdo tmhrti krdad zey blu zemehalalfu. Yhabena egziabhier.

  • @teweldebrhananebrhane6207
    @teweldebrhananebrhane6207 4 ปีที่แล้ว +1

    ተዋህዶ ንበል ከም ኣቦታትና
    ተዋህዶ
    ነታ ሃዋርያዊት ቤት ነጽንዕ

  • @mehariredei4695
    @mehariredei4695 4 ปีที่แล้ว +4

    ቃል ሂወት የስምዓልና ድያቀን ሓውና ኣመናውቲ ኣጽናፋዊት ሃዋራዊት ዝኮነት ቅድስቲ ቤተክርስትያና ኦርቶደክስ ተዋህዶ ንዘልኣለም ትንበር

  • @bereketsemere9228
    @bereketsemere9228 4 ปีที่แล้ว +5

    ቃለ ሂወት የስመዓልና ዕድመን ጥዕናን ይሃበለይ እመ ብርሃን ትደግፍኩም

  • @teklenara9386
    @teklenara9386 4 ปีที่แล้ว +2

    ቃል ህወት የስመኣልና ሀይማኖትና ን ክብርናን ክንህሉ ናይ ኩልና ግደ ኢዪ

  • @berhanzebaaman6840
    @berhanzebaaman6840 4 ปีที่แล้ว +1

    ኣምላክ ቅዱሳን እግዚኣብሔር ጸጋ ድበ ጸጋ ኣብልዕለካ ከም ዝናም ነሓሴ የንጀርብ ቃለ ህይወት የስማዓልና ኣጽረርት ቤተክርስቲያና ካኣ እግዚኣብሔር ኣምላክ ኣብ ዝካዓትዎ ግድጋዶም የእትወልና ነቶም ልብ ዝገበሩ ድማ ብንስሓ ይምለሰልና ኣሜን ተዋህዶ ይእቲ ካኣ ብልብ ነመስግነኩም

  • @abyelfukadu255
    @abyelfukadu255 4 ปีที่แล้ว +3

    ቃለ ሂወት የስምዓልና ድያቆን ኣቨመላቨ ሓውና አግዚኣብሄር ጸግ ኡ የብዝሓልካ ንድያቆን ትድግፋ ኩላትኩም ላይክ ግበሩ አስከ

  • @AbebayyurtBetrom
    @AbebayyurtBetrom 4 ปีที่แล้ว +4

    Amen qalehiwet yesmalna deakon Asmelash zebenkum ybark

  • @diaconteame5324
    @diaconteame5324 4 ปีที่แล้ว +2

    ቃለ ሂወት የስመዓልና እግዚኣብሔር ሰላሙ የውርደልና።

  • @evenmusazgi2096f
    @evenmusazgi2096f 4 ปีที่แล้ว +2

    Amen amen amen kal hewat yesmalna betam mahri zekene tmhrti eyu egzabher amlak xegu yebzahlukm hawna nehna ka semeti zey kenn tegeberti kekewen igzabeher amlak bemehrotu yetmtena

  • @Starlove-fl2yg
    @Starlove-fl2yg 4 ปีที่แล้ว +5

    Long live D,Ashmelash, Hero Orthodox tewahdo

  • @mirafokbatsion9175
    @mirafokbatsion9175 4 ปีที่แล้ว +4

    Amen amen amen kale hwet yesimealina diyakon hawona

  • @አምላክርድአኒካብቤትካከይ
    @አምላክርድአኒካብቤትካከይ 4 ปีที่แล้ว +5

    በስመአብ ወወልድ ውመንፈስ ቅዱስ አሃዱ አምላኽ አሜን። ሰላም ክብር መምህር ድያቆን ኣስመላሽ እግዚአብሔር ምስ ኩላትና ይኹን ። ቀዳማይ ኣነ ከሓቶ ደልየ ዘለኩ ብዛዕብ ሰሜን ኣመሪካ ገና ኣይበርሀን ኣይነጸረን ምክንያቱ ንስኩም ትብሉ ዘለኩም ክርስቶስ ኣማላዲ ኢዮም ዝብሉ ትብሉ ኣለኩም ጉባኤ መዓስ ተገርሎም, ግበርሎም ክበርሃልና ኣብ ጣውላ ረኪብኩም ተመለሱ ኢልኩም እንዳበከኩም ዘይትልምንዎም ኣርኡዩና ከምቲ ናይ ኣቦታትና ናይ ኣርዮስ ዝገበርዎ ምኽንያቱ ብዙሕ ሰብ ኢዩ ዝጠፍእ ዘሎ ሕዝቢ ኣይፈለጦን ገና 2ይ እታ ንዓሰርተ ምእማን ዶ ይሓይሽ ወላስ ንሓደ ዝበልኩማ እንታይ ማለት ኢዩ ከተብርሁልና ምኽንያቱ ክንደይ ኣዛራራቢት ኮይና ሰሚዐያ ኣለኩ 3ይ ሲኖዶስ መንግስቲ ገዲድዎም ብዘይ ፍታዎም ይሰርሑ ኣለው ዝብሃል መዓረ ክንደይ መርትዖ ኣለካ ከተብርሃልና 4ይ መንግስት ብዙሓት ሊቃውንቲ ኣሲርዎም ኣሎ እዚ ከ ብምንታይ ምኽንያት ይመስለካ 5ይ ብምንታይ ቤተ ክርስትያን ብፍላይ ኣብ ኤሮፓ ምክፍፋል ጀሚሩ 6ይ ሰባኪያነ ወንጌል ደቂ ቤተ ከርስትያን ብዛዕባ ኣብ ሃገርና ተረኪብ ዘሎ ምሕደራ ናይ ቤተ ክርስትያን ገሊኦም ሲኖዶስ ተጋጊም ውሳኔ ወሲኖም ገሊኦም ከኣ ብኣንጻሩ ጽቡቅ ውሳኒ ወሲኖም ኢሎም ይዛረብ ኣለው ብሕጂ ውን ክቕጹሉ ኢዮም ከመይ ኢሉ ኢዩ ጠጠው ክብል ዝክእል ? 7ይ እዚ ኩሉ ዝግበር ዘሎ ንጽባሕ ንግሆ እንታይ ታሪክ ኢዩ ክኸውን 8ይ ክምዚ ዘለው እንተ ቀጺሉ እግዚአብሔር እንታይ ኢዩ ክብለና 9ይ ወላስ ብሰንኪ ፍቕሪ ዘይምግባርና ሓጥያትና ኢዩ ወሪድና ዘሎ ናይ ቤተ ተክርስትያና ምፍልላይና እንታይ ኢዩ

    • @አምላክርድአኒካብቤትካከይ
      @አምላክርድአኒካብቤትካከይ 4 ปีที่แล้ว

      ዝተጋገክዎ ኣርሙኒ ስብሓት ለእግዚአብሔር

    • @shisaytekle4094
      @shisaytekle4094 4 ปีที่แล้ว

      @@አምላክርድአኒካብቤትካከይ ብሓቂ ክምለስ ዝግቦኦ መልሲ ሓቲትካ ክቡር ሓው???
      መን ይስማዕ ግዜ ስቐሎ ስቐሎ ስለ ዝኾነ መልሲ ኣይህበካን እዩ። ዲያቆን ኣስመላሽ ነዊሕ ጌሩ ካብ ዘዕውነና። ጊን ኣብዛ ሓላፊት ዓለም እዚኣ ንመን ከም ዝኣመነ ፍሉጥ እዩ።
      ወይ ምስመን ከም ዝወገነ ዘጠራጥር ጕዳይ ኣይኰነን።

    • @ياربيسوعالمسيح-ن7ي
      @ياربيسوعالمسيح-ن7ي 4 ปีที่แล้ว

      @@አምላክርድአኒካብቤትካከይ ናይ ብሓቂ ዝብላዕ ዘረባ ተባረክ ቡሩክ ሓወይ

  • @taezazkahsay2746
    @taezazkahsay2746 4 ปีที่แล้ว +2

    Amen amen amen kal hiwet yesmalna Diakon hawuna Egzabher amlak Edmen tanan yhabkum. Xega ab lali xega yebzhalkum

  • @senaitteclay6242
    @senaitteclay6242 4 ปีที่แล้ว +2

    እግዚኣብሔር ጸግኡ የብዝሓልካ ድያቆን ሓዉና 🙏🙏🙏

  • @medhanieanday286
    @medhanieanday286 4 ปีที่แล้ว +1

    ቃል ሂወት የስማዓልና ናይ ኣጎልጉሎትኩም ዘመን የንዋሃዮ

  • @freweinimebrahtom3750
    @freweinimebrahtom3750 3 ปีที่แล้ว

    Tebarek

  • @awetabraham8114
    @awetabraham8114 4 ปีที่แล้ว +1

    Kale hewet yesmealna deakon hawna,Ezgabher sle zmharena kbrn msganan neuu ykno.
    Deakon hawey sle kbri kdsti betekrtstiyanan, hadnet fkrin orthodox ,kemu wn bkendu neti gega merdeeta abmeeseytnan, hbrtesbnan tekesitu zelo keythalelkum, nab knuen tkklenan zkone mesmer nktmelsuna ezgabher yhagzena
    Xelotan amaldetan nay adena kdsti dngl mariamn, terdaent nay kulom kudusan ayfeleyena
    Amen Amen Amen.

  • @arielberhane3379
    @arielberhane3379 4 ปีที่แล้ว +3

    Egziabher kbri yhabelna kale hiwet yesmialna diakon hawna ata halal brukh

  • @teweldebrhananebrhane6207
    @teweldebrhananebrhane6207 4 ปีที่แล้ว +4

    ቤተክርስትያን ናይ ክርስቶስ እንበር ናይ ማንም ኣይ ኮነትን ሓዉናን መምህርናን
    ድያቆን ቃል ሂወት የስምዓልና

  • @solomonkidane5421
    @solomonkidane5421 4 ปีที่แล้ว +4

    ቃል ሂወት የስመዓልና ።ጽናዕ ትባዕ ኢለዶ ኣይነገርኩካን

  • @ሰላምሃበኒፈጣሪ
    @ሰላምሃበኒፈጣሪ 4 ปีที่แล้ว +3

    ኣሜን ቃል ሂወት የስመዓልና ቤተክርስትያናን ሃገርናን ኣምላክ ይሓልወልና።

  • @mashoshewit1547
    @mashoshewit1547 4 ปีที่แล้ว +2

    Qal hiwet yesmealna decon hawey egzabher nay agolgulot zemenkum yibarkelkum burukat

  • @abelhabtom1752
    @abelhabtom1752 4 ปีที่แล้ว +3

    Amen kalhiwet yesmealna deacon hawna egziabhier xegu yebzhalka

  • @yoyoyoyo2541
    @yoyoyoyo2541 4 ปีที่แล้ว +3

    Amen qale hiwet yesmalna dyaqon hawna nay agelglot zebenkum ybark egzabher

  • @mesganamerhawi4003
    @mesganamerhawi4003 4 ปีที่แล้ว +3

    Amen amen amen qale hiwet yesmealna nay agolgulot zemenka ybark egziabher diakon hawna.

  • @ykealokahsay5464
    @ykealokahsay5464 4 ปีที่แล้ว +1

    Amen Amen Amen kal hiwet yesmealina

  • @abelgoitom1031
    @abelgoitom1031 4 ปีที่แล้ว +1

    Amen Amen Amen.

  • @selamgebrit3340
    @selamgebrit3340 4 ปีที่แล้ว +3

    Amen Amen Amen qale hiwet yesmalna glxi eyu Dyakon hawna

  • @huruytekletsion5549
    @huruytekletsion5549 4 ปีที่แล้ว +1

    ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃለ ሂወት የስመዓልና

  • @yohans3237
    @yohans3237 4 ปีที่แล้ว +1

    ኣሜን ቃለ ሂወት የስመኣልና

  • @freselamhaile7718
    @freselamhaile7718 4 ปีที่แล้ว

    Kalehiwet ysmalna Berra zhawey

  • @berihuhaile6935
    @berihuhaile6935 4 ปีที่แล้ว

    Kalehiwet yesmalna diacon Asmelash, egziabher amlak xegiu yebzehalka, orthodox nizelalem tinber, Amen.

  • @bisrathabte8358
    @bisrathabte8358 4 ปีที่แล้ว +1

    Amennn kal hiwet yesmana. D, ashmelash guday abune antoniyos fthi kwexalom alewo mewrediu mekniyat kulu meemen kfelto alewo rugux mekniyat, abona kea bzaeba ruesu kmexare abkdmi sinodos edl ywehabom, bzaebazi guday ab miemenan buzuh fililiy yemxie alo, egzabiher mhretu ybxhana, amennnnn.

  • @yassim9143
    @yassim9143 4 ปีที่แล้ว +2

    ተመስገን ኣምላኽ ነዚ ሊቅ ክቡር ሓው ነዚ ተባዕ ሓው ዝሃብካና ኦርቶዶክስ ተዋህዶ ሃይማኖትና ንዘላኣለም ትንበር

  • @hailezghiabrha7011
    @hailezghiabrha7011 4 ปีที่แล้ว

    መእመን ዝደሊ ዘሎ ወንጌል እዩ

  • @lemlemtesfay7936
    @lemlemtesfay7936 4 ปีที่แล้ว +2

    አሜን አሜ ን አሜን

  • @selamneritranaselamneritra3954
    @selamneritranaselamneritra3954 4 ปีที่แล้ว +4

    በጃኹም ቀጽልወ እዋይ ክጥዕም ቃል

  • @ablelorthodoxsawi6705
    @ablelorthodoxsawi6705 4 ปีที่แล้ว

    ኣሜን ኣሜን ኣሜን ናይ በሓቂ እግዚኣብሔር ባዕሉ ናብ ልቦም ይምለሶም

  • @deshi6644
    @deshi6644 4 ปีที่แล้ว +6

    Qal hiwet yesmalina tebae anbesa ztewahdo d,asmelash

  • @spirtualgrowth-6978
    @spirtualgrowth-6978 4 ปีที่แล้ว +2

    Egziabhier tsegu yebzahlka... amlak b tinan b selamin haliyu birten hailin yehabka... n tselatika yehdalka... kemka egziabhier yebzih.

  • @letinaabrham1752
    @letinaabrham1752 4 ปีที่แล้ว +3

    Amen Amen Amen kale hiwet yesmaelna

  • @okbazgiembay1954
    @okbazgiembay1954 4 ปีที่แล้ว +1

    AMEN AMEN AMEN AMEN
    KALEHEWET YSEMALNA AMEN
    AMLK EDEMKA YENWEHLKA YENBREKA ZELALEM HAKI SELE TNGRENA AMLKE DEMA ANE HAKEN MNGEDEN EYE ZEBELO ABAKA ALO ZEHAWEY HELW EGZABHER NAY ABOTATNA ABUNE PHILPOS ABUNE YOHANES ZEDEBRE BZENE MSAKA YEALWUOKA AMEN
    AMEN AMEN AMEN EGZABHER NAYE
    AGELGLOT ZEMNKA YENWHAYO

  • @habtomaqubay2954
    @habtomaqubay2954 4 ปีที่แล้ว +5

    Amen qal hiwet yesmalna, admekum ybark zedyaqon...

  • @tirhasaraya3274
    @tirhasaraya3274 4 ปีที่แล้ว +1

    Amen Amen Amen
    Memhrna dyakon Asmelash
    Amlak xegu yebzhalka

  • @morgenkannbesseralsheute3307
    @morgenkannbesseralsheute3307 4 ปีที่แล้ว

    Amen amen amen amlak aqeb yifeter eom medeyayibo dema yifeter kem zebhal naybehaki enqe kemakum zeameselu besulat abotat halekumena edmen tenann yihabkum amlak xegu yebzhalikum

  • @yohans3237
    @yohans3237 4 ปีที่แล้ว +3

    Amen qale hiwet yesmealna

  • @AaAa-iu4qk
    @AaAa-iu4qk 4 ปีที่แล้ว +1

    Kale hiwet yesmealna

  • @ድንግልማርያምኣደይዋ-ዸ5ለ
    @ድንግልማርያምኣደይዋ-ዸ5ለ 4 ปีที่แล้ว +2

    Amen amen amen qal hiwet yesmealna Deacon hawey

  • @ablelmengsteab1011
    @ablelmengsteab1011 4 ปีที่แล้ว +1

    ቃል ህይወት የስማዓልና

    • @regatabraham1463
      @regatabraham1463 4 ปีที่แล้ว

      O ezigabher amlak netom zeykone bihasot kisebku ziwuelu zelo hizbka zetfiue zelewu sile futratka eti haki gilexelom abona bimntay mewurdiom miknyat balom zeyzarebu ezom ferhi ezigabher zeyblom nah mdri taemi zideliyu hasot zimhru zelewu kea edom egrom hazelna medhanialem aboy bizey aflito amen kinbil niwuel alena

  • @ፍቅሪህያብፈጣሪአዩ
    @ፍቅሪህያብፈጣሪአዩ 4 ปีที่แล้ว +14

    ትሃድሶ ዳኣ ኣቦኦም ዝፍለጡ አንድዮም ጽረ ቤተክርስትያን ኮይኖም፡ዘለዉ ኣመንቲ ኦርቶድክስ ኮይኖም፡ነአሽተይ ፍልጠት ሒዞም፡ብትዕቢት ተወጢሮም ብሲነዶስ ኣይ ንምራሕን፡ኢና ኢሎም፡ቤተክርስትያን ይፈላልዩ ኣለዉ ካብ ከምዚኦም ዓይነት ሰባት ይሰውረና ብሓቂ ካብ ትሃድሶ ፈሊካ ዘይራኣዩ ሰባት አዮም መክንያቱ ሕጊ ቤተክርስትያን ኣይድልየናን አዩ ኢሎም ብገዛአ ፍቃዶም፡ክምርሑ ደልዮም ኣምላክ ሰላሙ የውርደልና

    • @Ezgihareya
      @Ezgihareya 4 ปีที่แล้ว +3

      ኣሜን ቃለ ሂወት የስምዓልና ሪኢናዮም ካኣ ባዓል ወልደኣብ ምንፍቅንኦም ሓቢኦም ንቡጻኣን ኣቦታትና ክጸርፉ ጸኒሖምን ኣለዉን

    • @hailezghiabrha7011
      @hailezghiabrha7011 4 ปีที่แล้ว

      ፍቅሪ ህያብ
      እዛ እዋን ንር እያ ኣለና ቤተክርስቲያን ዘራጊቶ የእቲዮምላ ዘለዉ ኩሉ ይፈልጦ እዩ ንስኻ ውን ትፈልጦ ኢኻ እንታይ ድ ኣ ሕጂ ፍልጠት ዘይብሎም ዶ ኤሽ ወሽ ትብል
      ቤተክርስቲያና ብሰማያዊ እያ ትመሓደር ዝበሉ ጌጋ ኣለዉ ትብል ኣለኻ
      ኣይ ቤተክርስቲያን ብምድራዊ እያ ትመሓደር ዝበሉ ከ ኣ ጽቡቕ ኣለዉ ትብል ኣለኻ
      ስለዚ እቲ ዝፈርድ ኣምላክ
      እቲ ዝምሕር ውን ኣምላክ፡ኤረ እቲ ዝፍውስ እውን ኣምላክ ስለዝኮነ ሓቂ ጥራይ ሓዝ

    • @ፍቅሪህያብፈጣሪአዩ
      @ፍቅሪህያብፈጣሪአዩ 4 ปีที่แล้ว

      @@hailezghiabrha7011 ኣነ ውን አግዚኣብሄት ይፍረድ ሱቅ ንበል ባዕልና ኣይንፈላለ ብሃላይ አየ ካልአ ኣይ ጽሓፍኩምን

  • @bibisonofgod8768
    @bibisonofgod8768 4 ปีที่แล้ว +1

    Kale hiwet yesmalna dyacon hawna

  • @rshantesfancial1392
    @rshantesfancial1392 4 ปีที่แล้ว +1

    kale hiwet yesmelna sle ta kidsti haymanotna aser kudusana dew zbelkum ezgabiher amlak xegau yebzhelkum nana ka bxelet kum mszwexu yewxena fetari

  • @genetgenet3831
    @genetgenet3831 4 ปีที่แล้ว +2

    Amen amen amen Qiel hiwat ysmana

  • @betielchannel4995
    @betielchannel4995 4 ปีที่แล้ว +1

    ሰላም ኣማሓደርቲ ናይዚ ቻነል ንድያቆ ሓዉና ፡ሕቶ ሓቲትኩም ጥምቀት ህጻናት ፡ንምንታይ ዮም ዝጥመቁ ? ካብ ኣዳማዊ ሓጢኣት ናጻ ክኮኑ ድዮምስ ወላ እንታይ መልሲ ኣብ ዝሓጸረ ግዜ ሃቡና እዞም ናይ ሰሜን ኤመሪካ ኣለዎም እና በሉ የዕገርግሩ ኣለዉ።

    • @deshi6644
      @deshi6644 4 ปีที่แล้ว

      ክሳብ ዝምልስልካ
      መርጌታ ማሓሪ እልካ ብenglish ጽህፍካ ተካታተል

    • @deshi6644
      @deshi6644 4 ปีที่แล้ว

      TH-cam ማላተይ የ

    • @ሃኒቱ
      @ሃኒቱ 4 ปีที่แล้ว

      shewit gebrehiwet
      th-cam.com/video/fXUkTEV3NuY/w-d-xo.html

    • @selameyezelku4010
      @selameyezelku4010 4 ปีที่แล้ว

      @@deshi6644 th-cam.com/video/jAi8eXscobs/w-d-xo.html

  • @Hagoss
    @Hagoss 4 ปีที่แล้ว +1

    ኣንታ ዲያቆን ክሳብ ሎሚ ኣብዛ ታሃዱሶ መናፍቃን ትሕባእ ኣለካ፣ ሓቂ ተሊካስ ተራኪብካ ምሶኦም ዘይትዛረብ። ብዝኮነ ነዘን ዝስዕባ ሰለስተ ሕቶታት እባ መልሰለይ፣ 1,ወረ ብመሰረቱ ቲታሃዱሶ ዝብል ምልጣፍ ስምሲ ካበይ እዩ መጺኡ፧ 2,ምዓስ እዩ ከ ተመስሪቱ፧ 3,ኣበናይ ጉባኤ ከ እዩ ተመስሪቱ፧

    • @selameyezelku4010
      @selameyezelku4010 4 ปีที่แล้ว +1

      Kemzi zebil mehatat ayfekdin eyu bruk ,Amen Amen Amen tray bel 🤣🤣🤣 Hemak gize betsihna patralic zeybla hager haymanot alena nebil mehlawna eyu , Zemtsio tarik kulu hasot eyu gna ezi hezbi bible anbibu zeyfelit kemey elu ezi zezarebo zelo kesetwilo ,bezkone amlak nab lebu yemelso ezi af shehani zekone kadir Asmelash mesay yemahr neiu politica kedmi nabzi memetsiu b air ab Asmara

    • @selameyezelku4010
      @selameyezelku4010 4 ปีที่แล้ว

      th-cam.com/video/jAi8eXscobs/w-d-xo.html

    • @Hagoss
      @Hagoss 4 ปีที่แล้ว

      selam eye zelku ይገርም ዩ ናይዞም ሲ ፡ ብዓሎም ከስስቲ ፡ ብዕሎም ፈረድቲ ፡ ደስዝበሎም ስም ለጠፍቲ ፡ ይሓይሽ ዶ ተበልኻስ ዝገደደ ዩ ስርሖም ፡ ኣምላክ ምስትውዓል ይሃበና እምበር ብዓል ድ/ኣስመላሽ ሲ ርእናዮም.

    • @selameyezelku4010
      @selameyezelku4010 4 ปีที่แล้ว

      @ዮናስ ዑቅባእዝጊ tekikil aleka kubur hawey ,Emo patralic meweradu tekeikil zeblka dyacon asmelash gubo mengsti endawesde kabtom abotat aba yohanes aba kerrlos doo felitun abti bota alo deyu malet ab Eritrea ??? Malet nesatom ab israel menfikna yeblomn abona abzi 3 werhi ab menberom kemlsu elomuna keydom ezi lokmatse dycon asmelash gna werket hehizu nab embassy eyu zegoyi selzi Kab mengsti tezaz tekbilu kea betchristaian fah yebla alo eti zehzenaka sebat kesab hegi zeyfeletwo mukanu eyu 3 betchristaian betsihu alo ab London ,hegi move megbar nab kalie betchristaian terifuwo alo selam kelina fah endabele zeyteflto tekonka menalbat b sebektu keythmel ab London zelewu kethatelu tekil eka ,kendey betchristaian betsihu alo gna wn keketsil eyu gna amlak baelu dew yeblo yekewn eyu ember n orthodox terha ketrfa eyu