Selam ayana abrha Bzuhat sebat abrha hmam awraja alewo entay koinu u hji jon black ms texerfe yehmimwo ezi kulu hzbi Eritrean mlu kxaref kelo melsi zeyhabe hji melsi zhb ybl alo 2. Ab tgray hgbgb u zbl kota bzuh zereba u zelo imo ab kemzi tnkk mbal xbuk u
ጅግና ንመብርሂታትካ ትጥቀመሎም ኣብነታትን ምሳሌታትን ብሩህን ንጹርን መግለጺ ኣጆኻ በርትዕ❤🇪🇷
Welcome ወዲ ኤረይ 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🙏 ሰናይ ዘመን ንህዝብናን ንሃገርናን ምስ ጅግና ሓይልታት ምክልካልና ህዝበይ ሰላምካ ይብዛሕ ዕልታን ሓጎስን ኣይፈለካ ኣሜን።
መርሓባ ኣብርሂሞ ርሑስ ሓድሽ ዓመት ኣዚዩ ዝምስጥ ኣስተምህሮ የቐኒየልና ♥️♥️♥️🇪🇷🇪🇷🇪🇷🙏🎂
ርሑስ ቕንያት ልደትን ሓድሽ ዓመትን ምስ ስድራካ ኣብራሃ ሓውና ❤❤❤። ከም ቀደምካ ብሉጽ መደብ ቀጽሎ ❤❤❤።
❤❤❤ 100% ጅግና ብቑዕ ሰብ
አየብት ጋይላ አዛካኪርካና ብጣዕሚ ❤❤❤❤
ሰላም ኣብርሃ ሓውና ንእሽቶይ በርሀ ጻዕዳ 🇪🇷 ኣብርሃም ተወልደ ወዲ ፍላንሳ ኮታ ኹልም ኢካ ካባካ ብዙሕ ኢና ንመሃር 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
ርሑስ ልደትን ሓድሽ ዓመትን 🌲🎉 ከም ኩሉ ግዜ ጽቡቕ መቅለጺ የቕንየልና 🇪🇷❤
Abraha hawna eritrean meneesey nmnkah tekaydo zeleka xaeri zmsgen u.kexlo ajoka❤❤❤
Selam selam abersha hawena jigna thank you🙏 neti tehebena temeherten qulu zenana 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️💪💪💪💪💪💪💪
ከልቢ ቅቻ ትበልዕ ድያ ኣብርሃ ሓውና
ጽቡቅ ኣገላልጻ: ቀጽሎ። እግዚኣብሄር ምሳኻ ይኹን
ጥዑም ጓይላ ሰይሰይ ወንና ኣልዒልካዮ
መርሓባ መምህር ኣብርሃ
Txbuk agelalitxa ❤❤❤❤❤
Proud to be Eritrean 🇪🇷!!!
Merhaba memhr abrha ❤❤❤❤❤❤❤
ኦሪግናል ጓይላ ደስ ክብሉኻ❤❤❤❤❤
Merhaba Abrha Gebre Ajoka ata wedi aythmek
👍👌✌️❤️🇪🇷
❤❤❤100% perfect
❤️❤️❤️🇪🇷🇪🇷❤️🎉🎉👍👍🎄❤️🇪🇷❤️🙏❤️🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
💪🇪🇷📚🖊🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🕊🤝
Welcome ኣብርሃ ሽኮር ጽቡቕ መግለጺ መዓረይ ❤❤❤ . ሑቢ ኣብ ቀጻሊ Live ብvideo እባ ጀምር ደዊልና ሓሳብና መታን ክንህብ ግራሴ ኣብርሃ sweet
ኣብራሃ ጎምጻጽ ዳኣ መዓስ እዩ ስዊት ዝኾነ፡😊
@@abrahaghebrehiwet ክክክክክ እቲ ብተፈጥርኡ ዘይ ስከፍ ኣንበሳ
ተጋሩ ህግደፍ ክሳብ ክንደይ ሓያል ኣተሓሳስባን ተጻዋርነትን ኣለዎ ክብል ይኽእል እዩ፣ መራሕቶም ግን ከም ኣሻንጉሊት ናይ ምዕራባውያን ጎይቶቶም ግን እቲ እኩይ ረሳሕ ተልእኾኦም ኣየቋረጹን ፣ ስለዚ ምስክርነቶም ትርጉም ኣልቦ ይገብሮ::
🎉🎉🎉❤
❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
❤❤❤❤❤😍👍🇪🇷🇪🇷🇪🇷💯
Selam abreha.❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
አብረሀ ሐዉና ሐደራ አለት ግበረሉ
❤❤❤
ተንኮል ክኣምበር ኢልና . ብልሕን ተንኮልን ዘይ ፈላልዩ ሰራዊት ትግራይ ፡ 1 ሰራዊት ኤርትራ ክንዲ ሽሕ ሰራዊት ትግራይ ኮ ተባሂሉ እዩ ። እዚ ክኣ ተንኮል ዘይኮነ ረቂቅ ብልሕን ስልትን እዩ ❤❤❤
🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤️❤️❤️
Mircha alo do ab eritrea 2025 dhay aleka nay kuwam
❤❤❤❤🎉
❤❤❤❤❤❤😂😂😂🎉🎉🎉😢😢😢😢😢😢🎉🎉
🇪🇷🇪🇷🇪🇷🙏🙏🙏❤❤❤
🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤❤❤❤❤❤
ዲሲፕሊን፡ ባህሊ፡ ጥበብ፡ ሰፊሕ ፍልስፍና፡ ሚዛናውነትን ርግኣትን! እዚአን ብሉጻት ብልጫታትካ ኢየን ኣብርሃ፡ ዓቅበን! ብፍላይ ድማ ሃይማኖታውን ፍልስፍናውን ጠመተኻ፡ ብሉጽ ስለዝኾነ ኣይትውሕደልና
👏🏽👏🏽👏🏽🔥🔥🔥
♥️🇪🇷♥️🇪🇷👍
ኣባ ጓይላ ማለት ስርዐት ዘትሕዝ ማለት እዩ,, ኣብ ጓይላ,, እቲ ኩሉ ተፃዋቲ ከኣ ብትህዛዙ ኢዩ ዝፃወት.
ታሪክ አልቦ አዲ ታያ ታሪክ አለካ ገንፅል ታሪክ እስቲ
ኣብርሃ ኣያይ ትኸውን ኢካ ናይ ኩሉ ግዜ ተኻታተሊኻ ኢየ ተጋድሎ ሓርነት ኤርትራ 45% ይወስድ ብርበርኩቶ ክትሪኦ ከለኻ ኢቶም ንከባቢ 20 ዓመት በማኢት ኣሻሓት ዝሰከሉን ዝተሰዉን ደቂ ህዝቢ
ቃልሶም ኮንቶ ከም ዝነበረ ከተዘትወልና ኣይከብድን ኢሰያስ ዱሩዕ ካልኦትን ውን ኢኮ ካብ ጀብሃ ኢዮም ነሮም ስም ብምቅያር ኢዮም ቀጺሎሞ ትቃልሲ ኢንበር ኢንታይ ፍሊሊ ኣለዎ
ከም ኣነ ኣቦይን ኣደይን ተጋደልቲ ኢዮም ኣደይ ሓንቲ ጡባ ስክልቲ ኢያ ንስለ ኤርትራ ቃልሲ ኣቦታተይ ከም ምንሻው ኢየ ዝሓስቦ
Selam ayana abrha
Bzuhat sebat abrha hmam awraja alewo entay koinu u hji jon black ms texerfe yehmimwo ezi kulu hzbi Eritrean mlu kxaref kelo melsi zeyhabe hji melsi zhb ybl alo
2. Ab tgray hgbgb u zbl kota bzuh zereba u zelo imo ab kemzi tnkk mbal xbuk u
❤❤❤❤❤❤❤
❤❤❤❤
❤❤❤❤❤❤