ዶናት /ህፃን ቐሺ ገብሩ/ - ኣብ ቀዛሕታ

แชร์
ฝัง
  • เผยแพร่เมื่อ 28 เม.ย. 2023
  • © Copyright: Laza Tigrigna Media And Communications
    Any unauthorized use, copying or distribution is strictly prohibited
  • บันเทิง

ความคิดเห็น • 493

  • @user-br8lw5no4q
    @user-br8lw5no4q ปีที่แล้ว +111

    ዶናት ኣከዳድናኪ አይፈተክዎን ንስኪ ናይ ሰንበት ተምሃሪት ኢኪ ንምንታይ ከምዚ ተከዲንኺ? ክተስተካክሊ ተስፋ ይገብር።
    ብዝተረፈ ዕድመ ይሃብኩም

  • @user-mx6wh2dh6e
    @user-mx6wh2dh6e ปีที่แล้ว +75

    ጀጋኑ ግን ሓንቲ ነገር ትገርመኒ ኣላ ኣብ ኩሉ ኣብ ገጠር ሰብ ዕሽው ዝበለ ገይርኩም ትደርስዋ ስሕተት እዩ ናገጠር ሰብ ለዋህ እንበር ዓሻ ኣይኮነን ስለዚ

    • @teklomgaym6327
      @teklomgaym6327 ปีที่แล้ว +5

      ከፍ ኢሎም ክዛረቡ ዝገበሮም እማ ወዲ ገጠር እዩ ነሩ

    • @user-jx6wm7sh8x
      @user-jx6wm7sh8x ปีที่แล้ว +1

      እወ ብሓቂ

    • @butterfly-85
      @butterfly-85 ปีที่แล้ว +1

      ትክክል❤️

    • @impeaceful556
      @impeaceful556 ปีที่แล้ว +1

      ane wnay asmirela aleku ezi srah ezi ab hgdef ztelemde srah u

    • @Hareg675
      @Hareg675 ปีที่แล้ว +5

      ብሓቂ ዝቁኖኖኦ ሽብላሎ /ድዕጓኖ እውን የስተኻኽሉ

  • @user-bt4ln8oi7e
    @user-bt4ln8oi7e ปีที่แล้ว +42

    ዶናት ሓፈተይ ኣካዳድና ኣስተካክሊ❤❤

  • @user-ol4yw5sx6l
    @user-ol4yw5sx6l ปีที่แล้ว +8

    ደናይተይ ንፎትወኪ እና ኣካዳድናኪ ግን ኣሳታካክሊ መራያ ህፃውንቲ ኢኺ ♥️♥️♥️♥️

  • @fghyoug6078
    @fghyoug6078 ปีที่แล้ว +7

    ዶናት ማለት ኣካዳድናኪ እባ ካባኪ ቡዙሕ ኢና ንፅበ ቀፅልሉ💛❤💛❤💛❤

  • @user-wq5rj3zy2g
    @user-wq5rj3zy2g ปีที่แล้ว +32

    ደጉተር ደናይት❤ኣይርሳዓን ኣብቲ ፀቢብ ኣዋን😢ዝተዛረበቶ ኣብ ግንባር ፀላእቲ ኮየና እንቆዕ ናብዚ ሰላም ኣብቀዐኩም ንዝተረፈ ህዝብና እውን በሰላም ናብ ምረበቱ ክምለስ ድምፂ ነኩኖ🙏

  • @yemanetube3217
    @yemanetube3217 ปีที่แล้ว +9

    ምስዛ በላሕን ንፍዕትን ዝኾነት ቆልዓ ዘይኸይድ ኣከዳድና ኣይፈተኽዎን ንኽተስተኻኽል ንምዕድ👏❤

  • @user-gq1is1eh2s
    @user-gq1is1eh2s ปีที่แล้ว +6

    ዳናት ኣካዳድናኪ ኣስተካክሊ ማዓረይ👑♥️⭐️

  • @LenaLena-yx5sh
    @LenaLena-yx5sh ปีที่แล้ว +222

    ዳናት አካዳድናአ አስተካኪላ እንደገና ትቅረበለና

  • @amam5408
    @amam5408 ปีที่แล้ว +15

    ኣከዳድናኪ ኣስተካክሊ ደናት እና ብዝተረፈ ፅቡቅ መደብ እዩ ቀፅለሉ ሓወይ❤

  • @dnglmaryameyarfutalbey1494
    @dnglmaryameyarfutalbey1494 ปีที่แล้ว +28

    እንኳዕ ድሓን መጽኣኩም ክቡራት ደቂ ትግራይ ❤💛ዶናት ምቅርቲ ግን ክዳንኪ አስተካክሊ ቆልዓ እኪ ዋ ❤

    • @umafepop3439
      @umafepop3439 ปีที่แล้ว +1

      Kexilulu gebazat tegarwaniyy

  • @SsDd-gy2bf
    @SsDd-gy2bf ปีที่แล้ว +20

    ዶናተይ ምቅርቲ ንፍዕቲ ኢኪ ብሓቂ አካዳድናኪ ግን አስተካክሊ ምስ ይቅርታ ዶናቲየይ ዝፎትወኪ ሓፍትኪ እየ

  • @ngestigebremeskel2322
    @ngestigebremeskel2322 ปีที่แล้ว +81

    ደናይት ፅብቅቲ አካዳድናኪ ማዓሪግኪ ክትመፂ ንፅበ ዋ❤ ❤ ፁቡቅ መደብ ቆፅሎ ቤኪ❤❤

    • @abelsolomon8055
      @abelsolomon8055 ปีที่แล้ว +2

      Ya niushtey iya akedadina kimhayesh alewo

    • @GjKj-cq8kx
      @GjKj-cq8kx ปีที่แล้ว +6

      ኣካድድናኣ ብሀዚኣ ከመዙይ ዝገበርት ክሳብ ምኣዝ እዩ

    • @tesfalemzeru-yi2mi
      @tesfalemzeru-yi2mi ปีที่แล้ว +4

      ወለዳ እዮም ተሓተትቲ፡፡በተለይ ኣድኣ

    • @user-uh7sy9uy6j
      @user-uh7sy9uy6j ปีที่แล้ว +6

      ኣብ ትግራይ እዙይ ዓይነት ኣከዳድና ተትቀርስ ታይ ምነበሮ🥺

    • @syena-ph8fs
      @syena-ph8fs ปีที่แล้ว

      Anbetewa gebez eki maarey kem abay haftki akedadna astekakli tsbktey

  • @milireda1623
    @milireda1623 ปีที่แล้ว +5

    አከዳድናኪ አዕርዮ ማዓረይ💞ቤክየይ ንኢሳያሰ ታደሰ አቅርበልና💞💞💞

  • @user-tv9yo2rc8j
    @user-tv9yo2rc8j ปีที่แล้ว +12

    ተጋሩዋይ ሰላምኩም ይብዛሕ ዳናይት ግን አካዳድናአ አሰታኻኽልኩም አቅርቡልና ከምዝይ ዓይነት አካዳድና ምሰ ባህልናን ሃይማኖትናን አይከድን ❤❤❤

  • @user-hb1vb8qm4q
    @user-hb1vb8qm4q ปีที่แล้ว +7

    ዶናት ናይ ሰንበት ተማሃሪት ዶ አይኮንክን ኢኪ ንእግዚአብሔር ዘሕዝን ስራሕ አይትግበሪ 🙏

  • @BrhanBrhan-wc4zu
    @BrhanBrhan-wc4zu ปีที่แล้ว +2

    ኣከዳደናኪይ ኣስተካክሊይ ዋይ ታይ ማዓቱ
    ብዝተርፍ ደቂ ትግራይ ጀጋኑ

  • @Tube-uz1xf
    @Tube-uz1xf ปีที่แล้ว +2

    አታ በረከት ሓውና አካዳድናኪ ቀይርዮ በላ ዋይ ለይ ባህልና😢

  • @user-nv5vt5ct6f
    @user-nv5vt5ct6f ปีที่แล้ว +15

    እንካዕ ዳ ሓን መፃእኩም ዶናተይ ኣከዳድናኪ ኣስተካክሊ ንስኪ ምርኣያ ናይ ዕሸላት ኢኪ ስለዚ plisብዝተረፈ ቀፅሉል ፍትዋተይ❤❤❤

  • @sarahhbashi4053
    @sarahhbashi4053 ปีที่แล้ว +8

    እንታይ ማዓቱ ደቀይ እቲ ኣከዳድንኣ እዋይ😢😢😢

  • @user-ob9bh7qh7c
    @user-ob9bh7qh7c ปีที่แล้ว +7

    ታገሩዋይ ብጣዕሚ ደስ ትብሉ ኩሉ ኮሜንት ኣንቢበስ ሓሳብኩም ሓደ ዓይነት ዝተጋገየ ስብ ክንቀፍ ኣለዎ ዳናይት ኣከዳድናኺ ኣስታኻኽሊ ዘይባህልና

  • @user-sd8fw7ll9r
    @user-sd8fw7ll9r ปีที่แล้ว +6

    እንፈትውኩም ተጋሩዋይ ኣጆኩም ቀፅለሉ እና ዳኒየይ ብጣዓሚ ኢና ንፈትውኪ ተሰፋ ፅባሕ ኣጆኪ ግና ኣካዳድናኪ ኣዕሪ አብሊያ ዛሓፍተይ ህፃን ሰለ ዝኮነኪ 👏❤

  • @edon7537
    @edon7537 ปีที่แล้ว +9

    ዳናት 😢 አካድድና 😥😥😥

    • @user-nt1gq9qh3g
      @user-nt1gq9qh3g ปีที่แล้ว +1

      ትግራወት ሽግርና ኮ ኣይዞክን ተተባሂልና ጥራሕ ዝባና ኢናንከድ💔

    • @edon7537
      @edon7537 ปีที่แล้ว +1

      @@user-nt1gq9qh3g ይገርም አዩ አነ ባ ዓለይ ጓል አዩ ግን ሕፅሪ ሕንብርታ ዘተሪእ ጓል እንተሪአ ደመይ አዩ ዘፈልሕኒ 😥😢✝️❤️💊

    • @edon7537
      @edon7537 ปีที่แล้ว +1

      @@user-nt1gq9qh3g አጀኪ ክዓ ማዓረይ መክአል ያሃብክ 😢

    • @user-nt1gq9qh3g
      @user-nt1gq9qh3g ปีที่แล้ว

      @@edon7537 👏እሹኒ እበይትዋይ

  • @user-fk1my4um4j
    @user-fk1my4um4j ปีที่แล้ว +5

    ኣከዳድና በስመኣም ኣሕፊራትኒ ኣስተካክሊ ህፃን ኢኪ

  • @lemlemlili7110
    @lemlemlili7110 ปีที่แล้ว +5

    ክልተ ሓደ ብፍላይ ክፈትዎ በጃኩም እባ ክልተ ሓደ ትቀፅል ትብሉ ዒድኩም ንላዕሊ☝️☝️☝️☝️☝️☝️☝️☝️

  • @tiebeghebru2649
    @tiebeghebru2649 ปีที่แล้ว +7

    ሽኮሪና ዕድመን ጥዕናን ይሃብኪ ከምኡ’ውን ኩሉም ተጋሩ❤❤❤❤

  • @tesfushgerezihier8272
    @tesfushgerezihier8272 ปีที่แล้ว

    ዝኮነ ነገር ክሰርሖ ኢልካ እንተሓሲብካዮ ቀሊል እዪ
    ዶ/ር ዶናት ጀግና😍👏✅

  • @najesthalu2883
    @najesthalu2883 ปีที่แล้ว +4

    እዛ ቆልዓ እሲ ህፃን እያ ፍልጠታፍ ደስ ትብል እያ ወለዳ እናረኣይዋ ድዮም ገና ብህ ፃና ንምንታይ ክዳና ብስነ ስርዓት ዘይትክደን ንህፃውንቲ እተሕልፈሉ መልእክቲ እንታ እዩ ?ክዳን ንፍቶ ማዓርግና እዩ

  • @user-mt6pw2il9f
    @user-mt6pw2il9f ปีที่แล้ว +5

    ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም ፈጣሪ💛❤️🙏💖💖💝

  • @loveyoumyfamilyandmissyou
    @loveyoumyfamilyandmissyou ปีที่แล้ว +10

    እንካዕ ድሓን መፃኹም ኣጆኹም ቐፅሉሉ 🙏🙏🙏 ጆን ሓወይ❤

  • @fufu7105
    @fufu7105 ปีที่แล้ว +1

    ዶናቶይ ይፈትወኪ እንድየ ኣከዳድናኺ ግን ጌጋ ዛምበይተይ ኣስተኻኽሊ❤

  • @user-yd8np6uq7r
    @user-yd8np6uq7r ปีที่แล้ว +1

    ተጋሩዋኒ ሰብ ሕልና ዲናይተይ ኣካዳድናኺ ናትና ኣይኮነን ኣስተካክሊ 👌ማዓረይ♥

  • @azakmashoiiir3413
    @azakmashoiiir3413 ปีที่แล้ว +8

    ዶናት ኣከዳድና አስተካክሊ ሳሃሊ ለነ😢😢 ጥራሕ ዝባና መፂኣ😢😢

  • @AaaSss-tt8ym
    @AaaSss-tt8ym ปีที่แล้ว +1

    ኣካዳድንኣ ክተስትካክል ኣለዋ 😢ብዝተረፈ ግን ጎቦዝ አያ ይፈትዋ አየ ❤️

  • @2Corinthians.10-17
    @2Corinthians.10-17 ปีที่แล้ว +13

    ደቅ ሃገረ ትግራይ ልጓመይ ካፍተን ብሃንቀውታ ንጽበየን ሓንት እያ በርትዑ ባህልና ማሕበራዊ መነባብሮና ትገልጽ ድንቅ መልእኽት ተመሓላልፍ እያ ቐጽልዎ😍❤️💛
    ዶናተይ መርኣያ ህጻናት ጽቡቕ ኺዳን ግበር ምቅርተይ ከም ኣደታትኽ🙏❤️💛

  • @user-tn9yu7pv3b
    @user-tn9yu7pv3b 9 หลายเดือนก่อน

    "ዕድመይ ጥዕናይ ይሃብኪ ዶናተይ ግን ኣካዳድናኺ ኣስተኻኽሊ ቆልዓ ኢኺ ማዓረይ

  • @user-fd6zs4lu7q
    @user-fd6zs4lu7q ปีที่แล้ว

    ዶናት ጀግና ለባም የዕቢኺ ተባረኺ ተሰፋ ትግራይና

  • @selam801
    @selam801 ปีที่แล้ว +11

    welcome ቤኺ ሓወይ❤
    ዶናት ሰወድሸ መርአያ ብዙሓት❤

  • @user-ik7vx5hb1w
    @user-ik7vx5hb1w ปีที่แล้ว +2

    ታማ ጥርራሕ ዝባና እግዞ😢😢😢

  • @gf5t849
    @gf5t849 ปีที่แล้ว +2

    ኣካዳድናኺ ኣስተኻኽል ማዓረይ ላበይ አና ለኸድለና😢

  • @user-sm8ox8nh5y
    @user-sm8ox8nh5y ปีที่แล้ว +16

    ንፉዓት ኣጀኹም ግን ዶናት ኣከዳድናኺ ኣይጸበቀን እዛ ቅልዕልዕ ኒዮው በለኣ ክብርኻ ምኽዳን ንባዕልኽን ክብረት ኢዩ

  • @eyerusalemhaylemaryam-vg4rl
    @eyerusalemhaylemaryam-vg4rl ปีที่แล้ว

    ኣቱም ፅቡቓት ፍጥረት ልጓም ከመይ ድየ ክሪኣ ከለኹ ዓደይ መረበተይ ህዝበይ ይዝክርን ይናፍቅን ብጣዕሚ ኢና ንፈትዋ ናይ ሃገረ ሰብ ብስሩ ቀፅልሉ ኣለና ኣብ ጎንኹም ግን ዶናት ፅብቕቲ ኣከዳድናኺ ኣስተኻኽሊ ፅብቅተይ ንካልኣይ ግዜ እዙ ቆራፅ መራፅ ትርፊ ሓጥያት ትርጉም የብሉን ንተጋሩ ከኣ ኣይገልፀናን ❤❤❤

  • @lulaa1242
    @lulaa1242 ปีที่แล้ว +2

    ጏለይ ንሽተ ቆልዓ ኢኺ አክዳድናኺ ፅቡቅ አይኮነን አስተኻኸሊ ዛጏለይ ንእሽተን እበይ

  • @tesfayehagos6210
    @tesfayehagos6210 ปีที่แล้ว

    በረከት ናይ ዶናት ኣከዳድና ምስ ዕድሚኣ ኣይኸይድን

  • @gigi5733
    @gigi5733 ปีที่แล้ว +2

    ዶናት ኣታ ጆግና ኣብ ኩሉ ልቢ ትግራይ ዝኣተወት ዋዕሮ ኣዝየ ኣየ ዘድንቀኪ ኣካዳድናኪ ግን ኣማሓይሽ እና ርግዕ ኢልኪ ሰለ ትዛረቢ ኣዝየ እየ ዝፈትየኪ❤❤

  • @alganeshberhie1249
    @alganeshberhie1249 ปีที่แล้ว +11

    Thank you you’re understanding us 🇺🇸🇺🇸💊💊💪💪

  • @tigrayadey8661
    @tigrayadey8661 ปีที่แล้ว +1

    በረኸት ቀዛሕታ ቆልዓ ኣከዳድነኣ ኣፀብቒ በላ

  • @yraslem-qz2ki
    @yraslem-qz2ki ปีที่แล้ว

    ዳናት ኣካዳድናኪ ኣማዓራርየይ
    ብዝተረፈ ቀፅሉሉ

  • @KibromHagos-bm4eg
    @KibromHagos-bm4eg ปีที่แล้ว +2

    ወለዲ ዳናት መርአያ ህፃና እንዳበልናስ ,አከዳድና አስተካክሉ ,ንኩሉ ተርክበሉ እያ

  • @tesfayehagos6210
    @tesfayehagos6210 ปีที่แล้ว

    በረከት ቅድሚ ናብ እስትድዮ ምእታውካ ናይ ዶናት ኣከዳድና ኣይረኣኻዮን

  • @user-cy2qe1nh4b
    @user-cy2qe1nh4b ปีที่แล้ว +2

    ዋይ እኒእካ ሕፍረት ክንዳኣ ኣነ ሓፊረ በኡነት መዓኮራኮ ይራኣሎ ጥሩሑ ታይ ዓይነት ክዳንዩ በስመኣብ ኣቤት ግዜ 😢

  • @Berheize
    @Berheize ปีที่แล้ว +21

    ዶናት ቆንጆ ንፍዕቲ ስልጥንጥን ዝበለት❤️

    • @sabagebru6850
      @sabagebru6850 ปีที่แล้ว +1

      She is beautiful 😍 🤩 smart enough ❤💛👧

    • @desta-hu5gz
      @desta-hu5gz ปีที่แล้ว +1

      ኣረ በስማኣም ኣከዳድናኣ ኣዲኒቅክዮ😢

    • @Berheize
      @Berheize ปีที่แล้ว

      @@desta-hu5gz ቑሩብ ተዝፀንሓላ ምተመርፀ ግን ድማ ናይ ፊልሚ ተዋሳኢት እያ ዘዋፅኣ ትፈልጥ ኢለ ይግምት።

  • @hhkk5680
    @hhkk5680 ปีที่แล้ว +5

    ክድንኪ እፀብቅይ ድናይተይ❤❤❤❤❤❤

  • @edltgaltigray9127
    @edltgaltigray9127 ปีที่แล้ว +3

    ዳናይተይ የድንቀኪ እንድየ ኣካዳድናኪ ግና ቀይሪ ❤❤

  • @user-cy4ex7yn6e
    @user-cy4ex7yn6e ปีที่แล้ว +4

    ዶናተይ ምቅርቲ ❤

  • @dfdf851
    @dfdf851 ปีที่แล้ว +10

    ቢኪ ሓወይ በጃካ በጃካ ኢሰያስ ታደሰ እና ተጋደላይ ገብረ ገብረፃድቃን አቅርበልና❤❤❤

  • @haiatoribi171
    @haiatoribi171 ปีที่แล้ว

    ዶናተይ ይፈትወኪ እንድየ ኣከዳድናኺ ኣዐርዬ ዛምበይቲ ባዕለይ 🥰

  • @user-nz5io9fe9k
    @user-nz5io9fe9k ปีที่แล้ว

    ዶናት ሓፍተይ ብዓልቲ በላሕ አእምሮ ኩሉ ነገርኪ አሰራርሓኪ ፅቡቅ እኳ እንተኮነ አብ አለባብሳ እቲ ክዳንኪ ግና ክተሰተካክሊ አለኪ

  • @hskf4344
    @hskf4344 ปีที่แล้ว +2

    ሰላምኩም ይብዘሐለይ ጀጋኑ ኣሕዋተይ ዳናይት ሓፍተይ ኣካዳድናኺይ ኣስተኻኽሊ እና ቐፅሉሉ ኣጀኹም❤❤❤

  • @user-eo5by5kt2c
    @user-eo5by5kt2c ปีที่แล้ว +1

    ❤❤ደናይት ሓፍተይ ክዳንኪስ ትክክል አይከነን ታአረምላ ከማኪ ሸላት ካብኪ ዝማሃራ ሰለ ዘለዋ ፅብቅ ክዳን ባህሊንን እግዛብሄር ዝፈትዋን ተካደኒ

  • @user-xc7wp6fi5e
    @user-xc7wp6fi5e ปีที่แล้ว

    የዕብኪ መቐረት ልኮነት ቆልዓ

  • @user-qk3is4qs4q
    @user-qk3is4qs4q 10 หลายเดือนก่อน

    ዶናተይ ኣካዳድናኽ ኣስታኻኽን ዝሓፈተይ 🥰🥰

  • @user-cc8zy6is1y
    @user-cc8zy6is1y ปีที่แล้ว +1

    _እንኻዕ ብሰላም መፃእኹም ፍቱዋተይ_
    _ኣካዳድናኺ; ኣስተኻክሊ ምቅርተይ በስመአብ ወረ መንዩ ኣርእይና ከምዚ ጥራሕ ዝባንካ ዘርኢ😥 ተን ኣዴታትና ምምዕራገን ከምተን ቅዱሳን ኣዴታትና ዝሓለፋዶ ከምኣተን ንኩንይ ባህልናን ሃይማኖትናን ነክብር እንተ ዳኣ ደፉረ ካኣ ይቅሬታ የሕዋተይ_

  • @azmeruaynalem5861
    @azmeruaynalem5861 ปีที่แล้ว +12

    ኣብ ገጠር ገዛ (መዕረፊ)ሓገዝ ተደሊኹም ኣለውልኹም ስድራይ ስድራ ትግራይ ናይ ልቢ ደስ ይብለኒ❤❤❤❤❤❤

  • @-4587
    @-4587 ปีที่แล้ว +4

    ዳናይት ገና ቖልዓ እያ ታይ ዓይነት ኣከዳድና እዪ ወለዳስ ታይ ስቕ ኢሎም ዝሪኡ

  • @kushitefromrome5830
    @kushitefromrome5830 ปีที่แล้ว +1

    ጮግራ ኸኣ ኣስታሪርኩማ፡ የስታርርኩም። ተፈጥራዊ እዩ ዝሓይሽ፡ ዛጓለይ።

  • @yiitui5517
    @yiitui5517 ปีที่แล้ว +3

    ዕደመ ይሃቡኩም ፍጣይ🙏🙏🙏🙏

  • @brainstorm3396
    @brainstorm3396 ปีที่แล้ว +1

    Keep it up ❤❤❤❤❤❤ Jony my beloved brother

  • @alsafkadu-uw6cd
    @alsafkadu-uw6cd ปีที่แล้ว

    ዶናት ኣከዳድና ኣስተካክሊ❤❤

  • @user-rj6zh1sx5d
    @user-rj6zh1sx5d ปีที่แล้ว +3

    ልጓም ድራማ ዋላ አነ ብጣዕሚ ዩ ዝፍትዋ part 12ክትለቁ ተስፍ ንግብር❤❤😊

  • @zinbfjh7267
    @zinbfjh7267 ปีที่แล้ว +1

    እዋይ ብጣዕሚ እዩ ዘሐዝን አከዳድና ምስ ዕድመአ እውን አይከድን😢😮

  • @sonhaykoun6378
    @sonhaykoun6378 ปีที่แล้ว

    ንዓወት ካሕሳይ እባ ኣቅረበልና እባባባባ

  • @MfjjhGjvg-nh7el
    @MfjjhGjvg-nh7el ปีที่แล้ว +4

    ምቅራት ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም ፈጣሪ 💊🥰🙏

  • @kflomgereziher2072
    @kflomgereziher2072 ปีที่แล้ว +10

    እንካዕ ብደሓን መፃእኩም ኩቡራት የሕዋት ብጣዕሚ ደስ ኢሉና ን ዶናተይ ምቅርቲ ስለ ዝረኣናያ
    የቀንየልና በረከት ሓዉና❤🥰💊🙏

    • @user-jo3qi4tu4t
      @user-jo3qi4tu4t ปีที่แล้ว +1

      🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰

  • @user-cx5wc2vd3p
    @user-cx5wc2vd3p ปีที่แล้ว +2

    በስምኣብ ታይ እዩ ሸለፋ ጥርሑ😢😢 ዋይ

  • @lemlemlili7110
    @lemlemlili7110 ปีที่แล้ว +2

    ዳኖ ሸኮር በርትዒ ተጋሩዋኒ ነበረታትዐያ ፍትዋተይ❤️💛🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏👌❤️💛

  • @dfdf851
    @dfdf851 ปีที่แล้ว

    iLove you tegaru❤❤❤

  • @user-tc3kg2sm7x
    @user-tc3kg2sm7x ปีที่แล้ว

    እስከ ግደፍዋ !!!! እሾኽ ብበላሓ ትፈጠር ። I proud of you Danait 😂❤😢🎉 ጅግና

  • @ggdhdbfhamenamenamen6583
    @ggdhdbfhamenamenamen6583 ปีที่แล้ว +2

    ደናይት ለባም ግና ኣካድድናክ ናይ ዓድና ባህል ክትገብር እንተክእልኪ ብዝሑ ት, ቲ ኣለዉ

  • @danielmulugeta9442
    @danielmulugeta9442 ปีที่แล้ว

    wow donat ምጭዉቲ ዋዕሮ ጎቢዛ ንኻላዐይ ጊዜ ሪዔኪ ብጣዕሚ ደስ ዒሉኒ cute little girl our hero long live 🙏♥️

  • @bfhrurhhhg6331
    @bfhrurhhhg6331 ปีที่แล้ว

    ተጋሩ ዋ ቀፅሉሉ ልጓሜ አይታቋርፅዋ ንፅበለና

  • @nigsttsgab2982
    @nigsttsgab2982 ปีที่แล้ว

    ዶና ሓፍተይ ኣካዳድናኪ ኣስተካክሊ ይግብኦ

  • @user-jf3ri3nn8s
    @user-jf3ri3nn8s ปีที่แล้ว +1

    ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም

  • @maharimengsmahari1917
    @maharimengsmahari1917 ปีที่แล้ว

    ስርዓቶ አከዳድና አዕሪዩ ጽዮቃት ንጽባሕ ሕሰቡ

  • @samrigaltigray6853
    @samrigaltigray6853 ปีที่แล้ว +4

    በስመኣብ ክዳንኪ ኣስተካኪሊ😢😢

  • @agona4373
    @agona4373 ปีที่แล้ว +2

    ትዓቢ ኣላ! ቀልጥፊ ዕበዪ ተይኣረግና ኣርክብና ክትመርሕና!

  • @kww3740
    @kww3740 ปีที่แล้ว +1

    ዋይ አቲ ደናይት ቆንጆ እታ ክዳንን እታ ስራሓክን አየራከባን ቆላዓ ኡኪ ከምዚ ዝበለ አካዳድና አየድልየክን አሰተካክሊ ማዓረይ

  • @salmasalma-en2ef
    @salmasalma-en2ef ปีที่แล้ว +1

    ኽዳንኺ ነውሕ ግበሪ ዶናት❤❤ ይፈትወኪ እየ❤❤

  • @ietishehaftaye9890
    @ietishehaftaye9890 ปีที่แล้ว +1

    ዶናትየ ምቅሪቲ አከዳድናኪ አዐሪይያ ኢኪ ክፍል🥰♥️🙎

  • @yashikonju8805
    @yashikonju8805 ปีที่แล้ว +2

    ዋይ አከዳድና ወ ሐፈርናአ ሆ ጉድ ዓይን አወዳቶም ተሸፍኖምስ ጓል ጥራሓ ወይለከ አታ በረከት ሓዉና በጃኻባአ አብ ትቪ ዝቀሪቡ አከዳድኖም አስተኻኽሎም ክቀረቡ ሕተተልና ቡዙሓት አናእሽት ቆሉዑ አለዉ ዝከታተልኻ ስለዚ አብ አከዳድናአ ሓደራኻ በረከት ሓዉና 🙏🙏🙏

  • @user-oz8hx8sd7l
    @user-oz8hx8sd7l ปีที่แล้ว +4

    ኩሉኩም ጀጋኑ ዶናት ሽኮር ❤❤❤❤❤❤

  • @ferewoyanitsegazeab7631
    @ferewoyanitsegazeab7631 ปีที่แล้ว +2

    ኣንታ ለባም ስብ በረኸት ሓወይ እዛ ሓፍትና ስብ ብጣዕሚ ከምዝፈትዋ አይትፈልጥን ድያ መሊስና ዶ ክንፅልኣ ኣኽዳድናኣ ንኽተመዓረሪ ::

  • @user-uh7sy9uy6j
    @user-uh7sy9uy6j ปีที่แล้ว +1

    ዶናተይ ንፍዕቲ❤ ኣካዳድናኺ ግን ኣስተኻኺልኪ ትመጺ ተስፋ ይገብር

  • @zxzx6334
    @zxzx6334 ปีที่แล้ว +2

    😢😢😢 አከዳድናኪ አስተካክልኪ ትመፂ ተስፍ ንገብር

  • @TTM111
    @TTM111 ปีที่แล้ว +1

    ዶናት እኮ ዝብላዕ ቦምቦሊኖ ዓይነት እዩ።

  • @zedigaldocter6126
    @zedigaldocter6126 ปีที่แล้ว +2

    ተጋሩዋይ ፅሩያት ይመቸይኩም❤❤❤

  • @militigraweyti6418
    @militigraweyti6418 ปีที่แล้ว +3

    ዶናተይ ፅብቅቲ ❤️🥰

  • @zarahmohammad7050
    @zarahmohammad7050 ปีที่แล้ว +2

    ወይ ታዓይነት ክዳን ይኡ ግና 😢

  • @user-ws9pr2hz1d
    @user-ws9pr2hz1d ปีที่แล้ว

    ጅግና እያ ኣከዳድና ግን ኣይናትናን

  • @Dngl.maryam.wahsey
    @Dngl.maryam.wahsey ปีที่แล้ว +1

    ዶናት ሓፍተይ ብጣዕሚ ጎበዝ ኢኪ ቀጽልሉ ግን ንቀጻሊ ኣከዳድናኪ ኣስተካክሊ ኢኪ