ካብ ሓደ ቢልዮነር ትግራዋይ ኤርትራዊ ዝመረጸት ጓል..

แชร์
ฝัง
  • เผยแพร่เมื่อ 28 ก.ย. 2024

ความคิดเห็น • 22

  • @sabagebru6850
    @sabagebru6850 3 หลายเดือนก่อน +1

    ኤርትራዊነት መንግስተ ስማይ አያስገባም ስው ሁኑ እየሱስ የሞተው ለአለም ሁሉ ነው ሁሉም ስው እኩል ነው ማንም ከማንም አያንስም ጉርኛ አትሁኑ ጉርኝነት ዋጋ እያስከፍላቹ ነው ሕግሕደፋውያን👹 የድያቢሎስ ፍርሶች 🤑 ሲጀመር ማንም ትግራዋይ ለትዳር አልጠየቃትም ቸርነት እንቁ ትግራዋይ አልፍለጋትም አይፍልጋትምም 😡 ኤርትራውያን የትግራይን ህዝብ ካልስደቡ ኤርትራዊ የሆኑ አይመስላቸውም

  • @Ehhhhbbxncnnc4485
    @Ehhhhbbxncnnc4485 3 หลายเดือนก่อน

    ተባረክ ዝሓወይ ከማካ ሚዛናዊ ሰብ የድልየና ኣሎ። ንፍትሒ ከም ኣብ ማይ ዘይብሉ ምድረብዳ እንዳ ጸማእና ግን በዚ ኣብ ሜዳ ዘሎ ሌላን ጉሌላን ስቅ ኢልና ንዕዘብ ኣለና። ምክንያቱ ፍትሒ ምስ ፍትሒ ዘይብሎም ስባት ትርጉም ስለ ዘይብሉ።
    ንኣብነት እታ ቀዳመይቲ ጓል ብ ጸርፊ ናይ ሰባት ኢያ ናብ ዘይድሊ ዘረባ ኣቲያ ግን ሕልፊ እዞም ኩሎም ሰባት ተጸሪፋ/ቪዶ ሰሪሖምላ(ግን ጊጋ የብላን ማለተይ ኣይኮነን መንነት ናይ ህዝቢ ከም መንጻጸሪ ከትእትዎ ኣይነብራን)። ካብ እዞም ዘምጻእካዮም ሰባት ከኣ ናታ ዘረባ ዝሓሸ ኢዩ። ስለምታይ ዝብል ሕቶ የልዓዕለልካ ብ መቦቆላ ዶ ይከውን? ኣነ ኣብ ደምበ ፍትሒ መጺኣ ዝኮን ምስ ዝጋገ ብሞቦቆለይ ዶ ወይ ብ ምንታይ ይርኣ ይከውን?

  • @andompillastro6856
    @andompillastro6856 3 หลายเดือนก่อน

    Thank you Ema you have good point at every Speach❤🎉❤

  • @samikemey9241
    @samikemey9241 3 หลายเดือนก่อน

    ኤማ ኢየ❤❤❤❤❤❤

  • @genettekle8928
    @genettekle8928 3 หลายเดือนก่อน +1

    Ema hawna bzuh aytsheger ezom ቁንጣሮን ዘይአኽሉ ብኦኦም አብኩሉ እዚ ሚድያ ስለ ዝዝረብ ጥራይ እየ ብዙሐት ኮይኑ ዝስምዓና ዞሎ እንበር ናይቲ ትግራዋይ ሚላደር ትብሎ ዘላ እንታ ይገብር እንታይ ይምህር አይግለጽን እዩ 💖🌿❤🌿🍁🌿🙏🔥🌷🌿🌹🌻

  • @AbrahamGebrehiwet-uh5sh
    @AbrahamGebrehiwet-uh5sh 3 หลายเดือนก่อน

    That's fani 😂

  • @serbibeyene9217
    @serbibeyene9217 3 หลายเดือนก่อน

    Tabuq Medeb ema❤❤❤

  • @raheltesfai3018
    @raheltesfai3018 3 หลายเดือนก่อน

    Busul hasab kubur haw kexlo

  • @DrarGebrai
    @DrarGebrai 3 หลายเดือนก่อน

    Gis tigraway wahid

  • @gatogato2852
    @gatogato2852 3 หลายเดือนก่อน

    ድኻ ድኽነቱ እዩ ባህ ዝብሎ ኣይትገርሙ እምባሕ ድማ ትብል።

  • @FusumGermay-uk5we
    @FusumGermay-uk5we 3 หลายเดือนก่อน

    እሞ ንሳባ ሃይሉ ሰይቲ ኢሰያስ ድኣ ዘይቐትላ ጋል ኣከለጉዛይ ዶ ከኮነት?

  • @Yohannes_wedi_Humera_Tigray
    @Yohannes_wedi_Humera_Tigray 3 หลายเดือนก่อน +2

    ህዝቢ ትግራይ ተጋሩ ትግራዋይ ፕሮፖጋንዳ ህግደፍ ይቕጽል ኣሎ 1998 ፕሮፖጋንዳ መቐጸልታ እዩ ኣብ'ዚ ሚድያ ዝንዛሕ ዘሎ ህግደፍ ካብ ምድረ ገጽ ክጠፍኣ እዩ ዘለዎ!!!

  • @FusumGermay-uk5we
    @FusumGermay-uk5we 3 หลายเดือนก่อน

    ህበይ ነራንሺ ዘሊላ ዘሊላ ምርካብ ምስ ስኣነቶ ጉዕ ኮይኑኒ እየ ገዲፈዮ ትብል። እዚኣ ኽኣ ምስ ትግራዋይ ትዘውር ከምዘይትዘውር ዝነበረት ሕጂ ምስ ሸንዳሓ ከይቐደመኒ ክቕድሞ።

  • @amanueltesfamichael2708
    @amanueltesfamichael2708 3 หลายเดือนก่อน

    Thank you ኤማ ኣነ ሓደ ካብ ተኽታተልትኻ እየ ፡ እቲ ዝበልካዮ ሓሳብ ኩሉ ቅብል እዮ ።
    እቲ ዝገርመኒ ንግዖይ ከም ኣርእስቲ ኣይተምጽኣያ እዛ ካብ ዝኻነ ኣተሓሳስባ ናይ ደቂ ሰባት ፍልይቲእየ ፡ ኣይ ካብ ዕድመ ፡ ትምህርቲ ፡ ረሰዓየ ።

  • @dawitmebrahatu9950
    @dawitmebrahatu9950 3 หลายเดือนก่อน

    በሓቂ ከም ሕብሰተሰብ ወዲቅና ዝገርም ኢዩ ሕማቅ ሕማም

  • @negasiargebre6394
    @negasiargebre6394 3 หลายเดือนก่อน

    Ya ema behaki ezi hasab tikikil nilebam yehizino niasha dima tera zereba

  • @egzabihertalaknew3508
    @egzabihertalaknew3508 3 หลายเดือนก่อน

    Aye chernet nay edka itsan

  • @yessir9421
    @yessir9421 3 หลายเดือนก่อน

    Thank you Ema. እዚኤን ከምዝአን ዓይነት ሰባት ኣዋሪድናን ኣሕፊርናን ዳግማይ ናብ ሶሻል ሜድያ ከምዘይምለሳ ክንገብረን ኣለና፡ ንካልኦት ድማ መምሃሪ ይኾና፡፡ ኣብ በዓቲ ኣውራጃን፡ ብሄርን፡ ፖለቲካዊ ጉጅለን ምሕባእ የቋርጽ፡፡

  • @በረኸትዮ-ሕልና-ej5gs
    @በረኸትዮ-ሕልና-ej5gs 3 หลายเดือนก่อน

    🙏🩵✨ሰበይ ተሰፈኣ ኣለና ኤማ ✨😂

  • @DaniMeharina-iw2ds
    @DaniMeharina-iw2ds 3 หลายเดือนก่อน

    She is right