ክልተ ተፃረርቲ ስምዒት ኣብ ሓንቲ ፀሓይ ዝተረኣየሉ ሂወት ኣዶን ውላድን

แชร์
ฝัง
  • เผยแพร่เมื่อ 18 ก.ย. 2024
  • ናብ ቻነልኩም ዝኾነ ውሻጠና ሚድያ Join ብምግባር ሕልናዊ ዕግበት ንርከብ!!
    / @wushatenamedia
    ክልተ ተፃረርቲ ስምዒት ኣብ ሓንቲ ፀሓይ ዝተረኣየሉ ሂወት ኣዶን ውላድን

ความคิดเห็น • 379

  • @ቲቲነኝየማርያምልጅ
    @ቲቲነኝየማርያምልጅ 4 ปีที่แล้ว +141

    መምህር ሙሉ አነስ ቃላት የብለን ዝከድኳዮ ኩሉ ለምለም ይፅናሕኳ እግዚአብሔር ምሳኻ ይኹን

  • @erieritrea6645
    @erieritrea6645 4 ปีที่แล้ว +56

    aኣሰይ ብርሃን ርኢና ። ዝሃበ እዝጊ ይሃቦ።
    ኣደዋይ መዓረይ ምስ ወደን ጸቢባተን ጸኒሓ ።
    ኣደዋይ እንቃዕ ሓጎሰክን ። መምህር ሙሉ ካብ ሰማይ ርኸቦ።
    ቃል ኣምላኽ እንታይ ይብል ድኻታትሲ ኩላሳዕ ምሳኻትኩም ኣለዉ ጽቡቕ ክትገብርሎም እንተደሊኹም ክትገብርሎም ይከኣለኩም ኢዩ ኢዩ ዝብል።
    እቲ ዘለዎ ነቲ ዘየብሉ ክሕግዝ ግዴታ ኣለዎ ። ዝሃብኩም ኩሉኻትኩም እዝጊ ይሃብኩም ። እታ ዝሓገዘት ሓንትና ኪኣ ካብ ኣምላኽ ትርከቦ።

  • @stigheghebreyesus
    @stigheghebreyesus 4 ปีที่แล้ว +66

    ኣብዚ ቁዱስ ተግባራት ዝተሳተፍኩም እግዛቢሄር ባዕሉ ኣብ ዓንዲ ናይ ቁዱሳን ይጽሓፈልኩም ሩሑስ ቁዱስ የውሃንስ ይግበረልኩም

  • @MP-lu8mh
    @MP-lu8mh 4 ปีที่แล้ว +38

    😥😥😥😥 ማማዋይ ማዓረይ። 😥😥😥
    ሙሉዋይ ዝረገፅካዮ ለምለም ዝተዛረብካዮ ቀለም ይኹን።
    ለጋሳትና ብዘውፃእክሞ ወሲኹ ይሃብኩም። 🤲🤲🤲

  • @ዓለምጉራምራነቲሓደትፆሮእ
    @ዓለምጉራምራነቲሓደትፆሮእ 4 ปีที่แล้ว +27

    ዋይይይይአደዋይ አነ ድፍን ኢለ ይሕደረልኪ ኡፍፍፍ አነስ የካአልኩይ ዋይ ዛዓለም እዚአ አዶዶ ይከፍአ 😭😭😭መምህረይ ናዓካ ዝገልፀሉ ቃላት የብለይን ነዊሕ ዕድመን ጥዕናን ይሃበለይ ፈጣሪ 🙏🙏🙏

  • @zufanamera8795
    @zufanamera8795 4 ปีที่แล้ว +4

    ኣነስ ታይ ከም ዝብለካ እየ ዝገርመንን ቃላት ዝሓፅሩንን መምህረይ ብርሃን ዓለም ኢኻ ሉኡኽ ናይ ፈጣሪ

  • @ሜሮንትግራወይቲ
    @ሜሮንትግራወይቲ 4 ปีที่แล้ว +27

    እውይ በማርያም እዙ ኩሉ ክረምቲ ብከምዚ ድዩ ሓሊፉ ኣነ ማማየ ፣ ንዝሃበ እግዚአብሔር ይሃቦ ኣብዚ ዝተሳተፍኪ ሓፍተይ ከመይ ዕድለኛ እኺ ቅዱስ ቅንኢ ቀኒአ

  • @sarelul3262
    @sarelul3262 4 ปีที่แล้ว +14

    አንጀራ ዓለም ብልዕ መምህረይ ባዓል ሙሉአ ሕልና

  • @ዕባይመይዳሽምጣ
    @ዕባይመይዳሽምጣ 4 ปีที่แล้ว +40

    ቃል የብለይይ 💔💔💔💔😥😥😥😥😥መምህር ሙሉ ታማ ይአ ድብለካ ብድወለድኻዮ ትሓጎስ ሕማቕ ኣይሕለፍኻ🙏🙏🙏🙏ወሃብቲ እግዚአብሔር አብዝሑ ይሃብኹም🙏🙏

  • @aronkirubel4688
    @aronkirubel4688 4 ปีที่แล้ว +27

    መ/ር ሙሉ ኣነ ቃላት የብለይን ዝብሎ የብለይን
    እግዚኣብሔር ኣምላክ ምሳኻ ይኹን ኣሜን
    ርሑስ ሓድሽ ዓመት ይግበረልካ ምስ ሙሉእ ስድራኻ

  • @berihugerezghier6451
    @berihugerezghier6451 4 ปีที่แล้ว +26

    መምህር ምሉ ዓስብካ ኣብ እግዚ ኣብሄር ዓብዪ እሞ ቀጽለሉ ክቡር ሓውና ንዋህብቲ ካዓ እግዚ ኣብሄር ይሃብኩም

  • @brhang6873
    @brhang6873 4 ปีที่แล้ว +20

    መ/ር ሙሉ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ፈጣሪ ብሓቂ ኣቦ ቡዙሐት ኢካ እሞ እግዚአብሔር ኣብ ጎንካ ይኩን🙏

  • @shishaydrar1908
    @shishaydrar1908 4 ปีที่แล้ว +12

    ኩሊ ያሃኪ ጽብክቲ ፍትረት አድመን ተአናን ያሃብኩም

  • @ይመፅእለዎጀጋኑወድነይከታ
    @ይመፅእለዎጀጋኑወድነይከታ 3 ปีที่แล้ว +1

    ብሓቂ እግዚአብሔር ኣምላክ ዓስቡኩም ይፍደይኩም ንሓፍትና ኪዳና ምህረት ታሓልውኪ አሜን አሜን ክቡር ሓውና ምሕረት የውረደልካ. አሜን ኣዳዋኒ መሉ ሓውና ዕድመን ጢዒናን ያሃብካ ፁቡቅ እተ ገብሩ ኣሕዋት. እግዚአብሔር መሊኡ ያሃብኩም

  • @fevenrussom5426
    @fevenrussom5426 4 ปีที่แล้ว +16

    አቱም አሕዋትይ ናይ ሙሉ ተሌፋን ተሀሊኩም ሀቡኒ በጃኹም

    • @Liftupbuddy
      @Liftupbuddy 4 ปีที่แล้ว +6

      +251914722907 abzi aleki haftey. Afti video zelo silki malet eyu

    • @gebrilyfelt7899
      @gebrilyfelt7899 3 ปีที่แล้ว

      00251914722907

    • @gebrilyfelt7899
      @gebrilyfelt7899 3 ปีที่แล้ว

      00231345599970

  • @genetgeberslssie2444
    @genetgeberslssie2444 4 ปีที่แล้ว +11

    በእውነት መምህርችን እግዚአብሔር ርዝም እድሜ ይስጥልህ በእውነት

  • @tsigegeremedhn5464
    @tsigegeremedhn5464 4 ปีที่แล้ว +7

    ሙሉ ሐወይ ዕድመን ጥዕናን ይሐብካ ብደቅካ ትሐጎስ 🙏🙏🙏

  • @lyufkralenlehagere314
    @lyufkralenlehagere314 4 ปีที่แล้ว +25

    እዋይ ኣታ ጎይታይ ማዓረይ ገዛ ከዳኒ ትብል ዓባየይ እንተኮነት ካብዚ ኣድሕነና ሓቁ እዩ እግዚአብሔር ብዓይነ ምሕረቱ ከይርእየና እነይ ማዓረይ ኣነ ይክፈአኒ ኣነ ይንባዕ እዋይይይይይይይ ይኣክለክን ካብ ሕጂ ኣይትነብዓን መምህር ሙሉ ኣሎ ኣቦ ጽጉማት ምስ ገበርቲ ሰናይ እግዚአብሔር አምላክ ይባርክኩም ብዝወፀ ይተከአልኩም ክፉእ ኣይትርከቡ ካብ ከምዚ ዝበለ ሽግር የድሕንኩም

  • @sarbean4827
    @sarbean4827 4 ปีที่แล้ว +28

    ይቅሬታ ዳኣምበር እቶም ገዛ ኣብልዕሊ ገዛ ዘለዎሞ ስ ንከምዚኦም ዝተሉስ ሓንቲ ክለሰ እንታይ ባሃሊት ደቂ ሰባትሲ ሚትሮ ጀዲዲ እና ሕዞና ንከድ ቁሩብሲ ሕግዝ ዳኣ ኣብልዎ ክሰማዓኩሙ ኢለ ኣይኮንኩን

  • @jvghct1306
    @jvghct1306 4 ปีที่แล้ว +4

    መምህር ሙሉ መግለፂ ቃላት የብልይን ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ አቦ ወፃዓት

  • @asmelashtesfay5931
    @asmelashtesfay5931 4 ปีที่แล้ว +11

    መምህር ሙሉእ እግዚኣቢሄር ዓስብኻ ይኽፈልካ

  • @abebasmurabebasmur7202
    @abebasmurabebasmur7202 4 ปีที่แล้ว +12

    እግዚአብሔር ኣምላክ ምሰኩልኩም ይህን እሕዋተይ

  • @user-qs7cg2xo6m
    @user-qs7cg2xo6m 4 ปีที่แล้ว +13

    ኪዳና ምህረት ኩሉ ግዜ ምሳኺ ትኹን ሓፍትና
    ንኩሎኹም ዓስብኹም ካብ እግዚኣብሄር ይኹን
    Views 6550
    Like 611 እዝስ እንታይ ይበሃል ካብዚ ዝፍቶ እንታየ ኣሎ
    ከመይ ኢልኩም ኢኹም ሪእኹም ላይክ ከይገበርኩም ትወፁ ዘለኹም

  • @tedlamulugeta1191
    @tedlamulugeta1191 4 ปีที่แล้ว +13

    I just saw late but as long as I'm in life this mother she'll never starve & Thirsty & I'll try my best to support her z rest of her life.......God's good always 🙏

    • @leilee6960
      @leilee6960 4 ปีที่แล้ว +2

      እግዚአብሔር ይባርካ ወይከዓ ይባርኪ

    • @midregenet782
      @midregenet782 3 ปีที่แล้ว

      ብሓቂ ብራሃን ያሃብካ

  • @mahariberhane8776
    @mahariberhane8776 4 ปีที่แล้ว +40

    ዝጸበቦስ ይራሃዎ ጥራ እስካ ካኣ ጎይታ ውዕለትካ ያሃብካ

  • @Rd-pt7fy
    @Rd-pt7fy 4 ปีที่แล้ว +5

    መምህር ሙሉ አነሰ ቃላት ስኣን ዕደመ ጥዕና ይሃበሊይ ፍጣሪ።

  • @ተመስገንኣምላኬ-ቘ9ቐ
    @ተመስገንኣምላኬ-ቘ9ቐ 3 ปีที่แล้ว

    መ/ር ሙሉ ዕድመን ጥዕናን ይምነይ

  • @natsnettesfay9425
    @natsnettesfay9425 4 ปีที่แล้ว +5

    ብጎይታ ዝተቀደስካን ዝተባረኽካን ኢካ ሙሉ ሓወይ ንኣዴና ምስ ወደን ደሞ ፈጣሪ ምስአን ይኩን ኣሜን

  • @fi7521
    @fi7521 4 ปีที่แล้ว +10

    እዋይ ሙሉየይይይ መግለፂ ስኢነልካ ኡፍፍፍፍፍ ማምየይ ተመስገን ፈጣሪ አምላክ

  • @arond.g1120
    @arond.g1120 4 ปีที่แล้ว +12

    GOD bless you my beloved brother. We’re all with you. Neeshtey birr leeke aleku. Balka nzmesleka habeley. Natka waga kab amlak eyu.

  • @kiflayhadgu1527
    @kiflayhadgu1527 4 ปีที่แล้ว

    ብሓቂ ኒገልጸሉ ቃላት ኒኸንገልጽ ዓቅሚ ስእና ።ወላዲት ኣደ እንቃዕ ራሃዋ ፈጠረልክን መምህር ካኣ እሾኽ ኣይጎኣካ ዚሓወይ

  • @user-cu1me5gz9w
    @user-cu1me5gz9w 4 ปีที่แล้ว

    መምህር ሙሉ ናዓካ ዝገልፅ ቃላት የብለይን ዝረገፅካዮ ለምላም ይኩን መምህረይ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ

  • @tirhasgrmay6669
    @tirhasgrmay6669 4 ปีที่แล้ว

    መምህር ምሉእ እግዚአብሄር እምላኽ ጸግኡ የብዝሓልካኣ እመብርሃን ትሓሉኻ ብደቅካን ብሓዳርካን ክበር እግዚአብሄር እምላኽ ኣብ ዙርያኻ ይኹን

  • @almazgeb5740
    @almazgeb5740 4 ปีที่แล้ว

    መምህር ሙሉእ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ኣምላኽ ውዕለትካ ካብ ኣምላኽ ይኽፈልካ

  • @tekiangidey3805
    @tekiangidey3805 4 ปีที่แล้ว

    መምህረይ ዕድመን ጥዕናን ይሃበለይ

  • @mrim222
    @mrim222 4 ปีที่แล้ว

    መምህረይ እግዚኣብሄር ምሳካ ይኩን።ናይ ብሓቂ ለባም

  • @ኸርተትኮይኑኒሂወት
    @ኸርተትኮይኑኒሂወት 3 ปีที่แล้ว

    መምህር ሙለይ ዘመንኻ ይባረኽ ኣቦ ድኻ

  • @user-ib8pw4ew4u
    @user-ib8pw4ew4u 4 ปีที่แล้ว +3

    ንድካ ዝሓልየሉ ብጽእ አየ አግዚአብሔር ብመዓልቲ መከራ የናግፎ አሜን መዝሙር ቅዱስ ደዊት(41) ይብል አሜን ሙሉ ካግ እግዚአብሔር አምላክ ይሓግዝካ በእግዚአብሔር ተፈደዮ

  • @zttgy7054
    @zttgy7054 4 ปีที่แล้ว +2

    ኡፍፍፍፍፍፍፍ እዋይይይይ ኣዳይ ማዓረይ ፀላኢክን ይፅበብ እይይይ እዛዓለምሲ ንገብኡ ብራሃን ንገሉኡ ፀልማት ኣጃክን ኣዳዋይ መምህር ሙሉ ሽሕ ዓመት ንበረልና ሩሕስ ሓድሽ ዓመት ይግበረልኩም ይግበረልና

  • @selamadhanomhiyabfetari1805
    @selamadhanomhiyabfetari1805 4 ปีที่แล้ว

    amlak edmen tenan yehabka memhr mulye hawna 🙏

  • @tsehaynegatu8689
    @tsehaynegatu8689 4 ปีที่แล้ว +7

    እግዚአብሔር ምስኩልኩም ይኩን

  • @tsegaykfle8782
    @tsegaykfle8782 4 ปีที่แล้ว

    ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ መምህር ሙሉ

  • @askalabrahamsaldosry1110
    @askalabrahamsaldosry1110 4 ปีที่แล้ว +10

    እዚቢሄር ይሃብካ

  • @user-pp6uj1tn8s
    @user-pp6uj1tn8s 4 ปีที่แล้ว +3

    መራሕቲ ኣፍሪቃ ግዑዝያት፡ ጥምየት፡ ስደት፡ ከርተት፡ ድንቁርና፡ ናይ ህዝቦም ክርእዩ ደስ ዝብሎም፡ ምኻን ሓቆም ባዕልና ኣኹሊስና ኣደልዲልናዮም፡ እንተ ነዴና እግዚኣብሄር ኣምላክ ጽላሎ የንብረልክን፡ ገበርቲ ሰናይ ከኣ ንኹን፡ ካብ ኤርትራዊ ሓውኹም

  • @meakeleteame4180
    @meakeleteame4180 4 ปีที่แล้ว +2

    መምህር ሙሉ ብምንታይ ክገልጸካ እግዚኣቢሄር ንጽጉማት ስድራና ክትሕግዝ ስዲድልና እግዚኣቢሄር ጸግኡ ይብዝሓልካ ክላሕኩም ካብዚ ጽገማት ከተንግፉ ኢደይ ኢድካ ትብሉ ዘሉኩም እግዚኣቢሄር ኣምላክና ጸግኡ የብዝሓልኩም ርሕስ ኣውዳመት ኣኣብ ዘለና ዮ

  • @Bb-im3dc
    @Bb-im3dc 4 ปีที่แล้ว

    እግዚአብሔር ምስካ ይኩን መምህረይ መዓረይ ቅድስት ድንግል ማርያም ተሓልወለይ

  • @HntsaGgergs
    @HntsaGgergs 4 ปีที่แล้ว +6

    Edmen tenan yhebka memhr muluye

  • @ክብርለእግዚአብሔር
    @ክብርለእግዚአብሔር 4 ปีที่แล้ว +1

    መምህር ሙሉ አነሰ ቃላት የብልን ዕድመንጥዕናን ይሃባካ

  • @almazshimangus5115
    @almazshimangus5115 4 ปีที่แล้ว

    Edmen tenan yhabeka fetari

  • @kflom5641
    @kflom5641 4 ปีที่แล้ว

    ዕድመን ጥዕናን ነዓኻን ንድገፍትኻን መ/ር ሙሉ!!

  • @abrehetbeyene160
    @abrehetbeyene160 3 ปีที่แล้ว

    ኣሰይ ኣሰይ ኣሰይ ኣብ ሂወተይ ከምዚ ተሃጊሰ ኣይፈልትን ንእግዛቢሀር ዘሐጉሶ ከምዚ ዓይነት ስራሕ ጥራሕ እዩ እግዛቢሀር ጸግኡ የብዝሃልኩም

  • @meazabeyen7545
    @meazabeyen7545 4 ปีที่แล้ว +1

    ናይ ባሓቂ ንፍዐት መንእሰይት መቀለ እስከ ሰሱኑ ❤️❤️ መም ሙሉ ኻአ ብርሃን ትዐደል

  • @iloveyoutigrayyou2903
    @iloveyoutigrayyou2903 3 ปีที่แล้ว

    እጋዛበሄር ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ❤❤❤❤❤

  • @ድንግልማርያምአደይዋሕስሂ
    @ድንግልማርያምአደይዋሕስሂ 4 ปีที่แล้ว +2

    አሰይይ መምህር ሙሉየይ ብኣምላክ ርክብ ኩሉ ትግብሮ ዘላካ ንዋሃብቲ እውን አብዚሑ ይሃቦ ኪዳና ምህርት ትሓሊያ አብ ዝካዳታ

  • @ጋልንጉሥእየናይደሙፍሬእየ
    @ጋልንጉሥእየናይደሙፍሬእየ 4 ปีที่แล้ว +5

    መምህር ሙሉ ሓዉና ስለቲ ኩሉ ነገር እግዚአብሔር ዓስብካ ይክፈልካ ፡ንወላዲት ምስ ወደን ደሞ ቀሪ ዕድሚኦም ይባረክ ንሓዉና ምሕረት የዉርደሉ

  • @ELNAR93
    @ELNAR93 4 ปีที่แล้ว +3

    እዋይ ትጋራይና እንዳ በልኩም በጃኹም ኣይተጽምሙና ነዚ ከምዚ ዝበለ ህዝቢ ካብ ምዓት ኣውጽእዎ መምህር ድማ ጎይታ ኣብዚሑ ይባርኽካ

    • @yanetdani8931
      @yanetdani8931 4 ปีที่แล้ว +1

      kab natna natom ykefe gn kufom ayewxun eyom. amlak mhret ygberelna

  • @wediesu512
    @wediesu512 4 ปีที่แล้ว

    ብጣዕሚ ደስ ዝብል ስራሕ ትስርሕ ኣለካ። ኣምላኽ ጸጋካ የብዝሓልካ

  • @dhery3171
    @dhery3171 4 ปีที่แล้ว +1

    ናይ ክንደይ ንብዓት እካ ትሓስስ ዘለካ መምህረይ ነዊሕ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ

  • @ድንግልማርያምእያልዕልቲካ
    @ድንግልማርያምእያልዕልቲካ 4 ปีที่แล้ว +1

    እግዚአብሔር ኣምላክ ይመስገን ባሓቂ መምህር ሙሉ ሓዉና እግዚአብሔር አምላክ ፀጉኡ የብዘሐልካ ኣሜን ኣሜን ኣሜን 🤲🤲🤲
    ወላዲት ኣምላክ ምሳካ ትኩን ኣሜን ኣሜን ኣሜን 🤲🤲🤲

  • @ሕልሚኣለኒክበፅሑዝደሊ
    @ሕልሚኣለኒክበፅሑዝደሊ 4 ปีที่แล้ว

    ብጣዕሚ የሕዝን

  • @tgakterentertainment3855
    @tgakterentertainment3855 4 ปีที่แล้ว

    አሰይ አደዋይ ማዓረይ እንኳዕ ሓጎሰክን ሙሉዋይ ዕድመን ጥዕናን ያሃብካ ፈጣሪ

  • @binyam1578
    @binyam1578 4 ปีที่แล้ว +3

    እዋይ ካዕናን መንእሰይ ምሕረት ዩዉርድ ዓለም ጎዶሎ 🗝🏠🌝ሙሉየ🌽🏆☔️🏠💫🌻🌝✝️💖👑🙏🏼💙🧸👋

  • @werdesolomon618
    @werdesolomon618 4 ปีที่แล้ว

    Egziabher amlak Adme yhabka amen.

  • @tigigualtigray7047
    @tigigualtigray7047 4 ปีที่แล้ว +1

    እንኳዕ ደሓን መፃእካ ሙሉዋይ ንዓካ ዝገልፅ ቃላት የብለይን ወላዲተ ኣምላክ ምስ ሙሉእ ስድራቤትካ እንኳዕ ንበዓል ቅዱስ ዮሃንስ ብሰላም ኣብፀሐካ ዕድመካ ይንዋሕ ብርክካ ይፅናዕ ኣቦ ድካ

  • @ተመስገንጌታየሆይ
    @ተመስገንጌታየሆይ 4 ปีที่แล้ว

    እግዚኣብሄር ባዕሉ ይሃብካ እምበር ንሕናስ መግለፂ ሲኢንናልካ ክቡር መምህርና

  • @ጎይቶኦምበርሀ
    @ጎይቶኦምበርሀ 4 ปีที่แล้ว +1

    እግዚአብሔር በጺሕወን ናይ ብሐቂ ሙሉ ሐውና ዓስ ብኻ ይሃብካ

  • @filitektube5713
    @filitektube5713 4 ปีที่แล้ว +7

    ድስ ላይክ ትግበሩ ሰባትትት ኣይትፈልጡዎን ዲኩምም. ብጣዕሚ ትገርሙ. Memher mulue edmen tienan yhbka zahwey.. Egzabiher amlak alo dahnn

    • @mrim222
      @mrim222 4 ปีที่แล้ว

      ብጌጋ እዩ ልኮን ኣነ ከይፈለጥክዎን ይገብር ነይረ

  • @zmzmzmzm4924
    @zmzmzmzm4924 4 ปีที่แล้ว +1

    ብጣዕሚ ዝገርም እዩ መምህረይ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም ግርማ ይክደንኩም መምህረይ ብአምላክ ርከብዎ

  • @ኣሉጎልትግራይ
    @ኣሉጎልትግራይ 4 ปีที่แล้ว +1

    መምህር ሙሉ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ

  • @kahsayemane4559
    @kahsayemane4559 4 ปีที่แล้ว +3

    ኡፍፍ እዋይ ክንደይ ጉድ እዩ እኒኦ ቤት ካዋሊ መጀመርያ ብጣዕሚ ሓዚነስ ደሓር ከዓ ብሓጎስ ነቢዐ መምህረይ ንስኻ ትገብሮ ዘለኻ ብምንታይ ኢና ክንገልፆ ርሑስ ሓዱሽ ዓመት ይግበረልካ ምስ መላእ ስድራኻ ንዓኻ ዝገልፅ ኣንደበት የብለን ብቻ ሰላምካ ይብዘሐለይ።
    ርሑስ ሓዱሽ ዓመት ማማይ ካብቲ መቀርቀዖ መነባብሮ እንኳዕ ፈጣሪ ኣውፀአክን ድሕሪ ሕጂ ከዓ ኣጆኽን ደቅኽን ኣለና ኣብ ጎንኽን።

  • @richoyeyosefmist6685
    @richoyeyosefmist6685 4 ปีที่แล้ว +2

    Kidane Mehret Tselal Tekunki Haftey Mearey 💝💝😭🙏

  • @user-de7kx7fb1j
    @user-de7kx7fb1j 4 ปีที่แล้ว +2

    ተመሰገን ኣምለክ መምህር ሙሉዋይ እገዛቢሄ ዕድመን ጥዕናይ ንዓካ አብ ፀገም ወዲሰብ ደኪምኒ ዘይበልካ ትሰርሕ ትሕግዝ ኣለኻ

  • @helenteklia2642
    @helenteklia2642 4 ปีที่แล้ว

    😭😭😭🙏🙏🙏medhanialem edme yhabka kubur hawey🙏🥰

  • @sookssadbiya631
    @sookssadbiya631 3 ปีที่แล้ว

    እፍፍፍ ኣስለቀሱኝ ዉይ እናቴ መምህረ ሙለ ረጂም እድሜና ጤና ይስጥህ

  • @mebrhitabraha9375
    @mebrhitabraha9375 4 ปีที่แล้ว

    Memhr Mulu hawey Egziabher Amlak Xeguau yebzhelka Zhawey mearey Edmen Tanan Yhabka fetari

  • @kirossyrgaembaye1592
    @kirossyrgaembaye1592 4 ปีที่แล้ว +1

    አንሰ ቃልት ይብለይነ ዕደመን ጥዕናን ይሃብካ

  • @daniya4773
    @daniya4773 4 ปีที่แล้ว +1

    እዋይ እዛ ዓለም እዚኣ ቤት ከዋሊ ብሓቂ መምህረይ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ እግዝኣብሄር ኣምላክ የበርትዕካ

  • @binihanok9867
    @binihanok9867 4 ปีที่แล้ว

    Egziabiher amelak edmen tinan yehabka zehawey

  • @subi3319
    @subi3319 4 ปีที่แล้ว

    መምህር ሙሉ እግዛአብሔር ኣብ ለምለም የንብርካ ዓዲመን ጥዓናን ያሃብካ ብደቅካ ቶሓጓስ

  • @somposompo1836
    @somposompo1836 4 ปีที่แล้ว

    መምህር ሙሉ እግዚአብሔር እድመን ጥእናን ይሀብካ ቃላት የብለይ🙏🙏🙏

  • @mulyetamzgi6979
    @mulyetamzgi6979 4 ปีที่แล้ว +1

    መምህር ሙሌ ቃላት የብለይን ንዓካ ክገልጸካ.ኣጆካ ቀጽሎ እመብርሃን ምሳካ ትኩን

  • @Liftupbuddy
    @Liftupbuddy 4 ปีที่แล้ว +1

    ኣብ ሂወተይ ብጣዕሚ ዝተሓጎስኩሉ መዓልቲ እዩ መምህረይ ንስኻ ብጣዕሚ ኢኻ ትፍለ_ መምህር ሂወት ኢኻሞ ጎይታ ካብ ናተይ ዕድመ ቐኒሱ ይሃብካ 💖💖

  • @user-yv2cs8ml7k
    @user-yv2cs8ml7k 4 ปีที่แล้ว

    መምህረ መሉ ሓወና ቃላት የበላይ እደመን ጥዕናን ይሃብካ

  • @user-rv9yy3qe7d
    @user-rv9yy3qe7d 4 ปีที่แล้ว

    ኣነስ ቃላት የብለይ ሙሉዋይ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኻ

  • @alishaalisha6141
    @alishaalisha6141 4 ปีที่แล้ว +12

    EHHH. AY WEDSEB ESKI NAKA ZHABENA GOITA YMESGEN TSNUE RGETS BHAKI MEGLETSI YEBLKAN MULUWANI EDMEKA YENWAHAYO KFUE AYRKEB MS SDRAKA NBER😭😭😭❤

  • @love-xg3ws
    @love-xg3ws 4 ปีที่แล้ว +1

    ቅርቅዕ ተብለኒ ንዓይ ወላዲካስ ኣይፀገም ዳኣም😭

  • @mariyam3961
    @mariyam3961 4 ปีที่แล้ว

    መምህር ሙሉ ሓውና እግዚአብሔር ፀጋኡ ያብዝሐልኻ ፅኑዑ ያርግፅኻ ወይለ ቃል ይብለይ እም ትግራይ ዓደይ ንዘላለም ሰላም ኹንለይ 🌻🌻🌻🌻🌻🌻🌻🌻🌻🌻🌻🌻🌻ሩሑስ ባሕት ሰናይ ዘመን ይግበረልና💖💖💖💖🌹🌻🌻🌻🌼🌼🌼🌼🌼🌼🌼

  • @user-dp9sz2ll1w
    @user-dp9sz2ll1w 4 ปีที่แล้ว

    ሙሉ ሓወይ አነ ሐጂ አብ ዱባይ እየ ዘልኩ ...ነዓዲ ከመፅእ ከለኩ ምስ ዘንወላዲት ክታራክበኒ. ይደሊ እየ.ሙሉ ሓወይ ዕድመ ጥዕና የሃብካ አምላክ 🙏🙏🙏

    • @WushatenaMedia
      @WushatenaMedia  4 ปีที่แล้ว

      ፀገም የብሉን ሓፍትና

  • @AaAa-ry9oy
    @AaAa-ry9oy 4 ปีที่แล้ว +1

    Amlak enatehagoska yenbrka mhrey

  • @እግዚአብሄርፍቅርነው-ፀ3ተ
    @እግዚአብሄርፍቅርነው-ፀ3ተ 4 ปีที่แล้ว

    መምህር ሙሉ ናይኻ ስራሕ ብቃለይ ክገልፆ ብጣዕም ይከብደኒ ፈጣሪ ንባዕልኻን ንደቅኻን ንሰበይቲኻን ጸጋኡን ቦሮኾቱን ይብዘሐልኻ ናብ ዝኸድኻዮ ቅናዕ ዝረገፅኻዮ ለምለም ይግበረልኻ ኣምላኽ

  • @samrawitabraham650
    @samrawitabraham650 4 ปีที่แล้ว +1

    Egzabiher amlak melu xage yethzkum🙏💒🤲

  • @abiablel5096
    @abiablel5096 4 ปีที่แล้ว +2

    Naybehaki edmen tenan yhabka abo fkri

  • @makdazebinok6789
    @makdazebinok6789 4 ปีที่แล้ว

    Egzabhir admen tianan yahabka memhr Mulu hawey

  • @ዛይድሓፍቲቲጂ
    @ዛይድሓፍቲቲጂ 4 ปีที่แล้ว +1

    እንኳዕ ደሰ በልክን ማማየ ሓፍተና እውን እግዚአብሔር ገንዘብክ ይባረክ ሙሉዋይ ታይ እሞ ክብል ንዓካ

  • @azmerameasho2967
    @azmerameasho2967 4 ปีที่แล้ว

    You are good job 👍

  • @sabiyahavg4985
    @sabiyahavg4985 4 ปีที่แล้ว

    እግዚአብሔር ውዕለትካ ይክፈልካ ሓውና መምህርሙሉ ንሓውናለ እግዚአብሔር ምሕረት የውርደሉ

  • @امام-ط6س
    @امام-ط6س 4 ปีที่แล้ว +9

    Mashaallah👍☝☝

  • @ethiopiawitabraha330
    @ethiopiawitabraha330 4 ปีที่แล้ว

    መምህር ሙሉ ቃለ ሂወት የስምእካ ። ከምኡ ኢዩ ሕዝቢ ትግራይ ዝነብር ብጣእሚ እዩ ዘሕፍር ትክክል እዩ ዝበልካይ መምህር ሙሉ።

  • @letinaabreha3205
    @letinaabreha3205 3 ปีที่แล้ว

    Memher mulu e/r amlak newih edemen teinan yehabeka kebur haww🙏🙏😍😍❤❤✊🏻✊🏻✊🏻✌

  • @almazgiday9935
    @almazgiday9935 4 ปีที่แล้ว

    አደ ምስ ወድክን ዕድመ ጥዕና ይሀብኩም መምህር ሙሉ ዕድመ ጥዕና ይሀብካ