Gere Sheraro (Kealiyo Adey )ገሬ ሸራሮ (ኣደይ ከኣልዮ) New Tigrigna Music 2023 (Official Video)

แชร์
ฝัง
  • เผยแพร่เมื่อ 31 ม.ค. 2025

ความคิดเห็น • 299

  • @DaniDani-yn8wy
    @DaniDani-yn8wy ปีที่แล้ว +15

    ዓሕ 😭😭ኣደ ትረክቦ ጽንዓት ይሃብክን ኣደታት ትግራይ

  • @Awuchetube
    @Awuchetube ปีที่แล้ว +37

    ፈጣሪ ከናንተ ጋር ይሁን ወገኖቼ ፅናቱን ይስጣቹሁ!!! 😭 የሳቅ ቀን ያምጣላቹሁ !!! ፈጣሪ የተገፋን የተበደለን ያያል !!! በተለይ ወጣት እህቶቼ ትላልቅ እናቶች በደላቹሁ በደሌ ነዉ ጥቃታቹሁ ጥቃቴ ነዉ😭😭😭😭😭😭

    • @dsdsrseser-je1ub
      @dsdsrseser-je1ub ปีที่แล้ว

      እናመሰግናለን😭

    • @etheth2981
      @etheth2981 8 หลายเดือนก่อน

      😢🥺🥺

  • @KIBROM33
    @KIBROM33 ปีที่แล้ว +2

    ፅንዓት ን ታ ጀጋኑ ተፍሪ ኣዶ ትግራይ 🥹😭😭

  • @مريم-ض2ص5ص
    @مريم-ض2ص5ص ปีที่แล้ว +2

    ኣሕ ሓመድ ትብለዐኒ ዋይ ትዕድል ወድነይ😭😭😭

  • @محمد-ف2د3ث
    @محمد-ف2د3ث ปีที่แล้ว +2

    ገሬ ጅግና ክብርን ሞጎስን ንተም ጀጋኑ ሱዋኣትና😢😢😢😢😢

  • @ሊሀምትግራይ
    @ሊሀምትግራይ ปีที่แล้ว +4

    ክብርን መጎስን ንዓኩም ይኩን ጀጋኑ ሰማእታት ሃገረ ትግራይ
    ኣደ ትግራይ ፅንዓት ይሃብኪ😢

  • @سلامسلامة
    @سلامسلامة 4 หลายเดือนก่อน +2

    ክብርን መገስን ንሰማእታትና😢❤❤❤❤

  • @RobelDaniel-jv7cj
    @RobelDaniel-jv7cj ปีที่แล้ว +4

    ገሬ ጅግና ወዲ ህዝቢ ገሬ ወዲ ሽራሮ ክብር ሞጎስን ስማእታትና 😢😢😢😢😢😢😢😢

  • @-dg3wc
    @-dg3wc ปีที่แล้ว +3

    ክብርን ሞጎስን ንጀጋኑ ሰውኣትና

  • @LemlemMarkos-sk7ki
    @LemlemMarkos-sk7ki ปีที่แล้ว +4

    ኣዶ ትግራይ ፅንዓት ይሐብኪ ስውአት ብሄረ እግዛብሄር ትግራይ ብሰላም ዕረፉ

  • @asligaltigray8413
    @asligaltigray8413 ปีที่แล้ว +2

    ክብርን ሞጎስ ንሞትና ብመስዋእቲ ዝሰዓሩ ንጀጋኑ ሰማእታትና❤😢

  • @hgkodxzx1378
    @hgkodxzx1378 ปีที่แล้ว

    ህዝበይ ረካቢ መከራ ክብርን መጎስን ንጀጋኑ ሰማታትና ኩሉ ግዜ ኣብ ልብና 😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢

  • @samiraahmed1322
    @samiraahmed1322 ปีที่แล้ว +4

    ፅንዓት ይሃብካ ህዝበይ ዓሕ እህህህ 😭😭😭😭😭🖤

  • @محمد-ف2د3ث
    @محمد-ف2د3ث ปีที่แล้ว

    ጅግና ገሬ ሓወይ ፅንዓት ልመላእ ህዝቢ ትግራይ

  • @DestaAsefa-w4s
    @DestaAsefa-w4s ปีที่แล้ว +3

    ክብርን ሞጎስን ንሰማኣታትና😭😭

  • @HiScared-cm8yf
    @HiScared-cm8yf ปีที่แล้ว +3

    ኣየ ትግራይ ዓደይ ካኣልዮ እስኪ
    ኣብ ስደት ዘለና ደቅክስ ከቢድና እዩ 😢😭😭😭😭😭😭😭

  • @RobelDaniel-jv7cj
    @RobelDaniel-jv7cj ปีที่แล้ว +1

    ክብርን ሞጎስን ንስማእታትና 😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢

  • @EtadaErada-rs9bz
    @EtadaErada-rs9bz ปีที่แล้ว

    እዋይ ክመርር😭😭😭😭ዘላኣለማዊ ክብርን ሞጎስን ንሰማእታተና🙏😢😢💪

  • @ShishayGidey-gh8ee
    @ShishayGidey-gh8ee 11 หลายเดือนก่อน

    RIP Our heroes.ዋይ ህዝበይ ፅንዓት ይሃብካ

  • @SffFgu-jj1xe
    @SffFgu-jj1xe ปีที่แล้ว +1

    ክብርን ሞጎስን ሰማእታትና😭😭😭😭

  • @ሩፍታልበይእኪድንግለይ
    @ሩፍታልበይእኪድንግለይ ปีที่แล้ว +1

    ክብሪ ሞጎሰን ንጀጋኑ ሰማእታትና ሰለ ሃገረ ትግራይ ዝሓለፉ ጀጋኑ የሕዋትና ፅንዓት ልአዶ ትግራይ😭😭😭😭😭😭😭

  • @Ferhiwet-x1p
    @Ferhiwet-x1p ปีที่แล้ว

    ፅንዓት ይሃብካ ህዝበይ ዓሕ እህህህህህ ዓሕ ኣደ ትረክቦ ጽንዓት ይሃብክን ኣደታት ትግራይ 💔💔💔💔🖤🖤🖤🖤🖤😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭

  • @lixmony3111
    @lixmony3111 ปีที่แล้ว +1

    ፅንዓት ይሃብኪ ወላድ ትግራይ ዓሕሕሕሕ ዕሸላተይ

  • @Mreflected742
    @Mreflected742 ปีที่แล้ว

    ክብርን ሞጎስን ንጀጋኑ ሰማእታትና ብሰላም ዕረፉ ጀጋኑና

  • @HalefomWedihaleka
    @HalefomWedihaleka ปีที่แล้ว

    ገሬ ጀግና ወዲ ህዝቢ እንካዕ ብሰላም መፃካ ክብርን ሞጎስን ንስዋት ጀጋኑ

  • @HiwetWedikeshe-cp6xj
    @HiwetWedikeshe-cp6xj ปีที่แล้ว

    ክብርን ሞገሰን ንጀጋኑ ሰውኣትና ፅንዓት ንመላአ ህዝቢ ትግራይ 😭😭😭😭

  • @jiromgilagabr8894
    @jiromgilagabr8894 5 หลายเดือนก่อน

    ብሓቂ ምርጻት ቃላትካ
    ከብድካ ዝበልዕ ቃንዛካ
    እነዉ እንዶሞ ብሓላፍነት ይባልዑ ረሱዖም ንዓካ
    ቃንዛ ህዝቦም ድሮ ረሲዖሞ

  • @HdG-ul8ur
    @HdG-ul8ur ปีที่แล้ว

    ክብርን መጎስን ንሰማእትታትና

  • @FfgDdff-ko3bd
    @FfgDdff-ko3bd ปีที่แล้ว +1

    ኣዶ ትግራይ ዓደይ ፅንዓት ሓቦ ትብዓት ይሃብኪ 😢😢😢😢።

  • @bitigaltigray
    @bitigaltigray ปีที่แล้ว

    ክብርን ሞጎሰን ንጀጋኑ ንሰማእታትና አካእሎ ይሃብኪ ኣዶ ትግራይ 😢😢😢

  • @solomonguosh6081
    @solomonguosh6081 ปีที่แล้ว

    ክብርን ሞገስን ንጀጋኑ ሰማእታትና💪😭😭😭💔💔💔 ምእንተ ህዝብኹምን ዓድኹምን ዝኸፈልኩምዎ ሂወትኩምን ታሪኽኩምን ዝንተ ኣለም እናተዘንተወ ክነብር እዩ🙏🙏😭😭💔💔

  • @ተጋሩዋይንበሩለይምንባርኩ
    @ተጋሩዋይንበሩለይምንባርኩ ปีที่แล้ว +2

    ክብርን መጎስን ንዞም ምንም ጉርዲ ዘይወጾም ጀጋኑና ሰማእትታት ትግራይ ፅንዓት ንመላእ ህዝብና ነቦና እዮብ ዝደበሰ ንህዝብና ይደብሰልና 🙏😥

    • @VyS-u2p
      @VyS-u2p ปีที่แล้ว

      Kbrn mogosn n jeganu swatna 😢😢😢akk

  • @hlinaumnbar4715
    @hlinaumnbar4715 ปีที่แล้ว +1

    ክብርን ሞጎስን ንዓኹም ይኹን ጀጋኑ ሰማእታት ትግራይና ወላዳት ጀጋኑ ኣዴታትና ኣኻእሎ ይሃብክን❤😭😭😭 ኣጆኻ ገሬ ዓርከይ ጅግና ታሪኽ ይሰርሕ እምበር ኣይነብርን ኩሉ ምእንተ ትግራይን ትግረዋይን እዩ እሞ ኣብ ውሽጢ ዓድን ስደትን ዘለኻ ህዝቢ ትግራይ ፅንዓት ይሃበለይ 😭😭😭😭

  • @freselamgualteklay8660
    @freselamgualteklay8660 ปีที่แล้ว

    Geri sheraro kedameyti adnakitka eye amlak edmen tienan yhabka
    😭😭😭😭😭 ለዋህት ህዝበይ ኣምላክ ጽንዓት ይሃብኩም ክብርን ሞጎስን ንስዋእትና ጀጋኑ ዘለኣለማዊ ኣብ ልቢ ኩሉና ኣለኩም 😭😭😭😭😭😭😭

  • @lemlemhagos9299
    @lemlemhagos9299 ปีที่แล้ว

    Kibren mogase ne jeganehi sewatena tsenate yehabekie tegiraye adeye mearye ❤❤

  • @GshShh-mz5xi
    @GshShh-mz5xi ปีที่แล้ว

    ክብርን ሞጎሰን ንሰማአታትና 😢😢😢 ፅንዓት ይሃብኪ ኣደ ትግራይ ጀጋኑና ኩሉ ጊዘ ኣብልብና😢😢😢😢😢😢

  • @emmaq1588
    @emmaq1588 ปีที่แล้ว

    ክብርን ምስጋናን ንጀጋኑ ስውኣትና
    ፅንዓት ንመላእ ህዝቢ ትግራይ

  • @helenberekt3774
    @helenberekt3774 ปีที่แล้ว

    Akalo yhbki ade tigray Ahhhhhh😢😢😢😢😢 kibrn mogosin nsiwatina

  • @missyoujhon4781
    @missyoujhon4781 ปีที่แล้ว +3

    😭😭😭💔😭ዘለአለማዊ ዝኽሪ ንሰማእቲታትና😢 ፅንዓት ንኣዶ ጅግና😢😢💔

  • @user-xg5bz9qz3f
    @user-xg5bz9qz3f ปีที่แล้ว

    ጽንዓት ይሃብና 😭ክብርን ምጎስን ንጅጋኑ ስማኣታትና 😭😭😭ጽንዓት ይሃብኪ ኣዶ ትግራይ ዓድይ ኣጅና አስኪ 😭😭😭😭😭😭😭

  • @abbygualadwa7685
    @abbygualadwa7685 ปีที่แล้ว +1

    እፈፈፈ ቃላት ይሓፅረኒ ህዝበይ ክገልፀካ። እዞም አራዊት ማስካኻ የውርደሎ አምላኻ🙏🏾💔😭😭💛❤️✊

  • @kayyumkayyum9083
    @kayyumkayyum9083 ปีที่แล้ว

    😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭💔💔💔💔💔💔💔😭😭😭😭😭ኣየይ ኣየይ ኣታ ልበይ እንዶ 🖤🖤🖤🖤😭😭😭😭😭😭

  • @ኣርሴማጋልተጋዳላይ
    @ኣርሴማጋልተጋዳላይ ปีที่แล้ว

    ክብርን መጎስን ንጀጋኑ ሰማእታትና 😭ልብኻ ዝትንክፍ ደርፊ 😢💔

  • @JjJj-qh2wd
    @JjJj-qh2wd ปีที่แล้ว

    ክብርን ምጎስን ንጀጋኑ ሰማእታትና😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢

  • @EtadaErada-rs9bz
    @EtadaErada-rs9bz ปีที่แล้ว +3

    አረ ሼር ላይኽ ግበርሉ ኣሕዋተይ ነዚ ሓውና❤😢

  • @علي-ط1ف6خ
    @علي-ط1ف6خ ปีที่แล้ว

    ፅንዓት ያሃብኽ ወላድ ትግራይ😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭💔💔💔💔💔💔💔💔💔💔💔💔💔💔💔💔💔

  • @birhanhadish2484
    @birhanhadish2484 ปีที่แล้ว

    ፅንዓት ይሃብኪ አክእሎ ይሃብኪ አዶ ትግራይ 🙏😭ነብዑ ዘንብዓካ ጂግና ተጋዳለይ ዕድመና ጥዕና ይሃብካ🙏🙏😢😢

  • @rahewmiks4143
    @rahewmiks4143 ปีที่แล้ว

    ኣይ እፉፉፉፉፉ ከብደይ ኣቡኒ ዋይ ኣሕዋተይ ማዓረይ በቃ ዱዩ ኣሕሕሕሕሕ😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭💔💔💔💔💔💔💔💔💔

  • @selamberhe-bn8qz
    @selamberhe-bn8qz ปีที่แล้ว

    አነ ብቻ ድየ ኪሮስ አስፈሃ ዝመስለኒ ድምፂ ናይ ገሬ ናይና ፅንዓት ይሃብካ ህዝበይ😢

  • @galtigray4809
    @galtigray4809 ปีที่แล้ว +2

    😭💔💔💔💔💔😭😭😭😭😭ግዜ በድልካና💔😭😭😭😭

  • @SarhSarh-x4p
    @SarhSarh-x4p ปีที่แล้ว

    😭😭😭😭ክብርን ሞገስን ንዓኩም ይኩን ጀጋኑ ሰማአታትና😭ፅንዓት ይሃብኪ አዶ ትግራይ😭😭💔💔💔

  • @kubromhadgu7371
    @kubromhadgu7371 ปีที่แล้ว

    Kebren mogosen nakum jeganuna tsenat yehabki ado tigeray😭😭😭😭

  • @ጩራወጋሕታ-ሸ7ኰ
    @ጩራወጋሕታ-ሸ7ኰ ปีที่แล้ว

    ገሬ🙏✊💊✊ጀግና✊💊ኣካእሎ ይሀበናሞ።
    ብካሊእ ስራሕቲ ኢና ንፅበየካ።ዚ ጥዑም ድምፅካ ብዙሕ ነገር አወፍየሉ💊✊💊

    • @ተመስገን-ሸ2ቐ
      @ተመስገን-ሸ2ቐ ปีที่แล้ว

      ብምንታይ ብጨፈራ

    • @LiliWelat
      @LiliWelat ปีที่แล้ว

      @@ተመስገን-ሸ2ቐ ቀፅሎ ማለታ እያ😂

  • @ጋልፈራውን
    @ጋልፈራውን ปีที่แล้ว

    ዋይ ኣሕዋተይ ማሓዙተይ ደቅዓደይ ብዝወፃእክምዎ ተሪፍኩም 😢😢😢😢💔😢💔😢💛❤💛❤

  • @rahelrahel5716
    @rahelrahel5716 ปีที่แล้ว

    ግሪ ሓወይ ወዲ ዓደይ ብጣዕሚ ፅቡቁ ስራሕ ቦታ ኣብተወለድካሉ ብምካኑ ክኣ ሓበን ተሰሚዕና ክብርን ሞጎስን ንጀጋኑ ስዉኣትና በሪቲዕካ ክትቅፅል ንምና

  • @alefumekele3184
    @alefumekele3184 ปีที่แล้ว

    አካእሎ ያሃብኪ አዶ ትግራይ 😢😢😢💔💔💔

  • @dc8625
    @dc8625 ปีที่แล้ว

    ሃገር ትግራይ ኢሎም ዝተሰዉኡ ሕድሪ ስዉኣት ጀጋኑ ደቂ ሓትነይን የዕሩኩተይን ሃገር ጥራይ ኢዮም ካሓስኦም ብኪያት ዘይኮነስ ዕላማኦም ነተግብር።"
    ሓደራ ተጋሩ ቃልሲ tdfይ ሽምዓ ካይዉላዓ ልማዓትን ዘይተስድ ደቃ ሃገር ትግራይ ተጌሪናያ።"
    ዕላማ ክዛረብ ንግደፍ ንብዓት ኣደ ትግራይ ብፖለቲካዊ ንቅሓትና ጥራይ ኢያ ትድበስ።"
    ቃል ስዉኣት ክዛረብ ባዕሉ ንስራሓ።"
    ደቂ ሓትነይ 🤎😊

  • @semhar136
    @semhar136 ปีที่แล้ว

    ክብሮን ሞጎስን ንጀጌኑ ሰሜእታትና🙏

  • @metslalaxum3939
    @metslalaxum3939 ปีที่แล้ว

    zihalefe yiachlekum yibelena Fetariy 😭😭😭😭😭💔💔💔💔

  • @aaabbn1717
    @aaabbn1717 ปีที่แล้ว +1

    ትግራይ ዓደይ❤❤❤❤❤❤😢😢😢😢😭😭😭😭

  • @selu5346
    @selu5346 ปีที่แล้ว

    እፍፍፍ ብፃየይ ትብል ደርፉ ሰሚዐ ኣይመንዋን ማራ እያ ተንብዐኒ 💔💔😢 ክብርን ሞጎስን ንስዋአትና😭😭😭💔

  • @genetatsibha
    @genetatsibha ปีที่แล้ว

    ጀጋኑ ሰማእታትና ብሰላም ዕረፉ ኣብ ኣፀደ ገነት ይንብርኩም ኣዶ ትግራይ ኣኻእሎ ይሃብኪ ህዝቢ ትግራይ ፅንዓት ይሃብካ 😢❤

    • @tekicit
      @tekicit ปีที่แล้ว

      ክብርን መጎስን ንጀጋኑና ፅንዓት ን ኣዶ ትግራይ

  • @VikyaAlem
    @VikyaAlem ปีที่แล้ว

    ገሬዋ ጅግና እኻ ዝሓወይ

  • @lkjlkh5222
    @lkjlkh5222 ปีที่แล้ว

    ገሬዋይ እንካዕ ደሓን መፃካ ክራርካ ከፀልለኒ ዩ ዝደሊ ኣቦ ክራር 👑❤️
    ዘልኣለማዊ ክብርን ሞጎስን ንጀጋኑ ንህልዋትን ንሰማእታትናን ኣጆና ፅንዓት ንመላእ ትግራይና🕯🖤✊
    ገሬዋይ ዳሀይ ኣሕዋት ረኪብካ ክትኮን ተስፋ ይገብር ኣብ ቃለ መሕተት 2+ኣሕዋተይ ደሀይ የብለይ ላበለ ነይሩ🙏😢

  • @Umkevima
    @Umkevima ปีที่แล้ว

    ክቡሪን ሞጎስን ንሰማእትታና ፅንዓት ይሃብካ ህዝበይ 😭😭😭😭

  • @SwSew-f1l
    @SwSew-f1l 10 หลายเดือนก่อน

    ታእናሞ ንገብር 😢😢ፅናዓት😢😢የሃብኪ 😢ኣዶትግራይ😢😢ክብርን😢😢መጎስን 😢😢ንጀጋኑና😢😢ኣየየየየይይይይይ

  • @samigebre7828
    @samigebre7828 ปีที่แล้ว +2

    ወዲ ዓደይ ጅግና❤❤❤❤

  • @tsegayabrha3499
    @tsegayabrha3499 ปีที่แล้ว

    ዓደይ ፅናዓት ይሃብኪ

  • @rutaalema7823
    @rutaalema7823 ปีที่แล้ว

    😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢ከብርን መጎሰን ንሰውኣትና

  • @لملململم-ف4ع
    @لملململم-ف4ع 9 หลายเดือนก่อน

    ኣሕ ወድነይ ሕርርር እለ ተርፈ

  • @ተመስገን-ሸ2ቐ
    @ተመስገን-ሸ2ቐ ปีที่แล้ว

    ትግራይ ዓደይ ክሳብ መዓዝ እዩ ቆዘማ😭😭💔💔 ከኣልዮ ትግራየይ

  • @ናኒጓልውቅሮ
    @ናኒጓልውቅሮ ปีที่แล้ว

    ኣይትክእሎን ኣደይ 😢😢😢😢💔💔💔

  • @BerhanuGidey
    @BerhanuGidey 8 หลายเดือนก่อน

    ኣዶ ትግራይ ዕድመ ልክዓ እናነበዐት ንክትነብር ዝገብር ዘሎ ጉጅለ ዓድዋ ተዘይ ኣጥፊእኩምዎ ኸምዚ እናቆዘምኩም ትነብሩ ኢኹም በቢ20 ዓመት::

  • @mmn7636
    @mmn7636 ปีที่แล้ว

    ክብርንሞጎሰ ንሰማእታትና💔😭😭

  • @lemlemhagos9299
    @lemlemhagos9299 ปีที่แล้ว

    Thank you so much my brother God bless you mearye antia jegena ❤❤❤

  • @Azebchanal
    @Azebchanal ปีที่แล้ว

    ይኽእሎ እየ ኣነስ ይኽእሎየ ኣደይ እያ ዘይትኽእሎ😢😢😢

  • @Zeni-q2v
    @Zeni-q2v ปีที่แล้ว

    ኣዶ ኣዶ ኣዶ☝️የኽእልኪ🤲😢

  • @tigraylove6
    @tigraylove6 ปีที่แล้ว

    እዋይ ስቃይ ትግራይ ዓሕ ዓደይ መዓዝ እዩ ስቃይኪ ዘብቅዕ ፅንዓት ይሃብኪ ዓደይ😢😢😢😢 ገሬ ሸራሮ ጅግና ድምፅካ ክሰምዕ ውሽጠይ ይሕቆን

  • @GalAle-kv3kx
    @GalAle-kv3kx ปีที่แล้ว

    ኣሕሕሕ ኣዶ ትግራይ ትረኽቦ😭😭😭

  • @ሮቢሮቢ-ሰ7ሸ
    @ሮቢሮቢ-ሰ7ሸ ปีที่แล้ว

    💔💔💔💔💔😢😢ህዝበይ ለዋህ እዚ ንኣኻ ኣይግብአካን ኔሩ ካብ ኮነ ግን ታይ ክንብል ኬንና ፅንዓት ንመላእ ህዝቢ ትግራይ💔💔💔💔

  • @JsjsskSzs
    @JsjsskSzs ปีที่แล้ว

    ክኣልዮ ኣዶ ትግራይ 😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢

  • @kidank3050
    @kidank3050 9 หลายเดือนก่อน

    ናበይ ኢና ንጠፍኦ 🖤🖤🖤🖤🖤🖤🖤🖤🖤🖤🖤🖤🖤🖤💔💔💔💔💔💔💔💔🖤🖤

  • @angosomsium2340
    @angosomsium2340 ปีที่แล้ว

    Xenat yhab adiy tigray😢😢😢😢😢😢😢😢

  • @FgyhFhh-i2v
    @FgyhFhh-i2v ปีที่แล้ว

    ንፉዕ ዝዓርከይ

  • @sultanalisultanali4588
    @sultanalisultanali4588 ปีที่แล้ว

    ኣነስ ኣይካኣልኹን ይሕዋተይ መታዓቢተይ 😢😢ኣጀና እስቲ ተጋሩ ይሕዋተይ ሓሪንና ንቃለስ ደበስ ስዋእትና ሃገረ ትግራይ ብዝኸውን እዩ ! ወዲ ዓደይ መታዓቢተይ ኣብ ስራሕኻ ኣሳልጦ ዕድመን ይምነየልካ ኣጀና እስቲ ❤💚

  • @bahtimegabit8702
    @bahtimegabit8702 ปีที่แล้ว

    wayyy melamil yehwatna beka dikum tefanikumna ..😭😭 tay kibihal koynu b selam erefulna hidrikum iynebirin …jegna ketsilelu gerea wedi good job z arkey..👊💪

  • @ሃገረይክብረተይ-መ2ቸ
    @ሃገረይክብረተይ-መ2ቸ ปีที่แล้ว

    ትግራይ ዓደይ ኣሕሕሕ😔💔🖤💔💔😢

  • @GereGere-i5f
    @GereGere-i5f ปีที่แล้ว

    ፅንኣትይሃብክን ኣዴታተይ😢😢😢

  • @SwSew-f1l
    @SwSew-f1l 11 หลายเดือนก่อน

    ክርን. መገስን. ንንተሰዉኡ. ብፆተይ. ፅንኣት...ይሃብክ. ኣደታት. ትግራይ😂😂😂😂😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢

  • @fyoritewelde7802
    @fyoritewelde7802 ปีที่แล้ว

    Nzelaalm zkri semaetat tgray😭😭😭😭

  • @aexum1597
    @aexum1597 ปีที่แล้ว

    Tisneaet newladyt jeganu ade tgray 😭😭😭😭

  • @mahlitlove4291
    @mahlitlove4291 ปีที่แล้ว

    አይይይ ቁስልናኮ ደምዩ 😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😥😥💔💔💔🖤🖤🖤

  • @ifzitsi4236
    @ifzitsi4236 หลายเดือนก่อน

    ዋው

  • @sabagebrehiwet1316
    @sabagebrehiwet1316 ปีที่แล้ว

    Awe kealyo adeway💔😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭

  • @BerheBirhanu-f9t
    @BerheBirhanu-f9t ปีที่แล้ว

    አሕ ፅንዓት ይሃብ እንታይ ንብሎ ጠፊኡና እኮ

  • @GgGg-c3t5k
    @GgGg-c3t5k ปีที่แล้ว

    ፅንኣት ይሃብክን ኣዴታተይ 🙏😭😭😭😭😭😢😢😢😢

  • @ኣርሴማጋልተጋዳላይ
    @ኣርሴማጋልተጋዳላይ ปีที่แล้ว

    ዝፈትወኻ ገሬ ሓወይ ጅግና 😢

  • @merysaleh461
    @merysaleh461 ปีที่แล้ว

    ገሬ ጀግና አጀካ ህዝበይ😭❤💛

  • @mesi-ug5di
    @mesi-ug5di ปีที่แล้ว

    ኡፍፍ💔💔💔💔💔

  • @FbIh-ri2et
    @FbIh-ri2et ปีที่แล้ว

    ኣክእሎ ይሃብካ ህዝበይ