ขนาดวิดีโอ: 1280 X 720853 X 480640 X 360
แสดงแผงควบคุมโปรแกรมเล่น
เล่นอัตโนมัติ
เล่นใหม่
#Please_Subscribe_and_Shareደም ወማይ ወሃሊብ እምነ ክሳዱ ፈልፈለ(2)ሶበ ተከለለ(2) ጊዮርጊስ ሶበ ተከለለ(2)ደምን ማይን ፀባን ካብ ክሳዱ ውሒዙ ፈልፈለ(3)ኣክሊል ተሸለመ (2) ጊዮርጊስ አክሊል ተሸለመናይ ቅትለት ትሃኖም አይፀግብን ኢሉደም ቅዱስ ፀገቡ ብሓጥያት ገበሉበትሪ ናይ ክርስቶስ ኣምላኩ አሚኑጊይርግስ አድከሞም ንጣኦት ፈንፊኑ (እህ) ኣክሊል ተሸለመ (2) ጊዮርግስ አክሊል ተሸለመወንጌል ከየሕጎለ ብተግባር ፈፃሚኣርማ እቲ መሲሕ ብደሙ ፅሓፊጊዮርግስ ልዳዊ 100 ዝፈረየንተክሊ ሃይማኖት ብደሙ ዘስተየ (እህ) ኣክሊል ተሸለመ (2) ጊዮርግስ አክሊል ተሸለመ ኪዳኑ ዘክሩ አስትዩ ማይ ቆሪርጊዮርግስ ፃድቅ'ዩ አምላኩ ዘክብርቃሉ ዩ ቃል ወንጌል ንዕዖም ዝክተልዐስቡ አብ ሰማያት ፍፁም ከም ዘይ ሓጉል (እህ) ኣክሊል ተሸለመ (2) ጊዮርግስ አክሊል ተሸለመከይተጠራጠረ ነቲ ካብ ሞት ዘድሕን ንነብስን ንስጋን ብኽህነት ዝክኹንንኣስማት ናይ ጦንቀልቲ ብመስቀል ዓቲቡስም ቅዱስ አምላኩ አብ ልዳ አክቢሩ (እህ) ኣክሊል ተሸለመ 2) ጊዮርግስ አክሊል ተሸለመ#ግጥምን_ዜማን ዘማሪ ዲ/ን ዘርኡ ብርሃነ
ዝማሬ መልኣክቲ የስምዓልና ብሩካት ቀጽልዎ❤❤
እግዚኣቢሔር ይመስገን ዝማሬ መልእክት የስመዐለና
ዝማረ መላእኽቲ የስማዓልና ፀጋን በርኸትን የብዛሃልኩም
ቃል ሂወት እግዚኣብሄር ማሕበርና ይባርክ
Zimare melaekt yesmealna
ዝማሬ መላእክት ያስመዐልና ክቡራት ኣሕዋተይ👏✝️🍃
እልልልልልልልልል እልልልልልልልልል እልልልልልልልልል እልልልልልልልልል እልልልልልልልልል ዝማረ መላእክቲ የስመዓልና ጸጉኡን በረከቱን የብዘሓልኩም ❤❤❤❤❤❤
Zmare melaekty yesmalna edmen tenan yhabkum Egziabiher nay agelglot zemenkum ybark ❤❤❤❤⛪️♥️♥️♥️🙏
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ዝማሬ መላእክት የስመዓልና ጽጉኡ የብዘሓልኩም ጸጋ ኣብ ልዕሊ ጸጋ የዓድልኩም ዕድመን ጸጋን ይሃብኩም።❤❤❤❤
ዝማሬ መላእክት የስመዐልና ፀጉኡ የብዘሐልኩም እግዚአብሔር ኣምላክ ናይ ሊቀ ሰማዕት ቅዱስ ጊዮርጊስ ፆሎቱን በረከቱን ምስ ኩልትና ይኹን❤❤❤
Zmare melakt yesmealna diyakonat yhwateyyyy
አሜን አሜን አሜን ዝማሬ መላኣክቲ የስመዐልና ❤❤❤❤❤ደቂ እመ ብራሃነይ ደሙሩኒ እባ እግዚአብሔርን አቤቱ የንብረና❤❤❤❤
ዝማሬ መላእክት የስምዓልና ንፉዓት ጸጉኡ የብዝሐልኩም አምላክ ።
አልልል ባለ ውለታይ ዝማሬየ መላእክት የስመዐልና ብሩካተይ
Zmare melaekit Yesmaelina Amennnnn🙏🙏🙏
ዝማሬ መለአክቲ የሰመዐና❤ ከበረት አሕወተይ❤
ዝማሬ መላእክቲ የሥምዓልና ክቡራተይ ጸሎትን ረዲኤትን ናይ ሊቀ ሰማእታት ቅዱስ ጅወርጊሥ ምሣና ይኹን ኣሜን ፫💙
Amen amen amen zmarie melaktiy yesmalna❤❤❤
zmarie meleakit yesealna👏👏👏
ዝማሬ መላኣክት የስመዐልና ክቡራት ኣሕዋተይ❤❤❤❤❤
zmarie melaekti yesmeana mahberey, Egziabhier nay zemen agolgulotkum yebark.
ኣሜን ዝማረ መላእኽቲ የስመዓልና
ሳልሳይ እየ ግና ቃለ ህይወት የስመዓልና አሕዋተይ ዕልልልልልልልልልልልልልልል
ዝማሬ መላእክት የስምዓልና
አሜን አሜን አሜን ዝማሬ መላእክት የሰመዐልና🙏🙏🙏❤❤❤
Amen Amen Amen 🙏🏼🙏🏼🙏🏼👏👏👏👏👏👏🤲
Zemare meleakti yesmalen mahbere amlak ageligletkum yibark ❤❤❤❤❤❤❤
❤❤❤❤❤ zmarie melakt yesmalna
ዝማሬ መላእክቲ የስመዓልና
እልልልልልልልልእልልልልልልልልልልእልልልልልልልልልልልኣክሊል ተሸለመ ኣክሊል ተሸለመ ጊወርግስ ኣክሊል ተሸለመዝማሬ መላእክት የስመዐና ደቂ እመ ብርሃነይ ደቂ ሰማእቱ ኣቦይ ኣብ ቤቱ የፅንዕኹም ናይ ኣገልግሎት ዘመንኩም ይባረኽ ነዓይ ንደካማ ሓጥያተኛ ሓፍትኹም እዉን ብዝማሬኹም ብፀሎትኩም ብስግደትኩም ይምሓረኒ 👏ድቃያቆነይ ኣድናቒትካ እየ መዝሙርካ ናይ ስደት መፀናንዕየይ እዩ ከምዚ ከማይ ንብዙሓት ከም ዘፀናነዐኩምለ ይኣምን 'የ ምእመናን ላይክ ሼር ሰብስክራይብ ንግበረሎም እዚ ዝመስል ስራሕ እንዳሰርሑ ሰነፍት ኣይንኹን
Aseyyyyyyyyyy Elllllllllllllllllllllll Elllllllllllllllllllllll Elllllllllllllllllllllll zmare melakti yesmealna
Amen zmare melakty yesmalna xegu yebzh ❤❤❤
Amen amen amen Zmare melakt yesmana ❤❤❤❤🙏🙏🙏
Amen Amen Amen 🙏 ❤ ❤
🥰🥰🥰🥰
❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
🙏🙏🙏🙏🙏🙏💕💕💕💕💕💕
❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
❤❤❤
ዝማሬ መላአክቲ የስመዐና ክበረት አሕወተይ🙏💙
Zmare melaikti yesmialna Mahber 🎉🎉🎉
❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
❤❤❤❤
❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
❤❤❤❤❤❤❤❤
❤❤❤❤❤
#Please_Subscribe_and_Share
ደም ወማይ ወሃሊብ እምነ ክሳዱ ፈልፈለ(2)
ሶበ ተከለለ(2) ጊዮርጊስ ሶበ ተከለለ(2)
ደምን ማይን ፀባን ካብ ክሳዱ ውሒዙ ፈልፈለ(3)
ኣክሊል ተሸለመ (2) ጊዮርጊስ አክሊል ተሸለመ
ናይ ቅትለት ትሃኖም አይፀግብን ኢሉ
ደም ቅዱስ ፀገቡ ብሓጥያት ገበሉ
በትሪ ናይ ክርስቶስ ኣምላኩ አሚኑ
ጊይርግስ አድከሞም ንጣኦት ፈንፊኑ
(እህ) ኣክሊል ተሸለመ (2) ጊዮርግስ አክሊል ተሸለመ
ወንጌል ከየሕጎለ ብተግባር ፈፃሚ
ኣርማ እቲ መሲሕ ብደሙ ፅሓፊ
ጊዮርግስ ልዳዊ 100 ዝፈረየ
ንተክሊ ሃይማኖት ብደሙ ዘስተየ
(እህ) ኣክሊል ተሸለመ (2) ጊዮርግስ አክሊል ተሸለመ
ኪዳኑ ዘክሩ አስትዩ ማይ ቆሪር
ጊዮርግስ ፃድቅ'ዩ አምላኩ ዘክብር
ቃሉ ዩ ቃል ወንጌል ንዕዖም ዝክተል
ዐስቡ አብ ሰማያት ፍፁም ከም ዘይ ሓጉል
(እህ) ኣክሊል ተሸለመ (2) ጊዮርግስ አክሊል ተሸለመ
ከይተጠራጠረ ነቲ ካብ ሞት ዘድሕን
ንነብስን ንስጋን ብኽህነት ዝክኹንን
ኣስማት ናይ ጦንቀልቲ ብመስቀል ዓቲቡ
ስም ቅዱስ አምላኩ አብ ልዳ አክቢሩ
(እህ) ኣክሊል ተሸለመ 2) ጊዮርግስ አክሊል ተሸለመ
#ግጥምን_ዜማን ዘማሪ ዲ/ን ዘርኡ ብርሃነ
ዝማሬ መልኣክቲ የስምዓልና ብሩካት ቀጽልዎ❤❤
እግዚኣቢሔር ይመስገን ዝማሬ መልእክት የስመዐለና
ዝማረ መላእኽቲ የስማዓልና ፀጋን በርኸትን የብዛሃልኩም
ቃል ሂወት እግዚኣብሄር ማሕበርና ይባርክ
Zimare melaekt yesmealna
ዝማሬ መላእክት ያስመዐልና ክቡራት ኣሕዋተይ👏✝️🍃
እልልልልልልልልል እልልልልልልልልል እልልልልልልልልል እልልልልልልልልል እልልልልልልልልል ዝማረ መላእክቲ የስመዓልና ጸጉኡን በረከቱን የብዘሓልኩም ❤❤❤❤❤❤
Zmare melaekty yesmalna edmen tenan yhabkum Egziabiher nay agelglot zemenkum ybark ❤❤❤❤⛪️♥️♥️♥️🙏
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ዝማሬ መላእክት የስመዓልና ጽጉኡ የብዘሓልኩም ጸጋ ኣብ ልዕሊ ጸጋ የዓድልኩም ዕድመን ጸጋን ይሃብኩም።❤❤❤❤
ዝማሬ መላእክት የስመዐልና ፀጉኡ የብዘሐልኩም እግዚአብሔር ኣምላክ ናይ ሊቀ ሰማዕት ቅዱስ ጊዮርጊስ ፆሎቱን በረከቱን ምስ ኩልትና ይኹን❤❤❤
Zmare melakt yesmealna diyakonat yhwateyyyy
አሜን አሜን አሜን ዝማሬ መላኣክቲ የስመዐልና ❤❤❤❤❤
ደቂ እመ ብራሃነይ ደሙሩኒ እባ እግዚአብሔርን አቤቱ የንብረና❤❤❤❤
ዝማሬ መላእክት የስምዓልና ንፉዓት ጸጉኡ የብዝሐልኩም አምላክ ።
አልልል ባለ ውለታይ ዝማሬየ መላእክት የስመዐልና ብሩካተይ
Zmare melaekit Yesmaelina Amennnnn🙏🙏🙏
ዝማሬ መለአክቲ የሰመዐና❤ ከበረት አሕወተይ❤
ዝማሬ መላእክቲ የሥምዓልና ክቡራተይ ጸሎትን ረዲኤትን ናይ ሊቀ ሰማእታት ቅዱስ ጅወርጊሥ ምሣና ይኹን ኣሜን ፫💙
Amen amen amen zmarie melaktiy yesmalna❤❤❤
zmarie meleakit yesealna👏👏👏
ዝማሬ መላኣክት የስመዐልና ክቡራት ኣሕዋተይ❤❤❤❤❤
zmarie melaekti yesmeana mahberey, Egziabhier nay zemen agolgulotkum yebark.
ኣሜን ዝማረ መላእኽቲ የስመዓልና
ሳልሳይ እየ ግና ቃለ ህይወት የስመዓልና አሕዋተይ ዕልልልልልልልልልልልልልልል
ዝማሬ መላእክት የስምዓልና
አሜን አሜን አሜን ዝማሬ መላእክት የሰመዐልና🙏🙏🙏❤❤❤
Amen Amen Amen 🙏🏼🙏🏼🙏🏼👏👏👏👏👏👏🤲
Zemare meleakti yesmalen mahbere amlak ageligletkum yibark ❤❤❤❤❤❤❤
❤❤❤❤❤ zmarie melakt yesmalna
ዝማሬ መላእክቲ የስመዓልና
እልልልልልልልል
እልልልልልልልልልል
እልልልልልልልልልልል
ኣክሊል ተሸለመ ኣክሊል ተሸለመ ጊወርግስ ኣክሊል ተሸለመ
ዝማሬ መላእክት የስመዐና ደቂ እመ ብርሃነይ ደቂ ሰማእቱ ኣቦይ ኣብ ቤቱ የፅንዕኹም ናይ ኣገልግሎት ዘመንኩም ይባረኽ ነዓይ ንደካማ ሓጥያተኛ ሓፍትኹም እዉን ብዝማሬኹም ብፀሎትኩም ብስግደትኩም ይምሓረኒ 👏ድቃያቆነይ ኣድናቒትካ እየ መዝሙርካ ናይ ስደት መፀናንዕየይ እዩ ከምዚ ከማይ ንብዙሓት ከም ዘፀናነዐኩምለ ይኣምን 'የ ምእመናን ላይክ ሼር ሰብስክራይብ ንግበረሎም እዚ ዝመስል ስራሕ እንዳሰርሑ ሰነፍት ኣይንኹን