ቃለ-መሕተት ምስ ኣቶ ናትናኤል ኣስመላሽ

แชร์
ฝัง
  • เผยแพร่เมื่อ 2 ต.ค. 2024
  • Solo Media, copying or re-uploading my original contents is prohibited. All Rights Reserved © Solo Media.

ความคิดเห็น • 258

  • @solomedia9376
    @solomedia9376  3 ปีที่แล้ว +58

    ሰላም ተኻታተልቲ ሶሎ ሚድያ ይሕዋት ከም ፍቓድኩም ሰሚዒኹም ሸር ኣይትሕመቑ።የቀኒለይ

    • @abogida669
      @abogida669 3 ปีที่แล้ว +6

      Ayoka Nayna eizi eimo nabana gidefo Solo nebsy

    • @starthegunners7089
      @starthegunners7089 3 ปีที่แล้ว +6

      ሰላም ሰሌ ኣብ ስራሕካ ዓወት ኣብ ህይወትካ ጥዕና እንዳተመነኹ ኣብ ኣረዳድኣን ኣተሓሳስባን ከም ናትካ መርገጺ ዘለዎ ስነ-ጥበባዊ ዘርእሰናይ(ተዛረብ) እንተትዕድሞ ጽቡቕ ኔሩ ምኽንያቱ እዚ መንእሰይ ወለዶ ክነቕሕ እንተድኣ ኮይኑ ስነ ጠበባውያን ዓቢ ተራ ኣለዎም ኢለ ስለ ዝኣምን እዩ::

    • @azmeraswet4933
      @azmeraswet4933 3 ปีที่แล้ว +4

      መርሓባ ሰሌ ሓወይ እዚ ተቅርቦ ዘለካ ብጣዕሚ ደስ ዘብል መልእክቲ እዩ ! ከም ባዓል ናቱ ንሓቂ ዝቃለስ እንተተምጻልና ደስ ምበለና ምክንያቱ ኣብ ሓቅነት ቃልሲ ዝቃለሱ ዘለውሰባት ኢዮም።

    • @jannajanna94
      @jannajanna94 3 ปีที่แล้ว +1

      Ata wedi lemani hamasin aritreawi ayu azi

    • @abogida669
      @abogida669 3 ปีที่แล้ว +2

      @@jannajanna94 Atayo hasas arifka tekemet Alebeleziya gidaj kisedeka eiye

  • @mokonenbrhane8992
    @mokonenbrhane8992 3 ปีที่แล้ว +37

    ብልክዕ ለባም ዘረባ ኣብ ባይታ ዘሎ ጽቡቕ ገሊጽካዮ ጥዕና ይሃብካ እዞም ብሽም ተቓወምቲ ኤርትራውያን ወያነ ዝብሉ ከድዓት ኣጋልጾም

  • @habenhadish938
    @habenhadish938 3 ปีที่แล้ว +25

    ከማካ 10 ያኣክልዋ ዮም ንትግራይ ።
    ቀልጢፋ ናብ ብልጽግናን ዕብየትን ንክትዓቢ ።
    ሰላም ንውጹዕ ህዝቢ ትግራይ ።
    ካብ ሕጹብ ኤርትራዊ ።

  • @mareifresgi1536
    @mareifresgi1536 3 ปีที่แล้ว +30

    ሶሉ ጀጋኑ ኣጀኩም ሃገረይ ህዝበይ ዝበለ ኩሉ እዩ ዘክብሮ

  • @ethioeritreaupandup1074
    @ethioeritreaupandup1074 3 ปีที่แล้ว +33

    ናትንኤል ካብቶም ዘድንቁኻ ኤርትራዊ ሓዉኻ እየ። ሚዛዊነትካ ብጣእሚ'እየ ዘድንቆ ። 🇪🇷🇪🇹

  • @rigatgirmay2958
    @rigatgirmay2958 3 ปีที่แล้ว +11

    ናትናኤል ከምዚ ናትካ ዓይነት ኣታሓሳስባ ዘለዎም ተጋሩ ብዙሓት ክህልዉ እትስፎ ካብዚ ንርኦን ንሰምዖን ዘለና ወረ ኩናት ወጺና ከባቢና ሰላም ከነዉሕስ በብዘለናዮ ንጽዓር

  • @bisratgoitom6279
    @bisratgoitom6279 3 ปีที่แล้ว +11

    እዚ ወዲ ነቲ ጅኦፖሎቲካ ብኣገባብ ዝተረደአ ሰብ ኢዩ ። ብሓቂ ጽቡቅ ትዕዝብቲ ኣለዎ ። ኣነ ንሕውሓት ብምንቃፉ ዘይኮነ ጠቅላላ ኣመላኻኽትኡ ትኽክል ኢዩ።

  • @abetes1126
    @abetes1126 3 ปีที่แล้ว +17

    እቲ ዝሓሸ ንቕሓት ኣባኹም ሪአዮ!-----ብዝበለጸ ቐጽልዎ!!!

  • @davenelson8962
    @davenelson8962 3 ปีที่แล้ว +13

    ተደሪርና ጥዑም ተደረሩ ሶል ምስ ናቱ ሓውና ፡ ትግርኛስ ከሚዚ ኣብስል አቢልካ ተተዛረብካሉ እዩ እምበር ።

  • @JCSGinternationalchurch
    @JCSGinternationalchurch 3 ปีที่แล้ว +35

    ጽቡቕ ስራሓ ሶሎ ሓውና ፣ናቱ ጽቡቕ መግለጺ

    • @alazarshow2905
      @alazarshow2905 3 ปีที่แล้ว

      ናይ ብሓቂ ምዛናዊ ሰብ ኢኻ

  • @abdatsaeed1747
    @abdatsaeed1747 3 ปีที่แล้ว +18

    መርሓባ ናቱ ..ሶል ሚድያ ይበል ትንተና ልቦና ዘለዎ ዘረባ ብጣዕሚ ንህዝቦም ድሓስቡ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም የሕዋት

    • @senbetumelake6127
      @senbetumelake6127 3 ปีที่แล้ว +2

      ናትዬ በጣም ነዉ ደስ የሚለኝ አገላለጽህ
      ተባረክ

  • @elsasolomon4426
    @elsasolomon4426 3 ปีที่แล้ว +21

    Solo hawey nice job ❤❤

  • @erey550
    @erey550 3 ปีที่แล้ว +18

    ንፉዓት ቀጽልዎ👍

  • @selemunsyum1570
    @selemunsyum1570 3 ปีที่แล้ว +21

    Welcome Natu and Solo

  • @HaraGhirmai
    @HaraGhirmai 3 ปีที่แล้ว +9

    ተባዕን ንሓቂ ጠጠው ዝበለ ኢካ።መብዛሕቱ
    ህዝቡ እንዳሞቱን እንዳጠመዩን ናይ መራሕቲ ቃላት ውግእን ጽልእን ዝደጋግሙ
    እዮም እሞ ኣምላክ ይሓሉካን ይባርክካን።
    ከማካ ይብዙሑ።

  • @dawitgebretnsae6958
    @dawitgebretnsae6958 3 ปีที่แล้ว +6

    እዋይ ናቱ ጅግና፡ ትግራይ ከማካ ዝሓስቡ 10 ተትህልውዋስ ሕጂ ኣበይ ምበጽሐት፡ብዓቢኡ ንሕና🇪🇷 ከኣ ሰላምና ምረኸብና ።

  • @ethioeritreaupandup1074
    @ethioeritreaupandup1074 3 ปีที่แล้ว +8

    ናይ ሕወሓት ደገፍቲን ናይ ኤርትራ ተቃወምቲን ናይ ሰብአዊ መሰል ተጣበቅቲ ኢና ዝብሉ ንሕዝቢ ኤርትራን ሕዝቢ ትግራይን ሽግሩን መከሩኡን የንዉሁሉ እምበር መፍትሂ ከምዘየምጹ ብተግባር ተራኢዩም እዩ ።

  • @2008millena
    @2008millena 3 ปีที่แล้ว +19

    Proud of you Eri Wedi for bringing the smart Tigraway to share with us his political ideas

    • @milionafeweki3437
      @milionafeweki3437 3 ปีที่แล้ว

      yae, realy its very smart i have never seen him before !!.

  • @ZACRO-y4n
    @ZACRO-y4n 3 ปีที่แล้ว +8

    ሶሎ፡ወድ ህዝቢ ሃገራዊ ተቃላሳይ ተቃዋማይ ኮንካ ረኺበካ ኣለኩ ሞ keep it up bro so i have one quetion for natu ነቶም ሕማም ህወሓት ዝሓመሙ ኤሪትራውያን ኢና ዝብሉ ናትና ስለ ዘይኮኑ ኤሪትራውያን ኢልካ ክትጽውዕም ከለኻ ሕማቅ ስለ ዝስማዓን ኣርማ በለለይ ተኺኢሉ ደቂ ህወሓት ብወሰን ዝውለዱ ኢሉ ይጸውዓዮም የቀንየለይ ሶሎ ግራንደ

  • @ngstiteklemariam2596
    @ngstiteklemariam2596 3 ปีที่แล้ว +5

    ወይ ጉድ ሓቂ ዝዛረብ ትግራዋይ ካኣ ኣሎ የቀንየልና

  • @fantaygroup8404
    @fantaygroup8404 3 ปีที่แล้ว +6

    ሶሎ .ናትናኤልን ብሉጻት ናይ ክልቲኡ ህዝቢ ኣንበሰደራት ኢኹም።
    ቐጽሉ ጥራሕ ክትዕወቱ ኢኹም።

  • @teklemariamokbaselasse2422
    @teklemariamokbaselasse2422 3 ปีที่แล้ว +6

    መደብኩም ይካታተሎ እየሞ መግለጺ ሲኢነሉ ከማኩም የብዝሓልና ጥራይ ኢለ ክሓልፎ ክንምእ ክንብል ከይነጉድለሉ ።

  • @ወዲክፍላይ
    @ወዲክፍላይ 3 ปีที่แล้ว +6

    ኣነስ ፈቴዮ ንናቱ ብጣዕሚ በሊሕን ፍትሓውን

  • @5star241
    @5star241 3 ปีที่แล้ว +5

    ንናትናኢል ሐቀኝ ምስ ሰማዕካ ትግራይ ሰብ አለዋ።

  • @merhawisolomon361
    @merhawisolomon361 3 ปีที่แล้ว +6

    ቅኑዓት መንእሰያት! ኤርትራውያንን ተጋሩን መንእሰያት ከምዚኦም ክንከውን ይግባእ! ኣብ ፍልጠትን ኣብ ክውንነትን ዝተመርኮሰ ጽቡቕ ቃለ መሕተትን መልስን ! የቐንየልና ሶልን ናቱን፡ፍቕርን ምክብባርን ኣብ መንጎ ህዝቢ ኤርትራን ትግራይን ይዓንብብ!

  • @yrgaelemrezene3429
    @yrgaelemrezene3429 3 ปีที่แล้ว +7

    Waw natu anws btaomi agalaltaka adnikeka tekawami malet kemzi eyu btaomi eika smart🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷

  • @maekeltekeste3362
    @maekeltekeste3362 3 ปีที่แล้ว +8

    መርሓባ የሕዋት ከማኹም የብዝሓዮ ::
    ሓናጺ ሓሳባት ::

  • @eritreakebretey6255
    @eritreakebretey6255 3 ปีที่แล้ว +8

    Thank you Natnael your view is always Fair to your people and others 🙏🙏🙏🙏👍👍

  • @rutamr3579
    @rutamr3579 3 ปีที่แล้ว +8

    Natu busul neyrka gin seb sienka Thanks for amazing speech Solo god job

  • @gulsiumnhameda2029
    @gulsiumnhameda2029 3 ปีที่แล้ว +6

    Emo yelen nhnas lomi aykonen abti dikdik xelmat megzaeti ko aytefelalenan hade sala zkona ena hager serihna.hiji kea ezi dero fahtira trekbo shitara weyane kedem abotatna abhagotatna lebimomlu yom.

  • @SunShine-xx5mq
    @SunShine-xx5mq 3 ปีที่แล้ว +15

    My prayers 🙏goes to Ethiopia 🇪🇹and Eritrea 🇪🇷🙏 we are all lost so much enough is enough 🙏❤

    • @senaithagos5435
      @senaithagos5435 ปีที่แล้ว

      አታ ወዲ አቤት ቡሩክ አምላክ እድሜን ጥእና ዪሀብካ

    • @SunShine-xx5mq
      @SunShine-xx5mq ปีที่แล้ว

      @@senaithagos5435 Amen Amen 🙏 sebeyte eya haftay Natey. 💞

    • @msgnaasmelash5803
      @msgnaasmelash5803 ปีที่แล้ว

      ​@@senaithagos5435 ተደሀሀሀሀሀሀሀሀሀ

  • @etcetera3282
    @etcetera3282 3 ปีที่แล้ว +9

    I think Natnael should breed as many babies as possible...or someone should clone him...haha.
    Great interview. Always enjoyed his interview. Entay ney'ruwo Natnael amahadari nay Tigray ente'zkew'n?

  • @bahlibireda4653
    @bahlibireda4653 3 ปีที่แล้ว +7

    ጽቡቕ ርእይቶ ብስለት ዘለዎ ኣታሓሳስባ 🙏🏽🙏🏽

  • @abe7478
    @abe7478 3 ปีที่แล้ว +1

    ኣነስ ሓደ ሕቶ ን ሶሎ ሜዲያ ኣለኒ፣ ንስኻ ኣብ ካናዳ ትነብር። ኣብ ዩ ቱብ ድማ ካብ ወርኺ 5/2020 ትነጥፍ። ኣነ ኤርትራዊ እየ። ከምቲ ተህልፍ መልዕክቲ ዝርዳዓኒ ደጋፊ ህግደፍ ትመስል። እዚ ግና ኣብ ቦቱ ከሎ፣ ንስኻ መዓስ ካናዳ ተሰዲድካ እንተዘይፈልጥ እንተከዓልካ እዚዕን ሕቶታተይ እንተ ትምልሰለይ መመስገንኩ።
    1. ንምንታይ ድሕሪ ናጽነት ሕዚቢ ኤርትራ ዓዱ ገዲፉ ይስደድ ኣሎ?
    2. ንምንታይ መንዕሰይ ኤርትራ ዓዱ ገዲፉ ይስደድ ኣሎ?
    3. ነዚ ኢሳያስ ወይ ድማ ህግደፍ ተሰዲዶም ዝወጹ ኤርትራውያን ኣይኮኑን ይብሎም?ነዚ ትብሎ?
    4. ጠኒቂ ናይ ስደት ድማ ወያኔን ኣሜሪካን እዮም ይብሉ ጸኒኾም ኢሳያስን ህግደፍ፣ ነዚ ትቅበሎ ዶ?
    5. ሃገርና ኤርትራ ስርዓት ሕጊ መንግስቲ የብላ፣ ሰባት ክሳብ ህጂ ከም ድላዮም ዝውንንዋ ኮይና ትርከብ ነዚ ትቅበሎ ዶ?
    6. ሃገርካ ክሳብ ዝተወሰነ ጌዜ ብናጻ ክተገልግል ዋላ ናይ ዜጋ ሓላፍናት እንተኾነ ግና ሙሉዕ ዕድሜኻ ግና ቁቡል ትብል?
    7. ኤርትራዊ ከይስደድ እንታይ ክግበር ኣለዎ ትብል?
    8. መንግስታዊ ወይ ድማ ምምሕዳር ከመጽእ ኣለዎ ኢልካ ዶ ትዓምን?
    ንግዚዑ እዚኤን እንተ ትምልሰለይ ወይ ሃሳብካ እንትህበኒ መመስገንኩ።
    የቀንየለይ።

  • @eritreaalandofpromise971
    @eritreaalandofpromise971 3 ปีที่แล้ว +1

    ንፉዕ ሓቀኛ ትግራዋይ፡ we love you a trustfull person.

  • @yordanostafla4557
    @yordanostafla4557 3 ปีที่แล้ว +8

    Thank you Solo. Eritreawyian, aehwatey, bejakatkum, Bejakatkum Nimentay iyu Assena malet Amanuel endazerefeka sik ilna nireao zelena? Eski kulatna arihikna nihseb. Kemu iwin Adu whatever, Jiji whatever, especially Selteene whatever. Bejakatkum kulatna report gerna zeynezewo. EWE NAY ATTHASSASIBA MIFILLILAY KEHLEWENA YIKIEL IYU. GIN MEN EYOM IZOM SEBAT SHIM ADENA, SERAWITNA, HIZBI A KIZAREFU NEFKEDELOM. SO NEZOM SEBATITIZEGEBREWO ZELEWU REPORT NEMIGBAREN, REPORTGERNA CHANELOM KENEZU INA NIBIL 111111111111 111111111111 111111111 1111111111 111111111111 11111, NITZHAF.

  • @weiniaraya6246
    @weiniaraya6246 3 ปีที่แล้ว +8

    Natnael is one best of the best !!! Solo media job well done !!!

  • @yordanostafla4557
    @yordanostafla4557 3 ปีที่แล้ว +6

    We stand together Tiblun nezom sebat Kab TH-cam kenewzeom Ina TIBLU 111111111111111111111 1 111111111111111111111Nitzhaf.

  • @titirezene9592
    @titirezene9592 3 ปีที่แล้ว +9

    solo & natu awet newexuat ajokum🇪🇷❤❤

  • @weiniamen2404
    @weiniamen2404 3 ปีที่แล้ว +1

    ኣማኒኤል ኣሰና።ተጫማሉቑ። ነዛ። ሓጻር። ዓለም

  • @natsnetmehari5271
    @natsnetmehari5271 2 ปีที่แล้ว +1

    የቅንየልና ናትናኢል ሓውና ሰለቲ ጸቡቕ ርዲኢትካ ኣጆኩም በርትዑ ቀጽልዎ ንሓሰውትን ከዳዓትን ከምዚ ገርካ መቅላዕ ቀሊል ሰራሕ ኣይኮነን። ♥🇪🇷🇪🇷🇪🇷ኢርትራውነት ክቡር መነነት♥🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🌴🌴🌴

  • @asmireyyyy5669
    @asmireyyyy5669 3 ปีที่แล้ว +1

    ናቱ ጅግና ገቲምካዮም ኣለካ ነዞም ብርላዕቲ ሰብ ተቃወምቲ

  • @merdvhawikiflay5787
    @merdvhawikiflay5787 3 ปีที่แล้ว +4

    ናይ ብሓቂ ሚዛናዊ ዚኾነ ኣገላልጻን ምስ ኣኽብሮቱን ክብረት ይሃበልና ንኽልቴኹም

  • @hmeretabraham5092
    @hmeretabraham5092 3 ปีที่แล้ว +4

    Natu! I will always remember you. You are gifted and charismatic person. Sebay ajoka!!

  • @yourapollo5555
    @yourapollo5555 3 ปีที่แล้ว +4

    ህዝቢ ሐቂ ንኽፈልጥ ተኻይድዎ ዘለኹም ፃዕሪ ብጣዕሚ ደስ ዝብል ኢዩ ናቱ ጅግና አብ ጎንኻ አለና በርትዕ አጆኻ ዝኻአለና ኹሉ ኽንገብር ድልዋት ኢና

  • @kesetenegash1738
    @kesetenegash1738 3 ปีที่แล้ว +1

    🇪🇷💪🏾💘 Awet nahafash warsay

  • @tesfitgere3281
    @tesfitgere3281 3 ปีที่แล้ว +9

    Xbuk srah

  • @hekano
    @hekano 3 ปีที่แล้ว +1

    ከምዚ ከማኹም የብዝሐዮ ለባማት

  • @christiantsegaytewelde450
    @christiantsegaytewelde450 3 ปีที่แล้ว +5

    Thank you Natu may God bless and protect you.

  • @adammegabi1922
    @adammegabi1922 3 ปีที่แล้ว +2

    Natu btaemi blux hasab aleka haki ka tfetu ajeka haki hizu zgaz seb kem brhan eda tewle eu zmexe

  • @mehreteabtesfalidet8129
    @mehreteabtesfalidet8129 3 ปีที่แล้ว +3

    ሰላም ወሰናይ ኣሕዋት! ኣነ እኳ ንናይ ፖለቲካ ሰባት ክጽልየሎም እንበር ክካታተሎም የሕመንን የሳቅየንን እዩ፤ ብፍላይ እዞም ተቋወምቲ ዝበሃሉ. .... ዕላማይ ከኣ ኣይኮነን፥ ንመጀመርያ ጊዜ ግን ሰብ ሕልና ሰባት ምርኣየይ ደስ ኢሉኒ፤ ሓያላት ሃገራት የጣፍኡና እዮም ዘሎዉ እሞ፤ ከማኹም የብዝሓዮም፥ እግዚኣብሔር ይባርኩምን ይሓልኹምን፥ ዕድመ እንተሂቡኒ ሓለፍቲ ክትኮኑ ክጽሊ እየ፤ሓደራ ገንዘብ ዝለመደ ሰይጣን ጥራሕ ዘይኮነ መሳርሒ ናይ ሰይጣን እዩ ዝኸውን እሞ ገንዘብን ስልጣንን ነው በልዎ፤ ናይ ጀጋኑ ዘክሩ ንስኻ ክትነብር ኣነ ክመውት ወዘተ ይብሉ ነይሮም....

  • @ttlove-nk4dl
    @ttlove-nk4dl 3 ปีที่แล้ว +11

    Natu Lebam 💙

  • @mebrahtomberhane1990
    @mebrahtomberhane1990 3 ปีที่แล้ว +4

    2ተ ዓበይቲ ሰባት ኣምላኽ ምሳኹም ይኹን

  • @weiniamen2404
    @weiniamen2404 3 ปีที่แล้ว +1

    ናቱ። ሓውና። ተባረኽ

  • @robelnegasi2238
    @robelnegasi2238 3 ปีที่แล้ว +5

    Nic job

  • @madeadibo9393
    @madeadibo9393 3 ปีที่แล้ว +4

    እግዚኣብሄር የኽብርካ ክቡር ሓው ሓቂ ብምዝራብካ።

  • @alazartemesgen9819
    @alazartemesgen9819 3 ปีที่แล้ว +1

    Bella srah Sele hawey ketslo👍👍👍

  • @auntieyoutube5375
    @auntieyoutube5375 3 ปีที่แล้ว +6

    Yes ,Native you are absolutely right about Especially Hotels in Tigrigna,
    Because 10years ago a lady half from Tigray & Eritreas went to Mikelle with her children to see her families and was staying in STAR Hotel and it was by Dollars !!
    But Tigaru did providing clean water ect. It is extremely shameful and sad about African's Leaders. Before killing each other, instead creating discussion & solving problems
    Planning for peace and security !!

  • @geriekidane3529
    @geriekidane3529 3 ปีที่แล้ว +3

    ሰላም ሰላም ናቱን ሶሎን ብጣዕሚ ጽቡቅ መደብ ብልቢ የመስግነካ

  • @ogbaizerabruck4381
    @ogbaizerabruck4381 3 ปีที่แล้ว

    ኣብ ኤርትራ ይኩን ኣብ ኢትዮጵያ ለውጢ ኣይምጽእን እዩ ብናትካ ጋውና ኣተሓሳስባ ባንዳ ኣይምጽእን ይመስልካ ይከውን። ለውጢ!ናይ ግድን እዩ እቶም ከምዚ ከማካትኩም ቃርማታት ግን ኪትሽቅጡ ምስ ዓመጺምውልቀ መለክትን ንጊዚኡ ኣውድልድሉ ግዲምይብልኩምን። ምሕረት የውርድልኩም ነጭ ለባሽ ህግድፍን ብልጽግናን ኪትሓፍሩ እዩ ዝግባእኩም።

  • @mebrahtuabay538
    @mebrahtuabay538 3 ปีที่แล้ว

    መደናገሪ ንመን ከተደናግር ዝበላካሉ ጸሓሊ ቲሰበ ።ባልካ ዚፈሓርካያ ባልካትኩም ኪቲ ኣቲዋ ኢኩም ።

  • @ogbaizerabruck4381
    @ogbaizerabruck4381 3 ปีที่แล้ว

    ሓሶወቲ ኣስናስ ናይ ወኡአንቲ ኢልኮሞ ንስካትከ ናይ መን ኮራኩር ኢኩም እረ ሕፈሩ ሰሎሞን ተስፋምርያም ኣብ ሕድሪ ጀግና ንፈልጠካ ኢና ፍርቂ ኮንካ ተቓዋማይ ፍርቂ ጎንካ ከኣ ህግድፍ ምንባርካ።
    ሕጂ ግንመድረክ በሊልካ ብስም ልዕላውነት ኣይትሸቅጥ ፡ እዚ ድንበርበር። ስብል ዘሎ ሓው እካ ኣይፈልጦን እየ። ናይምሓደ ሰብ ደቂ መዛምርቱ ሞት ይሕምዎ እሻሓት ትግራዎት ብውዲት ህግድፍ ኢሳያስን ብብልጽግና
    ዝመውት ዘሎ እቶም ጀጋን ትግራዎት ኣብኖታቱንናቱምዕድመ ዘልዎምን ይቕተሉ ይጠፍኡ ከም ዘለዉ ኣይሕሞምን ዲዩ። ዓለም ዝፈልጦም ወየንቲ ዝቅወሞም ኩሉ ይቐትሉ ኜሮም እንተዝኮኑ ኣብዚ ዘለዉዎ ሓቢሮም ዝቃለሱ ዘለዎ ኣብ ዝገብርዎ ዝነበሩ ደው ኢሎም ዝቃውምዎም ሓቢሮም ይቃለሱማለዎ። በዓል ዶክቶር ኣረጋዊ በርሑ ብሰላም ዘፋነዉ እዮም። ዘይመስል ኣይትዛረብ።
    ኡም

  • @melawit9956
    @melawit9956 2 ปีที่แล้ว

    ኣጆኻ ናትናኤል ንቶም ጀጋኑ ደቂህዝቢ ትግራይ ንሓርነቶም ተቃሊሶም ዝተሰውኡን ዋጋ ኦም ዘይረኸቡ ስድሮኦ ግቡእ ደበስ ዘይረኸቡ ዘይመጸ ተሰዊኡ ብረድዮ ክርድኡ ሓዚና ኢና ሰለ ንፈልጥ እቲ ኩሉ ዝተሰወአ ጅግና ሓርበኛ ወዲ ህዝቢ ንሕና ስለ ንፈልጦም ልዑል ክብሪ ንህዝቢ ትግራይ.

  • @wasiemohmmed6430
    @wasiemohmmed6430 3 ปีที่แล้ว

    Solo ተባዕ ሓውና ኣጆኻ ተቅርቦ መልእክቲ
    ብሓቂ ፍናን ደስንቅ እዩ ኩሉ ድሕሪ ሃገር እዩ
    ኣንቱም ኣህዋት ኤርትራውያን ናበይ ንኸይ ምስ
    መን ንኽይድ ነስተውዕል ! ኣርሒቅናውን ንርኣይ
    ኩሉ ግዚኡ ጸንቂቁ ደው ክብል እዩ።እዚ ድሕሪ
    እንዳፈለጥካ ገርኻ ዝምሕረካ የለን።መንገድካ
    ፍለጥ ኣስተውዒለሉ?

  • @zielundaufgabe210
    @zielundaufgabe210 3 ปีที่แล้ว

    ንብልጽግና ዝጣበቅ ትግራዋይ ኣብ'ዚ ሰዓት ክትርኢ ምናልባት ጸማምን ዕዉርን ጥራይ ኢዩ ክከውን ዝክእል , ትግራዋይ ብዓልየቱ እንዳ ሞተስ ኣብ ስድራ ኣትዮም ዝቀትሉ መራሕቲ ብልጽግና ዕዉር ትምህርትስ መሃይምነት እንበር ድንቁርና ኣይጥፍእብ ይብሉ ሓቂ ኢዩ

  • @Tomas-gm4cq
    @Tomas-gm4cq 3 ปีที่แล้ว +1

    Btami fetyekum thanks more xlna srat enber hzbi wey beriet xli yeblnan

  • @yordanostafla4557
    @yordanostafla4557 3 ปีที่แล้ว +4

    Tekamorti Begenzeb Teassibom neana Kefalialuna aykiulun iyuom 111111111111 111111111111 111111111

  • @ikkanalles4097
    @ikkanalles4097 3 ปีที่แล้ว +4

    Welkom brother ajoka

  • @hadashad2092
    @hadashad2092 ปีที่แล้ว

    Hadas💚❤️💙💛💐🌷🌺💕🌹🌹🙏🙏🙏💐🌷🌺💕🌸🌹🌸🌹💕🌺🌷💐🌹🌺🌷👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍

  • @wt7061
    @wt7061 3 ปีที่แล้ว +4

    ናይ ብሓቂ ናቱ ጽቡቅ መግለጺ የመስግነካ

  • @UserFromTheUk-14
    @UserFromTheUk-14 2 ปีที่แล้ว

    ናይ ብሓቂ ኣድኒቐኩም። ሰላም የውርደሉ
    ንቲ ውጹዕ ናይ ክልቲኤን ህዝቢ!💖❤

  • @selammelake502
    @selammelake502 3 ปีที่แล้ว +2

    Solo & Natu thank you for sharing the truth....GOD bless you & our country 🇪🇷🇪🇷🇪🇷

  • @milionafeweki3437
    @milionafeweki3437 3 ปีที่แล้ว +2

    ናይብሓቂ ኣናብስ አኹም ናቱ፡ ኮመኡ ውን ሰሌ ,ከማኹምሲ 1000 ዋላ 10 000 ይኹን ምኽንያቱ ክማኹም አዮም ዘድልዩና ዘሉዉ ኣብዚ ዞባና ብሓቂ ሰላምን ምዕባለን ክመጽአ አንተኹይኑ ባሓቂ ንሰላም ዝሰርሑ ዝጽዕሩን ከማኹም ኢና ንደሊ i hope like you ብዙሓት ክፈርዩ ሓቅኛ ተቃለስቲ ንደሊ ኣለና ።

  • @Adina809
    @Adina809 3 ปีที่แล้ว +3

    Natu thanks for your honesty may God blessing you and Solo thanks for bringing Natu as well well done Bro as always God bless 🇪🇷🇪🇷🇪🇷

  • @berihuhadgu1606
    @berihuhadgu1606 3 ปีที่แล้ว +3

    ለባማት መንእሰያት ከማኩም ይብዝሑ

  • @henokgerezghiergebrekidan4683
    @henokgerezghiergebrekidan4683 3 ปีที่แล้ว +15

    ሶሎ & ናቱ ጽቡቕ ስራሕ "

  • @sarahabte4059
    @sarahabte4059 3 ปีที่แล้ว +3

    Solo & Natu Thanks for amazing Speech
    love you so much guys 🤗🤗

  • @weiniamen2404
    @weiniamen2404 3 ปีที่แล้ว

    ከመይ። ዝበል ሙሁር። ኣጥፊኦሞ። ተጋሩ። ደናቁር።

  • @yordanosabraha8416
    @yordanosabraha8416 3 ปีที่แล้ว +1

    Yes

  • @nanaahmd6944
    @nanaahmd6944 3 ปีที่แล้ว +2

    Amesgikam afanwelna ezi Wedi kemu ybzah

  • @mebrahtuabay538
    @mebrahtuabay538 3 ปีที่แล้ว

    መራሕ ሕግደፍ ሓወበካዩ ኮይኑ ረኪብናዮ

  • @hadashad2092
    @hadashad2092 ปีที่แล้ว

    🌸💕💐🌹🌺🌷💞❤️💙💛🌷🌺🌹💐💕🌸💞🎉🎉🎉👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏

  • @aminegoitom3615
    @aminegoitom3615 2 ปีที่แล้ว

    ብጣዕሚ ዝነኣድ ገለጻ ሰሎሞን ንዓኻን ንናቱ ኣሽመላሽን ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም

  • @asterhaile9504
    @asterhaile9504 ปีที่แล้ว

    Yes absolutely right. Thanks brother's 💯🇪🇷🇪🇷🇪🇷

  • @realtube6031
    @realtube6031 ปีที่แล้ว

    ነዚ ባንዳ ሳጥናኤል ዓዲምኩም ክተዛራርብዎ ዓገብ እዮ እንታይ ዉሕሰነት አለኩም ሎሚ ንደቂ ሃገሩ ክርሽኑ ዘይዓጠጦ ፅባሕ ንዓኹም ክሓልየልኩም ከምዚኦም ብዙሕ ሪኢና ኢና ክሞቱ እንከለዉ ክፉእ አማዉታ ይሞቱ

  • @erimyaskiflom6340
    @erimyaskiflom6340 2 ปีที่แล้ว

    xabuki hasbi eyu xbuki mglaxi eyu 🇪🇷❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷💪💗✊🇪🇷✊🇪🇷✊🇪🇷🇪🇷❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷💪🇪🇷✊🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷

  • @tesfaigebreyohannes3745
    @tesfaigebreyohannes3745 ปีที่แล้ว

    ናትናኤል ሓቂ ንምቅላዕ ዓቢ እጃምተበርክት ኣለኻ ብብዙ ሕ ኩርናዓትከኣ ትምገን ኣለኻ ሶሎ ሜድያ ከኣ መንጸሮርን ርእሲ ሕማምን እያ ኮይናቶም ዘ ላ እሞ ኣጆኻ ኤርትራውነት ክቡር መንነት

  • @kbrensh6800
    @kbrensh6800 3 ปีที่แล้ว

    ናትዬ ለባም ሓላይ ህዝቡ አንበሳ ወዲ ትግራይ

  • @berhetewoldemedhin1908
    @berhetewoldemedhin1908 2 ปีที่แล้ว

    The great Natnael, Clean and Pure TIGRAWAY, is only saying the reality For the Advantage of Eritreans and Ethiopians
    Look, the older Tigreans Woyanne are Döring to the opposite.

  • @sedftr
    @sedftr 3 ปีที่แล้ว +4

    Welcome yehwat 🙏🙏

  • @ኤረናኤረና
    @ኤረናኤረና 3 ปีที่แล้ว +6

    ናትናኤል ኣነ ሓንቲ ሕቶ ኣላትኒ እንተ ኣንቢብካያ ክትምልሰለይ ብትሕትና ይሓትት
    ኣብዚ ሕጂ ሰዓት ምስ ሻዕብያ ትሓባቢርካ ን ሕወሓት ከተጥፍእ ምተቃለስካ ዶ?

    • @tesfitgere3281
      @tesfitgere3281 3 ปีที่แล้ว

      Yqales zeykonen zelo wedi irey

  • @michaelsuper6087
    @michaelsuper6087 3 ปีที่แล้ว +1

    አጆኻ ሰልየ አብ ጎንኻ አለና
    አሰና ኻአ ይውደቁ በሊዐም ባናና
    ብጀኻ ሐሶት ብጀካ ልመና
    እንታይ ምህሮ አሎዎም ርእሶም ርእሲ ጋውና

  • @tsgaredadebrezion38
    @tsgaredadebrezion38 3 ปีที่แล้ว +2

    Natu mes selie Fetari mesakum yekun keburat yehwatey

  • @selamgebremedhin
    @selamgebremedhin ปีที่แล้ว

    ናቲ ለባም ከምዛ ናትካ ኣትሓሳስባ ዘለዎም ሰባት የብዝሐሎም ንህዝቢ ትግራይ።

  • @mebrahtuabay538
    @mebrahtuabay538 3 ปีที่แล้ว

    በናይ ይሒሸካ ብናቦካ ዶ ኪንጺሕፈልካ ከመይ ይሕሸካ ።

  • @lemlemwolday1539
    @lemlemwolday1539 3 ปีที่แล้ว +2

    Hej hanti hito ab tigray att u serawit eritra qetilu elu neru natnael ab 1kifal. Niselamawi seb diyom serawit eritra wala biret ni zelialilomyom yom.izea mis akibirot kihateka solo.

  • @Even285
    @Even285 3 ปีที่แล้ว +2

    Btami nufi tigrwayy thanksss solo Media

  • @seni1189
    @seni1189 3 ปีที่แล้ว

    solo hawey woww btami xbuk kemti nmneyo 2 lebamatt Eri ,ethio bkemzia tekebabirna selam kninebrr alena tegaru ka ezom hoo tblu zelekum meas ekum tlbumu endie

  • @vittoriod.michael7279
    @vittoriod.michael7279 3 ปีที่แล้ว +1

    1991 - 2018 the terrorist group TPLF ወያኔ ኣብ ኢትዮጵያ ስልጣን ሒዞም ኣብ ዝነበሩሉ ግዜ ብሽም ህዝቢ ትግራይ ማእለያ ዘይብሉ ጅምላዊ ቅትለት ማስ መርደረርስ has committed a mass murder፡ምጽራይ ትውልዲ ዓሌት ኤትኒክ ክሊንሲንግ ጀኖሳይድ committed a systematic ethnic cleansing - genocide In Ethiopia ግፍዕን ስቓይን መከራን opressed and tortured the majority population of Ethiopia
    ጥሕሰት ኣድማሳዊ ዓለልምለኻዊ ሰብኣዊ መሰላት ደቂ ሰብ ዩኒቨርሳል ሁማን ራይትስ ቫዮለሽንስ gross violations of the universal human rights ዘጠቓለለ ዓቢ ገበናት ኣብ ልዕሊ ዝበዝሑ ኢትዮጵያውያንን ኢትዮጵያዊ ዝትውልዶም ኤርትራውያንን ገለ ክፋል ተወለድቲ ትግራይን ፈጺሞም እዮም።እዚ ኣብ ልዕል ኢሉ ተጠቒሱ ዘለ ገበናት ናይ ወያኔ ብሃገራውን(ኢትዮጵያ)
    ዓለምለኻውን ሕግታት ብዝለዓለ ፍጻመ ገበናት ኣብ ልዕሊ ፍጡራት ደቂ ሰባት ብወጀል ዘኽስስን ዘፍርድን እዩ።
    ግብረ ሽበራ ወያኔ TPLF ብሰንኪ ኣብ ልዕሊ ህዝቢ ኢትዮጵያን ኤርትራን ትግራይን ዝፈጸምዎ ዓቢ ገበናት ድሕሪ ሕጂ ኣብ ኢትዮጵያን ትግራይን ኣብ ዝኾነ ይኾነ ይኹን ክፍሊ ዓለም ብህይወቶም ብሰላም ክነብሩ ከምዘይክእሉ ኣጸቢቖም ሕርሕራይ ገይሮም ስለዝፈለጡ እዮም -
    ብድሕረይ ትግራይ ሳዕሪ ኣይትብቆላ፡
    ብድሕረይ ትግራይ ሰላም ኣይትርከብ፡
    ብድሕረይ ትግራይ ገሃነብ እሳት ትኹን፡
    ዝብል መንገዲ ጥፍኣት ሒዞም ተኸቲሎም ንነብሶም ኣብ ጉድጓድ ኣናጹን ወኻሩን ተሓቢኦም ዊስኪ እንዳጨለጡ፡ጮማን ዝሕላን እንዳተመገቡ፡ንትሕቲ ዕድመ ጥኑሳት ውን ከይገደፉ ህጻናት ቆልዑ መናእሰይን ህዝብን ትግራይ ብሐይሊ ኣገዲዶም ኣዕጢቖም ኣብ ዘይዓቕሙን ክእለቱን ክወጻሉ ኣብዘይክእል ዉግእ እንዳእተዉ፡ናይ ሐሶት ፕሮፖጋንዳ ንዕወት ኣለና ኢሎም እንዳጋውሑ ዉጹእ ጻዕዳ ሓሶት እንዳሓሰዉ፡ናይ ረዲኤት እኽሊ ጽዒነን ናብቲ ጽጉም ህዝቢ ንኸይበጽሐ ኣብ መንገዲ ናይተን ናይ ረዲኤት እኽሊ ጽዒነን ዝጓዓዛ ዓበይቲ ናይ ጽዕነት ማካይን ኩናት እንዳኸፈቱ እንዳዓንቀፉን ኣባኾሩን፡ኣብ ልዕሊ ተወለድቲ እንድርታን ኢሮብን ተምቤንን ተኸተልቲ ኣመንቲ እስልምና ተጋሩን፡ዑቕባ ዝሐተቱ ስደተኛታት ኤርትራውያን ኣርሜናዊ ዝኾነ ቅትለትን ግፍዕን ስቓይን መከራን እንዳፈጸሙ ንህዝቢ ትግራይ ዘወድእዎም ዘጥምይዎምን ዘጽንትዎምን ዘለዉ መራሕቲ ወያኔ TPLF ባዕላቶም እዮም።
    እዚ እዩ ድማ ወያኔ TPLF ኣብ ልዕሊ ህዝቢ ትግራይ ጀኖሳይድ genocide ይፍጸሙ ኣለዉ ዝበሃል ዘሎ።

  • @amanberak7848
    @amanberak7848 3 ปีที่แล้ว

    This guy Solomon thought he would been great. Why r u inviting this guy who has self hate....trying to be more eritrean than the real eritreans.