እቲ ኣባጻጻሒ መግቢ - Eti Abatsatsahi Megbi

แชร์
ฝัง
  • เผยแพร่เมื่อ 22 ม.ค. 2025

ความคิดเห็น • 77

  • @tesfitghede
    @tesfitghede 4 หลายเดือนก่อน +23

    እዊይ ኣነ ዉን ኮ ከምዚ ናይዚ ወዲ ስራሕ እየ ዝሰርሕ ኣበ ሃገረ በልጅዩም መርቁኒ ከምዚ ናይዚ ወዲ ኣቶም ህዝቢ ተስፋ ጌረ በዛ ዛንታ መርቁኒ

    • @dc8625
      @dc8625 4 หลายเดือนก่อน

      😅😅

    • @MakiSmart
      @MakiSmart 3 หลายเดือนก่อน

      ሓንቲ ብርክቲ ያጋንካ

  • @MerhawiEstifanosZere
    @MerhawiEstifanosZere 5 หลายเดือนก่อน +5

    ድኽነት ካኣ ይድህለካ ኢዩ ሳሓቕ እንተ ወሲኸናሉ ። መራ ግን ናይ ብሓቒ ይግቦኦ ኢዩ ። ❤❤❤❤❤❤

  • @MussieBrhane-j4s
    @MussieBrhane-j4s 2 หลายเดือนก่อน

    Nay bahaqi tarik selamka mebalytka ygbera❤❤❤❤❤❤❤

  • @zemenentertainment3014
    @zemenentertainment3014 5 หลายเดือนก่อน +2

    ከምቲ ልሙድ፡ ጽዋእ መድሃኒት ንኣእምሮ ዝኾነ ትረኻ ብርዕኹም ይሰስን ሮቤልን ኣሮንን ❤❤❤

  • @Madina-q1p
    @Madina-q1p 4 หลายเดือนก่อน +2

    ❤ዋውው ኣሜን እንቃዕ ደስስ ብልካ

  • @RobiRobiRobiRobiBiniBini
    @RobiRobiRobiRobiBiniBini 5 หลายเดือนก่อน +2

    ችላእ ኣታ ንስካ ኣድጊ ኢካ. ....... ኣንበሳ ምበልኩካ ግን ካብ ኣንበሳ ንላዕሊ ኣዲጊ ይበልጽ ኣንበሳ እንትርፎ ከሳቅየካን ከፍርሓካን ካልእ ወልሓደ ኣይምልኣልካን ዩ ሮቢ ሞክሲ ልዕሊ መጠን የ ዘድንቀካ እዘን ደቃይቅ ብከመይ ሓሊፈይ ፉጹም ኣይተረደኣንን ❤❤❤

  • @tn.tesfit5872
    @tn.tesfit5872 4 หลายเดือนก่อน +1

    Kef zelewa eza zanta ❤

  • @ኤርትራሜሬትጀጋኑ
    @ኤርትራሜሬትጀጋኑ 5 หลายเดือนก่อน +1

    Ay robi embear loms beta srahna mexikana ❤❤❤🎉🎉🎉

  • @zenawimehari4857
    @zenawimehari4857 4 หลายเดือนก่อน

    Waww gele aynet zenta nana ka kemziy natkum yemslena❤ hawkim kab sewdan.

  • @Natan0755
    @Natan0755 4 หลายเดือนก่อน +1

    Delivery ናይ 2015 ሹቁለይ ❤

  • @bereketmesfun8110
    @bereketmesfun8110 5 หลายเดือนก่อน +3

    Lucky delivery man I hope this will happen to me😂😂😂

  • @samriel7719
    @samriel7719 5 หลายเดือนก่อน +1

    ዋው ኣምላኽ ሓዳርኹም ይባርኮ❤❤🎉

  • @tesfie
    @tesfie 5 หลายเดือนก่อน +3

    Wowww btami des zebl treka

  • @HabenTekie-pr2rp
    @HabenTekie-pr2rp 5 หลายเดือนก่อน +25

    ኣነ ውን ኣብዝ ግዜ እዚ UBER ይሰርሕ ኣለኩ ወዲ 24 ዓመተ ሓበን ይባሃል። ኣብ Uk ካብ ዛእቱ 8ወርሒ ገረ ኣለኩ ቅድሚ ናብዚ ምምጸይ ኣብ Germen ን7ዓመት ተቅሚጠ 1ዓመን.6ወርሕን ናይ ቆንቆ ትምርተይ ምስ ወዳኩ ናብ ሞያ መንደቅ ማልት construction 3ዓመት ተማሂረ ብድሓን ብዝኮነ ነጥቢ ወዲኤ ንልተ ዓመት ውን ሰሪሐሉ ንስርሐይ ኣዚ እየ ፈቲዮ ነረ ኣሚነሉ ስለ ዝተማርክሉ ውን ጽቡቅ ተቅቢለዮ ምስርሕተይ ብጣዕሚ ይፈትውኒ ኒሮም ተዋዛያይ ምንባረይ ዳርጋ 256 ምስርሕተይን ሓለፍተይን ይፍልጥኒ ትበልኩ ምግናን ኣይኮነን ግን ወረቀተይ ጽቡቅ ኣይነብርን ካብ ፈለማ ማለት ንዕዲ ይኩን ናብ ካለእ ጎርባብቲ ሃገራት ወጺ ክገይሽ ኣከእልን ነረ ። እንተ ብደምዘይን ብካልእይን ግን ዕጉብ ነበርኩ ። ናብዚ ክመጽእ ሃንደብት ሓሳብ መጺኒ ግን ሕንቲ ጽብቅትን ለዋህን ምስ ስድራእ ዝመጸት ኣፍቅሪት ነራትኒ ክከይድ ናብ Uk ምስ በልክዎ ገለ ሙሉእ ወርቅት ትሃቡኒ ምስ በልክዋ ግን ምጭቅጭ ዝበዝሖ ዘስልቹ ፍቅሪ ክንሕልፍ ኣብቲ እውን ይዝከረኒ ። ከም ቅደም ብዕቅሊ ተጸብ ኩሉ ክም ድሊትና ክከውን እዩ ትብልኒ ነራ ኣነ ግን ምስንቅልኩ ዘምለስ ባህሪ እዩ ነርኒ ። ኣፍቃሪተይ ትማህሪት ሞያ ጓል 20 ዕመት እያ ። ትምህርታ ምስ ውደእት ክንምርዕ ትብለኒ ነራ ኣነ ውን ስለ ካብ ልበይ ዝፍቅራ ዝነበርኩ ድሊተይ ውን እዩ ኒሩ ። ግን ካብታ ትብለኒ ኣትሒዘ ብዛዕባ ከምይ ኢለ ኣብ ቅድሚ ኣኩብ ሰብ ክስዕስ እየ ኢለ ይሕስብ ኒረ ነታ ማዓልቲ መርዓና ኣብክንደ ዝስዕስ ትዝርክብ ናበልኩ ይዋዘያ ኒረ ዕይኒ ስብ ዘከእል ሓፋር ብንባረይ። ስድራእ ውን ጽብቅ ሊላ እዩ ነርና ብፍላይ ምስ ኣዲእን ንእሽተይ ሓፍታን ጽብቅ ቅርበት ነርና ። ምስ ኣቦእን ሓውን ውን ደሕን ቅርበት ነርና እየ ዝብሎ ኣነ። ዛንታ ከይነውሕ ዝሕለፍና ምስናክል ኣይገለጽክን እንበር ብዝሕ ነሩ ኣብ ፍቅሪ ምስናክል ክሉ ግድን ብንባሩ ሕጂ ውን ኣብዚ ከቆርጸልኩም ስቃይ እዩ ።ግን ብል ዝደለኩ UBER እይጥዓመትንን ናዓይ

    • @tn.tesfit5872
      @tn.tesfit5872 4 หลายเดือนก่อน

      😂😂😂😊

    • @SamiBereket-q1s
      @SamiBereket-q1s 4 หลายเดือนก่อน

      ❤❤❤❤❤❤

    • @MakiSmart
      @MakiSmart 3 หลายเดือนก่อน

      ኣጆካ ዝሓወይ

  • @NatnaelNatnael-f4j
    @NatnaelNatnael-f4j 4 หลายเดือนก่อน

    Waww des tbl zante fqurat ❤ waww kemaka yfterelom nezom kemkemay singl

  • @lemlemberhe149
    @lemlemberhe149 5 หลายเดือนก่อน +3

    GBU ROBI AND ARON THANK YOU .

  • @meqeret.1998
    @meqeret.1998 5 หลายเดือนก่อน +2

    Waww kief zelewa agatamen mewedaitan ,kula hebushey da ente seleta ila seraha tentina delivery keytjmer ember 🙈😂😂❤

    • @Serayeadihgi
      @Serayeadihgi 5 หลายเดือนก่อน +1

      Jemire aleku ane😂😂😂

  • @Mulugeta-bf3im
    @Mulugeta-bf3im 5 หลายเดือนก่อน +3

    Welcome ❤❤❤

  • @dawitberhe459
    @dawitberhe459 5 หลายเดือนก่อน +2

    ❤❤❤❤❤❤❤

  • @AmbesKidane
    @AmbesKidane 5 หลายเดือนก่อน

    Robi & Aron thanks

  • @dejentesfay8518
    @dejentesfay8518 4 หลายเดือนก่อน +2

    Gele aynet zanta xbikiti

  • @Adam-f1i
    @Adam-f1i 4 หลายเดือนก่อน

    Waw nice nayt photos gen😂😂😂

  • @bereketgebre4685
    @bereketgebre4685 5 หลายเดือนก่อน +1

    👍👍👍

  • @dawitmehari5335
    @dawitmehari5335 5 หลายเดือนก่อน

    Waawww ❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉

  • @FthigualTiti
    @FthigualTiti 5 หลายเดือนก่อน

    Wawwwww 👌👌👌

  • @abrahamadonay5551
    @abrahamadonay5551 5 หลายเดือนก่อน

    ❤❤❤❤❤robi

  • @RobiRobiRobi-v4y
    @RobiRobiRobi-v4y 5 หลายเดือนก่อน

    𝙧𝙤𝙗𝙞𝙩𝙚𝙮 𝙣𝙩𝙮 𝙖𝙮𝙩𝙩𝙛𝙖𝙖𝙣𝙖 ❤❤❤❤❤𝙢𝙖𝙧𝙖 𝙚𝙮𝙚 𝙯𝙚𝙙𝙣𝙠𝙚𝙠𝙖

  • @ThomasTsehaye
    @ThomasTsehaye 5 หลายเดือนก่อน +1

    ❤❤❤❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉

  • @MerhawiTesfay-s7g
    @MerhawiTesfay-s7g 4 หลายเดือนก่อน +1

    ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @tirhasdainel4906
    @tirhasdainel4906 5 หลายเดือนก่อน +1

    ተመስገን ፈሪሐሉ ኔረ😂😂😂

  • @Guleri-p5h
    @Guleri-p5h 5 หลายเดือนก่อน

    Wow

  • @johnGunners-50
    @johnGunners-50 5 หลายเดือนก่อน

    Haz keytsded 😂❤

  • @ኮኮብ-ጨ6ፐ
    @ኮኮብ-ጨ6ፐ 4 หลายเดือนก่อน

    ❤❤❤🎉🎉🎉

  • @Merry1235-c6o
    @Merry1235-c6o 3 หลายเดือนก่อน

    ሰሉ እንዶ በሉለይ ሰሉ ብልየን ዓይነይ ኣኪልዋ ድዩ ብኡኢላ ሃጢና😂😂

  • @simretweldeslase2350
    @simretweldeslase2350 5 หลายเดือนก่อน

    ❤😘👍

  • @teagestesfalidet5763
    @teagestesfalidet5763 5 หลายเดือนก่อน

    Nsinglr mam dika ewae mebel kindey wshama ykewn qidmi meraa

  • @dc8625
    @dc8625 4 หลายเดือนก่อน

    That is me where is uk 🤪
    ስራሓና 😅😅

  • @KjvccYexs
    @KjvccYexs 4 หลายเดือนก่อน

    😃💚

  • @esufifi
    @esufifi 5 หลายเดือนก่อน +1

    Kkkkkk ❤❤❤❤

  • @michaelnatty43
    @michaelnatty43 4 หลายเดือนก่อน

    Thanks for your this story! I would like to find out it’s based on true story or fiction???

  • @danielbeyene5808
    @danielbeyene5808 4 หลายเดือนก่อน

    እዛ ስራሕ ካብ ሎሚ ኽጅምራ እየ በሉ መርቁኒ ይሕዋት የቃናዓልካ በሉኒ😂😮❤

  • @modeleyabofikiri4169
    @modeleyabofikiri4169 5 หลายเดือนก่อน

    Well come bro adnaki eza medeb kab tijmwr please ha ti mexhaf terkulna nay wedi hadera

    • @bereketfsehaye3653
      @bereketfsehaye3653 5 หลายเดือนก่อน

      Ya ane wn mska aleku bdmxi nayzi wedi kxlel delye zkone mexhaf tezeqrbelna kndey xbuq neyru❤

  • @FebuAlazar
    @FebuAlazar 2 หลายเดือนก่อน

    Ayani temxeom zantatat gudamat eyom aziu bah zebl eyu ab srahka awet ymneyelka

  • @mikikeshi9315
    @mikikeshi9315 4 หลายเดือนก่อน

    ሰላምካ ይብዛሕ ዛዓርከይ ሰላም ግን ክያና እያ ንምንታይ እቶ ዘይትብላካ ካብ ትስእለካክክክ

    • @dejentesfay8518
      @dejentesfay8518 4 หลายเดือนก่อน

      Tiray elika gin kitgimgimo ela eya meare kindey delay mkanu

  • @RehasetMebrahtom-p2z
    @RehasetMebrahtom-p2z 5 หลายเดือนก่อน

    Tiem dmxi aleka

  • @DWT7922
    @DWT7922 4 หลายเดือนก่อน

    Anta ane zgeremeni natey eyu single knsey fikrawi zanta msma des eyu zbleni zeytemelese hito koynuni

  • @ጋንታፊተውራሪፈንቅልቀጣን
    @ጋንታፊተውራሪፈንቅልቀጣን 5 หลายเดือนก่อน +1

    ❤❤❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉❤❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉❤❤❤❤❤❤

  • @ወዲሓላልመሬት
    @ወዲሓላልመሬት 5 หลายเดือนก่อน +1

    ዛንታ ዘርኦም tik toker 😂

  • @Fishtsigab
    @Fishtsigab 5 หลายเดือนก่อน

    ኣሬ ወጊእኩምኒ፡የሐው ዘይብሉ ኣብ ኣንታርቲካ ዘደቅስ ኬፍ ዘለዎ'ዩ ቀጽልሉ!!

  • @KjvccYexs
    @KjvccYexs 4 หลายเดือนก่อน

    Kkkkkkkkkkk

  • @aronarefe2951
    @aronarefe2951 5 หลายเดือนก่อน +1

    ❤❤❤

  • @HabenGere-c7j
    @HabenGere-c7j 4 หลายเดือนก่อน

    ❤❤❤🎉🎉🎉

  • @KisanetMahari-pz2po
    @KisanetMahari-pz2po 4 หลายเดือนก่อน

    ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @HayelomYohannes-g5u
    @HayelomYohannes-g5u 5 หลายเดือนก่อน +1

    ❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉

  • @ermyasbereket3771
    @ermyasbereket3771 28 วันที่ผ่านมา

    ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @KbretTesfalet
    @KbretTesfalet 5 หลายเดือนก่อน +1

    ❤❤❤❤

  • @samera-v5k
    @samera-v5k 29 วันที่ผ่านมา

    ❤❤❤❤🎉🎉🎉

  • @yohanamhretab2743
    @yohanamhretab2743 5 หลายเดือนก่อน

    ❤❤❤❤❤❤

  • @mulugetayared-l3z
    @mulugetayared-l3z 5 หลายเดือนก่อน

    ❤❤❤❤

  • @EliasMohammedata
    @EliasMohammedata 5 หลายเดือนก่อน

    ❤❤❤❤❤

  • @RehasetMebrahtom-p2z
    @RehasetMebrahtom-p2z 5 หลายเดือนก่อน

    ❤❤❤

  • @TadeseMillion
    @TadeseMillion 5 หลายเดือนก่อน

    ❤❤❤

  • @TadeseMillion
    @TadeseMillion 5 หลายเดือนก่อน

    ❤❤

  • @weldezgiwelde6146
    @weldezgiwelde6146 4 หลายเดือนก่อน

    ❤❤❤❤❤❤❤

  • @FevenTekley
    @FevenTekley 4 หลายเดือนก่อน

    ❤❤❤❤❤❤❤

  • @helenweldeab3549
    @helenweldeab3549 4 หลายเดือนก่อน +1

    ❤❤❤

  • @SettiFisaha
    @SettiFisaha 4 หลายเดือนก่อน

    ❤❤❤❤