ขนาดวิดีโอ: 1280 X 720853 X 480640 X 360
แสดงแผงควบคุมโปรแกรมเล่น
เล่นอัตโนมัติ
เล่นใหม่
ኣንታ ቡሩኽ ናይ እግዛብሄር ሰብ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ
መምህር ሙሉየይ ብኣምላክ ርክቦ ብደቅካ ተሓጎስ ንማማ ሙሉእ ምሕረት የውርደለን ኣምላክ ንዋሃብቲ እውን አብዚሑ ይብክን አሕዋተይ ማዓረይ መምህር ሙሉየይ እስኪ አነስ ቃላት የብለየይ እዋ ንዓካ ዝገልፅ ኩሉ እትገብሮ እቲ ልዕል ፈጣሪ ይክፈልካ ፃማካ
ሙሉየይ ክብሪ ኣብ ርእሲ ክብሪ ይዓድልካ እግዚአብሔር ኣምላክ ፀግኡ የብዘሐልካ ንገባሪት ሰናይ ድማ ብዝወፀ ይመለእልኪ👏👏👏👏⛪️⛪️⛪️⛪️
ኣጀክን ማማዋይ ማዓረይ እግዚኣብሔር ኣምላክ ምሕረት የዉርደልክን ማማዋይ ማዓረይ ፀሊእክን ይንብዕ
ኣቦ ፅጉማት መምህረይ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ አደዋ እግዚኣብሔር ምሕረት የውርደልክን ኣትን ለጋሳት ኣሕዋትና እውን እግዚኣብሔር ብዘውፃእክንኦ ይተክኣልክን ብሰላም መሬት ዓድክን የርግፅክን ኣሜን
እፍፍፍፍፍእነይ ማዓረይ አጆክን ውይይ አታ ክንደይ ጉድ እዩ አቢ ግገዛኡ መ/ር ሙሉ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ እ/ር አምላክ ዘይር አካዮ ፀጋ ይፍጠረልካ
ወሃቢት ይሃብኪ። ክፉእ ኣይትርከቢ።
ኣጆኽን ማማ ክሓልፍ እዩ። ኣምላኽ ይሓሊኽን።
ተዓዲልኪ ክብርቲ ሓፍተይ እግዚአብሔር አምላክ ብዝወፀ ይተክአልኪ
ዋሃቢት ሓፊተይ ዕዲመን ጥዕናን ይሃብኪ መምህር ሙሉ ዉን እዝጋኣቢሂር ይሃብካ ዓዲመን ጥዓናን ያሃብካ ብደቅካ ቶሓጓስ ኣደየ ኣጃኪ
ክብረት ይሃብልና ክብራት አሕዋትናመምህር ሙሉ እንኳዕ ብስላም መፃካ
አደይ ማአረይ ምሕረት የዉርድ ፈጣሪ
እግዚአብሔር ይመስገን ሰላምካ ይብዛሕ መምህረይ እንቋዕ ብደሓን መፃካ እነይ ማዓረይ እግዚአብሔር አምላክ ፈውሰ ምሕረት የውርደለን ንገበርቲ ሰናይ ኩሉ ብዝወፀ ይተከአልኩም ክቡራት ኣሕዋተይ ሰናይ ስራሕ ንኩፉእ ማዓልቲ ስንቂ እዩ እግዚአብሔር አምላክ ኩፉእ ኣየርኢኩም በረከተ ነፍስ ወስጋ ይግበረልኩም
ዋይ አምላክ ዕዲመን ጥዕናን ይአብክን አደዋይ አዚክን አምላክ አሎ ምሳክን ሙሉዋይለ ዕዲመ ምስጥ ጥዕና ይአብካ
ንዝሃበ እግዚአብሔር ይሃብኩም
ብጣዓሚ ተባረክ ወይ መሰኪነይቲ አደ
Kndey alo ab Eritrea 🇪🇷 Kemzi hiwet zehlf gn Men yekrbom
አይዘኽን አደዊተይ መዓረይ መምህረይ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ🙏
Ntegbarsya shm ykdmo zbahals abaka riayo mulu hawey edmen tienan yhabka ❤❤❤❤❤❤
ተመስገን አምላኽ አብዚ እንኳዓ በፅሓ አነ ውን ብዝዓቅመይ ክንልእኽ እየ መ/ር ሙሉ ብርሃን ንበረልና ነዊሕ ዕድመን ጥዕናን ይምነየልኩም ምስ ሙልእ ስድራቤት....
Abo tsegumat memeher muley egziabeher amelak neweihe edemen tena yehabeka tebarek mese mesarheteka muley hawey
Tebareki haftey natey mamaye mhret yewrdelkn fetari🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏
ብቀዳምነት ሰላምታ ነዓካ ብልቢ ኣዚየ ዘድንቀካ ብሩህ ሃብቲ ኣምላክ ዘለካ ሰብ ኢካ መምህር እዚ ትገብሮ ዘለካ ብሃንቀውታ የ ዝከታተለካን ዝጽበየካን ጽቡቅ ግበር ንመን ንማንም ዝብል ጭርሖ ሰኒቅካ ብምኻድካ ኣዚኻ የሐጊስካኒ ሓውኻ ኤርትራዊ ዘርኢት ካብ ሊብያ ቀጽሎ ኣጆኻ ኣምላኽ ኣብ ጎንኻ ይኹን
Www thanks God give life berkity mum and God belsss you memher
ኣምላኽ ወስኹ ወሰኹ ያሃብኪ 🙏❤❤
Adey ezgabhar amlak mehrat yewrdalken
የውገሔለን አደዋይ
Ata amelik selm yehben embare hezebnase terbrbna merdaen
ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም ገበርቲ ሰናይ ኣምላክ ምሳኹም ይኩን ኣሜን
እግዝአብሄር ይመሰገን ሰላምክ ይብዝህ
ንወሃብቲይ ብዝወፀ ይተክእልክን ንመምህር ማርያም ፅዮን ኩሉ ግዜ ትሓልካ ተከተልካ ብቢዝከድካዮ
መምህር ሙሉ አምላክ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ዝሓወይ አጀክን ማማይ 🙏
Debrzion getachew abwy alewu
ማማይ ምሕረት የውርደልክን ኡፍ ከብዳካ ይበልዓካ
ምሕረት የውርደልክን አዴና
መምህር መሉ ፈጣሪ ፀግኡ የብዛሕልካ ❤
መ/ር ሙሉ እግዚአብሄር ዕድመን ጥዕናን ይሀብካ ከምዚኢልካ እንተዘየጋለጽካዬ መን ምፈለጠ ቁዱስ ሐሳብ ቀጽሎ ንሕናውን በብዝካአለና ክንሕግዝ ኢና አጆኹም ::አምላኽ ይሐግዘና ጽቡቅ ተግባር ክንሳተፍ::
Asbika ab semay trekibo ika memhir abzi etisatefu zelekum ahiwat egziabher wagakum ykifelkum
እግዚአብሄር ዝወፀ ይተካኣልኩም ኣሕዋተይ ኣምላክ ዓስብክም ይክፋለልኩም
Muluway enkae beselam metaeka kberit hafetna egzabehr zewutaekyo yitkalki nay halina erfit eyu weladit amelak mesaki tukun ❤❤
Adenu marey kemaken kenrede kdest dengel maryam tedegfena amen
መምህረይ ፀጋ ጥዕና ይሃብካ
Amelk mesaki ykun mama
Adey marey o my god
May God bless you and your family መም ሙሉ. ዕድመን ጥዕናን ንምነየልካ
😭😭😭😭🙏🙏🙏 uffff adye
ኣታ ኣምላክ ኣቦይ ሽግርና መዓስ እዩ ዝዉዳእ ?😭🙏🏼💙✝️🌝🗝💒☔️
Msndenges,God also helps as
Amen Adena Haftina Egziabiher kbri yhabki.
ኡፍፍፍፍ አደይ ማዓረይ እግዚአብሔር ምሳክን ይኩን ንዋህብት እግዚአብሔር ይሃብኩም ሕማቅ አይትረከቡ
Egzabiher Amlak mhret yewrdelkin
እፍፍፍፍፍ እማየ ኣጆክን መምህረይ ቅዱስ ሰብ
መ/ር ሙሉ ሓውና ኣምላኽ ዕድመ ጥዕና የብዘሐልካ፡ዘመነ ሂወትካ ዝተባረኸን ዝመቀረን ይግበሮ፤ፀገም እዘን ወላዲት ዝጋላህኺ ሓፍትና እውን ሰሰናዩ ይግጠምኪ ኣምላኽ ይባርኽኪ፡፡ምርቓ ወላዲትና ምዒሩ ናይ ኣምላኽ በረከት ክካፈል ምእንቲ ወላዲትና ሕክምና ኣብ ዝገብራሉ ኣነ ደም ክልግሰለን እየ ኣምላኽ ብሰላም የቐንየና እሞ፡፡ ዕለት ቆፀሮ ድማ ብውሽጢ መስመርካ ክደሃየካ እየ
Amen mama melu mehrat yegibarilkiyy ajokin kulu kihalfe eu !!!
ኣጆኽን ማማ ክሓልፍ እዩ ንገባሪት ስናይ ድማ ፀግኡ የብዝሓልኪ መ/ረይ ድማ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኻ ኣቦ ፅጉማት ኢኻ እሞ እሾክ ኣይገእኻ ፀግኡን በረኸቱን የብዘሓልኻ
ምሕረት የውርደልከን ኣደየ
ኣይይይይይይይይይ😭😭😭💔❤❤
እንታይ ክንብል ዋላ ሓደ ቃላት የለን ነቲ ልቢ ሰብ ዘራህርህ ልዑል ኣምላክ ክብርን ምስጋናን ይኩኖ ንዋሃብቲ ንኣብጻሕቲ ድማ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም ኣምላክ
😢❤️ክብርቲ ወላዲት ዝተረፈ ዕድሜኽን ብሓጎስ ንበራ
እግዚኣቢሄር የኽብርካ መምህር ሙሉእ ክቡር
🙏🙏🙏
Efffff kendey zetehabau good eu zelo memher mulu amlak edmen tenan yehabka
Mulu hawna enkae konka edmentienann ymneyelika buzhu seb baka yhgezi alo GBU
Mehrt yewrdli ftari
Mehret yazzelen enway🙏🙏🙏
Egziabher cherso ymarwot
ኣደ ኣጆክን እስኪ ኣየ ግዝየ እግዛቢሀር ኣብ ዝርያኩን ይኩን እስከ ኣሕዋት ኢደይ ኢድካ ኢልና ነዘን ኣደ ንሓግዘን።
Menasey selekelka zegeberkumo information bitami yemesgn edemen Tenan yihabkum. ...Kab Australia zegeberkumo Geberti senay bitami eye bihagos zenbeku ...Bekiye Amilak Abizihu yibarki Edemen Tenan yihabkum Merkat nay mama Amen Amen Amen .....Bihaki kab chenki zegelagelkum gorebet ewen tebarku. ......
ብዝወፀ ይተካኣልኹም
Egziabiher zewtsakmo Ymelalkum behaki hiwet weledna ndhrit temelisna nemehaysho kindey alo btsomu zkurme Memhr kea edme yehabka
Mar tkun tanabraka haw natey
Offf ânes kulu geze deye kneba 😥 amlak yhagez nom🙏
Nay bhaki nfue hawna ajoka kexlo
ኣብየት ጸጋ ክብርቲ ሓውቲ ዝሓዝክዮን ዝወፈርክዮን ጸጋ ኣምላኽ ኣብ ዙርያኺ ይዕሰል፡መምህር ድማ ጻዕርኻ ሰሲኑ ናብ ዓቢ ምሕበር ዓብዩ እትርእየሉ ግዝየ ይሃብካ
9
😝😝😝
🤢🤢🤢🤢🤢🤢🤢🤢🤢🤢🤢🤢🤢🤢😔😔😪😪😪😪😪😶😶😶😶😶😶😶😶😶😶😶😶😶😶😶😶😶😶😶😶😶😶😶😶
💖💖💖💖
💔😪💔💔😭😭😭
እግዚአብሔር ሓሳብ ልብኻ የስምረልካ መምህር ሙሉ ንሓፊትና ነባሪት አውስትራልያ ድማ ብዝወጸ ይተካእ ክፉእ አይትርከቢ
😥😥🙏🏼🙏🏼🙏🏼
እዋይ ማማዋይ ዓሕ
እውይ እዘን ማማ ኣብ ኮሽታ እንተርተይመንት ኣሪአምወን ነይሮም ሐዚ ፅቡቕ
Member Muleye ab zehalfe progeram Reayo bitamiye Bekiye ..Edemena tenan yihabki zemexekalen Ni mamas mihret yewrdelken ajoken
Ewyyyyyyy adeyyyy mareyyy keberti ade ade do kemzi terekeb ajoken mamaye marey goyta alo kendey beruk sebe alo
Mulu si ambr mulu Dea admen tianan yhabka
😪😪😪😪😪🙏❤
Effff aetu kendu zethabau good eu zlou Egzabher yemharkanu adeu
Egziabher Mihret yewurdelkin Adena
😭😭😭😭😭😭😭
Nwahabit genzeba yebzahayo ,yeberkito ntelaki dma edmen tienan yhabka ntewhabi dma ntienen ygbero Egziabher
😭😭😭😭😦
Ewe zihawey nay tigraway wshate men kirio tsibuk alena endabelu Hamed ybalana allo jigna zihawey ketsilelu
❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤🙏🙏🙏🙏🙏
አነ ኸሉ ግዜ ልኡኽ ናይ እ/ሄር ኢኻ እየዝብል እሞ ዕድመን ጥዒናን ይሃብካ
መግለጺ ኢየ ዘይብለይ ክሉ እቲ ትገብሮ ስራሕ፡ ኣምላኽ ዝያዳ የበርትዕኻ።
አነስ እንታይ ገና ተማሃራት እየ። እታ ዘለትኒ አምበጣ ንምጥፈእ ዝግበር ዘሎ ነይ ገንዘብ ምስብሳብ እትየያ ግእዘን አዶ ክርኤን ከለኩ በጣሚ ሓዚና ግን ድማ አና አብ ዓደ ከለኩ ንደም ባንኪ ዝህበሉ ዝነበርኩ አሎ ዝክአል እንተኮይኑ ኢለ እየ መምህር ሙሉ ዝክአል እንተኮይኑ ብከመይ መልክኡ ክስተካክል እስካብ በዓቅሚ ገንዘብ ምህጋዝ ዝክእል ምነም ክሓስብ አይካአልኩን ይቅርታ ።
ለምለም ሓፍትና ቅድሚ ኩሉ ንፁህ ልቢ ምህላው እዩ ዘገድስ እሞ እታ ትምህርትኺ ቀጥ ኣቢልኪ ሓዝያ። ሓገዝ ደሓር ክተርክብሉ ኢኺ።
@@WushatenaMedia በጣም አመሰግናለሁ 🙏🙏ለዛ እንዲያበቃኝ እጸልያለሁ ።
Mulo tnay dem ena nay hekmna ane kkfel eye
ከም ንነብዕ እሞ ከም ለሚ ኣይነባዕኩን ኣደየይ ኣይዘክን ለዋህ ራህራህ ህዝቢ ኣለክን
አብዚ ዲስ ላይክ ትገብሩ ዲስ ላይክ ይኩን ኑሮኩም ቆማላት
ኣታ ደቂ ሰለኽለኻ እንታይ ትሪኡ ኣሎኹምስርሑለን እዛ ገዛአን በጃኹም ኣፍቲ ከባቢ ዘሎኹም ማለተይ እየ እምበር ንኹሉ ትግረዋይ ዝምልከት እዩ
ኣንታ ቡሩኽ ናይ እግዛብሄር ሰብ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ
መምህር ሙሉየይ ብኣምላክ ርክቦ ብደቅካ ተሓጎስ ንማማ ሙሉእ ምሕረት የውርደለን ኣምላክ ንዋሃብቲ እውን አብዚሑ ይብክን አሕዋተይ ማዓረይ መምህር ሙሉየይ እስኪ አነስ ቃላት የብለየይ እዋ ንዓካ ዝገልፅ ኩሉ እትገብሮ እቲ ልዕል ፈጣሪ ይክፈልካ ፃማካ
ሙሉየይ ክብሪ ኣብ ርእሲ ክብሪ ይዓድልካ እግዚአብሔር ኣምላክ ፀግኡ የብዘሐልካ ንገባሪት ሰናይ ድማ ብዝወፀ ይመለእልኪ👏👏👏👏⛪️⛪️⛪️⛪️
ኣጀክን ማማዋይ ማዓረይ እግዚኣብሔር ኣምላክ ምሕረት የዉርደልክን ማማዋይ ማዓረይ ፀሊእክን ይንብዕ
ኣቦ ፅጉማት መምህረይ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ አደዋ እግዚኣብሔር ምሕረት የውርደልክን ኣትን ለጋሳት ኣሕዋትና እውን እግዚኣብሔር ብዘውፃእክንኦ ይተክኣልክን ብሰላም መሬት ዓድክን የርግፅክን ኣሜን
እፍፍፍፍፍእነይ ማዓረይ አጆክን ውይይ አታ ክንደይ ጉድ እዩ አቢ ግገዛኡ መ/ር ሙሉ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ እ/ር አምላክ ዘይር አካዮ ፀጋ ይፍጠረልካ
ወሃቢት ይሃብኪ። ክፉእ ኣይትርከቢ።
ኣጆኽን ማማ ክሓልፍ እዩ። ኣምላኽ ይሓሊኽን።
ተዓዲልኪ ክብርቲ ሓፍተይ እግዚአብሔር አምላክ ብዝወፀ ይተክአልኪ
ዋሃቢት ሓፊተይ ዕዲመን ጥዕናን ይሃብኪ መምህር ሙሉ ዉን እዝጋኣቢሂር ይሃብካ ዓዲመን ጥዓናን ያሃብካ ብደቅካ ቶሓጓስ ኣደየ ኣጃኪ
ክብረት ይሃብልና ክብራት አሕዋትና
መምህር ሙሉ እንኳዕ ብስላም መፃካ
አደይ ማአረይ ምሕረት የዉርድ ፈጣሪ
እግዚአብሔር ይመስገን ሰላምካ ይብዛሕ መምህረይ እንቋዕ ብደሓን መፃካ እነይ ማዓረይ እግዚአብሔር አምላክ ፈውሰ ምሕረት የውርደለን ንገበርቲ ሰናይ ኩሉ ብዝወፀ ይተከአልኩም ክቡራት ኣሕዋተይ ሰናይ ስራሕ ንኩፉእ ማዓልቲ ስንቂ እዩ እግዚአብሔር አምላክ ኩፉእ ኣየርኢኩም በረከተ ነፍስ ወስጋ ይግበረልኩም
ዋይ አምላክ ዕዲመን ጥዕናን ይአብክን አደዋይ አዚክን አምላክ አሎ ምሳክን ሙሉዋይለ ዕዲመ ምስጥ ጥዕና ይአብካ
ንዝሃበ እግዚአብሔር ይሃብኩም
ብጣዓሚ ተባረክ ወይ መሰኪነይቲ አደ
Kndey alo ab Eritrea 🇪🇷
Kemzi hiwet zehlf gn Men yekrbom
አይዘኽን አደዊተይ መዓረይ መምህረይ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ🙏
Ntegbarsya shm ykdmo zbahals abaka riayo mulu hawey edmen tienan yhabka ❤❤❤❤❤❤
ተመስገን አምላኽ አብዚ እንኳዓ በፅሓ አነ ውን ብዝዓቅመይ ክንልእኽ እየ መ/ር ሙሉ ብርሃን ንበረልና ነዊሕ ዕድመን ጥዕናን ይምነየልኩም ምስ ሙልእ ስድራቤት....
Abo tsegumat memeher muley egziabeher amelak neweihe edemen tena yehabeka tebarek mese mesarheteka muley hawey
Tebareki haftey natey mamaye mhret yewrdelkn fetari🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏
ብቀዳምነት ሰላምታ ነዓካ ብልቢ ኣዚየ ዘድንቀካ ብሩህ ሃብቲ ኣምላክ ዘለካ ሰብ ኢካ መምህር እዚ ትገብሮ ዘለካ ብሃንቀውታ የ ዝከታተለካን ዝጽበየካን ጽቡቅ ግበር ንመን ንማንም ዝብል ጭርሖ ሰኒቅካ ብምኻድካ ኣዚኻ የሐጊስካኒ ሓውኻ ኤርትራዊ ዘርኢት ካብ ሊብያ ቀጽሎ ኣጆኻ ኣምላኽ ኣብ ጎንኻ ይኹን
Www thanks God give life berkity mum and God belsss you memher
ኣምላኽ ወስኹ ወሰኹ ያሃብኪ 🙏❤❤
Adey ezgabhar amlak mehrat yewrdalken
የውገሔለን አደዋይ
Ata amelik selm yehben embare hezebnase terbrbna merdaen
ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም ገበርቲ ሰናይ ኣምላክ ምሳኹም ይኩን ኣሜን
እግዝአብሄር ይመሰገን ሰላምክ ይብዝህ
ንወሃብቲይ ብዝወፀ ይተክእልክን ንመምህር ማርያም ፅዮን ኩሉ ግዜ ትሓልካ ተከተልካ ብቢዝከድካዮ
መምህር ሙሉ አምላክ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ዝሓወይ አጀክን ማማይ 🙏
Debrzion getachew abwy alewu
ማማይ ምሕረት የውርደልክን ኡፍ ከብዳካ ይበልዓካ
ምሕረት የውርደልክን አዴና
መምህር መሉ ፈጣሪ ፀግኡ የብዛሕልካ ❤
መ/ር ሙሉ እግዚአብሄር ዕድመን ጥዕናን ይሀብካ ከምዚኢልካ እንተዘየጋለጽካዬ መን ምፈለጠ ቁዱስ ሐሳብ ቀጽሎ ንሕናውን በብዝካአለና ክንሕግዝ ኢና አጆኹም ::አምላኽ ይሐግዘና ጽቡቅ ተግባር ክንሳተፍ::
Asbika ab semay trekibo ika memhir abzi etisatefu zelekum ahiwat egziabher wagakum ykifelkum
እግዚአብሄር ዝወፀ ይተካኣልኩም ኣሕዋተይ ኣምላክ ዓስብክም ይክፋለልኩም
Muluway enkae beselam metaeka kberit hafetna egzabehr zewutaekyo yitkalki nay halina erfit eyu weladit amelak mesaki tukun ❤❤
Adenu marey kemaken kenrede kdest dengel maryam tedegfena amen
መምህረይ ፀጋ ጥዕና ይሃብካ
Amelk mesaki ykun mama
Adey marey o my god
May God bless you and your family መም ሙሉ. ዕድመን ጥዕናን ንምነየልካ
😭😭😭😭🙏🙏🙏 uffff adye
ኣታ ኣምላክ ኣቦይ ሽግርና መዓስ እዩ ዝዉዳእ ?😭🙏🏼💙✝️🌝🗝💒☔️
Msndenges,God also helps as
Amen Adena Haftina Egziabiher kbri yhabki.
ኡፍፍፍፍ አደይ ማዓረይ እግዚአብሔር ምሳክን ይኩን ንዋህብት እግዚአብሔር ይሃብኩም ሕማቅ አይትረከቡ
Egzabiher Amlak mhret yewrdelkin
እፍፍፍፍፍ እማየ ኣጆክን መምህረይ ቅዱስ ሰብ
መ/ር ሙሉ ሓውና ኣምላኽ ዕድመ ጥዕና የብዘሐልካ፡ዘመነ ሂወትካ ዝተባረኸን ዝመቀረን ይግበሮ፤ፀገም እዘን ወላዲት ዝጋላህኺ ሓፍትና እውን ሰሰናዩ ይግጠምኪ ኣምላኽ ይባርኽኪ፡፡ምርቓ ወላዲትና ምዒሩ ናይ ኣምላኽ በረከት ክካፈል ምእንቲ ወላዲትና ሕክምና ኣብ ዝገብራሉ ኣነ ደም ክልግሰለን እየ ኣምላኽ ብሰላም የቐንየና እሞ፡፡
ዕለት ቆፀሮ ድማ ብውሽጢ መስመርካ ክደሃየካ እየ
Amen mama melu mehrat yegibarilkiyy ajokin kulu kihalfe eu !!!
ኣጆኽን ማማ ክሓልፍ እዩ ንገባሪት ስናይ ድማ ፀግኡ የብዝሓልኪ መ/ረይ ድማ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኻ ኣቦ ፅጉማት ኢኻ እሞ እሾክ ኣይገእኻ ፀግኡን በረኸቱን የብዘሓልኻ
ምሕረት የውርደልከን ኣደየ
ኣይይይይይይይይይ😭😭😭💔❤❤
እንታይ ክንብል ዋላ ሓደ ቃላት የለን ነቲ ልቢ ሰብ ዘራህርህ ልዑል ኣምላክ ክብርን ምስጋናን ይኩኖ ንዋሃብቲ ንኣብጻሕቲ ድማ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም ኣምላክ
😢❤️ክብርቲ ወላዲት ዝተረፈ ዕድሜኽን ብሓጎስ ንበራ
እግዚኣቢሄር የኽብርካ መምህር ሙሉእ ክቡር
🙏🙏🙏
Efffff kendey zetehabau good eu zelo memher mulu amlak edmen tenan yehabka
Mulu hawna enkae konka edmentienann ymneyelika buzhu seb baka yhgezi alo GBU
Mehrt yewrdli ftari
Mehret yazzelen enway🙏🙏🙏
Egziabher cherso ymarwot
ኣደ ኣጆክን እስኪ ኣየ ግዝየ እግዛቢሀር ኣብ ዝርያኩን ይኩን እስከ ኣሕዋት ኢደይ ኢድካ ኢልና ነዘን ኣደ ንሓግዘን።
Menasey selekelka zegeberkumo information bitami yemesgn edemen Tenan yihabkum. ...
Kab Australia zegeberkumo
Geberti senay bitami eye bihagos zenbeku ...Bekiye
Amilak Abizihu yibarki Edemen Tenan yihabkum
Merkat nay mama
Amen Amen Amen .....
Bihaki kab chenki zegelagelkum gorebet ewen tebarku. ......
ብዝወፀ ይተካኣልኹም
Egziabiher zewtsakmo Ymelalkum behaki hiwet weledna ndhrit temelisna nemehaysho kindey alo btsomu zkurme Memhr kea edme yehabka
Mar tkun tanabraka haw natey
Offf ânes kulu geze deye kneba 😥 amlak yhagez nom🙏
Nay bhaki nfue hawna ajoka kexlo
ኣብየት ጸጋ ክብርቲ ሓውቲ ዝሓዝክዮን ዝወፈርክዮን ጸጋ ኣምላኽ ኣብ ዙርያኺ ይዕሰል፡መምህር ድማ ጻዕርኻ ሰሲኑ ናብ ዓቢ ምሕበር ዓብዩ እትርእየሉ ግዝየ ይሃብካ
9
9
9
😝😝😝
🤢🤢🤢🤢🤢🤢🤢🤢🤢🤢🤢🤢🤢🤢😔😔😪😪😪😪😪😶😶😶😶😶😶😶😶😶😶😶😶😶😶😶😶😶😶😶😶😶😶😶😶
💖💖💖💖
💔😪💔💔😭😭😭
እግዚአብሔር ሓሳብ ልብኻ የስምረልካ መምህር ሙሉ ንሓፊትና ነባሪት አውስትራልያ ድማ ብዝወጸ ይተካእ ክፉእ አይትርከቢ
😥😥🙏🏼🙏🏼🙏🏼
እዋይ ማማዋይ ዓሕ
እውይ እዘን ማማ ኣብ ኮሽታ እንተርተይመንት ኣሪአምወን ነይሮም ሐዚ ፅቡቕ
Member Muleye ab zehalfe progeram Reayo bitamiye Bekiye ..
Edemena tenan yihabki zemexekalen
Ni mamas mihret yewrdelken ajoken
Ewyyyyyyy adeyyyy mareyyy keberti ade ade do kemzi terekeb ajoken mamaye marey goyta alo kendey beruk sebe alo
Mulu si ambr mulu Dea admen tianan yhabka
😪😪😪😪😪🙏❤
Effff aetu kendu zethabau good eu zlou Egzabher yemharkanu adeu
Egziabher Mihret yewurdelkin Adena
😭😭😭😭😭😭😭
Nwahabit genzeba yebzahayo ,yeberkito ntelaki dma edmen tienan yhabka ntewhabi dma ntienen ygbero Egziabher
😭😭😭😭😦
Ewe zihawey nay tigraway wshate men kirio tsibuk alena endabelu Hamed ybalana allo jigna zihawey ketsilelu
❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤🙏🙏🙏🙏🙏
አነ ኸሉ ግዜ ልኡኽ ናይ እ/ሄር ኢኻ እየዝብል እሞ ዕድመን ጥዒናን ይሃብካ
መግለጺ ኢየ ዘይብለይ ክሉ እቲ ትገብሮ ስራሕ፡ ኣምላኽ ዝያዳ የበርትዕኻ።
አነስ እንታይ ገና ተማሃራት እየ። እታ ዘለትኒ አምበጣ ንምጥፈእ ዝግበር ዘሎ ነይ ገንዘብ ምስብሳብ እትየያ ግእዘን አዶ ክርኤን ከለኩ በጣሚ ሓዚና ግን ድማ አና አብ ዓደ ከለኩ ንደም ባንኪ ዝህበሉ ዝነበርኩ አሎ ዝክአል እንተኮይኑ ኢለ እየ መምህር ሙሉ ዝክአል እንተኮይኑ ብከመይ መልክኡ ክስተካክል እስካብ በዓቅሚ ገንዘብ ምህጋዝ ዝክእል ምነም ክሓስብ አይካአልኩን ይቅርታ ።
ለምለም ሓፍትና ቅድሚ ኩሉ ንፁህ ልቢ ምህላው እዩ ዘገድስ እሞ እታ ትምህርትኺ ቀጥ ኣቢልኪ ሓዝያ። ሓገዝ ደሓር ክተርክብሉ ኢኺ።
@@WushatenaMedia በጣም አመሰግናለሁ 🙏🙏ለዛ እንዲያበቃኝ እጸልያለሁ ።
Mulo tnay dem ena nay hekmna ane kkfel eye
ከም ንነብዕ እሞ ከም ለሚ ኣይነባዕኩን ኣደየይ ኣይዘክን ለዋህ ራህራህ ህዝቢ ኣለክን
አብዚ ዲስ ላይክ ትገብሩ ዲስ ላይክ ይኩን ኑሮኩም ቆማላት
ኣታ ደቂ ሰለኽለኻ እንታይ ትሪኡ ኣሎኹም
ስርሑለን እዛ ገዛአን በጃኹም ኣፍቲ ከባቢ ዘሎኹም ማለተይ እየ እምበር ንኹሉ ትግረዋይ ዝምልከት እዩ
🙏🙏🙏
😭😭😭😭😭😭😭