I'm very impressed I felt I'm in a village listening to your conversation.. What a lovely conversation it brings back memory. Please keep up this kind of Programm before we loose it. It reflects the wisdom and the natural ability of our people in the form of great poetry for different occasions. Ii's very valuable treasure, I think it should be incorporated in school curriculum.. Literature and Poetry. .Thank you Ghere and EMN host Efrem Ghide.
ጹቡቕ ቀጽልዎ
ብጣዓሚ ደስ ዝብል መደብ
ዘበን ኣቦታትና ድምለሰልና ይግበሮ
ብጣዕሚ ደስ ዝብል ዕላል ጥበብ፡በጃኻ ወሱኹና ኢኹም።
❤😍 ኣምላኽ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ።
Nice thanx God blles you
መርሓባ ገሬ ብሓቒ ደስ ዝብል ዩ ።ኣጆኻ በርትዕ እስኪ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ
I'm very impressed I felt I'm in a village listening to your conversation.. What a lovely conversation it brings back memory. Please keep up this kind of Programm before we loose it. It reflects the wisdom and the natural ability of our people in the form of great poetry for different occasions. Ii's very valuable treasure, I think it should be incorporated in school curriculum.. Literature and Poetry.
.Thank you Ghere and EMN host Efrem Ghide.
Welcome deqi Eri 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤️❤️❤️👍🇪🇷
ኣንታ ከምዚ ዓይነት ባህሊ በጃኩም እንዶ በርብርዎ
ዋል ሓገዝ ዘድሊ ተኮይኑ ንህዝቢን ንውልቂን ሓገዝ ክንብል
ናይ ጨፈና ዝበላ ኮንጪሉ ዩ አምጸዋ ገይጋ አብ ናይ ሰለሙን ጻሃየ እላትካ ብምልእታ
Selam geri nisandras zibelo ahoy tewelde koreri gele belena
Welcome back yahwtey
Btaemi dess Gheremdhn mase tariki zgelx 👏👏👏👏👏🥰❤️🇪🇷
ብታሚ ጹቡቅ ተስፋ ኣለካ፡ኣቦይ ሽምፍረሓንስ ንዕልቶ ዘይኮኑስ ዐደይ ኮታ አዮም
ብጣዕሚ ጽቡቕ መደብ ኣብ ታሪኽ ጸኒሕካ
ናብ ባህልና ምምላስ ዘለዎ መቐረት ኣብ
ዝመጽእ መደብ ገለ ካብ ናይ ኣባ ትካቦ
ናይ እንታ መረሳኒ ዝበሎ ሕዝካልና ክት
መጽእ ተስፋንገብር
ኣቦና ኣዝማች ጸፈና ሃይሉ ወዲ ሎጎ ሳርዳ ኢዮም፡ ግን ናይ ኣምላኽ ጽሕፍቶ ግዲ ኮይኑ
ኣጋጣሚ ውላድ የብሎምን ወላድ ኣይነበሩን ከይወለዱ ኢዮም ናብ ዓዲ ኪሉና ከይዶም
በህሉ ዘጥፈአ ህዝቢ ጥፊእ እዩ እሞ ብህልነ
ከዪጠፍእ በህልነ በህሊ አቦትትነንሐልዎ
ኩቡር ኣቦና ኢዚኣ ናይ ኣቦይ ፍረአሃንስ ኣጸቢቃ ኣጽንዓያ ቡጣዕሚ ኢካ ተጋጊካ ዘለካ ምክንያቱ ዓዲ ኩታ ኢዮም ዓደም ናይ ማዓር ካኣ ብርኪቶ ኢዩ
Sey qexlwoski
Des zbil
Medeb eyu
Selam selam
🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
ኣየወ ባህሊ ማለት ሂወት
ኣቦይ ሽምፍርሓንስ ዓዲ ኺታ ምኮኖም ንፈልጥ።
"ኣቦይ ሽምፍራሃንስ፡ ዓዶም፡ ዓዲ ኲታ ምዃኑ ምስ ናይ ይቕሬትኡ ንሕብር።" EMNA.
ከመይ ኣለኩም ከምዛቶም ክእለት ዘለዎም ኣቦታት ኣበይ ከይድና ንረክብ? አዚ ባህልና ክቡር ባህል ዘለና ንዓቅቦ
gega aytezentwu aboy shmfrahsnsa Adikita embetær nelto aysrmaenan ksab Hji
"ኣቦይ ሽምፍራሃንስ፡ ዓዶም፡ ዓዲ ኲታ ምዃኑ ምስ ናይ ይቕሬትኡ ንሕብር።" EMNA.
ኣብ እዚ ግዜ ዚ ከምዚ ዓይነት ዝንባለ ዘለዎ ንቕኔ ዘረባ ኣቦታትና ክደግም ዝፍትን ኑኡስ ክትርኢ ብጣዕሚ ዘሕጉስ እየ። ግን ድማ ከቢድ ጥንቃቐ ዝሓትት ምኻኑ ዘይ ምዝንጋዕ መኽንያቱ ኣብ ምድያ ንነባሪ ታሪኽ ኢኹም ትፍንውዎ ዘለኹም ኣብ እዚ ዛንታ እቲ ቀንዲ ነገር ኣቃማምጣ ቅኔ ቃላት ዩ ስለዚ እቲ ዛንታ እካ ንሱ እንተኾነ ኣቃማምጣ ቃላት እንተ ተቐይሩ ግን ከም ሰቡ ተራ ዘረባ እዩ ዝኸውን ዘሎ። ሕጂ ናኣብነት እቲ ንኣባሓጎና ሽም ፍራሓንስ ማዓር ዝኸልኦም ስብኣይ ማዓር ደልዮም ከምዝመጹ ጠንቃሊ ድዩ ከይፈለጠ ንህቢ ወፊሩ ዝብሎም ኣብኡ ሓሊፍኩሞ ዘለኹም ሙቁር ቃላት ኣሎ 2ይ እቲ ሰብኣይ ንኣባሓጎና ሽም ፍራሓንስ ቅድም ዩ ይቕሬታ ሓቲቱ ኣባኹምን ኣብ እዝጊን ኢሉዎም ኣብ ዚውን ኣንግል ዝኾነ ናይ ቅኔ ቃንቃ ሰጊርኩሞ ኣይግድን እታ ምልልስ ናይ ኣባሓጎና ሽም ፍረሓንንስን ባዓልቲ እንዱኡን ዝነበረ ናይ ምልልስ ቃላት ኣይከምሙኡን ተመሊስኩም እንተ ተዔርይዎ ባህ ምበለኒ ካብ ተኻታታሊትኩም የለው በላይ ።
ነሰበዪትሰ አበይ ዐዲ ዪውዐለለለለአ ዪብሉ ቀደደሞት
Sherif sini menfes xiwa.
Nekae etro menfes siwa.
ኣብዚኣ ዓባይ እርማት ኣላትኒ ኣቶ ሽም ፍርሓንስ ባዓል ንዑልቶ ዘይኮኑ ባዓል ዓዲዂታ እዩ ሄ ተጠንቀቅባ ኣስትውዕል ። ተ ጠ ን ቀ ቅ፡
"ኣቦይ ሽምፍራሃንስ፡ ዓዶም፡ ዓዲ ኲታ ምዃኑ ምስ ናይ ይቕሬትኡ ንሕብር።" EMNA.
"ኣቦይ ሽምፍራሃንስ፡ ዓዶም፡ ዓዲ ኲታ ምዃኑ ምስ ናይ ይቕሬትኡ ንሕብር።" EMNA.
"ነዚ መደባት ንምምሕያሽን ንምምዕባሉን ብርግጽ ክትዘራረቡ እትደልዩ፡ ንጋዜጠኛ ኤፍሬም ግደ ብቁጽሪ ተሌፎን 00291-7-205024 ብምድዋል ክትረኽብዎ ትኽእሉ ኢኹም።"
እዞም ኣቦታትናስ ትምህርቲ ኔርዎም እንተትኾኑስ እንታይ ምኾነ የቀንየልና ሰሚዕካ ዘይምኖ ቀጽሎ ዳግማይ ከተቅርበልና ብሃንቀውታ ይጽበ
ክክክክክክ ኣነስ ስኳ ገጹ ንስካ እንዶ ኣሎካ መዓኮሩ።
ንህቢ እተወፈረ ቆፎ ማአስ ወፊሩ አዮም ዝበሉ
እቲ ትንክፍ ምባልካ ጽቡቅ ኢዮ እንተኮነ ግን አብ ሚድያ ስለ ዝኮነ ግን ዓድን አስምስትን ብግቡእ እንተተጽንዖ ጽቡቅ ምኮነልካ. ቀነጅማት ምስግና ብዓል ድግሳ ኢዬም ንአቶ ጨፈና ወየ ዝበሉሎም.
ሙዚቃ ቁሩብ እንተትቅንስዎ ጽቡቅ ኔሩ ነቲ ኣገደሲ ከይሓልፈና
ኤፍሬም ግደ ;ንፉዕ ጋዜጠኛ
ኣገናዕ ከማካስ : ይብዙሑልና
ብናይ ሃገር ታሪኽ :ተኩርዓና
ናይ ጀጋኑ ቅያ :ተስማዓና
ኣብ ቦታ ፍጻሚኡ :ተሪኤና
ሃገር ሃገር ጨንዩ ዝወንና
ሎሚ ውን ብኹሉ ተሓጉስና
ኣምላኽ ብበረኸት ይምጻኣና!!!
ሰላም ሰላም ብዘይ ኣፈላላይ ኣብዛ ሳዓት ሕጂ ብሓይሊ ኣምላክ ሑጉስ ዘለካ ንዘላለም ሓጎስካ ይንበር ንጭነቅ ዘለካ ከኣ ኣምላክ ጭንቀትካ ናብ ራህዋ ይለውጦ ሓሳብ ልብካ የስምረልካ ዕድመን ጥዕናን ያበካ ቀጺለ ሳብስክራብ ሓጉዝኒ ይህዋት ኣብ ፑሮፋይለይ ኣቲኩም የቀኔለይ,።
When he is telling Shem Frehanes is from Nealto.This is not true.Shem Frehanes is from Adey Kotta.This has to be corrected.
Aboy azmach Chefenas ayweledenyu neru.azmach Chefenan,bahregas debenan,bahregas fantayin yehwatyom nerom.
ግርም ግርም ወዲ ግደ!
እትሕራይ ዝበለኪ እተ ጠለመኪ አታይ ተገብሪ አዩ ትመልሲ
ዝመሰጠትኒ እቲ ሕራይ ዝበለኪ እንተጠለመኪኸ
ስዋ ኣበይ ተወሊድካ ቆሓይን ዓዲ ኩዳዳ
ኣበይ ከ ዓቢካ መራጉዝ ማይ ጫዕዳ
ኣበይ ከ ሓሚምካ ጽልማ ዓዲ ገዳ
ኣበይ ከ ሞይትካ ሓማሴን ዓዲ ኣስፈዳ
ይበሃል
Ata sansur key geberum dikum temahalalifu
aboy shim firehanis adom Nilto aykonunin
Eta nay shm frahans adiquita eu adu
adi felesti seraye aykonen logochwa eu tearemelu
Men elka seraye eyu xlma eye ka tibl
ዓሻ
እንታይ ድኣ ናይ ትግራይ ደርፊ ?
Aboy shim Frehanis ab adi_kuta eyu adom nielto aykonen. Gega habereta aleka nay hasot zanta aytemxiu
"ኣቦይ ሽምፍራሃንስ፡ ዓዶም፡ ዓዲ ኲታ ምዃኑ ምስ ናይ ይቕሬትኡ ንሕብር።" EMNA.
ኣታ ሰብኣይ ትጋገ ኣለኻ ሽም ፍርሓንስ 1 ንዕልቶ ኣይኮነን ዓዶም። ዓዶም ዓዲ ኪታ ኢዩ ዓዶም።2 እቲ ማዓር ደልዮም ዝኸድዎ ዓዲ ድማ ብርኪቶ ይብሃል። ብርኪቶን ዓዲ ኪታን ማዕዲ ማዕዶ ኮይነን ኣብ ከባቢ ማይ ስራው ኢየን ። ስለዚይ ታሪኽ ጽቡቅ ፈሊጥካ ኣዕልል ንዘይትፈልጦ ክኣ ሕተት።
እዚይ ወድሓንካ
ሕጂ ኸ ንተጋሩ የሕዋትና ካብ ኤርትራውያን የሕዋቶም ንምፍላይ ድኹም ክትሰርሑ አንቱም መሰረት ፅልኢን ምጥፋእ ታሪኽን። ንሕና ቛንቓና ትግሪኛ መንነትና ተጋሩ ግእዛውያን ጥንታውያን ስልጡናት ነገስታት እና። ዶብ ዶሮት ሃገርነት ምክንያት መፋላለዪ መንነት ክከውን አይግባእን።
Bog bel hasawi. Ab birkito eyu ab adom aykonen. Haki hizka azentu. umbae
Ewah entay amxeo mergem akmu geiru alo weskelu
ሃላይ እንታይ እዩ እዚ፣ደንቆሮ ዝተባህለን ዘይተባህለን ዝደባልቕ ደባሊቆ፣ሓሳዊ
ስርዓት እባ ደንቆሮ ኣይበሃልን ዩ ንዝተጋገዮ ከኣ መኣረምታ ምሃብ ባህልና ዩ ዒብ ኣይንጻረፍ
Ewya haset eti tarika kem zelwo amhalfwo wey feltikum mexu wey ka nefeltat twkesu eti nay aboy semferhns adom adi kita eti mare ka kab brkito eyu fqeri kem nelto habti kem berkito zeblwo aboy semfrhans zhawey terik abotana kemu gerkum aytsebrwo
"ኣቦይ ሽምፍራሃንስ፡ ዓዶም፡ ዓዲ ኲታ ምዃኑ ምስ ናይ ይቕሬትኡ ንሕብር።" EMNA.