ERIPM | ዝረዓደ ኢሰያስ ብቻይናውያን ዕሱባት ይሕሎ | ፓትርያርክ ቀቲሉ ፓትርያርክ ዝሽይም ሰይጣን ዓዲ ሃሎ| Henok Tekle

แชร์
ฝัง
  • เผยแพร่เมื่อ 6 ก.พ. 2025
  • Join ERIPM Membership:
    / @eripmeritreanpublicmedia
    Welcome to EriPM (Eritrean Public Media), your premier source for authentic Eritrean content, broadcasting directly from the diaspora to our beloved homeland and beyond.
    EriPM is your go-to destination for news, analysis, discussions and debates and everything in between, tailored specifically for the Eritrean community worldwide. Our dedicated team of journalists strives to bring you the latest updates, insightful discussions, and exclusive interviews, live events, and engaging programs all with the aim of connecting Eritreans across the globe.
    If you are eager to stay informed about developments in Eritrea, EriPM has you covered.
    Can't catch us on satellite? No problem! Subscribe to our TH-cam channel and join the digital diaspora as we stream our content live for audiences everywhere. Don't miss out on the conversation - hit that subscribe button, turn on notifications, and be part of the EriPM community today!
    Join the conversation using #EriPM and let your voice be heard.
    #ethiopianews #tigrignanews #zenatigringa #mestyat betna #eritreanews #ethiopianews #tigrignanews #zenatigringa #eritrea #Eritrean #tigrai news

ความคิดเห็น • 113

  • @ERIPMEritreanPublicMedia
    @ERIPMEritreanPublicMedia  6 วันที่ผ่านมา

    ኣብ'ዚ ሊንክ ብምእታው ኣባላት ኤሪፒኤም ብሙዃን እጃምኩም ኣበርክቱ
    donorbox.org/eripm-eritrean-public-media

  • @berekethaile6493
    @berekethaile6493 7 วันที่ผ่านมา +7

    thankes henoka💙💙💙

  • @ghenetwoldeiesusmenghistu3330
    @ghenetwoldeiesusmenghistu3330 7 วันที่ผ่านมา +7

    Iseias Seytan zishemo kulu Seytan U 😢😢💙💙💙💙💙💙💙

  • @selamnegusse3443
    @selamnegusse3443 6 วันที่ผ่านมา +3

    Thank you Henokey for all you do.

  • @Wedieritrea323
    @Wedieritrea323 7 วันที่ผ่านมา +7

    Wow 😢😢
    Thank you Henoka !
    You are doing great 👍🏽

  • @FikaduTeweldebrhan
    @FikaduTeweldebrhan 6 วันที่ผ่านมา

    Thank you Henoka 💙

  • @goitomfessaha2690
    @goitomfessaha2690 7 วันที่ผ่านมา +6

    Welcome Henok

  • @dawitkassa6371
    @dawitkassa6371 7 วันที่ผ่านมา +5

    Henokey I can not actually tell you in words how much I appreciate and like you. May God provide you blessed and long age.

  • @almazmokenne9705
    @almazmokenne9705 7 วันที่ผ่านมา +3

    Thanks you HENOK hawina for speaking an important topic

  • @goitomfessaha2690
    @goitomfessaha2690 7 วันที่ผ่านมา +5

    Welcome Eripm

  • @yosiefzeray1312
    @yosiefzeray1312 7 วันที่ผ่านมา +4

    Thank you ...voice of the voiceless....you spot! Most justice seekers only talks a bit regarding religion persecution in Eritrea. You have raised this in detail. HAVE HUGE RESPECT FOR YOU HENOK!!!!!

  • @amenred5124
    @amenred5124 7 วันที่ผ่านมา +4

    Thank you henok for your service. Clearly and concisely

  • @ቀንዴልሓርነት
    @ቀንዴልሓርነት 7 วันที่ผ่านมา +2

    Thank you henok ❤

  • @merry7267
    @merry7267 7 วันที่ผ่านมา +1

    Eripm and Henok, thank you 💙💙💙💙💙💙🎉🎉🎉🎉

  • @haneber7369
    @haneber7369 7 วันที่ผ่านมา +4

    💙Eri✍️PM💙

  • @danielgebrehiwet4495
    @danielgebrehiwet4495 7 วันที่ผ่านมา +5

    የቀንየልና ሄኖክ

  • @k.M.1997
    @k.M.1997 6 วันที่ผ่านมา +2

    ክብረት ይሃበልና ERIPM ደቂ ህዝቢ ፈጣሪ ይሓልኹም

  • @goitomfessaha2690
    @goitomfessaha2690 7 วันที่ผ่านมา +3

    💙💚💙

  • @issackmhtsntu6176
    @issackmhtsntu6176 6 วันที่ผ่านมา

    ክብረት ይሃበልና ሄኖክ ሓውና ስለቲ ኩሉ ጻዕርኹም ፣ ንኹሉ ክኣ ኣምላኽ ኣብ ስዓቱ ዓስብኹም ክህበኩም እዩ

  • @FiliShem
    @FiliShem 6 วันที่ผ่านมา

    💙💙💙💙

  • @MeseretJohn
    @MeseretJohn 7 วันที่ผ่านมา +3

    Heni hawey hgdef zgebere ygber awetna nay gdn eyu nsmer tray deki meley jeganu 💙💙💙💙💯💯💯💯

  • @freedomnow1210
    @freedomnow1210 7 วันที่ผ่านมา +5

    💙🙏💙🙏💙

  • @nk-yp5yw
    @nk-yp5yw 7 วันที่ผ่านมา +5

    ድሓን በትሪ ሕቂ ትቀጥን እምበር አይትስበርን ከም ዝብልዎ ምስላ አቦታትና
    እታ ቅንዕቲ መንብር ብጹእ ዎቅዱስ አቦና ሰማእት እምበለደም አቡነ እንጦንዮስ ዋንክኣ አጸቢቃ ስለ እትፈጥ ባዕላ ስራሕ ክትሰርሕ እያ ድሓን አሊና ጥራሕ ንተዓዘብ
    አቦና ግን ኩሉ ግዜ ናብ ልብና ዘይህስስ ፍቅሪ ገዲፎምልና ስለ ዝሓለፉ ዎትሩ ክዝከሩ ክነብሩ እዮም እሞ ጽሎቶምን በረከቶምን ምስ ኩልና ይኩን ከምኡውን
    ንሃገርናን ንህዝብናን ንህዝቢ ዓለምን ሰላምን ፍቅርን የውርደልና አሜን🙏🙏🙏

    • @yafetamanuel6539
      @yafetamanuel6539 5 วันที่ผ่านมา

      ናይ ብሓቂ ክቡር ሓወይ

  • @haftomkeshi8566
    @haftomkeshi8566 7 วันที่ผ่านมา +14

    Thank you Henok

  • @Merhawigberysus
    @Merhawigberysus 7 วันที่ผ่านมา +1

    Henok my lord Jesus Christ blessed you and your family and our country Eritrea change comes very soon let’s pray and fight till the end 💯

  • @M-vr7zo
    @M-vr7zo 7 วันที่ผ่านมา +1

    Thank you Henoka for the clarification of the misleading canonization.

  • @tsehayeYetbarek
    @tsehayeYetbarek 7 วันที่ผ่านมา +2

    THANKS HANU HAQI BZUHA T MOYTOM TSELEMTI AMER I KAWIAN KAB ADOM TESHEYTOM WN KEMZI AYTEGEFAUN

  • @risomlegese387
    @risomlegese387 7 วันที่ผ่านมา +1

    💙✅💙✅💙✅💙✅💙✅💙✅💙✅💙✅✅

  • @hagoszeray6961
    @hagoszeray6961 7 วันที่ผ่านมา +9

    ኣቦታት ካህናት ናይ ቤተ ክርስትያን ጉዳይ ኣጽቁጥ ኣቢሎም ። ንስኻ ሓው ሄኖክ ክብረት የሃበልና። "ክቡር ሰብ ክቡር ሓሳብ የሓስብ ክቡር ስራሕ ከኣ ይሰርሕ። የቐንየልና ።

  • @NomorehgdefEzgharya
    @NomorehgdefEzgharya 7 วันที่ผ่านมา +1

    Heni jgna 🤴🦁👑🐅💪💙💙💙💙💙🌿🌿🌿🌿💙💙💙💙💙🥰🥰🥰🥰🥰❤️❤️❤️

  • @teamsadhanom5155
    @teamsadhanom5155 7 วันที่ผ่านมา +3

    Zteregmet Hager eya

  • @YaYotalkmedia
    @YaYotalkmedia 7 วันที่ผ่านมา +2

    ንሕና ከም ህዝቢ ብጣዕሚ ኢና ሓሚቕና እንዳተዘመትና ሓሚቕና ዓይንና ዓሚትና እግዚኣብሔር ይቕረ ይበለልና፣ ሕጂ ውን ግዜ ኣለና ሕጂ ንበራበር ንሓቂ ደው ንበል 🙏🙏🙏

  • @hiayabyesus2011
    @hiayabyesus2011 7 วันที่ผ่านมา +2

    እግዚኣብሄር ኣቦየ ምሕረትካ ንግሆ ንግሆ ሓድሽ እዩሞ፡ ሕጂውን ሓጢኣትና በደልና ኣዝዩ በዚሑስ ካብ መስፈሪኡ በዚሑስ እዚ ኹሉ ግፍዒ ይበጽሓና ኣሎ። ቃል ኣምላኽ ከምዚ ይብለና፡ ሓደ እኳ ጻድቕ የልቦን ኩሎም ሓጢኦም እዮም ካብ ክብሪ ኣምላኽ ከኣ ጎዲሎም እዮም ኢሉ ፡ ብሓጢኣትናን ብበደልናን ካብ ኣዳም ዝመጸ ሓጢኣት በደል ምሳና ዝተወልደ ፡ ንሕናውን ምስ ዓበና ፈሊጥናን ከይፈለጥናን ፡ ተረዲኡናን
    ከይተረድኣናን፡ ብድፍረት ፡ ንቓሉ ዝተሓላለፍናሉ ኹሉ ሓጢኣት በደል፡ ኣብዛ ምድሪ ስጋብ ዘለና መለለዪ ካርድ መንነት ዘሎን፡ ኣብቲ ላዕላይ ሰማይ ኣብ ኢድ እቲ ፈጣሪና ኣብ ኩሉ ዝርከብ፡ ኩሉ ዝኽእል፡ ንኩሉ ዝሪኢ፡ ንኹሉ ዝሰምዕ ፡ ኣብ ድላዩ ኣትዩ ኸኣ ድላዩ ዝገብር ዓብይን ሓያልን መፍርሕን እግዚኣብሄር ኣምላኽና ናይ ኩላትና ፋይል ኣብ ዝሓዘ፡ ኣብ ላዕሊ ኣብ ሰማይ ኣሎ፡ ኣብ ኩሉ ኸኣ ኣሎ፡ ኣብ ዘፍጥረ ምዕራፍ 1 ከምዝነግረና ፍጥረት ኩሉ ናቱ እዩ፡ ምድርን ምልኣታን ናይ እግዚኣብሄር እያ፡ ከምድላዩ ዝዓየ ፡ ሰናይ ኣምላኽ እዩ፡ ሓሳብን መደብን ፍቓድን ናይ እግዚኣብሄር ንዓና ሰናይ እዩ።

  • @lulqeihbahri9061
    @lulqeihbahri9061 6 วันที่ผ่านมา

    Henoka haqegna teqalasay delay fthi🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉

  • @Me-lz9yw
    @Me-lz9yw 7 วันที่ผ่านมา +1

    It is unbelievable, to see all these senile people. These are our leaders?
    We are really weak. We are not capable to remove these senile politicians, already half dead.
    Eritrea God be with you.

  • @AlemMehtson
    @AlemMehtson 7 วันที่ผ่านมา +5

    Alem. Meht
    አምላክ ምሳኩም ዩኩኑ አመን 🙏🙏🙏

  • @voiceoffreedom8606
    @voiceoffreedom8606 7 วันที่ผ่านมา +10

    ኣብ ውድቀቱ ስለ ዝኣኸለ ውልቀ መላኺ ኢሰያስ ቻይናውያን ዑሱባት እንተ ተሓለው ኮቶ ሓለንጊ ብርጌድ ንሓመዱ ኣይትምሕሮን ኢያ

    • @AbrahamTesfamariam-fz7vr
      @AbrahamTesfamariam-fz7vr 6 วันที่ผ่านมา

      ክክክክክክክ ሰብ ቆጺርክን ብኣኽን ክርዕድ፡ ጥራይ በርበረን ሽሮን ሰሲዕክን ኣይተብዝሓ ኣብ ኤርፖርት ከየሕዱግኽን ማሕበር ኣንድነት፡ ተደምረናል ክክክክ " ሎሚ ጽባሕ ዘይዕጸፍ ጽኑዕ ቃልኪዳንና፡ ኣብዮታዊት ኢትዮጵያ ወይ ከዓ ሞት ቆሪጽና ተልዒልና" ናይ ግዜኽን ደርፊ እያ በዚኣ ቆዝማላ ጥራይ

  • @selam7603
    @selam7603 7 วันที่ผ่านมา +2

    The dictator he doesn't believe in GOD That's why he has wizard in his palace. And he destroyed all the Christian church.

  • @freedompeace3359
    @freedompeace3359 7 วันที่ผ่านมา +2

    ደለይቲ ፍትሒ ነዚኦም ናይ ህግደፍ ናይ ይመሰለይ ቀሺታት ገጾም ጽቡቅ ጌርኩም ረአይወም።
    ብናተይ ዝተዓዘብክዎ ንሐለቁኦም የምሉኩ
    ከክንዲ ናይ ቤተክርስትያን ናይ ውጹዓት ትከውን ናይ ቀተልቲ ገረሞ።
    የሕዝን
    አብ ቤተክርስትያን ክቀርቡ ማለት ሐጢያቶም ጫፍ በጺሑ።
    አምላክ አሎ

  • @123abc758
    @123abc758 7 วันที่ผ่านมา +5

    ሒንቲ ክንፈልጥዎ ዘሎና
    እፍትሐዬ ዲሚጥሮስ ወዲ ቀሺ ዲምጥሮስ ጸላኢ ሀገር ኤርትራ ዝነበረ ካልእይ ድማ ናይ ደም ዝምድና ምስ አቶ ኢሳያስ አሉዎ ይብሀል ስለዚ ሀገር ብስንኪ ጥስጡስ ውድብ ህግ ናትና ሕመቅን
    ብሕጓ ተዘሚታ ኢያ

  • @davet2379
    @davet2379 7 วันที่ผ่านมา

    Hi Henok, could these two chains be guards of the chain ambassador

  • @betielyohannes8653
    @betielyohannes8653 7 วันที่ผ่านมา

    Abona Nay zebena Yohannes metmk, yohannes Afork.Egziabhier ymesgen for the video of abona, we need it for the young generation who doesn’t understand what happen to our beloved church .😢

  • @meharimusika
    @meharimusika 7 วันที่ผ่านมา +2

    ሰማእትነት ናይ ኣቦና ኣንጦንዮስ ደርፊ መዘከርታ ካብ ቻነልኩም ንምንታይ ኣልጊስኩማ፧?

  • @habteyehdego8372
    @habteyehdego8372 7 วันที่ผ่านมา +2

    እወ አብ ዕርበቱ ከይለኻኽመን ጥንቅቅ ምባል የድል ብፍላይ አብ ትሕት እዝ መላኽ ዘሎ ህዝብና

  • @embatekera9244
    @embatekera9244 7 วันที่ผ่านมา +2

    Zey Eza Hasad Tenqualit Ortodox Men Atfiuna.

  • @aziebtesfay9512
    @aziebtesfay9512 7 วันที่ผ่านมา +1

    ❤🫶❤️🫶❤️🫶❤️🎉❤️🎉❤️🎉💪💯👍

  • @yohannesghebremedhin562
    @yohannesghebremedhin562 7 วันที่ผ่านมา +3

    Ajokum Ajona birhan eyu kidmena , tsehay hgdef anatexenkeket eya,,,,,

  • @kiflemariamgebreslassetesf3816
    @kiflemariamgebreslassetesf3816 7 วันที่ผ่านมา +4

    እዚ ውን ክስዕብ ኢዩ ግዚየ ኣይክውስድን ኢዩ።

  • @desbelezewde1815
    @desbelezewde1815 7 วันที่ผ่านมา +1

    ባዓል ኢሰያስ ዛኣተዉዎ ቤተክርስትያን ክትብል ደም ሰብ ዘፍሰሱ ሰባት ዛሓርዱ ዝቀትሉ ኣሪካሶሞ እምበር ዳሓር እዚ ቤተክርስትያን ናይ ህዝቢ ዝእከቡሉ እምበር አምላኽ ዛሓድረሉ እይኮነን ኣብ ሓዱሽ ኪዳን ቤተክርስትያን ሰብ እዩ ምኽንያቱ ንስኻትኩምስ ቤተመቅደስ አምላኽ ምዃንኩም ኣይችፈልጡን ዲኹም ይብለና

  • @abrnyiosasfha7698
    @abrnyiosasfha7698 7 วันที่ผ่านมา +1

    Mesta johba eyuo ezi kelo gefi

    • @La-mu-as
      @La-mu-as 7 วันที่ผ่านมา

      Haki bhaki😢

  • @rahwamengisteab7753
    @rahwamengisteab7753 7 วันที่ผ่านมา +2

    ኣንታ ናይ ህግደፍን ሰይጣንን ኢልካ ሓደ ኢዩ ፓትርያርክ ኣቡነ እንጦንዮስ ኢልካ ኢየሱስ ክርስቶስ ትብል ዘሕዝነካ እቲ ሕልንኡ ሸይጡ ንግብረ እከይ ህግደፍ ኣመን ኣመን ዝብል ሰብ ኢዩ

  • @Gedenagezana6832
    @Gedenagezana6832 7 วันที่ผ่านมา +4

    ሄኖጋ ብረት ናብ ደገፍቱን ዓጀብቱን ክቀንዕ ጎስጉሱ ሕጂ ሳቱ ዩ ፈዳይ ዒራዒሮ ሓገዝ ይደልዩ ።

  • @NomorehgdefEzgharya
    @NomorehgdefEzgharya 7 วันที่ผ่านมา +1

    እዚ ቀታሊ ኣጽናቲ ስራት እወ😢😢😢😢

  • @ኹሉድሕሪሃገርዩ
    @ኹሉድሕሪሃገርዩ 7 วันที่ผ่านมา +1

    ዘገርም እዩ ክም ዕዱማት ገይሮም የቅርብዋም ይኮኑ፡ሎሚ ዘይኪነ ብባዕዳውያን ክሕሎ ጀሚሩ ሕጂ አስተብህልካሉ በር፡ብክንደይ ደምሒትን ኦሮሞን ዘይተሐለወ፡ግን ንርሰዖ ኢና።

  • @alemmeharena7682
    @alemmeharena7682 7 วันที่ผ่านมา +1

    ሄኖካ ዝገርመካ ዋላ ናይ ኢንተርነት ላዕላዋይ ሓላፊ ዝቆጻጸሮ ወጻእተኛ ህንዳዊ ኢዩ::

  • @hiayabyesus2011
    @hiayabyesus2011 7 วันที่ผ่านมา +1

    ስሞኣኒ እሞ ሄኖክ ወደይ መጀመርያ ሃይማኖት ኣየድሕንን እዩ፡ እቲ ምድሓን ኣብ ላዕሊ ኾነ ኣብ ታሕቲ ብብሓደ ወዱ ብእየሱስ ክርስቶስ ጥራይ እዩ፡ ምድሓን ብኻልእ የልቦን። ኦርቶዶክስ ኣይደሕን ጴንጤ፡ ኣየድሕን፡ ኣርባዕ፡ ነጥቢ። ማንም ሃይማኖት ኣየድሕንን እዩ። እቲ ዓብይ ጸገም ኣቦና ያዕ እንተዝብሉ ነይሮም፡ ማለተይ፡ ማንም ብእምነቱ ክእሰር ኣይነበሮን፡ ጅሆባ ተኣሲሮም ኩልና ያዕ ኣይበልና፡ ዓቢ በደል፡ ካብኡ ናብ ጴንጠ መጺኡ ፡ ኣብዚ ከኣ ኣማኒ ኦርቶዶክስ ካብቶ ጳጳስ ጀሚሩ ብሕልፊ ኣዴታት ኤርትራውያን ኣብዚ ኢድ ናይቲ መንግስቲ
    ኾይነን ተረዲእወን ድዩ ኣይተረድኤንን ኣብ ልዕሊ ኣማኒ ክርስቶስ ንምንታይ ንኽርስቶስ ኣሚንኩም ተባሂሎም ኣብ ብዙሕ ቤተ ክርስትያን ሙሉእ ወንጌልን ካሎኦት ኩሎም ምዕጻውን ምእሳርን ተተሓሒዝዎ፡ ኣብቲ ግዜቲ ኣነ ብብሕተይ ነቦና ደብዳቤ ጽሒፎሎም ነይረ እንከላይ ነቶም ናይ ኢትዮጵያ ዝነበሩ ጳጳስ፡ ሎሚ ንዓና ጽባሕ ከኣ ንዓኻትኩም እዩሞ፡ በጃኻትኩም እቲ ኣብ፡ በዓል ሓዋርያት ዝነበረ መንፈስ ሕጂ ይንቀሳቐስ፡ ካብ ኩሉ ነቲ ኣምኒ ኦርቶዶክስ ብሰላማዊ ስልፍ ጌይሩ እሰሮም ቅተሎም ክብሃል ከሎ፡ እግዚኣብሄር ስልጣን ሂብሉም ከሎ ንምንታይ ግድፉ ዘይትብሉ፡ ዘይትግዝቱ፡ ኢለ ብዙሕ ጽሒፎሎም ኮፒውን ኣሎኒ፡ ምኽንያት ያዕ ዘይምባል ሓቢርካ እምኒ ምድርባይ ኢዩ ዘርኢ እሞ ፡ ዲያብሎስ ቀስ ብቐስ እዩ ሰላሕ እንዳበለ ዝኣትወካ፡ ናይ ብርሃን መልኣኽ፡ ሓላዪ መሲሉ ተመንዶ ስጋብ እግርኻ ዝነኽሰካ ትሪኦ ኢኻ፡ ስለዚ ኢድ ሓላፊት ጸናሒት ፡ ኣቦና ኸኣ መጨረሽታ ዝተዛረቡ እኮ በዓል ዶክተር ፍጹምን እቶም ካሎኦት ኣሕዋትናን ኣሓትናን ኣብ ማሑር ምስ ኣተዉ እዮም ፡ እቶም ካሎኦት ከኣ ንኽርስቶስ ስለዝኣመኑ ደይኮኑን፡ ስለዚ እዚ ታይፉን
    ወሓጢ ገበል ነዊሕ ኢዱ ቀጢን ተመን ከኣ ማንም ኣይተረፎን ንኹሉ ኣረኻኺቡሉ፡ ምኽንያቱ በዓል ኣጀንዳ እዩ፡ ኣፍሊጡ እዩ ኣትዩ፡ መንፈስ ኮሚኒዝም ዘሎዎ፡ ማለት ናይ ሞት መንፈስ ሒዙ ዝኣተው፡ እግዚኣብሄር ዝኸሓደ ጸረ ክርስቶስ እዩ፡ ስለዚ ኣብዚ በጺሕና ኣሎና፡ እቲ ደስ ዝብለኒ እግዚኣብሄር ንስይ ንስሓ ዕድል ይህብ እዩ፡ ነቦናውን ኣብ ማሓዩር ኣእትዩ እኹል ናይ ንስሓ ግዜ ረኺቦም እዮም ፡ እግዚኣብሄር ኣምላኽና መሓሪ እዩ።

  • @zemiabreha7090
    @zemiabreha7090 7 วันที่ผ่านมา +1

    Emenuni eiziaom euwun ab wshiti 1 amet kikedu eyom

  • @GBU45
    @GBU45 7 วันที่ผ่านมา +1

    ሄኖክ ሓወይ ወላ ናይ ሳይበር መጥቃዕቲ ናይ እንዳ ዜና ቤት ጽሕፈት ናይ እቲ ሽፍታ ኢሰያስ ዝሕልዉ ህንዳዉያን ቻይናውያና ኢዮም ግን ጠቅላላ ኣይፍለጡን ኢዮም ምክንያቱ ናይ ስረሖም ወረቃቅቶም ከም መማሃራን ከም ሰራሕተኛ ኢዬም ዝፍለጡ ሓደ ካብቶም ህንዳውያን ከም ዝሃደመ ኣሜሪካ ኢንባሲ ተሓቢኡ ዑቅባ ሓቲቱ ኔሩ ግን ናብቲ ኤንባሲ ከይከደ ሒዘሞ ናበይ ኣቢለሞ ኣይፍለጥን ኢዩ ኣብ ቀጻሊ ሄኖክ ሓወይ❤።

    • @AbrahamTesfamariam-fz7vr
      @AbrahamTesfamariam-fz7vr 6 วันที่ผ่านมา

      ክክክክ ናብ ኤምባሲ ኣመሪካ ሃዲሙ ዑቅባ ሓቲቱ ትብል ኣለኻ ደጊምካ ድማ ናብቲ ኤምባሲ ከይከደ ሒዞሞ ኣበይ ከምዝገበርዎ ከኣ ትብል ኣለኻ መሊስካ ክክክክክ ዘረባኻ ይጋጨወካ ኣሎ፡ ወረ ረኺበ ኢልካ ከትሕሱ ኣይትጓየ ወረኛ ክክክክ

  • @EdenWeldemichael-n8o
    @EdenWeldemichael-n8o 7 วันที่ผ่านมา +2

    ደሐን ኣቦይ ክብሪ ይሀብኩም እንተ እቶም ገበነያታት ግን መፃውቲ ኣጋንንቲ ይኾኑ አለው

  • @yohannesghebremedhin562
    @yohannesghebremedhin562 7 วันที่ผ่านมา +1

    Bhaki patriatik ketilu patriatik zisheym,,,

  • @tv-gc1yx
    @tv-gc1yx 7 วันที่ผ่านมา +1

    ኣብ መበል 3፡20 ደቒቕ ኢሰያስ ንጀነራል ባስልዮስ ኩላ ኣጽፊፈልካ እየ እናበሎ ዘርኢ ቪድዮ። ሕጂ ነቲ ህዝቢ ኣክቦ እተን ሃገራውያንን ሃይማኖታውያን ቀንጺለ ኣጽፊፈልካ እየ ዝጎደለ እንተሎ ካህናት ሽጉጥ የዕጥቆም ኢልዎ።

  • @abrnyiosasfha7698
    @abrnyiosasfha7698 7 วันที่ผ่านมา +1

    Ab Eritrea ab Ethiopia merahi haymanot yelen kedam halefo lomi nay tekmi eyom ab gezaka konka selot megbar yehayesh

    • @As22611
      @As22611 6 วันที่ผ่านมา

      Haki hakena Egziabher ab koulu eyu zelo xelot bnixihina ab gezaka ymirex

  • @tsehayeYetbarek
    @tsehayeYetbarek 7 วันที่ผ่านมา +1

    LAZA ZELEWO ZEREBA ABO HZBI MOYTU AYU HGI NEBSU YMHAR ELOMO AZO M NAYHGI TSBAH NEBSU YMHAR AYKBLWON AYOM

  • @eseyasberhe7842
    @eseyasberhe7842 7 วันที่ผ่านมา +1

    እዚ ጋኔን. ክሳብ. ጉድጓድ. ዝአቱ. እንዳተዋሰአዮ ክነብር ።

  • @fggb468
    @fggb468 7 วันที่ผ่านมา

    አስላማይ አብ ቤተ ክርስትያን ዝአትውላ ሃገር ኤርትራ ጥራሕ እያ ሃይማናት ዘይኮነ ፓለቲካ እዩ አብ ኤርትራ ዝኸይድ ዘሎ!

  • @wediadi6788
    @wediadi6788 7 วันที่ผ่านมา

    ኤርትራውያን ብኸም ኢሳያስ ኣፍወርቂ ዝመሰሉ ኣረሜናውያን እንተስ ብፍታውና እንተስ ብዘይ ፍታውና ግፍዕን ኣበሳን ዝወርደና ዘሎ፣ ስለ ዝተረገምና ኢዩ። እመኑኒ፣ ኤርትራ ትበሃል ሃገር ንቡር ዝበሃል ዘይብላ ሃገረ ድሕረት፣ ሃገረ መከራን ድኽነትን ኮይና ክትቅጽል ኢያ፣ ንዘይተወሰነ ግዜ።

  • @mhrtabbeyene3627
    @mhrtabbeyene3627 5 วันที่ผ่านมา

    በፍጹም አክቢርዋ ኣይመጸን ናይ መወዳእታ ተሓቢእላ ዘሎ ግን ንሳ እያ ኣብዚ ሰዓት እዚ ኣብ ወጻኢ ሃገር እዉን ከም ኤምባሲ ኮይና ተገልግሎ ዘላ እያ :: ሕጂ እውን ምሒር ንዕቀቱ ብኣከዳድናኡ የርእየና ኣሎ።

  • @merhawiyohannes3147
    @merhawiyohannes3147 7 วันที่ผ่านมา +1

    Silly Drama on our people!!!

  • @zachariaswoldemichael5068
    @zachariaswoldemichael5068 6 วันที่ผ่านมา

    Good job of refreshing a memory of betrayal of an Eriyrean Patriarch by his own clergy members.

  • @Michael-hr4zc
    @Michael-hr4zc 7 วันที่ผ่านมา

    Yes, ezi seb ezi nimanim Ertrawi kiami aykielin eu. Miknyatu abzi ewan ezi kulu ertrawi isayas tsere ertrawian mukanu slezfeleto. This man must be removed by any means possible.

  • @Konegrm
    @Konegrm 6 วันที่ผ่านมา

    Sanday bcha aythaswa do😅😅😂 hasot nweyane aytekemen😢 selki trah genzeb eryi😂😂

  • @filipostekle209
    @filipostekle209 7 วันที่ผ่านมา

    Dhri syira nabna yu

  • @TenseaBerhe
    @TenseaBerhe 7 วันที่ผ่านมา

    SAITAN MESKEL YESALEM, MESDEMEM. SHIFTA TABYA KORARO AB KEBID RAEDI EYU ZELO BCHINAWIAN KEHLO.???

  • @fkadumelake5801
    @fkadumelake5801 7 วันที่ผ่านมา

    Henoka ezi tiemrti yu eti kudusan zehlefwo gedli abzebena Babno Antenos bgbri rinayo

  • @zachariaswoldemichael5068
    @zachariaswoldemichael5068 6 วันที่ผ่านมา

    Henok you keep using amharic terminology? You do know "esr bet" is amharic.

  • @beyenegebreyohannesgebrema5425
    @beyenegebreyohannesgebrema5425 7 วันที่ผ่านมา

    ሓው ሄኖክ ብእዝጊ ርኸቦ እሱ ኢዩ እቲ ሓቂ። ሕጅዉን ኣመንቲ ኦርቶዶክስ ኤርትራ ፡ብናይ ኣስመራ ሲኖዶስ ዝምርሑ ኣብ ልዕሊ ኣቦና ንዝገበሩዎ በደል ክሳብ ዘይተናስሑ፡ እዚ ኣብ ልዕሊ ኣቦና ዝትገብረ ዓመጽ ዋጋ ከኽፍለና ኢዩ።ኣቦና ነቲ ሃዋርያዊ ግብሮም ፈጺሞም ሓሊፎም ኣለዉ።

  • @yafetamanuel6539
    @yafetamanuel6539 5 วันที่ผ่านมา

    6ይ ፓትርያርክ ኣይትበሎ 3ይ ኣራኻሲ ኦርቶዶክስ ተውሃዶ ቤተክርስትያን እከይ ወ ርኹስ ጋኒን ባሲሎስ ኢልኩም ተክእዎ ዜናኹም ERIPM።ነዚ መናፍቃን ልኡኽ ጸላእቲ ሰናያት

  • @tsehayeYetbarek
    @tsehayeYetbarek 7 วันที่ผ่านมา

    AMSELU TRGUM MESQEL ASBI ALEWO RIENAYO NAYZGI KFLU AB ZKEBERET ADU NAMETATT ADMIAU ZKE FELELA ADI RESAU AYU AYATUN AYU ZTEBHLE ISEYASKE ASBI MESQEL RIENAYO KNRIO ENA AWETNA BQRXMNA

  • @YosefTsehay
    @YosefTsehay 6 วันที่ผ่านมา

    በቶም ክልተ ኣጋንንቲ ኢሰያስ ኣፍርቅን ኣብራሃም ካሳ አትማሃደር ሰኖዶስ ኣሪትራ ፥ይሽየሙ አሞ ክልተ ኣመት ከይጸንሁ ይመቱ፥መንፈስ ኣቡነ ፓትሪያክ ወቅዱስ ኣቡነ ኣንጠንዮስ መርገም ኣይገድፎምን አዩ ፥

  • @agnesmeskel1399
    @agnesmeskel1399 7 วันที่ผ่านมา

    ሄኖክ, ኤምነት ናይ ህዝቢ ኤምበር ናይ ምንግስt ኣይኰን ህዝቢ እዮ ደኽሚ ም.

  • @efyabrha9839
    @efyabrha9839 6 วันที่ผ่านมา

    ቤንጠን ጆሆባን ፍሊሊ ኣለዎም ዶ ብዝኾነ ኣነ ኣማኒ ኦርተደክስ ኢየ እመነተይ ከኣ ንዝኾነ ሰብ ክታኣስርን ክፈርድን ክጻረፍን ኣይትፈቀደለይ ኢያ

  • @SB10889
    @SB10889 6 วันที่ผ่านมา

    እሰያስ ከምዝተዳህለ ዘመልክቱ ዓበይቲ ነገራት ንኣፍልጦ፡ 1ይ, ኢዱ ኣጣሚሩ ኣብ ማእከል ህዝቢ ብምዝዋሩ ርጉእነት ዘይምርኣዩ። 2ይ, በይኑ ጠጠው ጠጠው እንዳበለ ብምኻድ፣ ዓባይ reason ዘለዋ መልእኽቲ እያ። 3ይ, ጋርድ ብምቅይያር ወይ ካልኦት ዜጋ ብምግባሩ። 4ይ, ስውኣት ንህዝቢ ዘይምንጋሩ። ምኽንያቱ ዋላ እቶም ደገፍቲ ውን ሓደጋ ከምዝወድቕዎ ስለ ዝፈለጠ። 5ይ, ዓባይን ስንባደ ዝገበረትሉ እዛ ናይ ትማሊ ናይ ኣዲስ-ኣባባ።😂

    • @AbrahamTesfamariam-fz7vr
      @AbrahamTesfamariam-fz7vr 6 วันที่ผ่านมา

      ክክክክክ ኣብዚ ኣለና ክክክ ማሕበር ኣንድነት ተደምረናል፡ ብሪሞት ብሸኔን ፋኖን ጌሩ ከወድኣክን እዩ። ንሱ ድዩ ርዒዱ ንስኽን ኣብ ዝሓለፈ ርኢናዮ እንዲና፡ ንስኻ ንርእስኻ ኣብ ኢታሊ መጺኡ ኣብ ጎደናታት ክዛወር ከሎ ኣበይ ኔርካ? ቆልዓ ሰበይቲ ክትሃርም ግን ካብ ሃገር ናብ ሃገር ብባቡር ትገይሽ ኔርካ፡ ምድረ ተደምረናል ንስኽን ተቃወምቲ ዘይኮንክን ተቋመርቲ ኢኽን። "ሎሚ ጽባሕ ዘይዕጸፍ ጽኑዕ ቃልኪዳንና፡ ኣብዮታዊት ኢትዮጵያ ወይ ከዓ ሞት ቆሪጽና ተልዒልና" ጥራይ ኢልክን ድረፋ ናይ ኣቦታትክን ደርፊ

    • @SB10889
      @SB10889 6 วันที่ผ่านมา

      @@AbrahamTesfamariam-fz7vr ንዓኻ ሓንጫል ክምልሰልካ ኣይግባእን ምኽንያቱ ጥምረት ህዝቢ ስለዝመስከረ። ንኺድ ተደምርናል ደኣ መን ድዩ?🤪🤪🤪 ንስኻ ኢኻ ክትመርሓና ሃየ ክክክክክክ መቸመ ነብሰ ምትሓት ፈፎው ኣቢላትክን እያ ደቂ ምለሊኽ ኣብዓኸ። ኣብ ቅድሜና ጽናሕ ኢኻ ሞ ወዲ እልፈይ😂😂 ከም ወዲ ጣባ ምሳኹም እየ ደኣ ከይትብል እንበር

    • @AbrahamTesfamariam-fz7vr
      @AbrahamTesfamariam-fz7vr 6 วันที่ผ่านมา

      @SB10889 ክክክክ ኣበይ እሞ ኩላትክን እንዶ ንጽባሒቱ ሽሮኽንን በርበረኽንን ቋጺርክን ሃዲምክን ተመሊስክን ክክክ ነቶም ኣብ ኤውሮጳ ሓዲግናዮም ዝመጻና ሒዝናዮም ክንምለስ ኢና ኢልክን ኣተሃድማ ዕቡያት ጌርክንኣ ከም ቆልዓ የዐሺኽንኦም። ኣትን ተደምረናል፡ ማሕበር ኣንድነት "ህዝቢ ኤርትራ 3 ሚልዮን ከሎ ን130 ሚልዮን ዝኸውን ህዝቢ ኢትዮጵያ ኣፍደገ ባሕሪ ዘይምሃቡ በደል ጌሩ እዩ፡ ስለዚ ዓሰብ ክንህቦም ኣለና" ምባል በቂዕክን ኣለኽን እታ ደርፍኽን ጥራይ ድረፋ። ናይ ጁቡቲ ድሮን እንታይ ጌራ ዜና ኣለክን ድዩ? ኣብይ ሃገሩ ካብ ፋንክ ሸኔ ከድሕን ዘይከኣለስ ነዓኽን ሓንጊሩ ዓሰብ ከእትወክን ክክክክ ኣብኡ ብቅድሚት ኣገዲሙ ቶስት ክገብረክን እዩ። እምበር መንደላይ ደኣ ነዊሕዎ ክንወርድ ክትብላ ኣፉ ማይ መሊእኽንኦ ኣለኽን ፍሊት ከምታ ትፈልጥኣ ክነፍሓልክን እዩ ክክክ ቅድሚ ምኻድክን ግን ነቶም ዓሰብትኽን ሕውሓት ኣብ ሚለ እንታይ ኣጋጢምኩም ኢልክን ተወከስኦም ተመክሮ ተኾነክን ክክክክ

    • @AbrahamTesfamariam-fz7vr
      @AbrahamTesfamariam-fz7vr 6 วันที่ผ่านมา

      @SB10889 ሻዕብያ ኣብ ማእከልክን ኮይኑ ኣብ ኣዲስ "ኣድጊ ንሓመዱ" እንዳበለ ዝቀድሖ ቪድዮ ርኢኽንኦዶ? ስለዚ 70% ተጋሩ 10% ስለያ ሻዕብያ 20% በዓል ተወልጀ ዝተኣከብዎ ዲኻ ጥምረት ህዝቢ ስዒሩ ትብል ዘለኻ? ከም ሎሚ ጌራ ከማን ደምበ ዕነ ኣይትተፈላለየትን ክክክክ ኣብ ማስ ሜድያ መጺኣ ነንሕድሕዳ ክትዋቀስ ትውዕል ኣላ። ኣብ ናይ ሳሚ ሽኮር መጺኻ ተከታተል ካብ ኣብቶም ርእስኻ ዝምነዮ ሓሶት ጥራይ እንዳ መገቡ ዘደንቁሩኻ ናይ ተቋመርቲ ቻነላት

    • @SB10889
      @SB10889 6 วันที่ผ่านมา

      @@AbrahamTesfamariam-fz7vr እንታይ, ቫዝሊን ገይሩ ድዩ ወቲፍልካ ክሳብ ነሓዋሩ ከምዘይትርስዖ ገይሩ🙄 መን ድዩ ናብ መራሒ ሕብረት ኣፍሪቃ ከይዱ ዘይፈልጥ ዝነበረ ሕጂ ዘብዘብ ዝብል ዘሎ? ዶስ ሳክት ሓደ ተጎምባሒ ምዃንካ ኢኻ ትገልጸለይ ጸለኻ? ወዲ መበለት

  • @tsehayeYetbarek
    @tsehayeYetbarek 7 วันที่ผ่านมา

    ANESI ZGERMENI NAYZI SEBAY TRGUM MESQEL ZEY MFLAT AYKONENN DIKTATE R YAZZ ANBER AYAZEZN AYU AYU ZBL BKEMAU AYU ZKONE SEB YKUNN AMNET KHLWU YEBLOMN AYU MAL T AYU DERGI DA ANTAY AYU GERU

  • @amen1434
    @amen1434 6 วันที่ผ่านมา

    ኣንታ ስቕ በል ነብስኻ ኣድሕን ናትካ ሓጥያት ዘይፈለጥካስ እንዳማትካ መን ፈራዲ ገይርካ ፖለቲካኻ ግበር፡ብቤተክርስቲያን ኣይትለማመድ

  • @brhanemebrahtom6264
    @brhanemebrahtom6264 7 วันที่ผ่านมา

    Ata ez iseyas komudayn s ta kdanu ke ayqyran dyu nsa tray geru satnail arkswa eu blash

  • @EmanuelAfewerki
    @EmanuelAfewerki 7 วันที่ผ่านมา +2

    እቲ፡ግጥም፡ኣብ፡ሾሻል፡ምድያ፡ዩ፡ካልእ፡ተምጽእዎ፡ነገር፡የለን፡ለፍልፍ፡ገንዘብ፡ኣክብ፡ኣብ፡መወዳእታ፡ትኣርግ፡ምስ፡ጸሊም፡ታሪኽካ፡ትቅበር፡ካልእ፡ትልውጦ፡ነገር፡ኣሎ፡

    • @abrnyiosasfha7698
      @abrnyiosasfha7698 7 วันที่ผ่านมา +1

      Mehayem kedami keam seab aykosrekan wedi medhen berad nay aboka sela zekona mekdam entay dea ketgber akemeka mekdam eya ember wedketo akela eya feteka seleka

    • @AbrahamTesfamariam-fz7vr
      @AbrahamTesfamariam-fz7vr 6 วันที่ผ่านมา

      ከማኹም ናይ ዝመጹ መንግስታት ኢትዮጵያ ዝኸደመ ኣሎ ድዩ? "ሎሚ ጽባሕ ዘይዕጸፍ ጽኑዕ ቃልኪዳንና፡ ኣብዮታዊት ኢትዮጵያ ወይ ከዓ ሞት ቆሪጽና ተልዒልና" በላ ኣትን ደቂ ማሕበር ኣንድነት ተደምረናል። እንቋዕ ናብ "ይሄ ተወታፊ ቶክ ስሆው ነው፡ ወደ ኣዲስ ኣበባ" ምባል ኣብቀዓክን ሕጂ መደብ ኣምሓርኛ ንምዕባይ ጎ ፋንድ ሚ ክትበሃላ ኢኽን ገንዘብ ቀርባ ክክክክ

  • @hiayabyesus2011
    @hiayabyesus2011 7 วันที่ผ่านมา +1

    ሄኖክ ወደይ ሕጂ ብዛዕባ እዞም ሓድሽ ዝተሾሙ ጳጳስ ክትዛረብ ጸኒሕካሞ፡ መን እዮም፡ ማለተይ background ናቶም መጽናዕ የድሊ ፡ ኣብ ኤርትራ ካበይ ዓዲ እዮም፡ ብዛዕባ እቲ መስቀል ምስላም ዝበልካዮ፡ ኩሉ መስቀል መስቀል ኣይኮነን፡ ናይ ከምዚኦም መስቀል ሃቡኒ ኢልካ እንተትሪኦ ናይ ጸረ ክርስቶስ ስእልን ምልክትን እዩ ዘሎዎ፡ ዕድል እንተረኺብኩም ናይ ቀሽኹም መስቀል ፈትሹ፡ ንቐሽኹም ከኣ ከምዚ ኣሎድዩ ኢልኩም ሕተቱ፡ እቲ ሓቂ ክትፈልጥዎ፡ ስለዚ ኢሳያስ መስቀል ተሳሊሙ ፡ ኣብ ቤተ፡ ክርስትያን ኣትዩ ኢልኩም ኣይትገረሙ፡ እዚ ቤተ ኣልማላኽ ዘይኮነ ቤተ ዲያብሎስ እዩ፡ እቶም ሰዓብቲ ኸኣ ተረዲእዎም ድዩ ኣይተርደኦምን፡ ከምኦም ኢዮም፡ ምኽንያቱ ክትሓትት ስለዘይፍቀድ፡ ሓደ መዓልቲ ግን ርሑቕ ኣይኮነን ፡ ብሓይሊ ሰብ ዘይኮነስ ብሓይሊ ኣምላኽ፡ እቲ ቅኑዕ ፈራዲ እግዚኣብሄር ነዚ ልዕሊ 60 ዓመት ኣብ ኤርትራ ዘዳኸረ ጸረ ኽርስቶስ ንኹሉ ኣብ ቃልዕ ከውጽኦ እዩ። ኣብዚ ርግጸኛ ኾይነ ኽነግረኩም ኢድ ሓደ ሰብ ኣይሕወሶን እዩ፡ ጥራይ ብጥበብ ኣምላኽ ጥራይ እዩ ዝፍጸም። ቻይናውያን ጋርድ ንዝበልካዮ፡ ሓይሊ እቲ ሓያል ዓብይን መፍርሕን እግዚኣብሄር ምስ ወረደ፡ ንኢሳያስ ከድሕኑ ዘይኮነስ ንርእሲኦምውን ከድሕንዋ ኣይክእሉን እዮም፡ እዚኦም እኮ ምስተውዓል እንተ ኣልይኩም ፍጡራት እዮም፡ ናይ እግዚኣብሄር ዕብየትን ሓይልን ፡ እንተትፈልጡ ከምዚ ኣይምበልኩምን፡ ስለዚ በጃኹም እመኑ በቲ ሓደ ኣምላኽ፡ በቱ ቕኑዕ ፈራዲ፡ በቲ ኸመቕጽበት መጺኡ ነገራት ኩሉ ኽቕይር ዝኽእል፡ ኣብ ኩሉ ዝርከብ፡ ከሉ ዝከኣሎ፡ እቲ ሕነ ምፍዳይሲ ንዓይ ግደፍዎ ዝበለና፡ ዓብያን ሓያልን መፍርሕን እግዚኣብሄር፡ ቃሉ እወን ኣሜንን እዩ፡ ንዕላማኡ ጨካን ፡ እዩ። ሕጂ ኸኣ ውርደት ህዝቢ ኤርትራ ዘብቃዕሉ ግዜ ብዘይ ደም ምፍሳስ ብሓይሊ ኣምላኽ ቃል ሓይሊ ኣሎዎ ፡ ሓንቲ ቃል ጥራይ ኢና ንጽበ ዝሎና፡ ቃል ኣምላኽ ወጸ ማለት ተፈጸመ ማለት እዩ። ትንቢተ ኢሳይስ 55 ኣንብብዎ። ዓለም። ኣብ ዘፍጥረት ምዕራፍ 1 ጀሚርኩም ከኣ ኣንብቡዎ፡ እግዚኣብሄር ንዓለምን ኣብ ውሽታ ዘሎን ብቓሉ እዩ ፈጢርዎ፡ ክሓተኩም እባ ፡ ኔርኩም ዲኹም ፡ እንታይ ኣቐቢልኩሞ፡ ኣይተጻሕፈን፡ ኣብቲ ቓሉ፡ ኣብቲ ስሙ፡ ኣብቲ ደሙ፡ ኣብቲ መንፈሱ፡ ማእለያ ዘይብሉ ሓይሊ ኣምላኽ ኣሎ፡ በጃኹም መጽሓፍ ቅዱስ ኣንብቡ፡ ሕዝበይ ሰኣን ፍልጠት ይጠፍእ ኣሎ፡ ቃል ፍልጠት ከኣ ይቐትል ይብለና ቃል ኣምላኽ፡ ስለዚ ህዝበይ እቲ ንኣምላኹ ዝፈርሕ ህዝቢ ይስዕር ይብለና፡ መንፈስ ኮሚኒዝም፡ ዝወድቀሉ ግዜ ኣኺሉ እዩ ፡ ንሱ ኸኣ ብሓይሊ ኣምላኽ እምበር ብመሳርያ ብዝሕን ብወታሃደር ብዝሕን ብጥበብ ሰብን ብደም ምፍሳስን ኣይኮነን፡ እንታይ ድኣ በቲ ዓብይን ሓያልን፡ መፍርሕን ዝኾነ ኣብ ኩሉ ዝርከብ ስብ ድላዩ ኣትዩ ድላዩ ዝገብር፡ ጎቦታት ዘይክውሉ ርሕቀት ዘይውስኖ፡ በቲ ኣብ ኣብ ሰልፊ ሓያል ፡ ኣብ ውግእውን ሓያል ዝኾነ እግዚኣብሄር ጥራይ እዩ ጽፍጸም፡ ስየ ሒዝና ንእግዚኣብሄር ምስጋና ጥራይ ንዳሎ። ከምቲ ማርያም ዝገበረቶ እግዚኣብሄር እቲ ሓያል ካብ ኢድ ፈርዖን ኣውጺኡ ቀይሕ ባሕሪ ምስ ኣሳገሮም
    ከበሮኣ ሒዛ ኣብ ዘጽኣት ምዕራፍ
    15፦ 20 - 21 እሞ ንሕና ኸኣ ንዳሎ፡ ናይ ምስጋና መስዋእቲ ነቲ ልዑል ኣምላኽና ክንዝምረሉ።( ነቲ ዝገበረልና ኹሉ እንታይ ኢና ኸነቕርበሉ) ካብ ሕጂ ሕሰቡ፡ ኣምላኽ ስጦታ ኣይቕበልን እዩ ክህብ እምበር ኣምጹኡለይ ኣይብልን እዩ፡ እታ ኻባና ዘደልያ ዓባይ ነገር ልብና እዩ። ወድየ ይብል ኣብ መዝሙር ዳዊት ፡ በጃኻ ልብኻ ሃበኒ ዶሞዘይ ይብለና ኣሎ። ልቢ ደው እንተኢላ ህይወት የልቦን ፡ ስለዚ ፡ ካብ ልቢ እዩ ዝነቅል ኩሉ ነገር። ኣፍሲ ካብ ምልኣት ልቢ ይዛረብ። ልብና እንተተፈዊሱ ክልንተናና ይፍወስ ፡ ልብና እንተሓሚሙ ኩለንተናና ይሓምም፡ ስለዚ ህዝበይ ልብና ንፈጣሪና ንሃቦ ነገርና ኽቕንዓልና፡ መርገምና ከርሕቐልና፡ ሓሳረ መከራና ክውዳኣላና። እግዚኣብሄር ንእግዚኣብሄር ንምስማዕን ንምፍራሕን ይባርኽኩም፡ ተባረኹ።

    • @AbrahamTesfamariam-fz7vr
      @AbrahamTesfamariam-fz7vr 6 วันที่ผ่านมา

      እቲ ዝበልካዮ ኣምላኽ ይሸይም ኣምላኽ ይስዕር ዝብል ሓቂ እዩ፡ እንተ እቲ "ኣብ ኤርትራ ካበይ ዓዲ እዮም" ኢልካ ንክጻረ ምሕታትካ ጸቢብ ዓሌታውነት ዝተሰከምካ ትመስል ከምዚ ኢልካ ድማ ኣብ ቅድሚ ኣምላኽ ምቅራብ ንኣምላኽ የገልግል ምባል ቅቡል ኣይኮነን። ምኽንያቱ ክርስትያናዊ ህይወት መበቆል ዓዲ ዝብል ኣይኮነን። ኣብ ኤርትራ ናይ ገዳም ደብረ ቢዘን ኣመሓዳሪ (ኣበ ምኔት) ትግራዋይ ምዃኖም ትፈልጥ ዶ?። ካልእ ኩሎም ኣቅሽሽቲ ዝሓዝዎ መስቀል ናይ ጸረ ክርስቶስ ስእሊ ዘለዎ እዩ ኢልካ፡ ቁሩብ ሓሱ በሉኒ ክሕሱ ዝዓይነቱ ዘረባ ኣይትዛረብ፡ ምናልባት ናይቲ ትነብሮ ዘለኻ ማብ ጸልማት ዓለም ዝተሸመመ ኤውሮጳ ወይ ኣመሪካ ዝረኣኻዮ ከይትኸውን ንሱ ርኢኻ ትዛረብ ተለኻ ኣየነይቲ ማሕበር ምርግጋጽ የድልየካ ብናይ ኢሊሚናቲ ስነ ሓሳብ ዝምርሓ፡ ሓደ ጾታ ምምርዓው ዘፍቅዳ ናይ ሉተር ቤተ ጸሎት ከይኮና። ሓሰውቲ ፓስተራትኩም እኮ ኣብ 2024 ኢሳያስ ክመውት እዩ ኢሎም ክንደይ ተነብዮም እዮም። ኣምላኽ ግን ኣቃሊዕዎም። ኮሚኒስት ጸረ ክርስቶስ እዩ ኢልካ? ደሞክራቲክ ናይ ኣመሪካ ዝሃነጽዎ ስነ ሓሳብ ደይኮነን ንዓለምና ናብ ጸልማት ዝመርሓ ዘሎ። ትራምፕ ዝቅይሮ ዘሎ ክልተ ጾታ ዝብል ስነ ሓሳብ ደሞክራቲክ ዝነደቅዎ ሕጊ ደይኮነን? ኣየኖት ናይ ኮሚኒስት ሃገራት እየን ወዲ መ ወዲ ጓል ምስ ጓል ስጋዊ ርክብ ኣብ ሕገ መንግስተን ዘጽደቃ? ምናልባት ንስኻ ብጽልኢ ጥራይ ትዛረብ ከይትህሉ። ኪድ ናብ ኤውሮጳ ናብ ኣመሪካ ካናዳ፡ ኣምላኽ ኣሎ ኢልካ ምዝራብ ከም ድሕረት ዝቁጸረሉ ክግለ ዓለም ኮይኑ ኣሎ። እዞም ኣብ ኣፍሪቃ ሆሆሆ ዳበሉ ነቲ ክርስትና ዝተቀበለ ህዝቢ ካብ ዝርብሹ ናብዘን ክፍለ ሃገራት ኬድኩም መሃሩ በልዎም። ስለዚ ብወገናውነት፡ ብጽልኢ ዝተታሕዘ ርእሲ ሕዝና ምዝራብ ነወግድ ኣምላኽ ድማ መንገድና ከቅንዓልና እዩ "ኣታ ኣብ ቅድሚ ዘሩባቤል ዘለኻ ጎቦ መን ኢኻ፥ ኣብ ቅድሚ እግዚኣብሄር ጎጎል ክትከውን ኢኻ" ኢሉ ነብይ እግዚኣብሄር እስራኤላውያን ካብ ናይ ባቢሎን መግዛእቲ ናብ ዓዶም ክምለሱ ከለዉ ብዛዕባ እቶም ኣብ ቅድሚ ዘሩባቤል ኣንጻር ዝተላዕሉ ነገስታት። ስለዚ ንሕና ብኣውራጃ፡ ብዓሌት እንዳ ፈላለና፡ ጽልኢ ናይ ሓደ ውልቀ ሰብ ሒዝና እዚ ትንቢት እዚ ከይፍጸም ዕንቅፋት ኢና ንኸውን ዘለና። እዚ በዓል ቻነል ኣብቶም ኣብ እስራኤል ዘለዉ የሕዋት ነንሕድሕዶም ክቃተሉ ከም ራድዮ ርዋንዳ ዘገልግል ዝነበረ ሕጂ ፖለቲካ ክሰርሕ ኢሉ ተሓላቂ ቤተ ክርስትያን መሲሉ ክመጽእ ግቡእ ኣይኮነን። እዚ ዕላማኡ ቅንኣት ቤት እግዚኣብሄር ዘይኮነ ብኣቦታት ጳጳሳት ተኣዚዙ ህዝቢ ተቃውም ክወጸሉ እዩ ዝልፍልፍ ዘሎ። እዚ ድማ ንሶም ኣምላኽ ይሸይም ኣምላኽ ይስዕር ምዃኑ ኣጸቢቆም ስለ ዝፈልጡ ኣይትሕሰቦ በሎ። ኣምላኽ ንህዝብና ሰላሙ ይሃቦ

  • @merhawiwedimesfun3110
    @merhawiwedimesfun3110 7 วันที่ผ่านมา +2

    Thank you Henoka

  • @melashfrowini240
    @melashfrowini240 6 วันที่ผ่านมา

    💙💙💙💙💙🙏

  • @TV-vg8ev
    @TV-vg8ev 7 วันที่ผ่านมา

    🫡💙💙💙👍

  • @MusicHouse124
    @MusicHouse124 7 วันที่ผ่านมา +1

    Thank you Henoka

  • @elsaberhane1370
    @elsaberhane1370 7 วันที่ผ่านมา

    💐💐💐💐💐💐💐💐💐👋👋👋👋👋👋👋♥️♥️♥️♥️♥️♥️♥️🙏🙏🙏🙏🙏