12 ኩላሊት ዝጸርጉ ምግብታት ||12 kidney cleansing foods||

แชร์
ฝัง
  • เผยแพร่เมื่อ 16 ก.ย. 2024
  • #health #viral #trending #ፓኖራማቲቪ

ความคิดเห็น • 30

  • @abe_lebe
    @abe_lebe 3 หลายเดือนก่อน +3

    .
    በርትዕ
    .

  • @ጓልትግራይ-ፐ1መ
    @ጓልትግራይ-ፐ1መ 3 หลายเดือนก่อน +2

    ክብር ሓወይ ሓደ ጎነይ ማራ የሕመኒ ኣየደቅሰንን እዩ ማይ
    ስተዪ ይብለኒ ሰብ ግን ክገድፈኒ ኣይካኣለን ዘሎክዎ ዓዲ ድማ ናፅነት ዘየብሉ ከይኑ ሕጂስ ትፈልጦ ነገር ታሃልካባ ገለ በለኒ ብማርያም በጀካ🙏🙏🙏

    • @RutaMsgna
      @RutaMsgna หลายเดือนก่อน

      Wela ane hawey

  • @berhaneftwi468
    @berhaneftwi468 4 หลายเดือนก่อน +1

    ብሕቂ ንፍዓት

  • @ZewuYenisy
    @ZewuYenisy 3 หลายเดือนก่อน +1

    ❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @Gal-shire23
    @Gal-shire23 3 หลายเดือนก่อน

    Thank you 😊

  • @awetberhe7356
    @awetberhe7356 3 หลายเดือนก่อน

    ❤❤❤

  • @mbbmbbb7519
    @mbbmbbb7519 22 วันที่ผ่านมา

    ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @tesgeg6055
    @tesgeg6055 4 หลายเดือนก่อน +1

    ቀፁሉሉ ዶክቶር ሓውና💞💞💞
    ዶክተርይ ናይ ሸንቲ ዘይምቁፅፃር ሓበሬታባ ተሃልካ ሃበና ብጣዕሚ ሓደገኛ ሕማም እዩ ምሰናይ ይቅርታ ደፍረየ እየ ዋ

    • @ንግሰቲጓልተዋህዶ
      @ንግሰቲጓልተዋህዶ 3 หลายเดือนก่อน

      ኣተዮ ከመይ ይገበረኺ ኣየኣነ ዋ 😢እንኳዓ ካም ናተይ ዘይኳዉን

    • @tesgeg6055
      @tesgeg6055 2 หลายเดือนก่อน

      አነሰ ምንም አይቃፀፆሮን ቶሎ ቶሎ ካልአይ ክሳብ ዝከይድ ሸንቤትብሰሩ አቃፀፀሮን​@@ንግሰቲጓልተዋህዶ

  • @asmaittsegay6300
    @asmaittsegay6300 4 หลายเดือนก่อน

    Thank you brother🙏

  • @MuluAlem-qw7ee
    @MuluAlem-qw7ee 3 หลายเดือนก่อน

    ጽቡቕ

  • @LuwamIssaq
    @LuwamIssaq 4 หลายเดือนก่อน

    Thanks 🙏🙏🙏

  • @SamsomkidaneSami
    @SamsomkidaneSami 4 หลายเดือนก่อน

    Xbuk srah ❤🫡

  • @gebretsadik-cv1ir
    @gebretsadik-cv1ir 3 หลายเดือนก่อน

    ፅቡቅ ኣቀራርባ እዩ በርትዕ

  • @Seniabrha
    @Seniabrha 4 หลายเดือนก่อน

    ❤❤ብሉፅ መልእክቲ

  • @YoditTesfu-gm3ix
    @YoditTesfu-gm3ix 4 หลายเดือนก่อน +1

    Nscafie btami eye fetu xegem yemxi do melsi please

  • @ጓልራያ-ጠ5ሸ
    @ጓልራያ-ጠ5ሸ 3 หลายเดือนก่อน

    ፃዕዳ ሽንኩሪቲ ግን ንኩላልት ችግሪ የብሉይ ዲዩ ሓወይ

  • @user-vy5tc5xh5i
    @user-vy5tc5xh5i 3 หลายเดือนก่อน

    ሰላም ሓወይ ዝከኣል እንተኮይኑ ብስልኪ ክረኽበካ ደሌኔረ

  • @efremgoitom4839
    @efremgoitom4839 หลายเดือนก่อน

    Kemey hadirka do kehateka deleye neyyre fiqadena ente koynka

    • @Panorama-T-V
      @Panorama-T-V  หลายเดือนก่อน

      @Abyundance14 ብቴሌግራም ርኸበኒ!

  • @ንግሰቲጓልተዋህዶ
    @ንግሰቲጓልተዋህዶ 3 หลายเดือนก่อน

    ዶኩተረይ መልሰለይ ባ ሕቶይ😢

  • @ንግሰቲጓልተዋህዶ
    @ንግሰቲጓልተዋህዶ 3 หลายเดือนก่อน +1

    ሕቶ ክሓተኻስ ትመለሰለይ ዶ ብቱ ትፎለጦ ዶከተርይ?😢

    • @ንግሰቲጓልተዋህዶ
      @ንግሰቲጓልተዋህዶ 3 หลายเดือนก่อน

      ሰላም አምላክ ምሰ ኩላትና ይኩን🥰ሕቶይ ሪኢካ ክተመልሰለይ ተስፈ ይገብር ኣባኻ ሓዲሩ ተማሐረኒ ኣይፍለጥን 😔 ኣነ ችገርይ ካብ ካሙዙያት ነገር ካም ዝጅምረኒ 1ዓመት ገይረ አለኹ ! ማይ ቡዙሑ ይሰቲ እዩ እግዚአብሔር ይመሰገን ግን ካም ዝሰተክዎ ኣይኾንኩን ሽንቲ ማይ ዝፈሰኒ ብጣዐሚ ፍሕኛየይ ይሐመኒ ይመልእ ግን ካብ ሓንቲ ፍንጃል ልኮና እንበር ካበኡ ልላዕሊ ኣይሸንን ተይ እዩ ፀገሙ? ኣብ ሓደ ሰዓት 3&4 እዩ ለሽነኒ ማይ እንድሕረ ዘይሰተኩለ ቅንዕ ኢለ ብትክክል ኣይከድን ሒቆይ ይሕዘኒ ማይ ተሰትየ ግን ተመስገን ንእሹተይ የሐሸኒ ሽንቲ ማይ ክመፀኒ ከሎ እንደሕር ቃሊጢፌ ዘይሸንክዎ ውን ክልተ ኩርነዐይ ወይ ልበይ ይሳሕየኒ&የቃፅለኒ ገዴት ሓንቲ ደቂቃ ትኩን ከሕለፍ የበለይን! !በቃ ሽንቲስ ምቁፅፃር ይኣበየኒ😔

  • @selamyubetey1335
    @selamyubetey1335 3 หลายเดือนก่อน

    Thank you ❤❤❤

  • @jeannettealemayo9307
    @jeannettealemayo9307 4 หลายเดือนก่อน +2

    ❤❤❤❤

  • @HaniDebrom
    @HaniDebrom 3 หลายเดือนก่อน

    ❤❤❤❤❤

  • @user-ph3tl9oh4d
    @user-ph3tl9oh4d 3 หลายเดือนก่อน

    ❤❤❤❤❤❤

  • @FeyoriYehdago
    @FeyoriYehdago 3 หลายเดือนก่อน

    ❤❤❤❤❤❤❤