ከመይ ገይሪና ጠስሚ ንሰርሕ😱😱😱

แชร์
ฝัง
  • เผยแพร่เมื่อ 17 พ.ย. 2024

ความคิดเห็น • 33

  • @አምላክይብመንገዲካምርሐኒ
    @አምላክይብመንገዲካምርሐኒ 2 ปีที่แล้ว +1

    እታ ናይ ፀባ መታሓዚት ኣይትረእላይ ደጊምኪ ኣሪእና ማዓረይ

  • @ጓልተምቤንሃገረሰላም
    @ጓልተምቤንሃገረሰላም 2 ปีที่แล้ว +2

    ተዓዲልኪ ጠስሚ ክፈቱ ማራ ሃረው ኢሉኒ 😢

  • @ንኩሉግዜአለዎ-ዘ4ወ
    @ንኩሉግዜአለዎ-ዘ4ወ 2 ปีที่แล้ว

    ዋይ ቃደማኪ አነስ ለማዓንቲ ላሓንቲ ማሓዛይ ወለደለይ ካብዘምፃእኪ አምፅኪ ናበልክዋ ነይረ

  • @ikhlas3476
    @ikhlas3476 2 ปีที่แล้ว +1

    ስላም ብጣዕም ጽቡቅ እዮ ክብርቲ ሓፍተይ

  • @tasfeysebahet816
    @tasfeysebahet816 2 ปีที่แล้ว

    ዋው ደስ ክብል ሸገ ኣና ሓዝ ክሰርሕ እየ የቀንየለይ ጓል ራያ ሽኮር

  • @ጓልትግራይ-ነ6ዀ
    @ጓልትግራይ-ነ6ዀ 2 ปีที่แล้ว +2

    ጓል ራያዋይ በጃኪ ጓል እነይ እታ ሓሊብ ብዙሕ ኣይትረአላይ ኣፀቢቅኪ እባ ኣርእይኒ ፅሑፋ ብታ ትፎትያ እነኪ ከይት ሓልፍኒ🙏🙏🙏🙏🙏

    • @ጓልትግራይ-ነ6ዀ
      @ጓልትግራይ-ነ6ዀ 2 ปีที่แล้ว

      በጃኪ ኣርእይኒ የኔማር እታሓሊብ ብማርያምኪ

    • @lmiss-youmom
      @lmiss-youmom 2 ปีที่แล้ว +1

      እውይ እዝኣ ድኣ ብሰብ ዘይትግደስ😥 ጓል ሃገረይ💊ዝኾነ ሰዋግ ክመፀኪ ከሎ #ዝብዳ ትማልአለይ በልዮ 2ተ ዓይነት ዝብዳ እዩ ዘሎ ጠስሚ ዝክለስ እና ዝሕቆን ካብኡ እት ዝሕቆን ዝብዳ ናይ ኣዕራብ ትማልአለይ እንተ እልኪዮ ክማልአልኪ እዩ ክብረተይ🙏

  • @abudiyerayawu7511
    @abudiyerayawu7511 2 ปีที่แล้ว

    ዓይነይዋ

  • @ጋልወጀራትቱኡ
    @ጋልወጀራትቱኡ 2 ปีที่แล้ว

    ዋይ ዝደራፍ እጣሊ ከፍቲ ናጋሶኩነብረ እይይ ሽጉርቲ ሒዝኪ ወረዲ ዕዳጋ ትብሂለ ንዛድርፉ ክስምዕ ዉዐለነብረ

  • @ጓልትግራይ-ነ6ዀ
    @ጓልትግራይ-ነ6ዀ 2 ปีที่แล้ว

    ጓል ራያዋይ ታይማዘይትምልስለይ ደጊመ ክሓተኪ እታ ክሬም ብቻ ድያስ ዋላ ካሊእ ዓዬነት ሓሊብ ይውክ እዩ መልስለይ ምቃለይ

  • @ነኝየትግራይልጅ
    @ነኝየትግራይልጅ 2 ปีที่แล้ว

    ኣርእና እሰከ ዓሳዱዋ

  • @kahsagebredessylal7818
    @kahsagebredessylal7818 2 ปีที่แล้ว

    gobez wehale eiki

  • @زوزوثيوبي
    @زوزوثيوبي 2 ปีที่แล้ว

    አነስ በፍቅርኽ ክሞውት ደልይ ጋል ሞኾን የኽ ትመስል ኩሉ ስራሕክ ኡማሰይ

  • @Tube-uz1xf
    @Tube-uz1xf ปีที่แล้ว

    ❤❤❤❤❤

  • @tube4401
    @tube4401 2 ปีที่แล้ว

    ቆንጆ ራያ ራዩማ

  • @alemraya851
    @alemraya851 2 ปีที่แล้ว +1

    ብፍቕሪክ ክሞት እየ😢😘😘

  • @kidist1955
    @kidist1955 2 ปีที่แล้ว +2

    ጓል መኾኒ ደኺ ???

    • @kidist1955
      @kidist1955 2 ปีที่แล้ว

      ታ ጉዱ ዛ ሓፍተይ መልስለይ ባ 😁😁😘

    • @lmiss-youmom
      @lmiss-youmom 2 ปีที่แล้ว +2

      @@kidist1955 ዓዲ ቶኡ❤ ጓል ወጀራት ይኣ

  • @maryamm8843
    @maryamm8843 2 ปีที่แล้ว

    ኣይይይይ ክሓሚም ዳኣኮንኩይ እዚ ጠስምዚ ምስ ረክዎ ኣርባዕተ ዓመተይ ኣብ ዓረብ ክነብ ሓደ ማዕልቲ ኳ ተጣስመ ኣይፈልጥን እቲ ክረም እባ በደንቢ ኣርእይና።።ምቅርቲ

    • @lmiss-youmom
      @lmiss-youmom 2 ปีที่แล้ว +2

      ዝብዳ ናይ ኣዕራብ እት ዝሕቆን ትማልአለይ በሊ ማንም ሰዋግ ዩ ዝፈልጦ

  • @ጋልሃገረሰብ-ጸ7ረ
    @ጋልሃገረሰብ-ጸ7ረ 2 ปีที่แล้ว

    ግን ምስ ገበርና ይቅኒ ድዩ ዓይዲ

  • @selamaredae3569
    @selamaredae3569 2 ปีที่แล้ว

    ኣሰይይይይይይይይ ምቅርት

  • @እግዚአብሔርኣውግሓለይ
    @እግዚአብሔርኣውግሓለይ 2 ปีที่แล้ว

    ቃሕ ኢሉኒ

  • @tigrayadeymesbelkoeye1793
    @tigrayadeymesbelkoeye1793 2 ปีที่แล้ว

    እንሰ አብዮነ ምወፃእ 🤔🤔🤔🤔

  • @የቅዱስገብርኤልልጅነ-ሸ1መ
    @የቅዱስገብርኤልልጅነ-ሸ1መ 2 ปีที่แล้ว

    ሸገ ይኡ መስል ግንስ ምስ ትጣስምናዮ ፍስስ ብሃሊ ድኡ ጭብራሕ ብሉ እንድሕር ድፈስስ ኮይኑ መልስለይ ዓሳ ራያ😘💝

  • @slamallslam798
    @slamallslam798 2 ปีที่แล้ว

    💘💘🥰🥰🥰🥰

  • @aduylulatube
    @aduylulatube 2 ปีที่แล้ว

    ኣነ ግን ኣብይኒ ዎይ ገለ በላኒ