11 ትምህርቲ ሰንበት - 4ይ ርባዕ 2024: "ኣቦ ወዲ መንፍስ ቅዱስ "

แชร์
ฝัง
  • เผยแพร่เมื่อ 14 ธ.ค. 2024

ความคิดเห็น • 2

  • @TirhasTesfai
    @TirhasTesfai 23 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    ተባረኹ ኣሕዋት ጸግኡ የብዝሓልኩም ❤❤❤❤

  • @ናትናአልዘካሪያስ
    @ናትናአልዘካሪያስ 4 วันที่ผ่านมา

    ኣምላኽ መመሊሱ ምግላጹ የብዝሓልኩም ብሩኻት ኣሕዋት ፡ ኣነ ግን ቁሩብ ኣብታ ናይ ፓስተር ተወልደ ዝሃባ ሓሳብ ምናልባሽ ካብ ምርዳአይ ክኸውን ይኽእል እዩ ፡ ግን ኣቦ ካብ ወዲ ክሳብ ዝመውት ውን እንተ ኾነ ምስኡ ኔሩ እዩ ፡ ኣብቲ ጽንኩር ግዜ ክርስቶስ ዝጸለዮ ጸሎት ማለት ኣምላኸይ ንምንታይ ሓደግካኒ ዝብሎ ፡ ክብደት እቲ ጼርዎ ዘሎ ሓጢኣትና ክገልጽ ዝተጠቀመሉ ድኣ እምበር ፡ ኣቦ ከም ዝሓደጎ ንምንጋር ኣይኮነን ። ወላ ውን እቶም ሃዋርያት ኣብቲ ብመከራ ዝሓልፍሉ ግዜ ኣምላኽ ምስኦም ስለ ዘየለ ዘይኮነስ ፡ ጉዕዞ ክርስትና ምስ መከራ ስለ ዝኾነ እዩ ፡ ናይዚ ኣርኣያና ካኣ ክርስቶስ እዩ ።