ขนาดวิดีโอ: 1280 X 720853 X 480640 X 360
แสดงแผงควบคุมโปรแกรมเล่น
เล่นอัตโนมัติ
เล่นใหม่
th-cam.com/channels/hnXDJv3dLFMz6vwfRvrA3Q.html
ናይ ኤሪትራ አብ ገጠር ዝስራሕ ድራማ ብጣዕሚ. ይምስጠኒ አጆኩም የሕዋት ቀጽልሉ ሓፍትኩም ጋል ትግራይ
wela nay
Ab ketema zisrah ke entay koiynki?
@@drwizy8779 ኩሉ ጹቡቕን መሳጥን እዩ እቲ ቀንዲ መሳጢ ፍሊም ግን ኣብ ሃገረሰብ ዝስራሕ እዩ
Astuka teleki eba pleac
Nay bhaqi nay keman btami eu des zbleni I love it
መንክር ዝፈቱው አበይ አለኩም
እንታይ ዘፍቱ ኣለዎ ክክክክ
@@pirmanhde9806 ehi entay ke zexilie alewo
Merhawi Tsegaye kkk ክክክ እዚይ መንክር ኣየናይ እዩ እቲ ኣንስተይቲ መላእ ኣምበጣ ዝመስል ድዩ
ንጣዓመ እየ ዝፈቱው ጣዓመ ዝፈቱዉ like
ንፍጡር ከማኻ ምንዓቕ ወይሰብ እስከ እቲ ንሱ ዘበርክቶ ዘይትገብሩ እኹም አኮ ብኡኡ ትወራዘዩ፡ኣምላኽ ይቅረ ይግበረልኩም።
kk ዘበንኩም ስሓቅ የግበረልኩም ስሓቅ ቀጢልኩመኒ ኣምላኽ ዘበንኩም ሰናይ ይግበረልኩም ደቂ ኤረይ ሃገርና ሰላም ይግበረልና ሰላም የዉርደልና 🙏
ክክክክክክክክ መንክረይይይ ኣታ ኣነስ ከጸልለኒ እዩ ብኡነት እውይይይ ሰይይይይ እወ ሓቅኻ ኩላትኩም ደስ ክትብሉ ጽቡቕ ስራሕ
ወጊሑ ብታኣሚ ኢየ ዘመስግናካ ገለ ኣይነት ፊሊም ምዳና እቶም 2 ቀልኡ ሕጂ ካላኣዮም ዪሪኦም ኣለኩ ገለኣይነ ኢዮም ዝዋሱኡ I love it.
ድሕሪ ዕንበባ የለን ኣበባ 😂😂😂😂 ❤❤❤❤ ደቂ ኤሬ ሽኮራት
Way des kbl ezy movie nay Red Sea. Kulu geze Ethiopian Eritrean. Way des kbl ete bhlna. 😍😍😍😍 selamn tenan ybzah.
🎉🎉 🎉🎉🎉🎉🎉🎉❤❤❤❤❤❤
ዕድመ ይሃብኩም። ከምዚኣ ልንስሕቕ ዝሕማቕ ሕማም የጥፋኣልና።
Deki erey much love ata kndey des kbluka eyom ❤🙏🇪🇷
Rezene Ambesa Akabiy Bahlna Jigna gobez Kab Canada Toronto
ዋዋዋዋ ብጣሚ ጽብቅቲ ኮሜዲ ባህሊ ዓድና ክምኡ ገርኩም ዓቅብዎ ወጊሑ ብጣሚ ኢካ ንፉዕ ቀጽሎ ተላይ መንክር
ፍሳሓጽዮን ፡ ኣንበሳ ባህልን ፡ ልምድን ዘይምርሳዕ ክብሪ ይግባኣካ ኣጆካ፡
ታ ዘን ጎራዙ ዓድና ክንደይ ጽብቓ የን ከምዚኤን የ ክምርዖ ዝደሊ
💐💐❤️ ዘይሃስስ ፍቕሪ ዘይብለል ሕብሪ❤️💐💐። ዘይነጽፍ ባህሊ ንዘላኣለም ዝኽሪ❤️💐። መቐጸልታ ንጽበ ብሃንቀውታ። ሰሰናዩ ንኹሉኹም
ጣዕመ ሽኮር🤣🤣👌
ናይ ብሓቂ bro
መርሓባ ባዓል ምሉእ ልቦና ድግሸነር ድጉልዓቃቢ ባህልና እንካዕ ዳሓን መጻእካ ።እእኣእእእእእ ጎነይይይይይይይይይረዘነ ባዓል ወኒ እስከ በል ናይ ኩልና ገይርካ ኣክዱድድድድድድድድድድ
Eru embeba bitaem des zebl comdu
@@merhawiandemkal701 tary ealk
@@wedinegashokubazghi5261 q2
0
@@ametesolomon2790 🤔🤔🤔🤔🤔
ኣብዚ ኩልዉላው ግዜ ኣምላክ ብኣይኒ ምህረተቱ ይተምተና ይህዋተይ
Amen ((3))Berk hawey
Amen Amen Amen Zhawey
AmenAmenAmen
አሜን
ኣይትሳኣኑ ደቂ ኤረይይ ወለላ ቆጽልዎ ካይተቖርጽዎ። ኣምላክ ሃገርናን ህዝብናን ይባርክ ዝተሰደደ ዝምለሶሉ ውልድ ምስ ወላዲ ዝሕጎሰሉ ግዜ ይምጻና።
ጀጋኑ ደቂ ታሪኽ ምጭዋት ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም ፈጣሪ ጽቡቅ ስራሕ!!!!
እዞም ቆልዑ ዝኣልዮምን ዘምህሮምን እንተ ተረኪቡ ናይ ብሓቂ ንመጻኢ ተስፋ ዘለዎም'ዮም
Anes Ezi Nay HAGERESEB comedi Mara Eyu Des Zbleni Ente Nay Ketema Gin.
ጽቡቕ ስራሕ. ካብ ክሉ ክአ ማዕተብኩም መስቀልኩም ደስ ክብል. ኣጆኹም በርቱዑ
Aseyyyy muqurat ezom gosot kea enber betami dess kebuluka ajokum ketslewo deqi eri ❤️💯🇪🇷
ተሰፋ ዘለዎም ህጻናት ኢዮም ነተባበዓዮም።😍😍
መንክር ግን ኽዳን ዘይግዝኦ ብወግዒ ድዩ ላተሸፈነ❤❤❤❤❤❤
Kedamay like komman red sea media kemman men alo niay zigetmeni i love you payet 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🥇🥇🥇❤❤❤❤
ዓንቀር ወሪዳትኒ ክክክክክክክWe Love ❤️ 💗 you deki Eritrea 🇪🇷 so much 💋💋💋
ኩሉኩም ፍትዋት ቀጽልዎ ብጣዕሚ ደስ ዘብል ስርሕ።
እንኳዕ ብድሓን መጻኹም ደቂ Eri
ኣቱም ኣሕዋት ኣብዚ ዘለኩዎስ ን ሐደ ወርሒ አና ተዓፅና ደቢሩኒ ነይሩ። ሕዚ ግን ፍትሕ ኣቢልኩምኒ ፍትሕ የብልኩም፤ኣታ ዝባህልና ምጥዓሙ። ኩሉኩም ዝወፀኩም የብሉኩምን፤ አዙ ወቃዒ ክራር ግን ከፀልለኒ አዩ ዝብል ኣዋቅዓኡ ተስፍ ዘለዎ አዩ ኣተባብዕዎ !!ኪዳና ምሕረት ኣደና ድማ ምሕረት ካብ ወዳ ነዛ መላእ ዓለም ትልኣከልና።❤🙏❤
Zifetweka sirah Ajokum kexiluwo🇪🇷🦁❤️💪
ወየ ናይሎሚ ኮሜዲ ዳኣ ገዘ ገዛ ጸወታ እድዩ ኮይኑ ወይ ጉድ ናይብሓቂ ድዮም ነዚ ስራሕ ኢሎም ኣምጺኦሞ
ናይ ብሃቂ ተሰፋ ዘሎዎም ኣናበስ
Mebzahtkum b libia zimexakum ezi eyu nay bahaki meninetkum bahlikum bezi kithibenu alekum zeyniskum kitkonu aytifetnu tack
ደቂ ኤሬይ እዚ ወጊሑ ንፈዕ እዬ ናይ ብሓቂ ኣብ ባህላዊ ጽቡቅ ይሰርሕ ኣሎ ንታባባዓዮ
Bhaki nfue wedi eu mtbbea zedlyom eyom
Aseyyyy deqi ereyyy michiwat edmen tinan yehabikum fetari habayib 🇪🇷♥❤👌✨menkr shikor
🙏❤️⛪️❤️🙏 ምስ ባህልና ዝኸይድ ጽቡቕ ስራሕ ቀጽሉዎ: እምበር ኣብ ምዕራብ ሃገር ዘለዉ መንእሰያትናስ ቁልፎም ኣብ ብርኮም እያ ትእሰር ዘላ::
ባህሊ መን ? ብዋጋ ኤሪትርያ
Kexlwa eba mara eye efetu kemzi film 😘😘❤❤❤❤💯💯💯💯💯🇪🇷
Btaemi adnikeka wegihu hawna bahli malet tbrtka malet u hlagetna u ajokum bertu edmen tenan ymleyelkum 🙏🏿🙏🏿🇪🇷🇪🇷🇪🇷⛪
ኣብ ገዛ ትዓጺና ሰልችይኒ ጸኒሑ ኤንድ Schare ገርና ነተባብዓዮም ነዞም ብሩኻት
Menkier shikorrrr
kndey tlbm ika nehagzom forsa
Kkkk schare😂
@@arsenalfanschannel2154 kmlalka like 👍👍&comment ka
ደቂ ጸሮና ሾካኩር ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም ፈጣሪ,Thanks ወጊሑ ሓውና ከኣ
first wellcome deki adey
Anqer weridatni emo zey tekleya😂😂😂😂😂😂Eske kemay eza film zeshaqetkum like gberu
ባህሊ ዓደይ መግለጺ ዜግነተይ !!! አግዚኣቢሄር ኣምላኽ ካብዚ ዓለም ኣሻቂሉ ዘሎ ሕማም ይሰውረና ደቂ አርይ???
ሕውነት Hwnet 😂😂 megletsi zegnetka eritreawnetka eyu bahlka Gn megletsi mennetka eyu:: ezi bzeyka ntgrinya nkale mennetom aygeltsom zegnetom:: msluynet gdefu bejakum
@@TemesgenHadgu-o9h ኩሉ ሓደ ኢዩ ዘኣርከይ ወላ ባህሊኻ ዜግነትካ ይገልጽ ኢዩ
ሕውነት Hwnet bahlka zegnetka zgelts entezkewun Anne ab swiss zkmet Koyne nay swiss zegnet Aleni bahley Gn tgrinya eyu nezi zegnetey kea aygelton eyu! Mennetey Gn Tgrinya eyu:: bhatsiru Tgraway eyu:: mnalbash Éti mennetn zegnet ayteredeakan kkewun Aleppo 😉
ኣብቲ ሪኢቶኻ ኮ መሊስካዮ ኣለኻ ብዘይ ካ ንትግሪኛ ንካልእ ከምዘይገልጽ ትግሪኛ ከኣ ናይ አሪትራ ቃንቓ ምካኑ ትፈልጥ አኻ So አሪትራውነትና ይገልጽ ኣሎ
Tanks Dhri newih gze ksheyn ele zkedo zneberku ruba ariekumni miss iyu 😍🤦♀️❤️❤️❤️
@DAERO MEDIA kebabi xorona
Teame🤣🤣more love 😘❤️❤️❤️❤️❤️❤️ gele aynet nufue
መርሓባ ሬድሳውያን !ኣብዚ ከቢድ ግዜ ፡ ነብስኹም ክትሕልዉን ፡ ብሰብ ሞያ ዝወሃብ ሞዕዶ ክትክተሉን ንመክር ። ፈጣሪ ይሓልወና !th-cam.com/channels/hnXDJv3dLFMz6vwfRvrA3Q.html
Amen (3)
Amen
Nice pic
Amen 🙏🙏🙏
Amen ( 3 )
haha ሞኽባዕቲ ያሆ ወላ ደረውህ ከውፍረካ እየ ክክክክክክ
Mexhaf sheytan yibleni ta moyte hhhhhhhhh🤣🤣🤣🤣🤣🤣🤣🤣🤣🤣Biunet blux sirah hhhhh
@@abdyasn4568 hahaha
Kkkkkkkkk
Anta ane si n menkir kireo keleku keyreakiwa keleku👍👍👍👍👍yihbo 😘😍🙏🇪🇷🙏
Wawaw admin tanan yhabikem fetir ❤❤❤❤
Thank you deqi erey btami des tbl drama
መርሓባ ደቂ ኤረይ መቅሰናት ቀጽልዎ ማራ እየ ዝፈትወኩም ካብዚ መጺና ደሎ ተላባዒ ሕማም ክኣ ህዝብናን ሃገርናን ኣምላክ ይሓልወልና ኣሜን ኣሜን ኣሜን
Eway ezom kolau kief zelewom so nic 🇪🇷👍💪👌❤🙏🇪🇷
Nic jop ደቂ ኤራይ መኽሰባት 👍👍👍👍
Kkkkkkk mengr kebax aye we sibahlna best jobs
Ewayyyyy ezom koleu si meshakat eyum wegihu hawey bejaka ebe kulu gzie msaka asrhayom ncomiedi mara eyom zemekrwa
Dihari enbeba yelen Abeba elu kitefe delu,gidef ziwedey kkkkkk
ሓደሽቲ ስራሓት በጃኹም ስድዱልና ኣብ ገዛ ኢና ታዓጺና ንውዕል ዘለና
Ja bro 👍
😂
እዋይ ደስ ክብል ደብሩኒ ነይሩ እዛ ኮመድያ አባራብራትኒ 😍😍
Kkkkkk Azi tema koynu zawse zalo qola mare Eyu dase zablni Nefu qola Eyu Ajokum bartu🙏🙏🙏
በጃኹም ባህላዊ ጥራሕ ስርሑ ኣዚና ኢና ንናፍቆን ንፈትዎን በጃኹም ባህላዊ ስርሑ ኣምላኽ ሰላሙን በረኸቱን ይሃበና
Ezi hatsir wedi abkulu aytetewewo hayeftef eiu zebezehe
Bejakum zey kowen baaaa ala kexlow 🙏🙏🙏🙏🙏😩😩😩😩batmi xbukti film
😂😂😂 ኣይኮነን ኣድግን ቴልን ደርሁ ኾብኪብካ ኸውፍረካ'የ ::
እዋ kkkkkkkk ዕምበይ ንእሽቶለይ ትዓብየለይ ደላ ወ ጸላኢና ቲክቶክ ደር እዋይ ትኮርምየኒ ት ቆልዓ ግን ክበልሕ ወላ ተታሓሒዝና ሽርብ ክንብል ኢና ባዕልኻ ዶ ክትፍትና
ክክክክክ መንክር ዝነደቖ ከፍርሶ መንደቕ ክክክ
እውይ እስከ ጥሪት ትወፍሩ ዝነበርኩምን ደቂ ሃገረ ሰብ ጥራይ ብስም ደራሲ ላይክ ብስም ሃገረ ሰብ ኮላይ
ድሕሪ ዕንባባ የለን ኣበባ ክክክክክክክ
Teame shikor bhafesha raei zelewom kolut eyom
I loved eritrean komedia from insid Eritrea
ኣንታ እዚ ሞኽባዕቲ ቁሞቱ ደስ ክብለካ እዚ ጠዓመ ልክዕ ከም ሞኽባዕቲ ክኸውን እዩ ምስ ዓበየ
Eti Meshakeli wedi 😂😂😂
Wawww batmi bela utom qolu ka kefa alwom❤️❤️❤️❤️
ጽቡቅ ነራ ጊን ኣብቲ መወዳእታ ለካሲስኩማ
ኦ መንክር ኬድካ ብጣዕሚ ንፉዕ
Tary ealk bro or sis
wellcome deqi eritbuq medeb Red sekem kulu gzye buluts srah wegihu kemzi zbele tsbuq bahlawi srah koleka sakt zeyrebh aytsrah1000like
ርእስካ አብ 12 መቂለ ሐንዳይ ክጻወተልካ የ 🤣🤣🤣😂😂😂
Zemenkum ybark deki eritrean
Meneker ze best comedeyan kkkk 😹😹😹😹
ከም ሎማዓንቲ ኣይሰሓቅኩን ሰሓቅ ቀቲልኩምኒ ቀጽልዎ ደቂ ኤረይ ምዳና እቶም ቆልዑ።
halefa berhane btaami nfuat qolau sihiqna kman abzi zngbaba zkon gza
انا.سودانى.احب.الفن.الاثيوبى
Merhab 💖👈🏽
nice job biflay i miss you rezene alem
ኣንታ ሞኽባዕቲ ሲ ለባም ጌሮም ኣዋሲኦሞ እንዳ ብልኩ ሲ ዘረባይ ከይወዳእኩ ፋሕ ኣቢልዋ ክክክክክ
Kkkkk
Mekreyu nbereley 🎉🎉🎉🎉🎉🎉
Waw btami xbuk srah bravotat kexlwo ayttfuana
ጣዓመ ኮሪዒዳ ክክክክክክክክክ ጉንዲ ዋላ መቀመጥኩላ
Ja eqar mtsihaf sheyitan elini kkkkkkkk niberley eske eqar mekisen 🇪🇷👍🏽👍🏽👍🏽👍🏽🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
Nayhmamay mexyu Ltlti 🤣🤣🤣❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
እቶ ኣቦኣ ሲ መሓስእ ድዩ ኣጥፊኡ ወላ ሰብ
End was killer action kkkkk moyte dye gele ab mewedata grim ember tehakakifom
I love Adi Ke 🇪🇷🇪🇷💒❤️❤️❤️
ኣይ ራኣኽዋን እንድየ ግን ዕባባ ትብል ኣርእስታ ካብ ኮነት ሃገርና ትዓብበልና እሾኽ ኣይጋኣኹም ቡሩኻተይ ኣብ ጸሎትኩም ዘኩሩኒ ንዓይ ንሩኹስ ሓዉኹም።
እትይ ጸሊም ሲ እዋይ ክነቅሕ ቆልዓ የዕቢኻ ዝወደይ።
Ata zi xelim kolas sik elu des yblka like eske habuly niteame
Mwshab bezihuna xemyuna deki ERI enqae bdehan mexakum,
Ajokum kexlwo deki Erei 😀❤❤❤❤👍👍👍👍
ዋውው ጣዕመ ብጣዕሚ ንፋዕ ከራክተር፣like if you love teame
ባህሊ ሒዝኩማ ኣለኹምጽቡቕ ጌርኩም በርብርዋ
መንክር ጸሊአዮ ገዓሪ
እዞም ቆልዑ እበር ነፊዖም
th-cam.com/channels/hnXDJv3dLFMz6vwfRvrA3Q.html
ናይ ኤሪትራ አብ ገጠር ዝስራሕ ድራማ ብጣዕሚ. ይምስጠኒ አጆኩም የሕዋት ቀጽልሉ ሓፍትኩም ጋል ትግራይ
wela nay
Ab ketema zisrah ke entay koiynki?
@@drwizy8779 ኩሉ ጹቡቕን መሳጥን እዩ እቲ ቀንዲ መሳጢ ፍሊም ግን ኣብ ሃገረሰብ ዝስራሕ እዩ
Astuka teleki eba pleac
Nay bhaqi nay keman btami eu des zbleni I love it
መንክር ዝፈቱው አበይ አለኩም
እንታይ ዘፍቱ ኣለዎ ክክክክ
@@pirmanhde9806 ehi entay ke zexilie alewo
Merhawi Tsegaye kkk ክክክ እዚይ መንክር ኣየናይ እዩ እቲ ኣንስተይቲ መላእ ኣምበጣ ዝመስል ድዩ
ንጣዓመ እየ ዝፈቱው ጣዓመ ዝፈቱዉ like
ንፍጡር ከማኻ ምንዓቕ ወይሰብ እስከ እቲ ንሱ ዘበርክቶ ዘይትገብሩ እኹም አኮ ብኡኡ ትወራዘዩ፡ኣምላኽ ይቅረ ይግበረልኩም።
kk ዘበንኩም ስሓቅ የግበረልኩም ስሓቅ ቀጢልኩመኒ ኣምላኽ ዘበንኩም ሰናይ ይግበረልኩም ደቂ ኤረይ ሃገርና ሰላም ይግበረልና ሰላም የዉርደልና 🙏
ክክክክክክክክ መንክረይይይ ኣታ ኣነስ ከጸልለኒ እዩ ብኡነት እውይይይ ሰይይይይ እወ ሓቅኻ ኩላትኩም ደስ ክትብሉ ጽቡቕ ስራሕ
ወጊሑ ብታኣሚ ኢየ ዘመስግናካ ገለ ኣይነት ፊሊም ምዳና እቶም 2 ቀልኡ ሕጂ ካላኣዮም ዪሪኦም ኣለኩ ገለኣይነ ኢዮም ዝዋሱኡ I love it.
ድሕሪ ዕንበባ የለን ኣበባ 😂😂😂😂 ❤❤❤❤ ደቂ ኤሬ ሽኮራት
Way des kbl ezy movie nay Red Sea. Kulu geze Ethiopian Eritrean. Way des kbl ete bhlna. 😍😍😍😍 selamn tenan ybzah.
🎉🎉 🎉🎉🎉🎉🎉🎉❤❤❤❤❤❤
ዕድመ ይሃብኩም። ከምዚኣ ልንስሕቕ ዝሕማቕ ሕማም የጥፋኣልና።
Deki erey much love ata kndey des kbluka eyom ❤🙏🇪🇷
Rezene Ambesa Akabiy Bahlna
Jigna gobez
Kab Canada Toronto
ዋዋዋዋ ብጣሚ ጽብቅቲ ኮሜዲ ባህሊ ዓድና ክምኡ ገርኩም ዓቅብዎ ወጊሑ ብጣሚ ኢካ ንፉዕ ቀጽሎ ተላይ መንክር
ፍሳሓጽዮን ፡ ኣንበሳ ባህልን ፡ ልምድን ዘይምርሳዕ ክብሪ ይግባኣካ ኣጆካ፡
ታ ዘን ጎራዙ ዓድና ክንደይ ጽብቓ የን ከምዚኤን የ ክምርዖ ዝደሊ
💐💐❤️ ዘይሃስስ ፍቕሪ ዘይብለል ሕብሪ❤️💐💐። ዘይነጽፍ ባህሊ ንዘላኣለም ዝኽሪ❤️💐። መቐጸልታ ንጽበ ብሃንቀውታ። ሰሰናዩ ንኹሉኹም
ጣዕመ ሽኮር🤣🤣👌
ናይ ብሓቂ bro
መርሓባ ባዓል ምሉእ ልቦና ድግሸነር ድጉል
ዓቃቢ ባህልና እንካዕ ዳሓን መጻእካ ።
እእኣእእእእእ ጎነይይይይይይይይይ
ረዘነ ባዓል ወኒ እስከ በል ናይ ኩልና
ገይርካ ኣክዱድድድድድድድድድድ
Eru embeba bitaem des zebl comdu
@@merhawiandemkal701 tary ealk
@@wedinegashokubazghi5261 q2
0
@@ametesolomon2790 🤔🤔🤔🤔🤔
ኣብዚ ኩልዉላው ግዜ ኣምላክ ብኣይኒ ምህረተቱ ይተምተና ይህዋተይ
Amen ((3))Berk hawey
Amen Amen Amen Zhawey
Amen
Amen
Amen
አሜን
ኣይትሳኣኑ ደቂ ኤረይይ ወለላ ቆጽልዎ ካይተቖርጽዎ። ኣምላክ ሃገርናን ህዝብናን ይባርክ ዝተሰደደ ዝምለሶሉ ውልድ ምስ ወላዲ ዝሕጎሰሉ ግዜ ይምጻና።
ጀጋኑ ደቂ ታሪኽ ምጭዋት ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም ፈጣሪ ጽቡቅ ስራሕ!!!!
እዞም ቆልዑ ዝኣልዮምን ዘምህሮምን እንተ ተረኪቡ ናይ ብሓቂ ንመጻኢ ተስፋ ዘለዎም'ዮም
Anes Ezi Nay HAGERESEB comedi Mara Eyu Des Zbleni Ente Nay Ketema Gin.
ጽቡቕ ስራሕ. ካብ ክሉ ክአ ማዕተብኩም መስቀልኩም ደስ ክብል. ኣጆኹም በርቱዑ
Aseyyyy muqurat ezom gosot kea enber betami dess kebuluka ajokum ketslewo deqi eri ❤️💯🇪🇷
ተሰፋ ዘለዎም ህጻናት ኢዮም ነተባበዓዮም።😍😍
መንክር ግን ኽዳን ዘይግዝኦ ብወግዒ ድዩ ላተሸፈነ❤❤❤❤❤❤
Kedamay like komman red sea media kemman men alo niay zigetmeni i love you payet 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🥇🥇🥇❤❤❤❤
ዓንቀር ወሪዳትኒ ክክክክክክክ
We Love ❤️ 💗 you deki Eritrea 🇪🇷 so much 💋💋💋
ኩሉኩም ፍትዋት ቀጽልዎ ብጣዕሚ ደስ ዘብል ስርሕ።
እንኳዕ ብድሓን መጻኹም ደቂ Eri
ኣቱም ኣሕዋት ኣብዚ ዘለኩዎስ ን ሐደ ወርሒ አና ተዓፅና ደቢሩኒ ነይሩ።
ሕዚ ግን ፍትሕ ኣቢልኩምኒ ፍትሕ የብልኩም፤ኣታ ዝባህልና ምጥዓሙ። ኩሉኩም ዝወፀኩም የብሉኩምን፤ አዙ ወቃዒ ክራር ግን ከፀልለኒ አዩ ዝብል ኣዋቅዓኡ ተስፍ ዘለዎ አዩ ኣተባብዕዎ !!
ኪዳና ምሕረት ኣደና ድማ ምሕረት ካብ ወዳ ነዛ መላእ ዓለም ትልኣከልና።❤🙏❤
Zifetweka sirah Ajokum kexiluwo🇪🇷🦁❤️💪
ወየ ናይሎሚ ኮሜዲ ዳኣ ገዘ ገዛ ጸወታ እድዩ ኮይኑ ወይ ጉድ ናይብሓቂ ድዮም ነዚ ስራሕ ኢሎም ኣምጺኦሞ
ናይ ብሃቂ ተሰፋ ዘሎዎም ኣናበስ
Mebzahtkum b libia zimexakum ezi eyu nay bahaki meninetkum bahlikum bezi kithibenu alekum zeyniskum kitkonu aytifetnu tack
ደቂ ኤሬይ እዚ ወጊሑ ንፈዕ እዬ ናይ ብሓቂ ኣብ ባህላዊ ጽቡቅ ይሰርሕ ኣሎ ንታባባዓዮ
Bhaki nfue wedi eu mtbbea zedlyom eyom
Aseyyyy deqi ereyyy michiwat edmen tinan yehabikum fetari habayib 🇪🇷♥❤👌✨menkr shikor
🙏❤️⛪️❤️🙏 ምስ ባህልና ዝኸይድ ጽቡቕ ስራሕ ቀጽሉዎ: እምበር ኣብ ምዕራብ ሃገር ዘለዉ መንእሰያትናስ ቁልፎም ኣብ ብርኮም እያ ትእሰር ዘላ::
ባህሊ መን ? ብዋጋ ኤሪትርያ
Kexlwa eba mara eye efetu kemzi film 😘😘❤❤❤❤💯💯💯💯💯🇪🇷
Btaemi adnikeka wegihu hawna bahli malet tbrtka malet u hlagetna u ajokum bertu edmen tenan ymleyelkum 🙏🏿🙏🏿🇪🇷🇪🇷🇪🇷⛪
ኣብ ገዛ ትዓጺና ሰልችይኒ ጸኒሑ ኤንድ
Schare ገርና ነተባብዓዮም ነዞም ብሩኻት
Menkier shikorrrr
kndey tlbm ika nehagzom forsa
Kkkk schare😂
@@arsenalfanschannel2154 kmlalka like 👍👍&comment ka
ደቂ ጸሮና ሾካኩር ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም ፈጣሪ,Thanks ወጊሑ ሓውና ከኣ
first wellcome deki adey
Anqer weridatni emo zey tekleya😂😂😂😂😂😂Eske kemay eza film zeshaqetkum like gberu
ባህሊ ዓደይ መግለጺ ዜግነተይ !!!
አግዚኣቢሄር ኣምላኽ ካብዚ ዓለም ኣሻቂሉ ዘሎ ሕማም ይሰውረና ደቂ አርይ???
ሕውነት Hwnet 😂😂 megletsi zegnetka eritreawnetka eyu bahlka Gn megletsi mennetka eyu:: ezi bzeyka ntgrinya nkale mennetom aygeltsom zegnetom:: msluynet gdefu bejakum
@@TemesgenHadgu-o9h ኩሉ ሓደ ኢዩ ዘኣርከይ ወላ ባህሊኻ ዜግነትካ ይገልጽ ኢዩ
ሕውነት Hwnet bahlka zegnetka zgelts entezkewun Anne ab swiss zkmet Koyne nay swiss zegnet Aleni bahley Gn tgrinya eyu nezi zegnetey kea aygelton eyu! Mennetey Gn Tgrinya eyu:: bhatsiru Tgraway eyu:: mnalbash Éti mennetn zegnet ayteredeakan kkewun Aleppo 😉
ኣብቲ ሪኢቶኻ ኮ መሊስካዮ ኣለኻ ብዘይ ካ ንትግሪኛ ንካልእ ከምዘይገልጽ ትግሪኛ ከኣ ናይ አሪትራ ቃንቓ ምካኑ ትፈልጥ አኻ
So አሪትራውነትና ይገልጽ ኣሎ
Tanks
Dhri newih gze ksheyn ele zkedo zneberku ruba ariekumni miss iyu 😍🤦♀️❤️❤️❤️
@DAERO MEDIA kebabi xorona
Teame🤣🤣more love 😘❤️❤️❤️❤️❤️❤️ gele aynet nufue
መርሓባ ሬድሳውያን !
ኣብዚ ከቢድ ግዜ ፡ ነብስኹም ክትሕልዉን ፡ ብሰብ ሞያ ዝወሃብ ሞዕዶ ክትክተሉን ንመክር ።
ፈጣሪ ይሓልወና !
th-cam.com/channels/hnXDJv3dLFMz6vwfRvrA3Q.html
Amen (3)
Amen
Nice pic
Amen 🙏🙏🙏
Amen ( 3 )
haha ሞኽባዕቲ ያሆ
ወላ ደረውህ ከውፍረካ እየ
ክክክክክክ
Mexhaf sheytan yibleni ta moyte hhhhhhhhh🤣🤣🤣🤣🤣🤣🤣🤣🤣🤣
Biunet blux sirah hhhhh
@@abdyasn4568 hahaha
Kkkkkkkkk
Anta ane si n menkir kireo keleku keyreakiwa keleku👍👍👍👍👍yihbo 😘😍🙏🇪🇷🙏
Wawaw admin tanan yhabikem fetir ❤❤❤❤
Thank you deqi erey btami des tbl drama
መርሓባ ደቂ ኤረይ መቅሰናት ቀጽልዎ ማራ እየ ዝፈትወኩም ካብዚ መጺና ደሎ ተላባዒ ሕማም ክኣ ህዝብናን ሃገርናን ኣምላክ ይሓልወልና ኣሜን ኣሜን ኣሜን
Eway ezom kolau kief zelewom so nic 🇪🇷👍💪👌❤🙏🇪🇷
Nic jop ደቂ ኤራይ መኽሰባት 👍👍👍👍
Kkkkkkk mengr kebax aye we sibahlna best jobs
Ewayyyyy ezom koleu si meshakat eyum wegihu hawey bejaka ebe kulu gzie msaka asrhayom ncomiedi mara eyom zemekrwa
Dihari enbeba yelen Abeba elu kitefe delu,gidef ziwedey kkkkkk
ሓደሽቲ ስራሓት በጃኹም ስድዱልና ኣብ ገዛ ኢና ታዓጺና ንውዕል ዘለና
Ja bro 👍
😂
እዋይ ደስ ክብል ደብሩኒ ነይሩ እዛ ኮመድያ አባራብራትኒ 😍😍
Kkkkkk Azi tema koynu zawse zalo qola mare Eyu dase zablni Nefu qola Eyu Ajokum bartu🙏🙏🙏
በጃኹም ባህላዊ ጥራሕ ስርሑ ኣዚና ኢና ንናፍቆን ንፈትዎን በጃኹም ባህላዊ ስርሑ ኣምላኽ ሰላሙን በረኸቱን ይሃበና
Ezi hatsir wedi abkulu aytetewewo hayeftef eiu zebezehe
Bejakum zey kowen baaaa ala kexlow 🙏🙏🙏🙏🙏😩😩😩😩batmi xbukti film
😂😂😂 ኣይኮነን ኣድግን ቴልን ደርሁ ኾብኪብካ ኸውፍረካ'የ ::
እዋ kkkkkkkk ዕምበይ ንእሽቶለይ ትዓብየለይ ደላ ወ ጸላኢና ቲክቶክ ደር እዋይ ትኮርምየኒ ት ቆልዓ ግን ክበልሕ ወላ ተታሓሒዝና ሽርብ ክንብል ኢና ባዕልኻ ዶ ክትፍትና
ክክክክክ መንክር ዝነደቖ ከፍርሶ መንደቕ ክክክ
እውይ እስከ ጥሪት ትወፍሩ ዝነበርኩምን ደቂ ሃገረ ሰብ ጥራይ ብስም ደራሲ ላይክ ብስም ሃገረ ሰብ ኮላይ
ድሕሪ ዕንባባ የለን ኣበባ ክክክክክክክ
Teame shikor bhafesha raei zelewom kolut eyom
I loved eritrean komedia from insid Eritrea
ኣንታ እዚ ሞኽባዕቲ ቁሞቱ ደስ ክብለካ እዚ ጠዓመ ልክዕ ከም ሞኽባዕቲ ክኸውን እዩ ምስ ዓበየ
Eti Meshakeli wedi 😂😂😂
Wawww batmi bela utom qolu ka kefa alwom❤️❤️❤️❤️
ጽቡቅ ነራ ጊን ኣብቲ መወዳእታ ለካሲስኩማ
ኦ መንክር ኬድካ ብጣዕሚ ንፉዕ
Tary ealk bro or sis
wellcome deqi eri
tbuq medeb Red se
kem kulu gzye buluts srah wegihu kemzi zbele tsbuq bahlawi srah koleka sakt zeyrebh aytsrah1000like
ርእስካ አብ 12 መቂለ ሐንዳይ ክጻወተልካ የ 🤣🤣🤣😂😂😂
Zemenkum ybark deki eritrean
Meneker ze best comedeyan kkkk 😹😹😹😹
ከም ሎማዓንቲ ኣይሰሓቅኩን ሰሓቅ ቀቲልኩምኒ ቀጽልዎ ደቂ ኤረይ ምዳና እቶም ቆልዑ።
halefa berhane btaami nfuat qolau sihiqna kman abzi zngbaba zkon gza
انا.سودانى.احب.الفن.الاثيوبى
Merhab 💖👈🏽
nice job biflay i miss you rezene alem
ኣንታ ሞኽባዕቲ ሲ ለባም ጌሮም ኣዋሲኦሞ እንዳ ብልኩ ሲ ዘረባይ ከይወዳእኩ ፋሕ ኣቢልዋ ክክክክክ
Kkkkk
Mekreyu nbereley 🎉🎉🎉🎉🎉🎉
Waw btami xbuk srah bravotat kexlwo ayttfuana
ጣዓመ ኮሪዒዳ ክክክክክክክክክ ጉንዲ ዋላ መቀመጥኩላ
Ja eqar mtsihaf sheyitan elini kkkkkkkk niberley eske eqar mekisen 🇪🇷👍🏽👍🏽👍🏽👍🏽🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
Nayhmamay mexyu Ltlti 🤣🤣🤣❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
እቶ ኣቦኣ ሲ መሓስእ ድዩ ኣጥፊኡ ወላ ሰብ
End was killer action kkkkk moyte dye gele ab mewedata grim ember tehakakifom
I love Adi Ke 🇪🇷🇪🇷💒❤️❤️❤️
ኣይ ራኣኽዋን እንድየ ግን ዕባባ ትብል ኣርእስታ ካብ ኮነት ሃገርና ትዓብበልና እሾኽ ኣይጋኣኹም ቡሩኻተይ ኣብ ጸሎትኩም ዘኩሩኒ ንዓይ ንሩኹስ ሓዉኹም።
እትይ ጸሊም ሲ እዋይ ክነቅሕ ቆልዓ
የዕቢኻ ዝወደይ።
Ata zi xelim kolas sik elu des yblka like eske habuly niteame
Mwshab bezihuna xemyuna deki ERI enqae bdehan mexakum,
Ajokum kexlwo deki Erei 😀❤❤❤❤👍👍👍👍
ዋውው ጣዕመ ብጣዕሚ ንፋዕ ከራክተር፣like if you love teame
ባህሊ ሒዝኩማ ኣለኹም
ጽቡቕ ጌርኩም በርብርዋ
መንክር ጸሊአዮ ገዓሪ
እዞም ቆልዑ እበር ነፊዖም