ขนาดวิดีโอ: 1280 X 720853 X 480640 X 360
แสดงแผงควบคุมโปรแกรมเล่น
เล่นอัตโนมัติ
เล่นใหม่
💙💙💙🌿🌿🌿Eritrean Golden generation- ብርጌድ ንሓመዱ💙💙💙🌿🌿🌿
ብጣእሚ ጽቡቕ መግለጺ ስስእነልኹም ብርገድዋያን ሰብ መትኸል💙💙💙💙💙
Much respect and love for three of you! Keep going it’s all about our beloved people ! Justice for our people! Please don’t don’t listen to the distraction ❤️🙏🏾
ካብቶም ብሉጻት ተቓለስቲ ተባዓት ሰብ መትከል ካብ ምብዛሕ ምርባሕ ስለ ዝኾነ ውሑድስትን ርቡሓትን ተቓለስቲ ደቂ ሓማ ኣጀኹም ብሳላ ንቕሓትኩም ብዕጽፊ ዕጽፍጻፍ ከምትበዝሑልና ንኣምን
ዎው ጽብቅቲ መልሲ መራ ቀጽሎ ።
ሳብክራይብ ግበርሉ ንደሱ ምላዳ እቶም ደለይቲ ፍትሒ❤
ኣጆኹም ደቂ መለይ 💙💚💙ደሱ ዓይነይ ንቕድሚት
ደቂ ሓማ ጎይቶት ነብሶም💙💪
❤❤❤❤ ከም ወትሩ ጽቡቅ መደብ Desale ጅግና።
ኣየወ ክልተ ክረምትና ናይ ብሓቂ። ኣየኩም ዞምኣሕዋተይ ዉሑዳትን ሩባሓት ኢኩም፤ ብኣካትኩም ከኣ ሕቡን እየ ቀጽሉ ጥራይ
Ajona burukat yehwatey Amlak msakum ykun 🙏 💙💙💙
ሰላም ሰላም ክቡራት ኣሕዋት ኣብ ስራሕኩም ኣምላኽ ይሓግዝኩም💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙
ክቡራትን ብሱላትን ኣሕዋት ኣጆኹም ቀጽልዎ፡ ከማኹም የብዝሓልና። ከማኹም ዝመስሉ ቡዙሓት ደቂ ሓምሴን ስለዘለዉ፡ ዓድሞም ነቶም ሓሰውቲ መልሓሶም ይቆርጥሙ፡፡Thanks
ብሉጻትን ብሱላትን መናእሰይ ናይ በሓቂ ዕድመ ጥዕና ይሃብኩም ንኡሳተይ ከምዚኦም ብሉጻትን ብሱላትን መናእሰይ ኩሉ ግዜ ኣቕርብ ደሳለ ሓወይ ፋጨ 'ኳ ኣብ መድያ ጽቡቕ ገይረ ይፈልጦ የ ኣዚዩ ዋጋ ዝኸፍል ብሱል መንእሰይ ካብቶም ኣዚየ ዝሕበነሎም ዩ መራ ከኣ ሕጂ የ ዝፈልጦ ዘለኹ ኣዚዩ ብሱል ብሉጽ ከም ፋጨ ናይ በሓቂ ❤❤❤❤❤❤
ጽቡቅ መደብ፡ ታሪኻዊ ኣመሰራርታ ብርጌድ ንሓመዱ
Let's go yehwat ab hade trah nsmer thanks desu hawna 💙💙💙💙
bluxat jeganue desue deJen kemzeome busulat kemaka kulue giza amxialna God bless you guys 🙏👍❤️
ንፉዓት፡ ደስ ዘብል ትንታና፡ ኣጆኩም
Desu jegna ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
ደሱ ኣንበሳ ብጣኦሚ ኢዚሐብ ምሚጻኢካ ነዞም ኣናብስ ምቅራብካ ዓቢ ዓወት ኢዩ ኣጆኻ ጥራይ ኩሊኻ ተቃላሳይ ኣጆኻ ኢየ ኩብሎም
ደሳለ ጅግና ክብዛ ሒዝካያ ዘለኻ መገዲ ብዘይ ኣፈላላይ ኣውራጃ ይኹን ሃማኖት የማን ጸጋም ከይበልካ ንቅድሚት ኣብነት ናይኩልና ኢኻ ።ዓወት ብብርገድ ንሓመዱ❤🎉❤🎉❤🎉❤🎉❤🎉❤🎉❤🎉
❤
🌿💙💙💙🌿💙💙💙🌿💙💙💙🌿🙏🙏🙏
ኣናብር ሰብ ሓቂ ሙዑታት መንሰየት ኣጆኹም ሓቂ ዝሓዘ ትንዋሕ ትሕጸር ክትዕዎቱ ኢኹም 👍🌹🌹🌹🌹🌹❤️
Jegano sedra hake Jegano
Ezi kalsi nay hilna zelewo eyu ember nay alet aykonen
ናይ ባሓቂ ጽቢቕቲ ሪኢቶ ደሳለ ኣጀንዳ ጸላኢኻ ምሣይ ክንቃሓሉ ይግባአ።
💙💙💙
ናይ ባሓቂ ❤❤❤ ንፉዓት ቀጽልዎ❤❤❤
ኦድመን ጥዕናን ይሃብኩም ሰብ ፍትሒበርትዑ ጀጋኑ።
ጽቡቅን ንጸሩን መደብ ደሱ መራ ከምኡውን ፋጨ።
💙💙💙💙💙💙💙
ኣጆኹም የሕዋት ቐጽሉሉ እቶም እናፈለጡ ዘጽቐጡ ሕደጉዎም በለጸኛታት ኢዮም ቓልሲ ናይ ዝተረድኦም ጥራሕ ኢዩ ፣ ኣዉራጃ ሃይማኖት ኣይንታዩን እቲ ብሃገር ን ህዝቡን ዝሓሊ እምበር ብትውልዲ ድኣ ኩልና ሓማሰረኣከለ እንድኣልና ጸላእትና ግን ንስልጣኖም ምንዋሕ ድኽመታትና ንረብሐኦም ጌሮሞ 💪💪💪
Bravo Desu Anbesa wedi hizbi
🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉
💙💙💙💙💙💙💙💙💙
Thank you jeganu seb hlna deqna❤❤❤
Jeganu yahwatye❤❤❤❤
ዋውውውው ደስ ዝብል መደብ 💙💙💙💙
ኣጆኩም ደቂ ህዝቢ ወዲ ኣሻስ ክልተ ግዘ ይውቃአ ህዝቢ ሃማሰን ቅድሚ ክሉ በዚ ጸቢብ ጉጂለ ዝተበደለን ግዳይ ዝኮነ ህዝቢ አዩ፥አንተኮነ ህግደፍ ከፋፊልካ ግዛአ ብዝብል ሱሱአ ጉጂለ ህዝቢ ካርነሺም ብገዛ መረቱ ባህሪ ወሪዱ ሃሪሱ ዝነብር ህዝቢ መረቱ ገቢቱ ህዝቡን ማሉን ዝዝርፍ ኖግራም ማፊያ ዝኮነ ጉጂለ አዩ ፥
💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙👍
💙💙💙🌿🌿🌿
❤❤❤❤🎉🎉🎉
Btiami xbuk zereba ajekum Yehiwatey
አጆኹም
ናይ በሓቂ ጅጋኑ ኢኹም
❤❤❤❤❤❤❤❤❤
🦁🦁🦁👑👑👑💙💙💙✊✊✊
💙❤️💙
ይሕዋተይ ጭደድ ሕማቕ ዘይዎጾም 🩵🩵🩵🙏
✅✅✅✅✅
💙💙💙💙💙💙💙💙☘️🍀🍀🍀
❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
👍👍👍👍💙💙💙💙💙💙💙
ብዙሓት ደቂ ሃማሰን ብጸቢብ ኣተሓሳስባ ክሕሰብ ዘይነበሮ አሰያስ ወዲ ሓማሰንዩ ኣሕሊፍና ክንህቦ የቢልናን ዚብሉ ኣተሓሳስብኦም ሕማቅ ብመጀመርያ አሰያስ ሓማሰን ኣይኮነን ትግራዋይ አዩ ርጉም ትግራዋይ ሰታይ ደም ሃሳዊ ሰባት አናበኣሲ ኣብ ሲልጣን ን 55 ዓመት ዘሳቅየና ዘሎ፨ንሕሰበሉ በጃኹም ምስ ኣሕዋትና ኣከለጉዛይ ተቢዕና ንቓለስ ብዙሓት ጀጋኑ ከፊልና አና ,፡።ካርነሽም፡ደቂ ኣተሺም ሰሓርቲ አገላ ሓመስ አዞም ሕብረተሰብ አዚኦም ኣሺሓት ጀጋኑ ከፊሎም አዮም፡ንቃለስ ንቃለስ ሓንጎልና ንኽፈቶ፨ ወዲ ኣተሺም አየ።ዓወት ንሓመዲ፨
ብዙሕ ክዝረብ እዩ ክንደይ ክንስምዕ እና አይትስምዕዎም ንቅድሚት ጥራየረ አደራኩም ከምዚ የሕዋት ለባማት ዝብልዎ ዘለው ጥውም ዘረባ ክብረት ይሃብኩም ዘረባ ለባማት ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም አጆኩም ብርገት ብጾት ድማ መዋጽኦ ይሀቦም ብሰላም ይውጽኡ
selam jeganu deki erei
ብሓቂ ደስ ዝብል መደብ ቀጽሎ 💙💙🌿🤝💙🌿🤝 ካምዚኣም ዝበሉ ትብዓትን ብቅዓት ዘልወም መንእሰያት ዘድልይዎ ዛሃገር
ብትኽክል ብሱላት መናእሰይ ❤❤❤❤❤❤
አጆኹም ብአውራጃ ሑደራ ከይንፋላለ ኤርትራውያን ኣብ ፍትሒ ደኣ ንቃለስ ምሉእ ኤርትራ ሐደ ኢና ዋላ ብወለዶ ዋላ ብይማኖት ኩልና ሐቢርና አሕዋት ኢና።
❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉
ኩቡራትን ለባማትን ተቓለስትን ኣሕዋተይ ብጣዕሚ ኣኻኻቢ ዘተ ክትዛተዩ ጸኒሕኩም የቐንየልና
ንፍዓት ኣናብስ ኣጆኹም
Danke 🩵🩵🩵💙💙💙🤙🤙🤙👍👍
Aye HGDEF an mongona atukum kolel tenuluna alokum. ATA nab higdefkum zeytkedu beewankum gizena tebakunulna zelokum.
Ajokum anabes seb metkel 💙💙
💯💯💯👍👍👍👍💯💯💯💯
desu good job
Well done Desu great job and we are proud guys 💙💙❤️❤️
Kuborlna 💙
🙏🙏👍👍👍💙🌿💙🌿💙🌿💙🌿
Ajokum Alena ab gonkum!!!
So amazing guys I really really like it your respect keep up we will win soon
💙💙💙💙💙💙💙💯✅
Desu nice medeb thanks
ኣናብስ ኢኹም ንዓኹም ሪኦም ዘይቃለሱ ሰባት ኣይኮኑን ምስመን ክነብሩላ ኢዮም ታዓዲ አንድዒ ንስኹም ግን ተባዓትን ምሩጻትን ኢኹም።
Ajokum jeganu kinwet ena
Btami bluxat yehwat 🥰💙💙
💙 blue revolution 💙bitami xbuk
ስቡሕ መሬት ፍሸ ምራራ ፍልፍል ሰሎምና። ተመንጢሉ ሕዝቢ ሓማሴን ዘይ ኢዱ ረኪቡ።
❤❤❤
ጝዋሳ ኣብ ዓዜን ትግራዋይእዩ
Bitami des zebil medeb Gays so continue
Asey zem ahwatey ajekum ajekum
💙💙💙💙🌿💙🌿💚💚🌿💙🕊️🌿💚💙
💙💙💙💙💙💙
Jegna ❤️❤️❤️
👑👑👑💙💙💙
Keep it up bro
አናብስ አጆኩም ጀጋኑ
💙💙💙💙🙏🙏🙏
ብጣዕሚ ብሉጻት መናእሰይ ለባማት ኣምጺእካ ደሳለ ወደይ ኣምላኽ ይባርኽካ ቀጽሎ በርትዕ ። ዝገርምካ ወሎዶ ሐረግ እዩ እዚ ወዲ ደፈረ በሊሕ መንእሰይ መበቆሉ ካብ ሓዋጹ ትባሃል ዓዲ እዩ ብምልእታ እታ ደፈረ ትባሃል ዓዲ ንወለዱ ሕተት በሎ ዓበይቲ እንተ ሃልዮም ይፈልጡ እዮም እንዳ ቁዱስ ሚኪኤል ሓዋጹ ከባቢ ዓድቐይሕ ብዕራይ ሒዞም ዝመጹሉ ግዜ ነሩ እዩ ክልተ ሰለስተ ሰብ ኣይኮንኩን ዝብለካ ዘለኹ ደፈረ ብምልእታ እየ ዝነግረካ ዘለኹ ። ኤርትራዊሲ ካበይ ክመጽእ ንጽበዮኸ ይመስለካ የግዳስ ልቦና ይሐትት ከይንማሃር ከይንፈልጥ ክንፈልጥ ኣይደለዩ ሓሳዳትን ፈላለይትን ስርዓታት እናተባራረዩ ኣዳኺሞሙና
የሕዝን ኢዩ ስደት ከም ጸጋ ተቀቢሎሞ. ኩሉ መንእሰይ ክትስእ ይግባእ.
Deqi rimey
Desu keep going 💙💪💙
ንፉዓት ኣሕዋት፡ መሬትናን ርስትናን ብሽፍታ መፍረ ሓሽሽን መጉሓፊ ኣሲድን ኮይኑ ዘሎ ምምላስ እዩ ዕላማና፡፡
Well done
Wow seb helna.ajokum
desale gasa akolguzay
Nahatey rieto shabya wen kmza tblwa zelekum ybel neyru dhri naxnet naxnet mes mexe ka abey nerkum elomna hji mesl demkrasi nkulu hbreteseb zeyternefe nerkbelu mbal eta nay Eseyas tdgem ala kb hji nkulu Eritrea ztrnf kkwn alewo nrkbelu gega amex eyu
ሞኒካ ተእሲራ ከኣ መጺእ ኣላ።

ብሓቂ ደስ ዝብል መደብ ቀጽሎ 💙💙🌿🤝💙🌿🤝
ካምዚኣም ዝበሉ ትብዓትን ብቅዓት ዘልወም መንእሰያት ዘድልይዎ ዛሃገር