እንቋዕ ጥራይ ካብ ወያነን ኣመሪካን ወጺኡ ከምኡ ክብል ጀመረ'ምበር ሕጂስ ይኣክል ከእክሎ'ዩ ባዕሉ። All Eritreans everywhere are saying 'Enough is Enough' for their famous dictator Isaiyas Afewerki.
4 sebat ena bhansab nkimet ab hade geza . Ane wedi asmara eye ati kaliay wedi segeneyti eti salsay wedi barentu eti rabiay kea wedi adi quala . Gna kulna neaka knrie kelena sheytan kemzreana eyu zsmeana esseyas gunuf slezi eritra mulue eyu tekawamika wedza didit tenbenay mealtka tray texebe kem nay kezafi ktgutet eka ab godena
@@berekettewelde6062 , i have had also an idea but u know , many people ignored it so i would like to hear it from u How can i reach you ? Facebook ? Whatsapp ?
Haqi elka zereba Letu ayewifir ayetu. Well said brother. Please forget our difference be united as one ERITREA. Then the life of this dictator won't last long.
ኣነ ወዲ ጸሎት ኢየ ፡ ኣቦይን ኣደይን ተገደልቲ ኢዮም ። ኣደይ ርእሳ ህርምቲ ስለ ዝኾነት ሄደንጅሪ ወይም ፍርቂ ሰውነታ ፓራላይጽ ኢያ ። ኣነ ኢሰያስ ርጉም ደቂ ሓደ ግደፍ ደቂ ጸሎት ውን ፎእ ዝበልናካ ጓሓፍ ህዝቢ ኢኻ ። ኢሰያስ መሪር ሱር ንህዝብና ኢዩ ። ኢሰያስ ጠንቂ ኩሉ ዕንወትን ብርሰትን ሃገርና ኢኻ ።
ብሩኽ ሓወይ God bless you .ኤሰያስ dtactr ኣንታይ ነቱ ኣይፍለጥን አዮ ወዲ xlot yblwo gn ኣይኮነን
ወዲ ቴንቤን አዩ aregagxu ክትፈልጡ
@essayas michael Yes kubur hawey👍🏽😘 Kndey dew ab thtey Meret zelo Bsenkey Isaias 😢
Buruk hawey ni Mamm amlak mhret yewrdela ajona qeribna ena
Xelot aykonen hawey mekabr abahague kbexh gonder keydu nieru
Wetru ab goni deleyti fthi tblu like gberu
በዛ ዝሰንደያ ቃል ከይንታለል ንጠንቀቕ፡ እቶም ዝበሎም ከባቢ ፍሉጣት እካ እንተኾኑ እቶም ዝተባሃሉ ከባቢ ውን ምጥንቃቕ ምስትውዓል የድሊ ብዝበሎ ተነሃሂርካ ንሕና እወ ንሕና ኢልካ ስምዕታዊ ዘይምኻን
Blu rieto @100%
ኩሉ ህዝቢ ኤርትራ ፎእ ኢልዎ ኣሎ እዚ ድቃላ ዝብሎ ዘሎ ግን ካብ 70ታት ኣትሒዙ ፈላሊካ ግዛእ ስርሑ እዪ ' መንካዕ ' የሚን ' ጉ 15 ' ስርሒት ፎርቶ ' ወዘተ ኩሉ ብተንኮል ተጻዊትሊም እዪ ሕጂ ከም ኣቦታትና ንታለል መሲልዎ ኣሎ እዚ ድቃላ
Naybihaqi Rayowo Tirah Ezi Simi Sikone Sebay Simu Kisedid Kelo ab Hizbina.
Kfelalyenan eyu hasabu ezi guhaf sebay
At entay zmntslo tesaenu
Anta meas eka ab edna ktatu
You got the point and great explanation. Keep it up 👍.
ኣጆኩም ኣሕዋት ቀሪቡ እዩ ክፈርስ ሃለውለዉን ሓሶቱን ተንኮሉን ኣኪሉ እዩ ተቃወምቱ ፍሉጣት እዮም ደቂ ኤረይ እዮም ደገፍቱ ኮላይ ፍሉጣት ሰብ ረብሓ Ethiopians
ብሓቂ ጽቡቅን ጽፉን ትንታነኻ ከድንቀካን ከይመስገነካን እፈቱ ዛኪ ሓወይ ደስ ዝብል መገልጺ ኣጀኻ ንቅዲምት
ሕጂ ከኣ ካልኣይ 28 ዓመት ኣብኡን ኣብ ወዱን ኢሉ ክደግም ደልዩ 'ወ ደቂ ሓደ ከባቢ 'ዮም ተቓወምተይ ይብል ኣሎ። ሕጂስ ጉድጓዱ ተዃዒታ'ያ። Game over. Noone is going to be hgdef's victim again.
እንቋዕ ጥራይ ካብ ወያነን ኣመሪካን ወጺኡ ከምኡ ክብል ጀመረ'ምበር ሕጂስ ይኣክል ከእክሎ'ዩ ባዕሉ። All Eritreans everywhere are saying 'Enough is Enough' for their famous dictator Isaiyas Afewerki.
ኣየ ኢሰያስ ኤርትራዊ ከም ቀደም ዞሎ እዩ መሲሉዎ እዚ ዶንቆሮ ኣድጊ በረካ ዝኮነ ስብ ዘይሓፍር ዱሙ ገረማርያም ሹሙ ዱዩ ዝብሃል እዚ ካኣ ከይሓፈረ ደቂ ሓደ ከባቢ እዩም ይብል ውድዛ ህግደፍ።
ዶ ክክክክክክ ከም ቀደም ይመስለክን ውሕጂ ይወሲደክን በለለይ ዛኪ ሓወይ ኤርትራ ብ ኤርትራኣ እንበር ሙስሌሙ ክርስትያኑ ኩሉ ፎእእ እ እ ኢሉካ እዩ
ንሕና ንሓድነትና ሸጥ መዓንጣና ደቂ ኤረ ብውሽጠ ውሽጢ ምኻን ኣቢዎም ዓው ኢሎም ክዛረቡ ጀሚሮም ነንሕድና ከናቁተና ደልዩ እዚ ሕሱር ደንቆሮ እሰያስ
xelot kea "weym" kblu jemrom? lol tgrgna afedhatka rgum tgraway!
Filmon yemane bhaqi ied neid tetehahzna shet meanta deqi Eri Eri egzabhar amlak Eritrean huzban ybark amen
Ajena eritrawiyan bwishti wishiti nnqah atban nkun bala bala niete tray politics game u zkone seb zgdeselna yelbon baelna tray ena knlwet nkiel atehasasbana nqeyr
Nxelaena xelaena eka aynbelo bwishti wishiti cancer nkunom entezeykonna sqayna zwsik ember znki aynrekbn ena
ሕልሚ ኢሰያስ ነንሕድሕድና እናተባላዕና ዕድመ ስልጣኑ ምንዋሕ ኢዩ። ፈላሊኻ ግዛእ ዝብልኹም ከምዚ ኢዩ።
Bhaqi nezi tenkolu alashe endabelka nqdmit aregit shtara games over iseyas tenban kidea ngonder or ntenban
ጽቡቅ ገሊጽካዮ አለካ ዛኪ ናትና ጅግና!!
እወ ደቂ ሓደ ዓዲ ኤርትራውያን ኢና ተቃወምትኻ:ዓድካ ኪደልና በሎ ዛኪ
Bhaqi ewa deqi hadea adi jeganu deqi Eri yom shewit lemlem
shegey habuni hizkani hawey
@@filmonfili6149 ኣብ ኣድጊ ሰቒልና ናብ ትግራይ ከንሰዶ ኾ ተራእየኒ ፉንፉን ዝኾነ መራሒ ኣብ ዓለም
Nay bhaqi adniqeka shgey habuni
Deqi mntay adi dea kqawemwo delyu ezi resah sebay
@@bobmarly8484 ይገርመካ እዩ መስኪን ህዝቢ ረኺቡ ሰላም ዝደሊ ምስ ኣሕዋቱ ደም ምፍሳስ ዘይደሊ ህዝቢ ቺዋ ህዝቢ ኤርትራ ተበዲሉ ኣታልልና መስ ኣሕዋትና ተሓዊሱ መጸኡ መደናገሪ ሩፍያኖ ዝኾነ ሰብ
Mesilwo bkomu zteanakef ember meberati u zaki 👍👍👍👍👍👍👍
እዎ ተቃወምቲ ኩሎም ኤርትራውያን እዮም ደገፍትኻ ከኣ ኩሎም ተጋሩ እዮም።
Heray aytito bel abzi enda tegaru.
Wellcam መስትያት ቤትና .አዚ በላዕ ሰብ ዝገብሮ ጠፊዎ ኣሎ ህዝቢ ኩሉ ተቃዋማይ አዩ ትም አሉ አዩ ዝዓፈር ዘሎ .ኣጆኻ ወዲ ኤሬ ኤርትራ ናይ ኤርትራውያን አያ
ኣየ ጸጋም እዚ ደንበ እኮ መትሓዚ እንዳተሳኣኖ ቃላት እንዳመዝመዝካ እከለ ከምዚ እሉ እንዳበልካ እሞ እቲ ቃል ካኣ መርዛም ቃል ንሰብ መቓቕሉ ማእዘኑ ደሲሕት ማዓስከ ኢሰያስ ተቓወምተይ ደቂ ሓደ ከባቢ እሉ፡ብሓጺሩ ክብሎ ዝደሎኹ ወይ ክቃወሞ ወይ ክድግፎ ዘይኮንኩስ ከምዝኦም ዝመሰሉ መርዛማት ቃላት ንሕብረትና ጎዳእቲ ስለዝኾኑ የ፡
4 sebat ena bhansab nkimet ab hade geza . Ane wedi asmara eye ati kaliay wedi segeneyti eti salsay wedi barentu eti rabiay kea wedi adi quala . Gna kulna neaka knrie kelena sheytan kemzreana eyu zsmeana esseyas gunuf slezi eritra mulue eyu tekawamika wedza didit tenbenay mealtka tray texebe kem nay kezafi ktgutet eka ab godena
ብጣዕሚ ዝገርም እዩ ኣንታ ብሓቂ ድዩ ንሰውራ ኤርትራ መሪሑ መጺዩ
ዛኪ ብጣዕሚ አየ ዘመስግነካ ብዝኮነ ስርዓት ህግደፍ ተቃወምትና ደቂ ሓደ ከባቢ ዶ ቦሉ እወ ደቂ ሓደ ሃገር ኤርትራ ኢና
እዚ ሃገራዊ ኣጎልጉሎት ዘይከነ ሃገራዊ ባርነትዩ በሓቂ ንእስነትካን ኣታሓሳስባኻ ትመንጠለሉ ኢዩ
zeki. dictators.use divide and rule.
Kkkkk እዚኣስ ነቶም ኣድገበቕሊ ናቱያ ትምልከት እምበር 99% ህዝቢ ፎእ ኢልዎዩ ንዚ ዓማጺ ጉጅለ ።
@@Agheb123 ዛይድ የውሃንስ ከልቢ መኸለብ እዛ ተሓቢእኩም ቦሮቕሮቕ ብሕብእኩም ክትጠፍኡ ኢኹም ።
ንስኽን እተና ንምርኢት ዘቕረበን ሓንቲቡምባ ቶኲሰን ዝዕክሳ ካብአን ዘይትሕሺ ዓካስ ኢኺ
@@birhanetekleab8471 ንበዓል ንስኻ ሓሳብ ኣልቦ መጋበርያ ጊሩ ከብቲ 85 ላይክ ንስኻ ሓደከብቲ ስለዝኾንካ ኣይርደኣካንዩ ብዕራይ ዓዲገዳ
@@birhanetekleab8471 ኣበይ ኢልካዮ ኣድጊ ። ክንደይሰብ ኣብናተይ ርኢቶ ክንደይሰብ ርዒሙ ረኣዮ ኣታ ዜሮ
@@birhanetekleab8471 ዓጋመ ካብቲ መዓኮሩ ትልሕስዎ ኢሰያስን ማንክን ክሻን ንዓኻን ዝያዳ ትምልከት ።
ንስኻግን ናይመን ኣገልጋሊ ሙዃንካ ዘይምፍላጥካ ትውንኖ ሓንጎል 0% እዩ
@@birhanetekleab8471 kkkkkkkk እንታይ ኣፍሊጡካ እንታይ ጌረ ንስኻን እቶም ኣን ስልጣን ዘለው ተጋሩ ገዲፍካ ንዓይ ዓጋመ ትብል ወድዛጨምላቕ
ዘረባ ለቱ ኣየውፍር ኣየእቱ: ትክክል ንናይ ኢሰይስ ዘረባ ትበቅዕ ምስላ
መደብ ናይ መስትያት ቤትና ተኸታተልቲ ዝኾንኩም ሙቁራት ደቂ ኤረ
ሰፕስክራይብ ግበሩኒ
ስራሕተይ ኣብ ቀረባ እዋን ክዝርግሕ ምእንታን
ንዞባ ደቡብ ምኳኑ ፍሉጥ ኢዪ።ኮይኑ ግን መላእ ህዝቢ ኤርትራ ኢዪ ዝቃዎሞ ዘሎ።ጴንጠን ጀሆቫን ክጠፍኡ ኣለዎም ንሃገር ዝሕምሱ ኢዮም ኢሉ ጎስጊሱ ህዝቢ ብገርሁ ኣብ ኣሕዋቱ ሴፍ ኣልዒሉ።ጅሆቫ ጠፊኦም፡ጴንጠ ከኣ ይቕተሉን ይሳቐዩን ኣለው።ሃገር ናይ ሓባር እምነት ናይ ውልቂ ኢዪ።ሕጂ ግን ኩሉ ምስ ፈለጦ ሓደ ከባቢ ኢዮም ዝቃወሙ ክብል ጀሚሩ።ኣነ ጴንጠ ኢየ ሞት ኢሳያስ ክርኢ ከኣ ይምነ ምስ ዓሌቱ ምሉእ ዓሌትና ምሉእ ከም ዘጽነተና።ድቓላ።
እበይ'ሞ !! እቶም ደቂ ሓደ ከባቢ እኹል ዓቅምን ምውህሃድን ፈጢርና ከም ጠበቅ ኣብ መሬት እንተነዕልቦ እቶም ደቂ ሓደ ከባብን እቶም ካለኦትን ሰላም ምረኸብና ብሰላም ካኣ ምነበርና ።
ዛኪ ሓውና የቀኔልና ነዚ ኣርመን በረካ ምቅላዕካ ኣጆካ ምሳካ ኣለና
Thanks iseyas tenban enqi meskerka jugna Eritreawi huzbi mkanu meskerka tfeltom eka keman mhurat minti Eritrea axmomn demomn zkefelu hujiwn Eritrea aytshyet aytsheref zbelu tebat mkanom ika tebeser zeleka huzbi Eritrea felituka selezelo bnatka zereba zdenager Eritreawi yelen emo yeqenalna nezi hagerawiyan yom bmbalka qdem nnaxnet hujiwn nharnt tenban ntenbanka Eritrea nEritreawiyan egzabhar amlak Eritrean huzban ybark amen amen amen
ዛኪ ጅግና
Willkommen zeki jigina 💜💙✅🇪🇷🇪🇷🇪🇷✌️✌️✌️✌️🇪🇷🇪🇷
Hey Zaki
How can I contact u, I got an idea 💡
How can i get that idea ?
Tell me also
Thanks any way
Nice to meet u tell me about u
@@berekettewelde6062 , i have had also an idea but u know , many people ignored it so i would like to hear it from u
How can i reach you ? Facebook ? Whatsapp ?
Aziyu Zifito Zereba miss miklul abenabira Tigrina!! Semiekayo Zeytsikem Melekiti Zack!!
እዚ ደምበ ተቃውሞ ደኣ ከይተረድኦ እንድዩ ብሉጽ መሳርሒ ዲክታቶር ኮይኑ ከመይ በሉ ህግደፍ ሓንቲ ኣርእስቲ ይሰርሕ ደምበ ተቃውሞ ከኣ ህግደፍ ከምዚ ገበረ ከምዚ በለ ኢሉ ንልዕሊ ሰሙን ይዛረበላ ህግደፍ ከኣ ናይ ሰሙን ስርሑ ይሰርሕ እታ ኣርእስቲ መረቃ ትውድእ ህግደፍ ከኣ ሓንቲ ይስንድው ደምበ ተቃውሞ ከኣ ተቀቢሉ ንሰሙን ይከራከረላ ብተዘዋዋሪ መንገዲ ዘይወግዓዊት ኤሪ ቲቪ ኮይኑ ኣነ ብደምበ ተቃውሞ ተስፋ ክቆርጽ ቀሪበ ምክንያቱ ቀዋሚ ዕላማ ናይ ባዕሉ ስትራተጂ የብሉን፡ ህግደፍ ኣርእስቲ እንተተዘይሂቡ ስራሕ የለን፡ ሕጂ ዘካርያስ ሓንቲ ካብተን ህግደፍ ንክንዘናጋዓለን ዝሃበና ኣርእስቲ ኢዩ ኣምጺኡ ዘሎ፡ ደምበ ተቃውሞ ሓድሽ ውዳበ የድልዮ ኣሎ።
ናይ ብሓቂ
ትኽክል ሓወይ ናተይ፡ ብዘይ ማይ ትወርድ ዘረባ !
Asmera Natey ኣይተጋገ ምኽንያቱ ሰባት ነዚ ናይ እሰያስ ዘረባ ብካልእ ክርደዎ ይክእሉ ዮ ማለት ጽሊኢ ገለ ስለዚ ናይ ዛኪ ትምርቲ ጽብቅቲ ያ ንመንእሰይ ምንቅቃሕ
እታ ከባቢ ኣይተገድስን ያ፡ምእማኑ ዩ ዘገድስ ፡ተቓዋማይ ከም ዘለዎ እንተፈሊጡ ፡እቲ ስራት ምውዳቑ ዩ ዘርእየካ እሞ ፡ተበራበር ወዲ ሃገር
bravo zaki amlak xegau yebzhalka ftwn nhagerey behaln , metkel hlwiena bezi dem setyu zeyxegb aselet ayhlekn eu ajona deki erey nsmer ,nhber , hade lbi nkun, zereba letu ayewxie ayetu tkkiel.
Herzlich willkommen Bruder 😍😍😍😍
Zaki enka natna konka ❤💪 amlaki fikrin selamin yewridela n werkawit hagerna 🇪🇷
Eretrawi lomi nekihulu u eseyas hzibi kibetatn kab kedem ziserhelu mela airig teghifu u
ንፉዕ የቐኒየልና ዘካሪያስ
You are welcom zaki hawey,wedi Erey
እዚ ስርዓት ከምዝመስለኒ ዝብሎን ዝገብሮን ኣብ ግምት ከይ ኣእተና ነቲ ነቂልናሉ ዘለና ምእላይ ህግደፍ ምንቅስቃስ ይኣክል ብግብራዊ ስራሓት ኣሰኒና ኣብ ዘሕሞ ክንሃርሞ ጥራይ ኢዩ ዘለና። ደጊም ኢሰያስ ክብሎን ክገብሮን ዝጸንሐ ንኩልና ብሩህ ስለዝኮነ ብሕጂ ውን ንዝዛረቦ ኣብ ግምት ክ ኣቱ የብሉን ምክንያቱ ንጽበዮ ጽቡቅ ዘረባ ወይ ለውጢ ስለዘይህሉ፡ የግዳስ ንምእላዩ ኣበርቲዕና ንስራሕ ምስ ገባቲ ደጊም ዘመላልስ ኣይሃልወና በቲ ዝርድኦ ቓንቓ ግን ገለ ምግባር ከድልየና ኢዩ፡ ደንጉና ኣለና ከማን በሃላይ ኢየ፡ ዛኪ ንፉዕን ተባዕን እንዲካ ብምስጢር እካ ክተሓዝ ዘለዎ ነገራት እንተኮነ ብግብሪ ስሪሒታት ኣብ ምግባር ምስ ዝንቀሳቀሱ ጉጅለ እንተሃልዮም ገለ ሓበሬታ ሃበና፡ ኣብ መናድቅ ኣስመራ የ ኣክል ዝብሉ ቃላት ይጸሓፍ እካ ተሃለዉ ካብኡ ብ ዝሓየለ መልክዕ ኣድማዒ ዝኮነ ፍጻሜ ዝግበረሉ ክፍጠር ኣለዎ፡ ብንዋትን ብ ገንዘብን ሓገዛት ንምግባር ውን ክጎሳጎስ ኣለዎ፡ ህዝብና ንእሽተይ መስርሕ ለውጢ እንተረኪቡ መትሓዚ የብሉን፡ ምጅማር ኢዩ ዝድለ ዘሎምበር ምውዳእሲ ቲ ህዝቢ ኣለዎ፡ ካብ ታሪክና ከምዝፍለጥ ህዝቢ ኤርትራ ብምጉስጋስ በይኑ ክትስእ ዝክእል ኣይኮነን ግብራዊ ጎነጻዊ ስርሕት ምስ ዝርኢ ግን ክበራበር ሙካኑ ዘጠራጥር ኣይኮነን፡ ከምዝመስለኒ መንእሰይ ይሃድም እምበር ክሳብ ሕጂ ወስ ዝበለ ዘሎ ኣይመስለንን፡ ኣብታ ንፈልጣ ሃገርና ንህግደፍ ዘሰምብድ ስርሒት ምግባር ንኤርይራዊ ዝብርትዖ ኮይኑ ኣይስመዓንን፡ ይ ኣክል በይኑ ኣካሊ ኣይኮነን።
እቶም ማእከላይ ዓለት ነዞም ደለይቲ ፍትሒ ተጋሩ ክብሉ ለካ ንሱ ዝመሃሮም ኢዩ ወይ ዓለም ተገላበጥ እዩ ጊዚኡ
Aber Amlak ykrebeleelna hi dma 3 y Groupon metsena
ጅግና ዝወደይ ከመቦታቱ ጋንዲ ናይ ህዝቢ ኤርትራ ኢኻ ቀጽሎ አምላኽ ይሐግዝካ
ዛኪ ኣምበሳ : ብርዕኻ ትሰስን
Haqi elka zereba Letu ayewifir ayetu. Well said brother. Please forget our difference be united as one ERITREA. Then the life of this dictator won't last long.
🙌ሰላም ዛኪ ሰላም ኤርትራውያን 🙌
ኤርትራውያን ፡እይና፡ክብሎ፡ይደልይ።
ግዜካ፡ተጸበይ!
እንቃዕ ብሰላም መጻኻ ዛኪ ሓውና
ሃገራዊ ባርነት 100%
ሽፍትነት ኢሰያስ ቀሪባ ኢያ፡ ኢሰያስ ናብታ ባእሉ ዝሰርሃ ዐራዒሮ ዝቅፈደላ ግዜ እንዳ ቀረበ ኢዩ።
Deki Eritrea ajona gulbab zeyblu kenetrfo ena nezi lokmgna Dictator !!!
Yes it's correct
Mestyat betna eta mealti awet endia denguyatna😍🇪🇷😘👍🇪🇷🇪🇷
texebeyya ayettehaweki
Yes you Are International men true
I born Ethiopia I am an Eritrean from Adinefas I spent 6 years national service like modern slavery.i hate this dictator. Never forget
አሳያስ የቐኔልና ጅግንነትና ኣፍሊጥካና ይኹን ድኣ እምበር ምሉእ ሕዝቢ አርትራ
ብዘይ ኣፋላላይ ዓጥቕና ተንስእና ኣሎና
100% true 👍👌✌
Dankeschön zaki bro kexlo
ዛኪ ኩቡር ሰብ ሰላምን ጥዕናን ይምነየልካ ኣየ ኢሰያስ በላዕ ሰብ በቃ ዘለካዮ ዕድመስ ምቆረብካ እንበር ንስካዶ ሎሚ ሰብ ምበላዓካ
Zereba lotu aywufur ayutu kkk zaki bro thanks.
ja genau 💪💪💪💪
ዘረባ አየ ወፍር አየ እትው እዛ ምሰላ ደስ ትብለካ
iseyas gunuff dea me ke fetawi aloka zferhuka ember zdgfuka sebat yeblkaan
Aoka zaki ab gonka alena
#LIKE #LIKE #LIKE habuley n zaki wedi hzbi
Zeki hawey thanks
ኣግህደ ኣቢሉ ከለጉዛይ አዮም ጸላአተይ ምባል ምሓሾ
Thank you brother
ንሱ ብዓል ዕላማ ክሳብ ዝኾነ ኝሓደ ከባቢ ፈሊኻ ምዉቃዕ 'ዩ ከም ሜላ ክጥቀመሉ ። እንትርፎ እቶም ብረብሓ ዝሰድዑ ኮራኩር ህግደፍ ካልእ ነዚ ጸለመ እዚ ዘይፈልጥ ክኣ የሎን
Link sdedo
Knsemo
Zaki we love you so much😍😍😍
go for it 👏👏
ሸጣራ ኢሰያስ ኣብቁ አዩ ከም ቀደም የምስልኩን ዉሑጅ የውስደክን ዓሻ ኤርትራዊ የለን
ምስቶም ተቓወምቱ ኣለና ኦንቋዕ ኣግሃድካዮ ሎሚ ከም ዓሚ ኣይኮነን ። ካብ ዝኾነ ከባቢ ይምጻኦ ንዓኻ ጥራሕ ይመክት ኦምበር ሙሉኦ ደገፍ ክንህቦን ክንቃልስ ኢና።
God bless to zaki i am hopping the leader of Eritrea።
Welcome zaki bro
Very good messages keep it up brother.
ድርባይ ኢስያስ ዐሉ ስለ ዝነበርካ ሸለልል ተባሂልካ ነርካ እምበር ኢትዮጵያዊ ምዃንኳስ ተረጋጊጹ ነሩ ሕጂግን ኤርትራውያን ፍርድኻ ክህብ ተቐሪቡዩ።
ደይ ባዕሎማ ደኪ ኣኮሎጉዛይ ንሕና ኢና ዝበዛሕና ትቃወምቲ ኢሎም ፡ኢዚ ኣረጊት ከምኣ ደጊሙ።
Thanks zeke
zaki good job
Ezi rgum sebay tkawemtey deki hade kebabi yom mis bele wela ka ruy tkone keynfalale gin sgat neru bzuh comment mis anbebku gin kulu hzbi kem znkhe tgnzeb ajokum deki erey kem kedmna hadnetna asniena shgratna nbedih zaki abi seb thanks
50 ታንኪ ንሀገር ይካላኸላ ይኸእላ ዶ ክክክክክክክ እዚ ኹሉ ገንዘብ ኣበይ ጌርዎ
@HWNET MEDIA ተመሃር
@HWNET MEDIA I learnt finshe about poltical why you asked bro?.
ሻዕቢያ ዐቁሙ ኢዩ ዘሪኢካ ካብ ዚኣ ንላዕሊ ዐቅሚ የቡሉን
ናይ ብሓቂ ዘረባ ለቱ ኣየውፍር ኣየእቱ ክክክክክ
Well came zaki bro
ኣንቱም ይሕዋተይ ሕጀስ ንሕና ኢና ሕማቅ ዘለና እሱ ዳኣ እንታይ ዘይበለ ዶስ ሓዲሲኩም እዩ ብዝሞቱ ክቡሩታ ይሕዋትና ኣሓትና ክስሕቅ ዘይሓፍረስ ነዚዘረባ ክዛረብ ክሓፍረ ደሊኩም መንግሰተ ሰማይ የዋርሶም ነቶም ክብራት ይሕዋትና, ክቡሩት ይሕዋተይ እዚ ሰብ እዚ ቅደም እዩ ሓሚሙ ሰብ ሲኢኑ እንበር እዚ ኣድጊ ጀርዲን እዚ ቫይረስ ጋዉና ቅረኒ ኣፍሪቃ
ፍሉት ዩ ዚ ደአ አከለ ጉዛይ ማቱ ዩ ሀሀሀሀሀሀሀ ሀድነት ግበሩ
Bravo zaki nayzi zehameme seb gin ayngedeslu nehna terah nesemamai
Wecome zeki, ከጸሎ !!
ከዊልካ ሓድነት ዝባሃል ይገርመኒ ኢዩ ኣከለ ምባል ፈሪሑ ስእ እቶም ወሰን ዘለው ኢዮም ይብል ስድራና ምሳና ምኻኖም ይሕበን ከም ኤርትራዊ ዜጋ ወዲ ኣከለ ምኻነይ ይሕበን
Eseyas Boel sre
@@selammehari1041 sq belli stupid genbar riesi kubo.
ቡሩራዊ ባርነት
Zeki welcome ma bra!you are the man!
BAwraja bhaymanot Felalyu edmiu mulue absiltan xenihu eyu. Natu bilhin natna dikmetn sinfinan Dinqurinan eyu.
Welcome back Zaki my love brother you are right¥ √
Eritrea is for eritreans
ንኣከለ ምኻኑ እዩ.
ዛኪ ሓላል ሰብ ከማኻ የብሓዬ ኣንታ ጅግና ህግደፍ ኣብ ከቢድ ራዕዲ ዩ ዘሎ ኣጆካ ቀጽሎ ዝሓወይ ንሕና ከኣ ኣለና ኣብ ጎንካ
እቶም ኣብ ሳዋ ምርኢት ዝቐርቡ ዘለው ድምጾም ስሚዕካ ትሕቲ ዕድመ ምኳኖም ፍሉጥ"ዩ ። ኢሳያስ ኣፈወርቂ ደቂ ሓደ ከባቢ ኢሉ ብምዝራቡ ጽቡቅ እዩ ። እንተዋሓደ እቶም ደቂ ሓደ ከባቢ ዝበሎም ውድቂቲ ሃገር ንኽትከውን ተሳትፎ ከምዘይብሎም" ዝሕብር ዩ።
zaki wedi hzbi -👍👌👍👌💋👄💋👄☕🍰🇬🇧🇪🇷
አህ ህህ ህህ ከምዚ ዶ በለ
ነቲ ህዝቢ ዘላደየ ምኽኒት ከም ሉሙድ
ከም ቁርሲ ዝቖርሶ ከም ምሳሕ ዝምሰሖ
ከም ድራር ዝድረሮ
ንህዝቢ ንመአማን ዝገብሮ
ቀንዲ ምህዞታት ናይዚ ዘመን ምኻኖም ክንሽቶም የብልናን
አሞ ከምዚ ካብ በለ
ደቂ ሓደ ከባቢ ኢሉ ህዝቢ ከዳሕልለ
ንበሎ ዶ ንሕና ኢና ሰራየ ኣከለ
ሓማሴን ዓንሰባ ሰንሒት ዘንቆልቆለ
ጋሽን ባርካን ብስፍሓቱ ዝልለ
ደቡብ ደንከል ሰሜናዊ ቀይሕ ባሕሪ
ኣነ ኤ ዶ ክብሎ ካብታ ዉሽጢ ምድሪ
ወዲ መሬት አምበር ደቂ ቶም ሰብ ሕድሪ
ደለይቲ ፍትሒ እና ሕቡራት ከም ሕብሪ
ንህዝቢ ኤርትራ ዝጠቅሞ ዝነበረ ግን ምርኢት አፅዋር ዘይኮነስ ምርኢት ኢንዳስትሪን ፋብሪካታትን እዩ ነይሩ።
ዛኪ ወዲ ህዝቢ
በሊሕ መንእሰይ
ኣጆካ ዛኪ ወዲ ሰገነይቲ ጻዕዳ
ናይ መን ዳኣ ክትወስድ
ናይ ኣቦታትካ
ባዕል መን ድዮም ኣቦታትካ ባዕል ወዲ ፉላንሳኣ
ኣብራሃም ተወልደ ወዘተ ኣጆካ ጥራይ
Nega Nega Isaias Ezia Eyu Delu Zelo. Wihatiyo Entebelkiwas Tefto Diyu Dibahal ways Felituka Hizbi Kitbitin Elika Echa Nay Evil Isaisa Telakay
Meftot Isaias Aytigber
Yes
thanks zaki.hawey 💖💖💖
Wake up to distroy this dictator